HDMONA - ክህሉ'ዩ ግዜ ብ ነህምያ ዘርኣይ Khlu'Yu Gzie by Nihemya Zeray - New Eritrean Music 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • HDMONA - ክህሉ'ዩ ግዜ ብ ነህምያ ዘራይ Khlu'Yu Gzie by Nihemya Zeray - New Eritrean Music 2020 [Official Video]
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam : / hdmonanebarit
    Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    Twitter / hdmonanebarit
    Website hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2020. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #eritreamusic #EritreaComedy #eritreamovie

ความคิดเห็น • 1K

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 ปีที่แล้ว +699

    ኣድነቅቲ ንህምያ ዘርኣይ ኣለኩም ዶ
    🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
    🌻🌺ርሑስ ኣውድኣመት🌺🌻
    🌻🌻 ኣመንቲ ክርስትያን 🌻🌻
    ይግበረልኩም/ና።
    🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @du_huchichawi
    @du_huchichawi 4 ปีที่แล้ว +438

    ከይሰማዕኩዋ የ ኮመንት ዝጽሕፍ ዘለኩ ንኒህምያ ስለዝፈትዋ፡ ላይክ ርገጹ ከይንቀያየም

    • @iloveyoumama8067
      @iloveyoumama8067 4 ปีที่แล้ว +3

      ወላ ኣነ

    • @pistapista136
      @pistapista136 4 ปีที่แล้ว +6

      ላይክ ከ ጌርካ ዶ ሞ kkkkk

    • @du_huchichawi
      @du_huchichawi 4 ปีที่แล้ว +1

      @@pistapista136 ክገርመካ ቅድሚ ላይክ ምግባረይ'የ ኮሜ ወቂጠ

    • @meleylovemom591
      @meleylovemom591 4 ปีที่แล้ว +1

      me to❤🤣

    • @user-xp2wo9mu9b
      @user-xp2wo9mu9b 4 ปีที่แล้ว

      እንታይ እዩ ሞ ሕጂ

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +484

    ናይ ሪሃና ደገፍቲ ኣብዚኣ ተመዝገቡ ኣብ ሂወትኩም ክኣ ዘይርኣኹምዎ ሽሻይ ይፍጠረልኩም ወፊርኩም እተዉ ገጽ ትፈትዉዎም ስድራኹም የርእኹም።

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +5

      Men rihana eya ke mechm hhhh

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +3

      @@user-pn7sj1hp6w ሪሃና ናይ ኣፍሪቃ ከም ተሰመየት ኣይፈለጥካን ዲካ

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ዕባይ ሃገረሰብ men semywa dea wedey kk

    • @user-xp2wo9mu9b
      @user-xp2wo9mu9b 4 ปีที่แล้ว +1

      ሪሂና ክመስላ ዝደልያ ኩለን ደረፍቲ ኤርትራዉያን እየን ግን ብሕማቅ ኣይትራኣይዎ ሶሪ

    • @user-fy7eh7zi6i
      @user-fy7eh7zi6i 4 ปีที่แล้ว +1

      ABBA adikulu Miriam kemey daakk

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z 3 ปีที่แล้ว +87

    ናሃምያ ሽኮር ጋል ኤሪ ጻዕዳ
    ኣነስ ድምጽኪ ክፈትየ ብኩሉ ነገርኪ ድስዩ ዝብለኒ ኣጆኪ ቀጽልዮ ናሃምያ ዓይነይ

  • @begooddogood8334
    @begooddogood8334 4 ปีที่แล้ว +243

    ከም ምልማን ገይሩ ዘሸቁረኒ የለን ሎሚ ግን ንኹሉ ተጻዊረ ብስም ነህምያ like ከይረገጽም ከይትሓልፉ::
    ርሑስ በዓል በስቀል ሓላላት ደቂ ኤረ::

    • @________soll7365
      @________soll7365 4 ปีที่แล้ว +2

      anbesaw bkemzi u zijmer mlman
      like gerelkaaleku

    • @user-sj4qm8fx8s
      @user-sj4qm8fx8s 4 ปีที่แล้ว +2

      Ktkeilo ka mlman 🤣

    • @bccb8150
      @bccb8150 4 ปีที่แล้ว +1

      Nfiet lemanit

    • @pistapista136
      @pistapista136 3 ปีที่แล้ว +1

      ዋላ ንዓይ ከሰክፈኒ ማዓት 'ዩ ኣብ ጽፍረይ እየ ክኣቱ ዝደሊ ግን ሰብስክራይብ ንልምን ኣለና ግበር እስከ ንስኻ ክዓ እንታይ ትጽበ ኣለኻ

