ዕላል ምስ ቲቲ:- ''ብዘቕረብክዎ መደብ ንህዝበይ ይቕሬታ !'' (2ይ ክፋል) (ብሰ/ወ. ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ย. 2021

ความคิดเห็น • 283

  • @user-st2vr1tw6h
    @user-st2vr1tw6h 2 ปีที่แล้ว +27

    ላአኪ ልቀየረ አምላክ ላአይም ልቦናይ ይክፈተለይ አምላክ🙏🙏🙏ኦ አምላክ ናብ ንሳሃ አብቀዐኒ

    • @user-st2vr1tw6h
      @user-st2vr1tw6h 2 ปีที่แล้ว

      @Filey honey ❤❤❤❤🙏

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኺ ዝሓብተይ ንመን ኢሉዎ የማርያም ሊጅ ከብጽሓኪ ዩ ጎይታ ምሳኺ ይኹን

  • @user-il3lj2yb7x
    @user-il3lj2yb7x 2 ปีที่แล้ว +7

    እዚ ዘረባስ ናይ በሓቂ ኣብ ልብኻ ይኣቱ።ኣቱም ሰባት ከማይ ሓጥእ የለን እሞ በጃኹምምምምምም ንመለስ ፎእ ንበሎ እዚ ክፋእ ሓጥያት።ካሳሁን መምህርናን ኣቦናን ክብሪ ይሃብካ።

  • @user-hc9hr8hk4f
    @user-hc9hr8hk4f 2 ปีที่แล้ว +23

    እንዃዓ ብሰላም መጻካ መምህረይ 🙏
    ቲቲየይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣጆኪ ቀጽልሉ 🙏❤

  • @genet6293
    @genet6293 2 ปีที่แล้ว +80

    ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ምምላሳ ግን እቲ ቪድዮ ከ ኣውጺኣቶ ድያ ናይ ግድን ክተውጸኦ ኣለዋ

    • @nfreefqr9657
      @nfreefqr9657 2 ปีที่แล้ว +3

      አወ. ኣውጺኣቶ . ደምስሳቶ. ኢያ. ካልኦት. ግአን. ሼር. ኢሎሞ. ጸኒሖም. አንበር. ደምስሳቶ. ኢያ. አቲ. ሸ ር ድተባሕለውን. በቲ. ይቕረታ. ናታ አምላከ ቁዱሳን. ኣቦታትና. ክድምስሶ. እዩ. ኣብታ. ሓንቲ. ቪድዮ. ኣላትኪ. ከምኡ. ዕላ. ምስ. ሓተትኩዋ. መልሳትለይ. Ala ራያ. አዛ. Haftey

    • @titihailu058
      @titihailu058 2 ปีที่แล้ว +11

      Genetey haftey selamki ybzah kulu awxieyo eiye qdmi 3 werhi gn buzuhat sebat share eilom alewu slezi eiyu zmexelum zelo pls 💔😢🙈💕🙏⛪

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว +2

      @@titihailu058 ካብ ይቅረታ ዝዓቢ የለን ቲቲ ሓፍተይ

    • @genet6293
      @genet6293 2 ปีที่แล้ว +2

      @@titihailu058 ኣሰይይ ምቅርተይ ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስመረለኪ ቲቲ ሓፍትና ኣይዘኪ

    • @23short
      @23short 2 ปีที่แล้ว

      @@nfreefqr9657 ኗነነነነነነነነነነለነነነነለሀነኗኗኗነነነነነሚነቲ

  • @user-tx4ex6nj5g
    @user-tx4ex6nj5g 2 ปีที่แล้ว +66

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ፀኒሐ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም😍

    • @Jamalalam-fm9ni
      @Jamalalam-fm9ni 2 ปีที่แล้ว +1

      እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም

    • @user-bi4hk9iz1d
      @user-bi4hk9iz1d 2 ปีที่แล้ว +2

      እወ ኣሎና ብሃንቀዉታ ክንፅበ ፀንሕና
      ናይ ባሓቅ መምህሪና የቀንየልና እግዝኣብሄሪ
      ዓስቡኹም ይኽፈልኹም ቲቲ ሓፍተይ
      እግዝኣብሄሪ ይመስገን በእዉነት,,,,በእዉነት
      ብጣዕም እዩ ደስ ዝብል,,, እግዝኣብሄሪ
      ኣብ እምነትኽ የፅንዕኽ ,,, 🕯🕯🕯

