ኣሌክስ ኣይፈልጣን ኢሉ ክሒዱኒ😥 ገዲፉኒ ሃዲሙ🏃

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 2.5K

  • @نبومحمد-م5ش
    @نبومحمد-م5ش 3 หลายเดือนก่อน +197

    ሓበሻ ሓሳድ ልዕሊ 30 ሸሕ ሰብ ሪኢዎስ 18 ሽሕ ጥራይ ሳቭስክራይብ

    • @tdflove3582
      @tdflove3582 3 หลายเดือนก่อน +3

      ገርምኪ እዩ👌

    • @Sojoo-k5z
      @Sojoo-k5z 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@نبومحمد-م5ش አለ ብጣዕም ይገሪመን እቲ ናወዲሰብ ሕስዳና ታንሀዋ ፀገም ደይገቡሪሎም

    • @HiwanAbraha
      @HiwanAbraha 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

    • @ይኩነኒበከመትብለኒ
      @ይኩነኒበከመትብለኒ 3 หลายเดือนก่อน

      Btami eyu lgerm

    • @ብሪጋልትግራይ-የ4ኸ
      @ብሪጋልትግራይ-የ4ኸ 2 หลายเดือนก่อน

      ደምረን

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 3 หลายเดือนก่อน +612

    ውህብቶ ሃባ ይቅርታ እውን ሕተታ😢ትብሉ ላይክ😢❤

    • @Kiyagrmay
      @Kiyagrmay 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @tsegatsega6520
      @tsegatsega6520 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Kiyagrmayመልሲ ደሚረኪ መዓረይ

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ 3 หลายเดือนก่อน

      ደሙሩኒ

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤😢

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ትግራይ-ደ5ገደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @FgfggFfgh
    @FgfggFfgh 3 หลายเดือนก่อน +387

    ዋይ ትማሊስ ድራማ ዶ ጀሚሮም ኢለ ነይረ ዋ so ሃፊ ና ሄኖስ ሓደ ሓደ ጌዜ ሒዝካልና ምፃእ ትቡሉ እስቲ ላይክ ኣርእዩኒ ❤❤❤❤❤🎉

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤

  • @FgfggFfgh
    @FgfggFfgh 3 หลายเดือนก่อน +530

    ዋ ማርያምን ሳልሳይ ኮሜንት ይፅሕፍ ኣለኩ ዋ ላይክ እማ ሎማዓንቲ ደልዮዮ ዋ ጋይስ😂😂😂❤❤❤

    • @YewhinVlogs21
      @YewhinVlogs21 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምሩኒ❤

    • @ተመስገንፈጣረ
      @ተመስገንፈጣረ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@YewhinVlogs21ደምርኒ ደሚረኪ እየ ዋ❤❤

    • @YewhinVlogs21
      @YewhinVlogs21 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@Azebeadlt ደሚረኪ ወለላይ

    • @ChdjdhhdHdbxxjxj
      @ChdjdhhdHdbxxjxj 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደልየዮያ ወለላይ ልተረፈ ተልዪ ልገዛና ሰደዲ 😂😂

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ 3 หลายเดือนก่อน +38

    ውይይ የኔ ማር 😢የሕዚናትኒ ስጦታ ይወሃቦ ትብሉ ላይክ❤

  • @ህርምላ
    @ህርምላ 3 หลายเดือนก่อน +52

    ዋይ ማርያምን ኮሜንት ይፅሕፍ ኣለኩ ዋ ላይክ እማ ደልየዩ እሕወተይ😢😢 አነ አየከንክይ😁😁😁😁

  • @gedu8644
    @gedu8644 3 หลายเดือนก่อน +271

    ሊሊ ና ኣሌክስ ትፈትው ላይክ👍❤️❤️❤
    ልገርም ኘራክ ሊሉሻ ብድርኪ መልሲ😂

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +4

      Tnx🙏

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +4

      Tnx🙏

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @ኣቢነኝየራያዋ
      @ኣቢነኝየራያዋ 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@TtTt-b9r7jንዳማመር😊

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti 3 หลายเดือนก่อน +107

    ውይ በስምኣም ሊሊዋይ ማራ ኣሕዚናትኒ ጓልነይ ፃላኢኺ ይንባዕ ዓቅላ ፀቢብዋ😢😢ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ ደቂ ሪመይ❤️💛💊❤️💛💊💊💊💊💊

    • @FutsumTube4236
      @FutsumTube4236 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደመረካ ደምርኒ