    • @pistapista136
      @pistapista136 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-sj4qm8fx8s ይገርመካ ዩ ኮ ልምሉም ለማናይ ከም ሳዕሪ ማይ ተመናይ kkkkkk

  • @user-ff9dz3sh8c
    @user-ff9dz3sh8c 4 ปีที่แล้ว +130

    15 ሰባት ምስታ ደርፊ ወሪደም ርሑስ ኣውደኣመት ን ህዝበ ክርስትና ኣይቀነናን ከኣ ሕጂ ሰብ ቲክ ቶክ

  • @user-yl3lc1nw4h
    @user-yl3lc1nw4h 4 ปีที่แล้ว +58

    ኣብዚ ሎሚ ግዜ ኣብ ሱዳን ዘለና ስከ ካብዚ ዘሎ ናይ ባሕሪ ዘሎ ኣስጋኢ ኣምላኽ ይቐንጥጠልና ግዜ ሎ ክንበጽሖ ኢና እቲ ጽብጻሕ ዓቕሊ ጥራሕ

    • @kisanettikabo1716
      @kisanettikabo1716 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen(3) kubur hawey fetari. Rediatu ysdedela baelu yezhlo.

  • @solomonmebrahtom1313
    @solomonmebrahtom1313 4 ปีที่แล้ว +63

    ዋው ኣብ ኤርትራ ዘሎ ባድላ ናይ ኣዋልድ 👌ድዛይነራት ዓድና ኤድኩም ይሰለም good job 👏👏🌹🌹

    • @nuurgabayre4170
      @nuurgabayre4170 3 ปีที่แล้ว +5

      Men emo ygzealom kula ab dege zela nab ethio enagoyetet

    • @hbhbhbhb9676
      @hbhbhbhb9676 2 ปีที่แล้ว

      ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺❤️❤️

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +56

    ናይ ሕማመይ ጋል መጻ መጸለልተይ ገለ ገለ ኣለኪ ንስኪ'ስ ነኒህሚያ ትፈትው ጥራይ Like👍🏿ሃብኒ
    ዮናስ ካብ ሑመራ ትግራይ! Love u nihemya❤
    👇🏿

  • @user-ee8xl4rj2j
    @user-ee8xl4rj2j 4 ปีที่แล้ว +38

    I LOVE YOU ኒህምያ ናይ ሕማመይ
    ከመዚ ከማይ ካብ ልቡ ዝፈትዋ እስከ like ገይሩ ይሕለፍ

  • @iloveyoumami5099
    @iloveyoumami5099 4 ปีที่แล้ว +23

    ርሑስ ኣውድኣመት ኣመንቲ ክርስትና🙏🙏🙏🍇🍇🍇 🌻🌻🌻💐🌻🌻💐🌻🌺selamkum yebzhayo Deqi Ereyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KhanKhan-tl2xp
    @KhanKhan-tl2xp 3 ปีที่แล้ว +1

    ንህምያ ሽኮር ናትኪ ሙዚቃ ዘይሰማዕኩ እንተዉዒለ የሐመኒ እስኪ ንናህምያ ዘድንቅ አሎዶ ይከዉን አብስደት ዘለኩምካዓ ስደትና የሕፅሮ ርሑስ ሓድሽ ዓመት 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @mjasmarino1256
    @mjasmarino1256 4 ปีที่แล้ว +20

    ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ደቂ Eri ሓፍትኩም ካብ ካርቱም አየ... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @thankyou1442
    @thankyou1442 4 ปีที่แล้ว +41

    ደርፍኺ ከም ቀደሙ የለን ኣከዳድና ግን ዋው ናይ ሎሚ ዋላ ነብስኺ ውን ጎዲልኪ ጽቡቅ መጺኺ ቅርጽኺ !!