    • @konjoasmert9167
      @konjoasmert9167 2 ปีที่แล้ว

      Titi heswit 👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹

    • @user-bi4hk9iz1d
      @user-bi4hk9iz1d 2 ปีที่แล้ว

      ያኣክን ሓሳዊት ሓሳዊ ምባል ኣትን ሰባት ሰብ ኣብ ሓጥያት ነይሩ ክምለስ ከሎ ምናኣስ
      ገጋ መንገድ ክኸይ ከሎ ምናኣስ ብስሩ እንታይ እና ንኸዉ ዘለና አረ በጃኽን በጃና
      ስለዝ ክትማሃሪ እንተ ደልኽን ትማሃራ እንተ ዘይትማሃራ ኾይንኽን ግን ኣይትረብሻና 😔

    • @user-bi4hk9iz1d
      @user-bi4hk9iz1d 2 ปีที่แล้ว

      ያኣክል

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 2 ปีที่แล้ว +6

    ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ከማን ካብ ልቢ ይቅሬታ በቲ ትገብርዮ ነበርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፀልአክን ዝፃረፈክን ነይረ እተን ዝተረፋ እውን ከማኪ ኩሉ ተረዲእወን ናብ ልበን ክምለሳ ተስፋ ንገብር

  • @tube9434
    @tube9434 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብርቲ ሓፍትና
    ኣብቲ ንስኪ ዝነበርክዮ ተሕልፍዮ ትምህርቲ ከም መምህር ኮይንኪ
    ከምዚ ትምለሲ ከለኪ ነቲ ዝከታተለኪ ዝነበረ ኣብ ሕማቅ ከም ዝነበረ ፈሊጡ ብፍጥነት ናብ መንገዲ
    እግዚኣብሄር ንክቅየር ዓምዲ ኮይንክዮ ኣለኪ።
    ማለት ሓደ መናፍቀን ካብ ክምለስ ሓደ ፖስተር ክምለስ ዝበለፀ ዓብዪ ነገር እዩ ።
    ም(ቱ ብዙሕ ሰብ ክምልስ ስለዝክእል እዩ ።
    እና ብስም እግዚኣብሄር ነመስግነኪ ዝሓፍተይ
    ንመምህርና ቃለ ህይወት የስምዐና ንበሩልና

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 2 ปีที่แล้ว +26

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ሰባኺ መምህር ወንጌል ካሳሁን ኣምላክ ቅዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኽካ ፡
    ቲቲ ሓፍትና ድማ ብዙሕ ተባረኺ።
    ኣብ መንፈሳውነት። ክትዓቢ ብውልቃ ዋላ ሓግዛ መድሃኔኣለም ድማ፡ ከም ናይ ሃዋርያት
    ሓይልን ክእለትን ይሃብካ፡
    ኣጆኻ በርትዕ።

    • @titihailu058
      @titihailu058 2 ปีที่แล้ว +5

      Ezi kulu Sala xolotkum eiyu sle zeyesegogkumni ms gegay haqifkum aminumni kab gegay haxibkum axrikumni hji dma msgana ngoyta msgana Nede GOYTA nbetekristiya msgana xadqan hawryat msgana nhzbey weledey yehwatey 💕💕💕💕🙏🙏🙏⛪⛪⛪

    • @yordamenghis2340
      @yordamenghis2340 2 ปีที่แล้ว +2

      @@titihailu058
      Nay behaki egziabhier zetmesgene yekun. Abey nerka zeykones abey alika iyu. Betami des zebel iyu. Kab gegaki kemzi ilki menesahki ne kaliot wen abnet iki behaki. Etom kaliot ahwat dema behlufa aytefredewa . Eti kab gegeu zerem nesu eti zehayele seb mekanu neflet nenebsena dema nefetesh. Eske ane kie nexuh deye ilna nezeker.