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@FutsumTubeደምርኒ ዝሓፍተይ❤🎉🎉4236

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +2

      😢😢❤❤

    • @Tigeraweyti
      @Tigeraweyti 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@FutsumTube4236 እሺ ወለላይ💝

    • @Tigeraweyti
      @Tigeraweyti 3 หลายเดือนก่อน +2

      @@TtTt-b9r7j እሺ መዓረይ💝

  • @ሊሊ_ትግራወይቲ
    @ሊሊ_ትግራወይቲ 3 หลายเดือนก่อน +72

    ኡፍፍፍ ክንደይ ደስ ይብል መሬት ትግራይና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ናብታ ጥዑም ንፋሳ ትግራይና ብሰላም ይምለሰና🙏💚💚💛❤️

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      amen Tnx🙏❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 3 หลายเดือนก่อน +28

    ፁቡቓተ ክንደይ ኸ ተቂኑኡ ምስ ፊቅሪኻን ምስ ኣዕሪክትኻን ፉቁሩኩም ይብዛሕ❤❤❤

  • @senaytgebretsadkan952
    @senaytgebretsadkan952 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሊሊ ደስ ክትብለካ ሙልዖ ትመስሊ ይብላሎስ አረ ኣነ ኣይኮንኩን ያ ፍርሒ ዘይገብሮ የለን ብዙኮነ በርቱዑ ኣሕዋተይ ኣድናቂትኩም እየ❤❤

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 3 หลายเดือนก่อน +44

    ኤረ ይመችዉኩም ሊሊየ ኣሕዝናትኒ😢
    ግን ክንደይ ማዓልትማ ብረት ክትገብርዮ ልኣለክስዋ ሎማዓንቲ ግን ኣይትሓዝሉ 😂 ጊፍት ይዋሃባ እልትብሉ ግጨይኒ❤

  • @BahreWerski
    @BahreWerski 3 หลายเดือนก่อน +48

    ዋዉ እቲ ወዲ ብጣዕሚ እዩ ጅግና ተዋሳአይ ካልአይ ግዜ አምፅአልና pls❤❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ

    • @Lemlemabraha-u9z
      @Lemlemabraha-u9z 3 หลายเดือนก่อน

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GalBrye
    @GalBrye หลายเดือนก่อน +3

    ሊሊ ታይ ኢኪ ምልዓ ትመስሊ ይብላሎስ ኣነ ኣይኮንኩያ ፍርሒ ዘይገብሮ ዘየለ ብዝኮነ ኣይዞኩም በርትዑ ኣድናቂትኩም እየ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤

  • @HdjhNuuo
    @HdjhNuuo 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ሊሊየይ ፅሪቲ ኣሕዚናትኒለ ኣስሒቃትኒለ ከም ሎማዓንቲ ስሒቀ ኣይፈልጥን ስደት ሕሱም ናተጨናነቁ ነይረስ መሊሰ ስሕቀ ሽኮረይ አረ ኣነ የኮንኩይ ያ😂😂😂ኣጆኩም ጎቡዙ ከዓ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @vhcu3559
      @vhcu3559 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኩም ኣሕዋት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aiden-sr9lj
    @Aiden-sr9lj 3 หลายเดือนก่อน +35

    ኣሌኽሰይ ዉይ ታይ ጌራትካ ኣሕዚናትኒ እና ስጦታ ሃባ ደሞ ፍቅሩኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ዉሉዱኩም የርእየና ፁሩያት🥰🥰🥰💝💝

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +2

      Eshni amen🙏❤️❤️

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 3 หลายเดือนก่อน +50

    ታይ ኢኪከ ምልዖ ትመስሊ ይብላሎስ
    ኣረ ኣነ ኣይኮንኩንያ ስሓቅ እየ ሞይተ❤😂😂

    • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
      @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነ ሳሓቅ ሞይተ 😂

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 3 หลายเดือนก่อน

      ❤😂😂😂

    • @ነኝፈቃርነቦኣ
      @ነኝፈቃርነቦኣ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነ ስሓቅ ቀቲላትኒ😂😅

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዛሓፍተይ❤❤

    • @AaAs-ns7sx
      @AaAs-ns7sx 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሊሊዋይ አረኣነ የኮንኩያ 😢😢😁😁😁😁