  • @thanksgod5311
    @thanksgod5311 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣንታ እዛ ኔህምያ ዓርከይስ ደላይት ፍትሒ ኢያ መስለኒ ኩሉ ደርፋ ንሓደ ዉልቀሰብ ዝሃርም ኢዩ ብዝኾነ ናህምያ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ nic music mkrti ftret

  • @heriwedi5857
    @heriwedi5857 4 ปีที่แล้ว +33

    ጓል ዘርኣይ ዓርከይ ብሉጽ ስራሕ ምስ ስሑል ጎሮሮ ደገፍቲ ነህምያ ኣለና 'ዶ ስከ ብላይክ ገስምኑ ንፈለማ ግዜ እየ ኮመንት ዝጽሕፍ ዘለኹ ብሓፈሻ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣብ ዘለኽሞ ዕድመን ጥዕናን ይምንየለኩም ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ርሑስ ብዓል ቁዱስ ዮውሃንስ♥

    • @adonayadonay988
      @adonayadonay988 3 ปีที่แล้ว +1

      😀😍👍💞👍

    • @adonayadonay988
      @adonayadonay988 3 ปีที่แล้ว +1

      Adonay

    • @adonayadonay988
      @adonayadonay988 3 ปีที่แล้ว +1

      💞💕💌💟❣️💋💋👍💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🎵🎙️👛💍🎒💍💄👠💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄💄🎒💄💄💄💄💄💄💄💄💄👛👛👛👛👛👛👛👛👛👛👛👛👛👛👛👘👛👘👗

    • @felordataklberhan6151
      @felordataklberhan6151 3 ปีที่แล้ว

      💞💝

  • @UmBlackPoii
    @UmBlackPoii 4 ปีที่แล้ว +37

    ዋውውው ገለዓይነት ተጸሊለልኪ
    ዜማ 100
    ግጥሚ 100
    ጎሮሮ 150
    ሰክሽያ 150
    ኣጆካ ወዲ ዘርይ ዓርከይ

  • @pistapista136
    @pistapista136 4 ปีที่แล้ว +42

    የብለይን ዝብሎ ንቕንዕናይ ሒዘ
    ሓቀይ ትፈልጠሉ ክህሉ'ዩ ግዜ ። ማራ ፈቲየያ እዛ ቃል .

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 4 ปีที่แล้ว +4

    ጽብቅ ስራህ ሃብተይ ናተይ ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን፣ ይባረክ ከብዞም ሃሳዳት ጎረቢት ይስውረና

  • @user-kh8ww3tv4b
    @user-kh8ww3tv4b 4 ปีที่แล้ว +137

    እስኪ ክምዚ ከማይ ኣብ ስራሕ ኮንኩም ትሰምዕዋ ዘለኩም ኣብዞ ተመዝገብ ብላይክ

  • @ronaldoronaldo4739
    @ronaldoronaldo4739 4 ปีที่แล้ว +3

    ገለ ዓይነት ጥዕምቲ ደርፊ ግን ሳዕሰዕቲ(ተላሃይቲ)ጠቅላላ ምስ ዛ ደርፊ ኣይከዳን ኢየን ዋላ ውን ምስ ባህልና
    ስነ ጥበብ ናይ ናብ ስነ ጠበቅ ከይ ትኸይድ ንሓልዋ ብዝኮነ ርሑስ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ሰሰናዩ ነዓኹም ደቂ ኤረይ መዓረይ

  • @amaniuelworede8836
    @amaniuelworede8836 3 ปีที่แล้ว +4

    Nehimia my favorite . Her voice rocks me to core. She had the most incredible beautiful voices. There is no talent like you .not even close.

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว

      Nami really took ጋይላ to the next level. ሰኒ!

  • @meharighebrhiwet1701
    @meharighebrhiwet1701 3 ปีที่แล้ว +1

    ክርዓት ሃገር ኢኺ እሞ ቀጽልዮ ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ዜማ ኩሉ ዜማኣ ግጥማ ጎሮሮ ዝዎጾኦ የብሉን ናህምያ ዘራኣይ ሽኮር

  • @kokobtekie4385
    @kokobtekie4385 4 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ ሰላም ኣብ መላኣ ዓለም ትርከቡ ደቂ ኤረ ሽኮሪናታት ርሑስ ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና ከመዚ ነዓመታ ብሰላም ይጽነሐና ምስ ወለድና ኣሕዋትናን ብሰላም የራክበና ።ከምኡ እውን ንመላእ ክርስቲያን ደጊመ ርሑስ ኣውደኣመት ኣውደኣመት ይብል nihema ka a xbuk xrah❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞

  • @efremtsegay9218
    @efremtsegay9218 4 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ናብቲ ክቡር ባዓል ክነ የውሃንስ
    ኣብቃዓና ክብራት ህዝቢ ክርስትያን
    ከምዚ ንዓመታ ብሰላም ፡ንምያ ሽኮር ጽቡቅ ክሊብ ""

  • @yobieltesfamariam5676
    @yobieltesfamariam5676 4 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና። ነህምያ ጽቡቅ ደርፊ።🔔🇪🇷🗯🔊🔊

  • @adualem906
    @adualem906 3 ปีที่แล้ว

    Kemey diki natey xbkti srah nfeti bhaki nhmya zarkey xbkti derfi kulatkum amlak yhagzkum nihmya shikor zwexa yeblan ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏gbu erena 👍🇪🇷❤

  • @robeltekle503
    @robeltekle503 3 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ ኣውድኣመት ንህዝበ ክርስትያን።ኒህማ ናይ ሙደይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሙዚቃ ምስ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ።so i love you for ever

  • @eilariyaeilariya7445
    @eilariyaeilariya7445 4 ปีที่แล้ว +6

    ያ ነህምያ ናይ ሙደይ ከመይ'ዴ ዝሕብየኪ ገለ ዓይነት ስራሕ መክሰበይ❤❤😍😍😘😘....!!!!

  • @meharihaile5230
    @meharihaile5230 4 ปีที่แล้ว +7

    We love you so much for ever nihemay sweet so welcome to come back with amazing music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐

  • @fnanatobrhan3350
    @fnanatobrhan3350 4 ปีที่แล้ว +1

    ቶፓ ዓርከይ እንቆዓ ደሓን መጻኻ
    ኒህምያ ዘርኣይ ኣጆኺ እስከ
    ሩሑስ ኣዉዳኣመት ይግበረልና ደቂ ኤረይይይይ ነዚኣ ታንብብ ዘለካ/ኪ ኡሾኽ ኣይጋኣኹም።

  • @user-yc9vx9pf4u
    @user-yc9vx9pf4u 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ኣነስ ን ንህምያ ብልቢ እየ ዘፍቅራ ንበርለይ
    ርሑስ ኣውደኣመት ደቂ ኤረይ።ናዓመታ ምስ ንፈትዎም ስድራበትና ኣብ ሃገርና የርእየና ፈታሪ።

  • @frekerenawi8358
    @frekerenawi8358 4 ปีที่แล้ว +5

    Wawwww nhimya barki enka bi selam mexaki
    Sededt meriruna mas yu zmawit eizi lekebat sebay hahhhh bi zkone ajoki kaxliyo NIHMIYA NATEYYYYY

  • @eriboy8086
    @eriboy8086 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣድነቅቲ ኒሄሚያ ኣለኹም'ዶ
    👇
    like 🇪🇷
    ርሑስ ኣውደኣመት ከኣ ይግበረልና/ኩም all Christian 🙏🙏🙏💒

  • @aman6148
    @aman6148 4 ปีที่แล้ว +1

    Well come deqi eri shkor 🇪🇷😍💯💖♥️🥳💚😘❤️🥰💛💕 Amlak beayni mhertu ytemetna Amen Amen Amen 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯

  • @marthat474
    @marthat474 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝዩ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ምስ ዉሕሉል ኣቀራርባ ደቂ ኤረይ ሽኮራት ኩሉ ዘጸብቐልኩም። ነሀምያ ዘርኣይ ድምጺ ግጥሚ ዜማ ኩሉ እንታይ ክወጾ ኣጆኪ ነሚ ሓፍተይ ኣብ ጎድንኺ ኣለምና።

  • @harerta20088
    @harerta20088 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቲ ጌጋ ደኣ ናባክን ምስ ተጸጋዕና መዓስ የዕሪፉ።

  • @johneblack6521
    @johneblack6521 4 ปีที่แล้ว +5

    Nehmey Natey b Fulie Enda Zftiwke , Topo Arkay ❤🇪🇷👌

  • @yyassiryosif7521
    @yyassiryosif7521 3 ปีที่แล้ว +2

    I am Sudanese and I love Eritrean songs ⚘

  • @user-cn1ux5zt5c
    @user-cn1ux5zt5c 3 ปีที่แล้ว

    ናሕምያ ናይ ልበይ ከመይ ዲኺ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ርሑስ ኣዉዳመት ምስ ወድኺ መኽሰብ ዓለም

  • @teklitkidane2751
    @teklitkidane2751 4 ปีที่แล้ว +7

    ብሩኽ ናይ ኣውዳኣመት ግዜ ይግበረልና ንህምያ ሪሃና ?