  • @gebrihiwetgebremeskel9568
    @gebrihiwetgebremeskel9568 2 ปีที่แล้ว +12

    ጽቡቅ ናይ በሓቂ እግዚአብሔር በዓኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንኩልና ሰናይ ዘበን ይፍጠረልና ስደትና ይሕጽረልና ብሰሪ ስደት ብሰሪ ሓጥያትና እዩ እዚ ኹሉ 🙏👈

  • @user-mw5ui6kd7h
    @user-mw5ui6kd7h 2 ปีที่แล้ว

    Amen Kale Hiwet Yesmealna

  • @birktibekure6413
    @birktibekure6413 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna abona 🙏💒

  • @user-zf6ye1gy2j
    @user-zf6ye1gy2j 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል አምላክ ናይ ይቅሬታ ልቢ ይሃበና ሓፍትና እንቃዕ ሓጎሰኪ ካብ ጸጋም ናብ መገዲ የማን ብምባልኪ አምላኽ ሓርዩኪ ሓደራኽ እዛ መንገዲ ሓዚያ ከይተላግሲ መምህር ድማ አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ስድራ እግዚኣቢሄር
    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪❤️

  • @Meksen.wedi22
    @Meksen.wedi22 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ልቦና ዘለኪ ለባምን መስተወዓሊትን ኢኺ ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ።ካሳሁን ሓዉና ኣብ ጸሎትካ ዘክረና።ኣሜን።

  • @selamtesfay3895
    @selamtesfay3895 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hewit yesmalna

  • @johni7071
    @johni7071 2 ปีที่แล้ว +1

    ንፍዕቲ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ

  • @kahasehailuabofqri4140
    @kahasehailuabofqri4140 2 ปีที่แล้ว +5

    ካሳሁን ሓዉና ናይ በሓቂ ኩሉ ግዜ ዝነኣድን ብሉጹን ዝኾነ መደብ ኢኻ ተቕርበልና እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ፡ ቲቲ ሓብትና ድማ እንቃዕ ናብዚ ሰናይ መንገዲ ኣበለኪ ፈጣሪ ንስኺ እዉን በሓቂ በላሕን መስተዉዓሊ ልብን ከኣ ስለ ዝሃበኪ ኣምላኽ ኢኺ ካብ ጸጋም ናብ የማን ተመሊስኪ ዘለኺ እሞ፡ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን የሃብኪ ጎይታ

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 2 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak yimesgen, ni kuluna ayne libonana yikfetelna, Amen.

  • @user-ze3dt1ud9m
    @user-ze3dt1ud9m 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አሜን አሜን አሜን

  • @user-kf1wx4jk7l
    @user-kf1wx4jk7l 2 ปีที่แล้ว

    እሜን አሜን አሜን ጥበብ ይዓድለና ኽቡሩት ሓፍተይ

  • @user-vk2vz8iy6j
    @user-vk2vz8iy6j 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ፅጉኡ የብዘሐልኩሙ እግዝአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ደስ ዝብል

  • @user-hd2ff1gn9s
    @user-hd2ff1gn9s 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @habeshaeri25
    @habeshaeri25 2 ปีที่แล้ว

    ብሃቂ ቃል ሂወት የስማልና መምህር

  • @user-zg4sx8ve1y
    @user-zg4sx8ve1y 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
    ልሓፍትና ለ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @fyoriesak259
    @fyoriesak259 2 ปีที่แล้ว

    Nay behaki kale hiwet yesmalna Titi haftey egzabiher Amlak lbi ldya zkefete lbna ykfetelna Amen Amen Amen 🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf 7 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmaeluna

  • @user-ff8ow4tq1p
    @user-ff8ow4tq1p 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሕኩም ብሓቂ ጌጋካ አሚና ብልብና ናብ ንእግዚአብሔር ክንምለስ እግዚኣብሔር ይርደእና

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ቃል ሕይወት የስመዓልና ኢዛ ጋል ብጣዕም ንፍዕት

  • @yowhanameharena2374
    @yowhanameharena2374 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የበዝሓልኩም

  • @user-vg6lo8nn2y
    @user-vg6lo8nn2y 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ
    ክብርቲ ሓፍትና ድማ ቡዙሕ ተማሂርና ኣለና ካብ ጌጋካ ምእራም ፅቡቅ እዩ