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 3 หลายเดือนก่อน +24

    በስምኣብ. ላሰሓቁ ፀኒሐስ መዓረይ ኣሕዚናትኒ. ዉህብቶ ሃብዋ

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 3 หลายเดือนก่อน

      @@GmhlHpyu ደምርን ዝያዳይ

  • @salamsalam6988
    @salamsalam6988 3 หลายเดือนก่อน +18

    ዋውው ገለ ዓይነት ምስ ሄኖስ ግን ፍቅሪ ይሕዘኒ ኣሎ ስንግል ዶ ይከውን

    • @haniloveyoni428
      @haniloveyoni428 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣንቲ ጋለይ ኣብ ኩላትና እዩዋ ልብኪ እሰሪ😌😍

  • @GullMama-ow1ed
    @GullMama-ow1ed 3 หลายเดือนก่อน +8

    አጆኩም በርትዑ ደቅዓደይ ዛበይተይ ግን አደንጊፅኩሙዋ ዋኢ ንፋዓት ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትግራና ሰምመ ይግበረልና🙏❤️

  • @solinasoli-kz3xm
    @solinasoli-kz3xm 3 หลายเดือนก่อน +70

    እፍፍ ክትጭክኑ ራጎ መሲሉ ተሰሚዑኒ😢😢😢😔

  • @senugalTigray-r4l
    @senugalTigray-r4l 3 หลายเดือนก่อน +31

    ፅሩያት ናትና ነበራታታዓዮም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤Offff liliway❤❤❤😢😢😢😢😅😅😅

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😢😢❤❤

  • @ሰላምሓለፎም
    @ሰላምሓለፎም 3 หลายเดือนก่อน +20

    ንኒባዕል ሄኖስ ካኣ ብጣዕሚ ጎባዛት ክድነቁ የግበኦም እዮም ኩሉ ሰራሕቶም አነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆኩም ተጋሩ ሕበሩ ዕበዩ ❤❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤❤

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዉህብቶ ሃባ ዝሓወይ 😢🙏
    ጎብዙ❤ ጠንኩሩ ዘምሓተይ❤❤❤😍😍ይፈትወኩም እየ ሓፍቱኩም ካብ ሰደት❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Eshni thanks🙏❤️

  • @halenLove
    @halenLove 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሊሊየይ ቆንጆ አሐዚናትኒ😢 ተጋሩዋይ ፅርያት ሕፅር ብዝበለ መልክዕ ብድዮ ስርሑ ትምህርት አለዎ ቀፅልሉ❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +2

      😢😢eshni tnx🙏❤️❤️

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx 3 หลายเดือนก่อน +9

    ተጋሩዋይ ጽሩያት ዘረኢ ክንደይ ኮ ን ደስ ክትብሉ ኢኩም ❤🙏🥰🇻🇳

  • @Melat____
    @Melat____ 3 หลายเดือนก่อน +36

    ንፉዓት እንዲኹም ግን ከቢድ ንፍቕርኹም ዝፍትን prank ኣይትግበሩ ጽቡቓት ብፍቅሪ የንብርኩም ❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen🙏❤️❤️

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 3 หลายเดือนก่อน +71

    ፅሩያት ናትና ነበራታታዓዮም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +2

      Thanks🙏❤️❤️

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዛሓፍተይ🎉🎉🎉

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 3 หลายเดือนก่อน

      @@trhaslove4629 ደምርኒ ዝያዳይ❤🤲

  • @TrhasDad
    @TrhasDad 2 หลายเดือนก่อน +2

    ውይ የኔ ማር ኣነ ኣይኮንኩንያ ኡፍፍፍፍፍ ኣሕዚናትኒ ብጣዕሚ ውይይይይ ኣሊከይ ፀሊኤካ ሎሙዓንቲ ንሊለይ ኣደንጊፅካያ

  • @HayatHayay-mq5jr
    @HayatHayay-mq5jr 3 หลายเดือนก่อน +25

    አረ ተጋሩዋይ 50K ነብፃሓዮም

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +4

      Thanks🙏❤️❤️

  • @LiliandAlex
    @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +148

    ንሃናፃይ ሪኢቶኹም የቀንየልና subscribe ዘይገበርኩም subscribe ብምግባር familyna ይኹኑ🙏🙏❤️❤️

    • @تاليشمري
      @تاليشمري 3 หลายเดือนก่อน

      ኩሉ ግዜ ባ ባሓደ ምፁና ተጋሩዋኒ❤❤

    • @Mahder-f7t
      @Mahder-f7t 3 หลายเดือนก่อน

      ዛንበይተይ ኣብኪካያ ከርኤካየ😒😅liliway😉💋💜

    • @AskwalGebre
      @AskwalGebre 2 หลายเดือนก่อน +1

      በርትዑ ጎበዛት❤❤❤❤❤

    • @TadesseYemane-yz9yk
      @TadesseYemane-yz9yk 2 หลายเดือนก่อน

      ይመቻቹ በርትዑ

  • @FfRr-xk9hk
    @FfRr-xk9hk 3 หลายเดือนก่อน +30

    ውይ ማርያም ኩሓ ኣሕዝናትኒ ሊሊየይ ማዓረይ😢😢😢❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @محمدمحمد-ن7ه1ن
      @محمدمحمد-ن7ه1ن 3 หลายเดือนก่อน +1