  • @goytomimagoytomgudtacheer7289
    @goytomimagoytomgudtacheer7289 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤረትራውያን ደቂኣኒስትዮ ኣጆክን ንታኣከከበሉ ግዜ ክመጽእ እዩ።

  • @amantsfu8169
    @amantsfu8169 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷Nihemya 😘 shkore yahoo give like n Nihemya zehebi

  • @elanatvtube9157
    @elanatvtube9157 4 ปีที่แล้ว +1

    ኒህምያ ዘርኣይ ጽቡቅ ደርፊ ዩ ተመኩሮ ከኣ ኣሎ
    ርሑስ ቅዱስ የውሃንስ ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና
    Like ከኣ ኣግርጭው ኣቢልኩም ሕለፉ።

  • @user-hy2pt3tr1d
    @user-hy2pt3tr1d 4 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ፅብቅተይ

  • @tsegailuul1213
    @tsegailuul1213 3 ปีที่แล้ว +4

    ንህምያ ሽኮር ዘለኪ ደረጃን ተፈታውነትን ቀጻልነት ክህልዎ እንተኾይኑ ኣብ እተምጽዮም ስርሓት ጥንቃቀ ክሓተኪዩ ማለት ናይ ጉያ ዘይኮነስ ተኣኒንካ ዝተሰርሐን ቡዙሕ ጻዕሪ ዝሓለፎን እንተኾነ ኣዝዩ ውጺኢታዊ ምኾነ ።

  • @tsgetsge3518
    @tsgetsge3518 4 ปีที่แล้ว

    ርሑስ ኣውደኣመት ደቂ ትግርኛ።ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም።

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 3 ปีที่แล้ว +2

    የኔ ውብብብ ክፍትዋ የኔ ገልጺ ፍትውትው

  • @user-kq8fx5yq3c
    @user-kq8fx5yq3c 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋውው ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ዝያዳይ ርሑስ ኣውዳእመት ክኣ ጽቡቃተይ

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +3

    Ajoki kexlyo beluleyy neza waero Ereyyy
    GBU NHMIYA !!!!

  • @fn7619
    @fn7619 3 ปีที่แล้ว

    Wawww Nehmiya shkor xbuk srah💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Muniniro123
    @Muniniro123 3 ปีที่แล้ว +2

    I’m from Bangladesh I love Eritrean ppl ገለ እባ ከይተባህለ ሎምስ 😂😂😂

  • @SupXBinix
    @SupXBinix 3 ปีที่แล้ว +5

    Vocally you have a great tone and really good control on the high notes, a great overall performance.”
    “Great power and control are all there!”❤️❤️❤️🥰100 % voice

  • @bebizelenayoabraham1014
    @bebizelenayoabraham1014 4 ปีที่แล้ว +5

    ነሃምይ ዓርከይ ጥዕምቲ ደርፊን ኽሊፕን፡
    ቶቦ ኢንተርቪው ክዕድመኪ ንጽበ ።ርሑስ ኣውዳኣመት ክቡር ኤርትራዊ!!!

  • @adusemere4439
    @adusemere4439 3 ปีที่แล้ว +1

    My favorite Eritrea singer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rgattekle6491
    @rgattekle6491 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Nihemay shekor🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👍👍

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 4 ปีที่แล้ว +3

    Nwedi memhr dya ashmur tmesl eza derfi MAHDER PODACTION nabaka dya ❤

  • @user-wj6ms5ob4h
    @user-wj6ms5ob4h 3 ปีที่แล้ว +3

    ነህምያ ዓገብ እባ ኣይ ተብዝሕዮ
    ማዕረ ክንድዚ ድና እዞም ገጣሞ የጥፉእኺ ኣለዉ
    ግን ኣነ ይፈትወኪ እየ ❤❤❤

  • @user-qq1vv3ul4s
    @user-qq1vv3ul4s 4 ปีที่แล้ว

    ናህምያ ሽኮር እኻዕ ዳሓን መጻእኪ : ርሑስ ቁድሰ የውሃንስ ይግበረልና ንኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትና ❤❤🌺🌹🌲🍇🍓🍒🎂