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ከሙኡ ዉን ቲቲ ሓፍትና የቀንየልና ክቡራተይ

  • @user-to8jm9bt6n
    @user-to8jm9bt6n 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ዝብል አዩ

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m ปีที่แล้ว

    አሜን{፫} እግዚአብሔር መስተዋዕሊ ልቦና ይዓድለና 🕊🙏

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf 7 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy enkae amlak meleseku habtey natey hawina kal huwet yesmaeluna

  • @thth7542
    @thth7542 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ ቲቲየይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማዕዳን ምክርን እዩ ማማየ ከሙኡ ውን መምህረይ 🤲

  • @optimist9813
    @optimist9813 2 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna kasahun hawna and titi haftna egziabher amlak xegakum y3bzehayom

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እንካዕ ሰላም መፃኩም ኩውር መምህርና

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ሰናይ ነገር ኣምላክ ንኩልና ናብ የማን ይምርሓና ፈጣሪ

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ካሳሁን መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ

  • @zemedateka1919
    @zemedateka1919 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሰናይ በረከት የብዘሐልኩም

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2c 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይቅረ ልብል ልቢይዓድለና

  • @user-jw2gy9bl3t
    @user-jw2gy9bl3t 2 ปีที่แล้ว

    ናዓኪ ዝመለሰ ኣምላክ ላኣሕናለ ይመልሰና ልባናና የብረሀልና አሜን

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ድስ ዝበል ክብርተይ ጎብዚ መመህረይ ቃል ህይወት የሰመዐልና::✝️

  • @amanuelteklu6884
    @amanuelteklu6884 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓኻ ክብር kesahun ሐወይ ኣምላኽ ጸግኡ ybzahalka ber ktbel thagos hafna titi ka amlak tsegu yebzhalki klu ktmhryo atdelyi bmenfesawi tmherti antekena ka temeraxi ayu amlak nkluna hzbi alem admen tanann yhabena kbrti namlaknenn mehaneinann eyesus krstos 🙏❤🙏❤🙏❤

  • @Lewhat6456
    @Lewhat6456 2 ปีที่แล้ว +1

    Memhrey amlak ybarka sle eti kulu senay gbrka betaemi eye bzuh kabaka temahire
    Edmen tenan yhabka fetari

  • @user-mh5iv2rj2g
    @user-mh5iv2rj2g 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏♥️መሰተዉዓል ልባና ይዒዲለና እግዚአብሔር አምላክ 💔🙏ዝሓፍተይ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 10 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️

  • @tg6336
    @tg6336 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብዳሓን መጸኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹኹ✝️✝️✝️✅

  • @misganagebreyesus7438
    @misganagebreyesus7438 2 ปีที่แล้ว

    Welcome back kassahun hawey nay bhaki des zebl tmrti egzabiher xegu yebzhalna amen amen 🙏

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g 2 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ

  • @yorsaliemyosief9943
    @yorsaliemyosief9943 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi lebam zeraba yu, tsbuq melekiti eiki ahlifki eza haftey shkor. Egziabhier tsegueu yebzhalki 🙏😍

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @avensereke4938
    @avensereke4938 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ወሰናይ ነዓኻ ይኹን ሰ/ወ ካሳሁን ወንድሜ ኣምላኽ ይባርኽካ ፡
    ብምቅጻል ን ቲቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ክብሪ እዚ ዘብጸሓኪ ። ኣጆኺ ብዙሕ ሰናይ ይምነየልኪ ሓውኺ

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @elyastekleab5906
    @elyastekleab5906 2 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ሓፋተይ እንቃዕ ናብ ልብኪ ተመለስኪ መምህርና ከኣ ጸጉ የብዝሓልኩም ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽናዓና የሕዋተይ 🙏 ናይ ፍቅሪ ኣምላክ እዩ ዘለና እሞ ተመስገን 💒💒💒💒💒🙏🙏💒💒❤❤❤❤🙏🥰🥰

  • @mekonenbeyin7972
    @mekonenbeyin7972 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቲቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና የብርሃና ነቶም ዝተረፍና

  • @gsas4971
    @gsas4971 11 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ይቅር ለእግዚአብሔር ይመስገን👏👏👏🙏🙏🙏