      ማርያም ኩሓያ❤

    • @FfRr-xk9hk
      @FfRr-xk9hk 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@محمدمحمد-ن7ه1ن ♥️👏

  • @mlilYouTube
    @mlilYouTube 3 หลายเดือนก่อน +14

    ኣስይይይይ ዞም ተጋሩዋይ እኮ ትፍለዮ ኢኩም ከምኡ ኢልኩም ዕበይልና ብልፃተይ✅♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ❤❤❤

    • @mmpp7573
      @mmpp7573 3 หลายเดือนก่อน

      እዉይይ ክንደይ ደስስስ ክብሉ ፍቅርኹም ይብሳሕ ተጋሩዋ ሉልዋይ አሕዝናትን💖💖💖💖

  • @SenaytBirhan
    @SenaytBirhan 3 หลายเดือนก่อน +69

    ታጋሩ ልፍቲ ላይክ❤

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሊሊዋይ አሕዝናትኒ እንኳዕ ናይ ብሓቂ ዘይኮነ😢😢ግና ናይ ኢድኪ እያ ክንደይ ማዓልቲ እማ ኣነ የኮንኩይ ካብ ፍርሒ ዝተላዓለ እዩ ኢኮ ምስክነይቲ ሊሊዋይ😂😂😂😂

  • @KehaseDesta
    @KehaseDesta 3 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋዳለይ ሃፍትሽ ካሜራማን ይመችካ ኩሉኩም ብጣዕሚ ደስ ይበል

  • @AsRs-g2n
    @AsRs-g2n 3 หลายเดือนก่อน +31

    ብጣዓሜ ደስትብሉ ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰🥰

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤️

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ ማዓረይ❤❤

  • @ArsuTubeኣርሱይቱብ
    @ArsuTubeኣርሱይቱብ 3 หลายเดือนก่อน +252

    ተጋሩዋይ ሰላም ሰላም ከመይ ትኮኑ ልምንታይ ኢና ልልባዕልና ዘይንተሓባበር እስከ 20ሽሕ ነአትዎም በጃኩም👏😍ኣብኡ ናሃለኩም ለ ልኣየይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየ ዋ ብዝተረፈ ይፈትወኩም እየ😍😍

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +10

      Thanks🙏❤️❤️

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน +3

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉🎉

    • @ArsuTubeኣርሱይቱብ
      @ArsuTubeኣርሱይቱብ 3 หลายเดือนก่อน

      @@TtTt-b9r7j ደምርኒ ብ6 ኣካውንቲ ክድምረኪ እየ ኣብ ናተይ ቢድዮ ኮሜት ኣቅምጥለይ

    • @GhFd-v7w
      @GhFd-v7w 3 หลายเดือนก่อน +1

      ጌይረኩም

    • @ተመስገንፈጣረ
      @ተመስገንፈጣረ 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@LiliandAlexደምርኒ ማዓረይ

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio 3 หลายเดือนก่อน +10

    ውይ ክብረተይ ናብራ ስደት ኣዚኪርኩም ሂወት ስዕዲ ከምዚ እያ ነይራ ሊልዋ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ት/ቲ እያ እቶም ዘይሕጋዊ ስደት ዝወፁ ዘለዎ😢 በርቱ ደቂ ሪመይ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 3 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      tnx