  • @nahomfrezghi5699
    @nahomfrezghi5699 3 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ድምጺ ኒይምያ ሽኮር
    ርሑስ እውደኣመት ከኣ ን ኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትና

  • @adu8778
    @adu8778 4 ปีที่แล้ว +20

    Lets support her at list 3.m view

  • @SmartinfoBEST
    @SmartinfoBEST 3 ปีที่แล้ว +4

    This is really the kind of music video that I love
    Good job ✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 4 ปีที่แล้ว

    xbuk sirha Gual Eri😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kokigirmay7387
    @kokigirmay7387 3 ปีที่แล้ว +2

    Welcome to shkorna haftey good bless you guys & I love you Eritrea 🇪🇷❤️❤️😘

  • @user-pv8mr8zc6g
    @user-pv8mr8zc6g 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ አያ አቲ ምንታይ ካብ ኩሉ ኣብዚ ናይ ግጥሚ ዘሎ ቅዲ ሓንቲ ደስ ዝበለትኒ ሎሚ አንተከድካ ጋና ኣሚንካ ሓውይ ጽባሕ ግን ክትህሉ አካ ኣብ ጎድነይ ።

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +5

    ብምርጫ ናይ ትግራይ ቅዱስ ቅንኢ ዝቐናእካ like ኣግርጭው

    • @biniamwerede8241
      @biniamwerede8241 4 ปีที่แล้ว

      Ezi geza Eritrawuian eyu keneat kea aykonen b natna mrcha ena nkeyd anta kodar

    • @Gsol105
      @Gsol105 4 ปีที่แล้ว

      Biniam Werede kdus kinie entay malet eyu tsibuk Giere mgeletskulka ( explain) niere gn I don’t think so zirideaka mknyatu nkey rideaka ziteredaeka eka timesl
      Kubur hawey Muskie TN dma ewe nikenie gn kdus kinie wedey zeykenie ayweled ekua zibehal. Ezi dea yekinie ember kab kulu hzbi alem niana nieritrawyan trah zitehareme edl
      As
      Ane zigermens bezi miubul gzie ezi ke wedey dufun atehasasiba zeyblu meniesey alo dyu beka metsewie wala eko eka zeytrekbelom ms animal keytkotsirom nayseb krtsi hizom, ms resa keyttsibtsibom tinfas zelewom kemziom aynet sebat eko nab nsekuom tefiuna
      Please hawey mearey riesika asrehayo sk elka hizkayo aytzur wey mesarihi enda hgdef useless aytgbero.
      Ezi wedi hmak aytezareben gn tserifkayo . Entay emo koynka haku endyu kisab meas eyu eba haki kimerena .
      Kinegreka hanti gega natu ab zeybotiu sle zitsehafa tirah eya gn kea kabtom kumneger zirehako halewlew ziblu natu yhaysh mknyatu hmak aytezareben

    • @biniamwerede8241
      @biniamwerede8241 4 ปีที่แล้ว

      @@Gsol105 nay 21 kfle zeben liki xubuk Tentani eway mehfer

    • @Gsol105
      @Gsol105 4 ปีที่แล้ว

      Biniam Werede kkkkk kemu dyu zkewn zelo teritas tetihafreley eyu negeru
      Shame on you kea elkani kkkkkkk hji ewn eta tirguma zehazkaya aytmesln . Emberkes blikie entefelitkaya nmen tigibae ewn mfeletka zibl gmt aleni 😂😂😂😂😂
      You think you are alive because you breathe air? Shame on you, that you are alive in such a limited way. Don't be without Truth, so you won't feel dead okay. Die in truth and stay alive forever my dear brother
      May God open the eyes of your understanding,,,,,,,, 🙏 that’s only I can say

  • @fiorimelake3312
    @fiorimelake3312 3 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ በዓል ቅድስ ዮውሃንስ 🙏🏽🌻🌽🌽🌻💃💃🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrean8054
    @eritrean8054 3 ปีที่แล้ว

    Nihemya I love you soo much good job kexlyo ab gonki alena .
    Msay zsemamae LIKE