  • @user-ix2zw6zc4p
    @user-ix2zw6zc4p 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ጓል ዓበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🙏

  • @user-dl5jy6xu9v
    @user-dl5jy6xu9v 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ክብርተይ ናትኪ ልቢ ከም ዝኸፈተልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንዓይ ሓጥያተኛ እዉን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልበይ ይክፈተለይ😭🤲

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዓ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ኣገልግሎት ዘበኖም ይባርክ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏
    ክብርቲ ሓፍትና ውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ መንገዱ ስለ ዝመረሐኪ ዝተመስገነ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩላትና ኣምላክ ናብ ንስሃ ሞት የብቀዐና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️👏👏👏

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ሓፍትና ቲቲ ብጣዕም እና እንፈትወኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኪ የኔ ማርርርር 💚💚💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 2 ปีที่แล้ว +2

    ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ልብና የለስልሶ ዓይንና የብርሀልና አምላኬ እግዚኦ ምሐረና አቦየ ተባረኹ ጽቡቅ ጽኒሒት ኔርና 🙏😇

  • @letish3773
    @letish3773 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ንፍዕቲ ዛሓፍተይ ያ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ እግዚአብሔር ልቦናና ይክፈተልና ጥበቡ ያዓድለና

  • @Solomonchannel18
    @Solomonchannel18 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝቢል ዝሓፍተይ ጌጋኪ ተረዲኪ እቅረታ ምሕታትኪ እተን ዘተኪየን ደምስየን ዝሓፍተይ። ተተካኢሉ ውን ኣታውሀን ንጽጉማት ሃቢ
    እቅረታ ግን ደፊረ ከይከውን

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓብተይ ማዓረይ ከምዚ ናትኪ ይቅረ ትብል ልሳን ይዓድለና ፈጣሪ ኣሜን። እሞ ዝሓብተይ ፈጣሪ ናብ ቃል- ኪዳንኪ ይመልዝኪ ዝያዳይ ኣሜን

  • @yonasfkadu8666
    @yonasfkadu8666 2 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ቃለ ሂወት የስመኣና

  • @user-bg6sc8lo2u
    @user-bg6sc8lo2u 2 ปีที่แล้ว

    እሜን እሜን እሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 2 ปีที่แล้ว

    Well said!

  • @user-ox5kj7qr6e
    @user-ox5kj7qr6e 2 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ ክብርን ምስጋናን ልሉዑል ፈጣሪና ይኩን 👏👏👏ካብኡ ከኣ ነመምህረይ ሓፍትና ቲቲ ከኣ ናብየማን ዝመለሳ ፈጣሪ የመስገን ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ እግዛኣብሔር ሙሉእ የርእየና ኣሜን👏👏👏

  • @ruthshimey6717
    @ruthshimey6717 2 ปีที่แล้ว

    ጥዕምቲ ቃል። ጽቡቅ መደብ።

  • @tesfalemtsegay1222
    @tesfalemtsegay1222 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ንይቕረታ ኣይግበረልኪ

  • @elsayosief6885
    @elsayosief6885 2 ปีที่แล้ว

    Btami des zbl zena tebareku

  • @merhawigirmay8255
    @merhawigirmay8255 2 ปีที่แล้ว

    Hnika bselam me mexakia kubur hawey .

  • @user-ol9ei9ce5w
    @user-ol9ei9ce5w 2 ปีที่แล้ว

    ኣዛራርባኪ ባጣዕሚ ካድር ኣንበሳ ሽሻይኪ ይብዛሕ

  • @dawitsium6909
    @dawitsium6909 2 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልኪ

  • @yosiefhailemelekot9442
    @yosiefhailemelekot9442 2 ปีที่แล้ว

    መምህር ካሳሁን ሓውና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ተባዕ ሓቀኛ ዘይጸዓት ጓሳ።

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜንንን ሓፍቲና፡ኣብዛ ምድሪ ኩሉ ይወዲቕ እዩ፣ናብ ክርሥቶስ ዘይምምላስ እዩ እዩ ውድቐት፣ወዲቕካ ዘይምትንሳእ እዩ እዩ ውዲቐት ዝባሃል።እንቋዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ልብኺ ከፈተልኪ፣ንዓና ውን ካብዚ ዘለናዮ ውድቐት ልብና ከፊቱ ይምለሰና ፈጣሪና።