    • @rfduv1457
      @rfduv1457 3 หลายเดือนก่อน

      @@Rokiybiio ደምርኒ ወለላይ

  • @Halifley
    @Halifley 3 หลายเดือนก่อน +6

    Eway behaki mar degixa entay geratkum wedey❤️❤️❤️🥰🥰🇪🇷

  • @JffhGedg
    @JffhGedg 19 วันที่ผ่านมา

    ብጣዓሚ ደስ ትብሉ ተጋሩዋይ❤❤😅

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 3 หลายเดือนก่อน +20

    ዋይ ሊሊዋይ ዛእምቤተይ ክትድቅሲ ልቃሕኪ ብቀረባ ግዜ መልሲ😌ዋው ደሰ ክበል ዙቦታ❤

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 3 หลายเดือนก่อน +10

    እፍፍፍ ታይ ገበረትካ ወደይ ከምዚ ዓይነት ብራክ ንጋል መፍርሒ እዩ ሊሊየይ ኣሕዚናትኒ ናማን መሰሉኒ😢 ካሓሳ ሰጦታ ሃባ❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😢😢eshni🙏❤️❤️

  • @ዮዳሄ_12
    @ዮዳሄ_12 3 หลายเดือนก่อน +12

    ባዓል ኣሌክስ & ሃፊ & ሄኖስ ናይ ኢድኩም ርከቡ ሊሊዬ ማራ እያ ኣሕዚናትኒ😢❤ማርያምን So ይፈትወኩም እየ ደቂ ዓደይ ባዓል ሃፊ ሄኖስ ሓዱሽ ኩሉ ግዜ ክመጹ ኣለዎም💛❤💛❤

  • @VipVip-h4l
    @VipVip-h4l 8 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ ሓፍተይ ኤህ አረ ይመችኹም 😅😅😅😅😅😂😂😂🎉😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 3 หลายเดือนก่อน +6

    ፍቅሩኩም ከም ሑፃ የብዘሐዮ ፅሩያተይ ክንደይ ከ ደስ ትብሉ❤❤❤ናሎሙስ ንበይኑ እዩ ኣሕዚናትኒ ሊሊየይ ኣነካ ፈሪሐስ😂😂😂

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኡፉፉፉፉ ኣብክያትኒ ሊሊየይ የኔ ማርር ሙልዖ ትመስሊ ይብላሎስ አረ ኣነ ኣይኮንኩንያ😂😂😂😂😂😂😂😂ግን ብጣዕሚ ጎበዝ እዩ. ፍቅረይ ፍቅረይ ያ ሞይተ እየ ግን 😂😂😂

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😂😂❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደሞርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉

    • @NoorNoor-bx4tb
      @NoorNoor-bx4tb 3 หลายเดือนก่อน

      ሞትኩ😂

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre 3 หลายเดือนก่อน +169

    ሃፊን እና ሄናሰ አመፀእና ኩሉ ግዜ

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +12

      eshni

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน +5

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

    • @Mahder-f7t
      @Mahder-f7t 3 หลายเดือนก่อน

      እወ

    • @ትዕግስቲ12
      @ትዕግስቲ12 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክሪይብ ሳብስክሪይብጉበሩለይ 🎉🎉

    • @ጓልትግራይለምለምግጀት
      @ጓልትግራይለምለምግጀት 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Grmaneshyoutubeገይረልኪ ሽኮሪና❤

  • @XvHdfhd
    @XvHdfhd 25 วันที่ผ่านมา

    ውይ ማርያምን ከም ሎሚ ኣይ ነባዕኩን 😢😢ፍቅረይ ክትብል ከላ ሊለይ🥰🥰 ውይ ድራማ ምኳኑ ረሲዐዮ👌❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰ይመቸኩም ብዝኮነ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤ንኩሉኩም ንፈትወኩም ኢና ግን ኣንቢዕኩሙኒ😢😢🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @حيهعلي
    @حيهعلي 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፅርያት ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ኣሕዋተይ

  • @MeazaMeaza-sf6jx
    @MeazaMeaza-sf6jx 3 หลายเดือนก่อน +15

    ሊሊየ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ ከምዘይ ዓይነት ብራንክ ይትረፍካ ኣሌክሰይ እና ብጣዕሚየ ልፈትየኩም ዞምናተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Thanks🙏❤️❤️

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉

    • @MeazaMeaza-sf6jx
      @MeazaMeaza-sf6jx 3 หลายเดือนก่อน

      @@TtTt-b9r7j እሺ ናተይ

    • @MeazaMeaza-sf6jx
      @MeazaMeaza-sf6jx 3 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ማዓረይ

  • @GfGcf-fq5bv
    @GfGcf-fq5bv 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይይ እዚ ቦታ ማራ ደስ ከብል ኬፍ ኣለዎ ቀፅልሉ ምቁራተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏🙏

  • @ساليسوليي
    @ساليسوليي 3 หลายเดือนก่อน +5

    ውይ ሉለይ ምስክን ከክዳኣ ኣነ ዓቅለ ፀቡቡኒ መቀረተይ 🥺❤ ብዝኮነ ይመችኩም🥰

  • @Samri-v5o
    @Samri-v5o 25 วันที่ผ่านมา

    ዋው ናይባሓቂ እያ ተፍቅረካ ገዲፍካያ እካ ፍቅረይ ትብለካ❤

  • @MillenYemane-g5b
    @MillenYemane-g5b หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyy admin tanan yhabkim fetari

  • @MAaZuYouTube
    @MAaZuYouTube 3 หลายเดือนก่อน +13

    እፍፍ ደስስስ ክብሉ ዘም ኣዕርክቱ ደሞ ሊዱየይ ተረኪብኪ ለማዓንቲ❤🥰❤🥰🙏😂

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤❤

  • @wxaz2839
    @wxaz2839 3 หลายเดือนก่อน +9

    የኔ ማር ድሮም ፍርቼ ነበር ግን ኣሳዘንሽ እና ኣይዞሽ ብድር ጠብቅ ኣሌክ❤❤❤❤🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏❤❤

  • @العنودغازي
    @العنودغازي 3 หลายเดือนก่อน +32

    ሊሊየይ የኔ ውድ ኣሕዝናትኒ 😢

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😢😢❤❤

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ❤❤

  • @AaAa-m7d1g
    @AaAa-m7d1g 2 หลายเดือนก่อน +1

    መዓረይ አይኮንኩያ መክሰበይ ፍትውትው የብለኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ttlove7057
    @ttlove7057 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሊሊየ ኣሕዚናትኒ😢ተጋሩዋይ ብሉፃት❤😘

  • @fhgYuyyu
    @fhgYuyyu 3 หลายเดือนก่อน +6

    ታእያኸ ምሉዖ ትመስሊ ቆልዓኺ😅😅😅 አረ የኾኑኩይ ያ ሊልየይ ምስኪን❤❤❤😂😂

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @DestaHishe-ib4lw
    @DestaHishe-ib4lw 3 หลายเดือนก่อน +21

    ፁቡቃተይ ደስ ባሃሊ እዩ ነይሩ ግን ልፍቅሩኩም ዝፍትን ኣይትግበሩ ተጋሩዊይ ልተጋሩ ዝፍቲ ላይክ ❤❤❤ ሃፊየ ና ሄኖስ ሓደ ሓደ ጊዘ እባ ኣምፁኡልናባ 👌💊💊💊

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 3 หลายเดือนก่อน +9

    ሊሊየ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ ኣሌክሰይ እና ብጣዕሚየ ልፈትየኩም ዞምናተይ❤❤❤❤❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏❤️❤️

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @gujj8255
    @gujj8255 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ብጣዕሚ ገራሚ ፕራክ እዩ ሊሊየ ግን ኣሕዝናትኒ ኣመጨረሻ ክኣ ሄኖስ ኣስሒቁኒ ዛቆፅሊ ከም ቀያሕዕበባ ተጠቂሙ ንኽእብዳ ምስሃቦ ሶ ኩሌኹም ኣዝየ ይፈትወኩም እየ በርትዑ❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏🙏❤️

  • @HiwiHiwi-rf8lh
    @HiwiHiwi-rf8lh 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍ ኣሕዚናትኒ ሊሊ😢 ጎበዛት ኢኩም በርትዑ❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 3 หลายเดือนก่อน +24

    ዋይ ሊሊየይ ማዓረይ ማርያምን ኣሕዝናትኒ 😢😢😢😢❤❤ 💚💚💚💚

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 3 หลายเดือนก่อน +54

    ናይ በረሀ ዘረባ ዘስሕቀኩም ከምዚ ካማይ ዘለኩም እስኪ ላይክ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዋ❤😘😂♥️

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤❤

  • @مرعيشوعي
    @مرعيشوعي 3 หลายเดือนก่อน +9

    ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ኣይትድገሙን ደቂ ዓደይ😁ሊለይ ግን ፅብቅቲ ተባሂልክስ ኣይኮንኩን ኢኪ እስከ😂😂😂

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏❤❤

  • @HadshTesfay-d8g
    @HadshTesfay-d8g หลายเดือนก่อน

    ያ ጀምዓ ኣነ ዝገረመኒ ዶ ክነግረኩም ታይ እኪ ከ ምልዖ ትመስሊ ምስ በላ ታይ ድያ መሊሳትሉ ኣነ ኣይኮንኩን መን ዳኣ ዋ ብጣዕሚ እየ ሲሒቐ እና ቀጽልሉ🥰🥰🥰