  • @hdaentertainment8597
    @hdaentertainment8597 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ዘይ ትፈልጦ ልበይ
    ኣታ ዘይ ትሰምዖ ልበይ
    ኣታ ዘይ ትርእዮ ልበይ
    ፍቅረይ ዘይ ዘይ ትበጽሖ ልበይ
    ኣብ ጸገም'ካ ሽግር ዝኮነ
    ኣብ ሽግርካ ማይ ዘቀበለ
    ሎሚ ጋና ኣሚንካ
    ልቢ እንተ ዓጺካ
    ሓወይ ሕጂ ኪድ እንበር
    ጽባሕ ክትመጸኒ ኢካ
    ጽቡቅ ስራሕ
    Muqurat Ruhus beal yowhans nameta kemzi ewan ab leli mdri adna ms deqi adnan muqurat sdranan newulo ygberelna
    enda belu ,eza hadas channeley 24 bexiha ala 1000 dgemuni qesine kdqs

  • @eri-onetouchentertainment2124
    @eri-onetouchentertainment2124 4 ปีที่แล้ว +40

    እዛ ላይክ'ሲ ጣቋ እንተለዋ'ስከ ኣፈቱኑና በጃኹም

  • @broxd4476
    @broxd4476 3 ปีที่แล้ว +1

    Like habuley eska nezea shekor 🇪🇷👈🏻💕✌️

  • @makdateame551
    @makdateame551 4 ปีที่แล้ว

    Nihemya shikorr ngsti medrek love u eko habibti ana bless u🙏👑❤❤🌹👈

  • @danieltesfayhi8933
    @danieltesfayhi8933 4 ปีที่แล้ว +18

    እቶም dislike ትገብሩ ኢድኩም ትስበር ፍቅሪ ዝይትፈልጡ ስባት ኢኩም ግን she's super star song so go head

  • @melumlu5952
    @melumlu5952 4 ปีที่แล้ว +5

    Wlc back Nihemya shikor😍❤️

  • @michaelmiki6325
    @michaelmiki6325 4 ปีที่แล้ว

    መጀመርታ ርሓስ ቁዱስ የዋህንስ ይገበረልና ደቂ ኢረይ ኣብ ሙልእ ዓለን ዘለኸም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌼🌼🌻🌼🌼🌻🌻🌻🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @nahomjohn6779
    @nahomjohn6779 4 ปีที่แล้ว +1

    Mehegoses 😍😍😍😍😍💯💯👌👌👌👌

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 4 ปีที่แล้ว +11

    🌻2013 መባልዕትኹም ትኹን like ሃብኒ ጥንስቲ እየ ርሑስ ባዓል ይውሃንስ ካኣ🙏💒🌻😍🌻😍👉🇻🇳🇪🇹🇪🇷💖

  • @user-ue5ng6eg4g
    @user-ue5ng6eg4g 4 ปีที่แล้ว +26

    ክቡር ህዝብ ኤርትራ ክቡር ኣብ ድፋዕ ደለኻ ሰራዊት ኤርትራ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልካ ሐዲሽ አመት ዘመነ ጥእና ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ቅሳነት
    ዘመነ ራህዋ ይግበረልካ

    • @festayemane4270
      @festayemane4270 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen ♥️🙏💒♥️

    • @helen8440
      @helen8440 3 ปีที่แล้ว

      Amen amen

  • @nahomfrezghi5699
    @nahomfrezghi5699 3 ปีที่แล้ว

    Xbuk sirah nihmya shikor
    ርሑስ ኣውደኣመት ን ኩሉኩም ኣመንቲ ኽርስትና

  • @wediamaniell1375
    @wediamaniell1375 3 ปีที่แล้ว

    Ruhus awdeamet yegberelna, 🇪🇷🇪🇷nehagerna selam nehezban qesantn hagosn zestemaqrelu gezie yemxealna,,,betami xebuq serah

  • @senait5092
    @senait5092 3 ปีที่แล้ว +3

    Your voice is so beautifully sultry~ Love this! ❤❤❤

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l 3 ปีที่แล้ว +6

    ንህምያ ዝፈቱ like 👍

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 3 ปีที่แล้ว

    Nhmia my favourite singer I like her voice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤️❤️❤️