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ክብርት ሓፍተና እግዚአብሄር አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ በተላይ ክብር መምህርና❤❤❤❤❤

  • @heliberihelu6744
    @heliberihelu6744 2 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarkki🙏🏼 memhr kea edmen tinan yhabka 🙏🏼

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f 2 ปีที่แล้ว

    Btami des zbel eu Egziabher ybarkum memhrey 🙏

  • @mikiteklom80
    @mikiteklom80 ปีที่แล้ว

    Amen qal hiwet yesmealna egzabiher entay yisano betame deszbele enko beselam nab lbeki temelski netom tedefina zelena lebna dema kezabiher yianti lidya lbi ladya zekefete tekfetelna xegeu yebezhe

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ንሓፈትና ከኣ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ እግዚኣብሄር ይሃግዝኪ ። ግን ይቅረታ ድኣ እንበር እቲ ዝዘሪጋ ሕክዩ ቢድዩ ተትድምስስዩ ኣቀድምኪ ጽብቅ እዩ 🙏

  • @hiwetgebreyesus9809
    @hiwetgebreyesus9809 2 ปีที่แล้ว

    ብመጀመርያ እቲልዑል እግዝአብሄር አምላኽ ዝተመስገነ ይኹን ነዚ አዝዩ ደስ ዘብል ቁዱስ ነገር ክንሰምዕ ዝፈቀደ። ቀጺለ መምህር ካሳሁን ሐወይ እግዝአብሄር ዘመነ አገልግሎትካ ይባረኽ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዝአብሄር ጸጋኻ መመሊሱ የብዝሐዮ ንዓና ክሕሸና ኩሉዃ እንተዘይ ፈጸምናስ ገለ ካብቲ ህልም ዝበለ ጥፍአት ንክንድሕን ትቃለስ አለኻ ዕድመን ጥዕናን በረኸት እግዝአብሄርን ምሳኻ ይኹን።
    ቀጺለ ናብ ቲቲ ሐፍተይ ክምለስ እቲ ኩሉ ዝከአሎ ሰናይ ነገር ጌሩልና እዩ እሞ ሐቢርና ነመስግኖ። ከምዚከማኺ ዝመሰላ/ሉ ብሉጻት ሰባት የብዝሐልና እግዝአብሄር ። ጌጋኺ INNOCENT MISTAKE እዩ ኔሩ በዚ ዝሰማዕኩኺ ለባምን ወረጃን ስለ ዝኮንኪ ከአ ማዕዳን ነቀፌታንሐበሬታን ናይህዝብኺ ተቀቢልኪ እግዝአብሄር ሐይሊ ሂቡኪ ብጣዕሚ ደስ አቢልክኒ እግዝአብሔር በረኸቱ የብዝሐልኪ ።
    አነ እዃ እታ ነይ ቀደም ቲቲ አይፈልጣን እየ ብጣዕሚ ከአ ይሕጎስ ብዘይ ምፍላጣ። ዕድመ ንፍኖተ አቦው ሕጂ አብ ጽቡቅ ተላሊና አለና።

  • @mestlalfessahaye1169
    @mestlalfessahaye1169 2 ปีที่แล้ว

    ይቅረ ይኩንኪ ዝሐፍተይ ,ይቅረ ንክትብሉ ጽሐይ አይእረብኩም, ንአኪ ድማ አምላክ ይባርኪ ,ንኩልና ዝተረፉ ጌዘይና ናይ እቅረይታ ጌዜ ያሃበና ፈጣሪ

  • @AaAa-hs2ft
    @AaAa-hs2ft 2 ปีที่แล้ว

    ኩቡረ መምህርና አንኮዓ ብሰላም መፃኡኩም

  • @mossilove1601
    @mossilove1601 2 ปีที่แล้ว

    Wawww bitami des zbil titi haftna yikre ykunki yekenilna xubuq zereba

  • @selamawitzerisenay8881
    @selamawitzerisenay8881 2 ปีที่แล้ว +1

    Mekeret haftey ezi nayedetatna akedadna kea abti resi xbkti mukanki melisu axebikuki kexlyo ezi bahlna eko mewedadrti yeblun slezeyntkemelu ena ember❤️❤️