  • @tameabrha3184
    @tameabrha3184 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዊይ ቆንጅየ ዝኾነት ቆልዓ ኣብ ክንደኣ ኣነ ተሰሚዑኒ ፍርሓ ደስስስስስ እኹም ትብሉ ከዓ ሓላላት ቦታኡ ከዓ መኣዝ እየ ዝምለስ ዓደይ ክሪኦ ሕልመይ እዩ❤❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you🙏❤️❤️

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 3 หลายเดือนก่อน +10

    ባዕለይ ቀደመይቲ ሊሊዋይ ማዓረይ😢ዋይ ክትጭክን❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😂😂❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🎉🎉🎉

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 3 หลายเดือนก่อน +18

    ታኣይኽኸ ሙልዖ ትመስሊ ቆልዓኪ😂😂 አረ የኾንኹይ ያ😂😂 ሊሊዋይ ሚስኪን🥲🥲

    • @HgfVvv-ry8xo
      @HgfVvv-ry8xo 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂

  • @መቅዲመምሬ
    @መቅዲመምሬ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትግረኛ አባቴ ሳዉራ ደስ ይለኝ ነበር እና አሁን ትንሽ ልያችሁ ብየ ነዉ ግን አልሰማችሁም😂❤❤❤😂😂😂

  • @SenayttesfaySenayt
    @SenayttesfaySenayt 23 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ❤

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ማዓረይ ኻብደይ በልዓትኒ😢😢ደምሪኒ ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ትፅብይይ ውዒለስ መዳመይ ምስ ፀወዐትኒ መፂእኩም አቁሑ ወዲአዮም ነይረ ሃፂፀ 😂😂
    ሙቁራት ብጣዕሚ ኢና ንፎትወኩም ተክኢልኩም ኩሉ ግዜ ተትመፅእና ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @mmn7636
      @mmn7636 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኣይ ኣዛ መዳም እዚኣ 🤣🤣

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 3 หลายเดือนก่อน +10

    ብልቢ ብሳሓቅ ኣይካኣልኩን😂😂ሊሊዋይ ሕነኪ ፍደዪ😂ይፈትወኩም የ ዘም ናየይ❤❤በጃኩም ተጋሩዋይ ናባዕልና ኣሕዋትና ነዕቢ

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Thanks🙏❤️❤️

  • @NgstiHagos-x6p
    @NgstiHagos-x6p 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሃፊ እና ሄኖስ ኣምፀኣና ኩሉ ግዜ ኣሌከይ❤❤❤❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @shamsya-t5w
    @shamsya-t5w 2 หลายเดือนก่อน +2

    ማየት ፈልጌ እደት ልወቀዉ ታዳ 😂😂❤❤❤

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ማዓርይ ኣሐዚናተኒ ዋህብቶ ሃባ ትብሉ👍❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      👍🙏❤️❤️

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 3 หลายเดือนก่อน +15

    እዙ ስብኣ ግን ብጣዕሚ ብጣዕሚ እዩ ጎብዝ ክክእለሉ ዋውውው👌

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @slamhbsratt-jx3ii
    @slamhbsratt-jx3ii 3 หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ አሕዚናትኒ ሊሊ ምስኣ በክየ ጊን ብዝኮነ ይሞችኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😢tnx❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🎉🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏❤❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 3 หลายเดือนก่อน +5

    Asey des kitblun bitaem eye zfetwekum ❤❤❤❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @Hiwotgedena
    @Hiwotgedena 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዝናትኒ እውን ኣስሒቃትኒ እውን ኣቲ ክንደይ ትፅብቂ ይብላሎስ ኣነ ኣይኩንኩንያ😂😂😂😂ኣይየ ሊሊ ሽኩር ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ንኩሎኩም❤❤❤

  • @MehamedAbkadr
    @MehamedAbkadr 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ዓዲ እየ ከ ደስ ክብል

  • @MdKarim-el9dm
    @MdKarim-el9dm 3 หลายเดือนก่อน +13

    መበል 23እየዋ👍ሃቡኒ ፉትዋተይ❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      🙏❤️❤️

    • @ራኪ-ዩቱበ
      @ራኪ-ዩቱበ 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ

    • @MdKarim-el9dm
      @MdKarim-el9dm 3 หลายเดือนก่อน

      @@ራኪ-ዩቱበ እሺ ወለላይ

  • @Slama-mt9ny
    @Slama-mt9ny 3 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘ፍቅር ዝኾኑ ፍጥረት