  • @jemalking5527
    @jemalking5527 3 ปีที่แล้ว

    ንግዚኡ እበር ጽባሕሲ ምሳኪ ኣለኩ። ነኤምያ ሓፍተይ ኣይትጋገክን ንግዚ እየ።

  • @ablelkidane3452
    @ablelkidane3452 4 ปีที่แล้ว +8

    ገለ ዓይነት ስራሕ ካብዚ ኣብ ኤሮፓ ኣዲስ ዝስራሕ ዘሎ ደርፊ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ደርፊ ይበልጽ ጥዑም ድምጺ ጽቡቅ ክሊብ ዜማ ግጥሚ ብሉጽ ከምቲ ልሙድ ንሂምያ ኣስሊ

    • @mulugetayohannes5712
      @mulugetayohannes5712 3 ปีที่แล้ว

      Hawey ezi keman nay dege srehat eu

    • @michaelbahribara9692
      @michaelbahribara9692 3 ปีที่แล้ว

      @@mulugetayohannes5712 kemey geru nay dege zikewun tirio endo yeleka ab Asmara endiyu wala designers Ab wishti adi zelewu eyom !!!

  • @meleylovemom591
    @meleylovemom591 4 ปีที่แล้ว +3

    ma konjo ኩሉ ግዜ ብልጽቲ❤❤❤

  • @tesfaldetgebru8428
    @tesfaldetgebru8428 3 ปีที่แล้ว +1

    ንኤርትራውያን አርትስቲ ንሓግዞም ኣሕዋት

  • @user-iy1kc1ez1w
    @user-iy1kc1ez1w 3 ปีที่แล้ว

    ኣይ ሓቀይ አንዲየ ደቅ ኣብ ሕልመይ ኒህሚያ ሕቂፈ ዶሪመ ባዕላ ከኣ መጽያ ቢኣካል ከኣ ኣብ ቀረባ ጊዘ ሩሑስ በዓል ዪግበረልኩም ኒኩልኩም ህዝበ ኪርስቲያን love you so mach nihmi shikor

  • @pistapista136
    @pistapista136 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣታ ኣንታይእዋንኩም ኢኹም 23 ኮመንት ወቂጥኩም ስጡሓት ውቁጣት ደስ ይበልኩም መበል 24 ጌርኩምኒ ነህምያ ዝሕቢ ካ ቻናለይ ሰብስክራይብ ብምግባር ይግለጸለይ loveeee you all

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +4

    ግዳ ሓቂ እዛ ደርፊ ኣይግድንን ኒህምያ ሽኮር ኣይትሕመቅና ጥራይ

  • @biniamwerede8241
    @biniamwerede8241 4 ปีที่แล้ว +1

    xubuk srah Nihemya thank you Gual Erey

  • @user-qj5rb6sy5e
    @user-qj5rb6sy5e 4 ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ብዓል ኢልናና። ኒሄማ ድማ ኣብጎንኪ ኣሎና።

  • @anesanes2704
    @anesanes2704 4 ปีที่แล้ว +28

    ከምዚ ከማይ ዶ ኣሎ ከይሰምዓ ላይክስ ኮመንትን ዝሃበ

  • @jemalfegi1993
    @jemalfegi1993 4 ปีที่แล้ว +3

    Wellcome nehemiya nice music 🎶 and wonderful clip

  • @user-px5kp8xb5u
    @user-px5kp8xb5u 4 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @habeshaloveeri2793
    @habeshaloveeri2793 4 ปีที่แล้ว

    ኦውውውውው ቅምጥ ኢላ ንሪሃና ምስላ ዲሳዊዊትትት ሕጋዊዊትትት ጋል መምህር ቀአ ምቅርቲ ርሑስ ኣውዳኣመት ዝያዳ ኩለንን like እና ሃብኩምለይ ይሕዋት 👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @nahomdesale3856
    @nahomdesale3856 4 ปีที่แล้ว +4

    Kokob hagerna we proud of u ❤❤❤

  • @amaneyyo6504
    @amaneyyo6504 4 ปีที่แล้ว +6

    Well come back

  • @loveloyalityalways8361
    @loveloyalityalways8361 3 ปีที่แล้ว

    Nay Nihmeya derfi wela hanti hmaq derfi ekua eye semie zeyfelit kab gele leka jemirka ksab ezia degagimka semieka zeytxegbo derfii 😘🇪🇷👑

  • @alextom6372
    @alextom6372 3 ปีที่แล้ว +2

    We love u Nihmeya. You did good job on this song as usual.🥰👍