  • @user-xg1hc9jm9k
    @user-xg1hc9jm9k 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ካሣሁን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኻ ስለቲ እትህበና ትምህርቲ ከኣ ዕጉብ እየ።
    ከምኡ ውን ሓፍትና ወዲቅካ ምትንሳእ ከም ዝግባእ ብፍላይ ነቶም ኣብ ምስ ሜዳን ንወጽእ ኣብነት ብምዃን ዝመሃርክና ብልቢ ከመስግነኪ ይፈቱ። welldone keep it up doing like that I'm so glad.
    እታ ጥሲ ከኣ ማለት ጥበበኛ ሰለሙን ጥበብ ክወሃቦ ከም ዝለመነ ኣብ 1ይነገስ 3:9-12 [፫፣፱-፲፪] ዘሎ ንረክቦ ደጊምኪ ሕዝያ ኢኺ።

  • @selamyoutube8334
    @selamyoutube8334 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome memhr ❤🙏🙏🙏

  • @biniamhaile1301
    @biniamhaile1301 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኹቡራት ይሕዋት
    ሓፍትና ዝበልክዮ ጽቡቅ አዩ ኻብ ጌጋኪ ምምላስኪ ደስ ዝብል አዩ ሕጂ ብገለ ደቀንትዮ ዝስማዕ ዘሎ ኣጸያፊ ዘረባ ኣሎ ኣብ ከምዚ ዝነጥፋ ናብ ንቡር ክምለሳ ብውሽቲ መስመር አንዳ ረከብኪ ክትሕግዝየን ተስፍ ይገብር ብዝተረፈ መጻአኺ ሰሰናዩ ይምነየልኪ አምላኽ ምስ ኩሉና ይኹን መምህር ኸኣ ብትገብሮ ኹሉ ህዝብና ናብ ንቡር ንምምላስ ጻዕሪ ኽብረት የሃበልና

  • @tigistiberhanemeskel9495
    @tigistiberhanemeskel9495 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi des zebl kab kulu brdit mmlasa Egziabher Amlak ekae Ayni lbonaki kefetelki nay bhaki Mulue ygberelki edmen tenan ygberelki

  • @asmerettesfay5651
    @asmerettesfay5651 2 ปีที่แล้ว

    Wawwww grattis god hjäper oss

  • @tesfitmihreteab3550
    @tesfitmihreteab3550 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ደስ፡ዝብል፡አዩ ለባም፡ሰበይቲስ ናብ፡መንግስቲ ሰማይ ተአቱ

  • @zekaryasshishay8288
    @zekaryasshishay8288 2 ปีที่แล้ว

    ኣሚን እግዝኣቢሂር ንኩልና ካልሂወት የስምኣልና ኣምላክ ንኩልና ይክረይበለልና ትበቡ ምስትውኣል ይኣድለን።

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ፅቡቅ ደሰ ዝብል መደብ እዩ መምህረይ so ነሰተውዕል ደቂ አንሰትዬ የሕዋተይ ብፍላይ አብ ሰደት ዘለና ትሕት ንበል ነዴታትና ንምሰል

  • @geromogerhi8387
    @geromogerhi8387 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣቅሽቲ ከስተምህሩ ከለዉ ገለ ይዓስለኒ ይዓጽዎም ።
    ካሳሁን ከስተምህር ከሎ ግን ብጽሞና ኢየ ዝከታተሎ ካብ ምንታይ ኮን ይከውን ከምዚ ከማይ ከ ትህሉዉ ዶ ከ

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 2 ปีที่แล้ว +1

      Btami u des zbl kes elu blbona kab smeit wexyu sle dzareb kulu seb u dfetwo

  • @shishayasmelash8606
    @shishayasmelash8606 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ደስ ዘብል

  • @gtgrowtogether8096
    @gtgrowtogether8096 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi des zebl eyu divora haftna enkua bselam temeleski. Ajoki kexlyo egziabhier amlak nkulna ykre ybelena. Memhr kasahun hawna ke kabzi nlaeli ktayi egziabhier amlak nay agelgulot edmieka ybalrkelka🙏🙏🙏✝️