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 3 หลายเดือนก่อน +26

    ሃፊ ሲንግል ዲዩ ብፍቅሩ ጋሕ ክብል ኢለ ኣለኩ ድምፂ ኩኑንይ😮😂😂

    • @ተተ-ሸ5ዠ
      @ተተ-ሸ5ዠ 3 หลายเดือนก่อน +1

      👍❤😂😂😂😂

    • @GenetNegasi-kd1so
      @GenetNegasi-kd1so 3 หลายเดือนก่อน

      አኛኪ ❤❤❤❤😂😂😂😂

    • @gedu8644
      @gedu8644 3 หลายเดือนก่อน

      ተታሒዙ እዩ😂

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂

    • @Jannat-bt2cc
      @Jannat-bt2cc 3 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ዋላ ኣነ❤😂😂😂

  • @MeriGaltdf
    @MeriGaltdf หลายเดือนก่อน

    ውይ ማርያምን ኣቢዓትኒ መዓረይ ሓመድ ትብለዐኒ💔😥❤

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 3 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ፅሩያት እቲ ቃላቶም ምትሕልላዮም ደሰሰሰ ክብለካ ሓዳር አብራሃም ሳራን ይግበረልኩም አሕዋተይ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዊይ ዓሰል አሕዚናትኒ ግን😔😔

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 3 หลายเดือนก่อน +8

    ዋው ገለ ዓይነት ፕራንክ ሊሊ ሕጂ ተረክብኪ ፍቅረይ ያ ነገር ዶ😅😅😅

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😂😂❤❤

    • @Azebeadlt
      @Azebeadlt 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @tigrayadey7708
    @tigrayadey7708 3 หลายเดือนก่อน +12

    ቅድመትኪ የኔ ማር ኣሕዝናትኒ😢♥️💖

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      😢😢❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛሓፍተይ❤❤🎉

    • @tigrayadey7708
      @tigrayadey7708 3 หลายเดือนก่อน

      @@TtTt-b9r7j እሺ ማዓረይ❤😍

    • @احمدسالم-ض2د
      @احمدسالم-ض2د 3 หลายเดือนก่อน

      ማር ኣሕዝናትኒ ሓፍተይ😪😪

  • @ganetkalayu210
    @ganetkalayu210 3 หลายเดือนก่อน +2

    ደሙረኒ ተጋሩዋይ😢❤

  • @Skvdjce
    @Skvdjce 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሊሊየይ ማዓረይ አሐዚናትኒ ❤😢

  • @yofkdvv
    @yofkdvv 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዚናትን ማዓረይ ዚገሪም ቢራንኪ ይሞቹኩሙ ትጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤🥰

  • @سمسمكعبي
    @سمسمكعبي 3 หลายเดือนก่อน +6

    ፅብቃተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤ ሰጦታ ሃባ ኣሕዝናትንሰ😢

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  3 หลายเดือนก่อน

      Eshni amen🙏❤️❤️

  • @ህያብ-ሠ8ጠ
    @ህያብ-ሠ8ጠ 3 หลายเดือนก่อน +17

    ታእኪ ሙልዖ ትመስሊ ይብላሎስ የኣነይ ያ ኣየ ሊሊ ምቅርቲ😂😂

    • @BbH-cr7dm
      @BbH-cr7dm 3 หลายเดือนก่อน

      ሞይተ እየ ኳ 😂😂😂

    • @الياسهزازي-ك7ه
      @الياسهزازي-ك7ه 3 หลายเดือนก่อน

      ደንጊፃ እያ እኮ ክክክክ😂😂😂😂​@@BbH-cr7dm

    • @غلبعلو
      @غلبعلو 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤😢😢

    • @Zfan_1993
      @Zfan_1993 3 หลายเดือนก่อน

      ናደጋገምኩ እየኮ ሰሚዐዮሰ መይተ እየ ሰሓቅ😂😂❤

    • @marbayname
      @marbayname 3 หลายเดือนก่อน

      ሞይተ እየ ክክክክክ የአነይ😁😁😁

  • @jhdccvbbvg9050
    @jhdccvbbvg9050 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሊሊየይ ኣሕዝናትኒ የኔ ውዴ😢

  • @KsaKsa-cm8lq
    @KsaKsa-cm8lq 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዚናትኒ ሊሊየ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @assass8589
    @assass8589 3 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረይ ኣሕዙናትን😢❤❤❤