must watch ወደ መዝሙር መን'ዩ 1ይ ክፋል ብነብይ የማነ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • Subscribe for more coming videos.
    our official web site:-
    www.cjfanchurc...
    Our Official Facebook:- / cjfanationsc. .
    Kitchener church address:-
    546 Belmont Ave West Kitchener, ON N2M 5E3
    Friday from 6:30pm - 10:00pm pray
    Saturday from 1:00pm - 3:00pm discipleship class
    Sunday service from 2:30pm - 6:00pm
    Toronto branch church:-
    274 Concord Ave.Toronto, ON M6H 2P4
    Friday 7:00pm-10:00pm
    Saturday 3:00pm-8:00pm

ความคิดเห็น • 28

  • @ChosenbyGrace25
    @ChosenbyGrace25 10 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you holy spirit for the heavenly teaching. Love you man of God prophet yemane. ❤

  • @tuk7777
    @tuk7777 ปีที่แล้ว +1

    Wow GBU Prophet Yemane 💙

  • @saraabraham6668
    @saraabraham6668 ปีที่แล้ว +1

    Lord Jesus Christ please help me I need you more than ever ❤

  • @letinaansera
    @letinaansera ปีที่แล้ว

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 ปีที่แล้ว

    thanks God!!! for giving us true prophet, who leads by the holy spirit.

  • @berekettadele5763
    @berekettadele5763 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤ Thank you jesus sile ezi hiyaw qail sile barya amlak Daddy Gbu.

  • @beiluleyob1159
    @beiluleyob1159 3 ปีที่แล้ว +1

    Amennn God bless u the man of God bless u more wowww

  • @salahrasd2147
    @salahrasd2147 3 ปีที่แล้ว

    Amennn amennn daddy Goyta yesus ybark tebarek blessed

  • @eyobtekeste9264
    @eyobtekeste9264 4 ปีที่แล้ว +9

    ደረት ቃል ኣምላኽ ኣይትድፋእ
    """""""""""""""""""""""""""""""""""""""""
    ከምዚ ሓው ዘይተጻሕፈ ብድፍረት ዝዛረብ ካብ ሓበሻ ርእየ ኣይፈልጥን።ነቲ ኣይትውሰኽ ኣይቶግድል ዝብል ትእዛዝ ኣምላኽ ጥሒሱ ኣብ መንነትን ባህርያትን ጎይታና ኢየሱስ ብድፍረት ዘይተጻሕፈ ይዛረብ ኣሎ።
    መንነትን ምህሮን ኣገልግሎትን ጎይታ ኣብ ወንጌላት ኢና ንረኽቦ።
    ኣብ ኣርባዕቲኡ ወንጌላት እዚ ሓው ዝብሎ ዘሎ ኣይተጻሕፈን።ደረት ቃል ኣምላኽ ምድፋእ ከኣ ሓጢኣት እዩ።
    ብትኽኽል ንምዝራብ እዚ ሓው ዝዛረቦ ዘሎ ጸርፊ እዩ።ኢየሱስ ካብ ፍቃድ ኣምላኽ ወጺኡ ጥቕሲ ጥራይ ስለዝፈለጠ ቅድሚ ብመንፈስ ቅዱስ ምቕብኡ ይምህር ከምዝነበረ፡ግና ፍረ ኣይነበሮን 18 ዓመታት ናይ ክሳራ ግዜ ከምዘሕለፈ፡ካበይ ይምህር ኣሎ ዘገርም እዩ።
    እዚ ሓው ጠዋውዩ ክምህራ ዝጸንሐ ጥቕሲ ንርኣያ፡
    ሉቃስ 2 (Luke)
    48፤ ምስ ረኣይዎ ድማ ሰምበዱ። ኣዲኡ ኸኣ፡ በል ወደይ፡ ስለምንታይከ ኸምዚ ገበርካና፧ እንሆ፡ ኣቦኻን ኣነን እናጕሄና ንደልየካ ኔርና፡ በለቶ።
    49፤ ንሱ ኸኣ፥ ንምንታይሞ እትደልዩኒ፧ ኣብቲ ናይ ኣቦይ ዘበለ ክኸውን ከም ዚግብኣኒዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ በሎም።
    50፤ ንሳቶም ግና ነዚ ዝበሎም ዘረባ ኣየስተውዓልዎን።
    51፤ ምሳታቶም ወሪዱ ናብ ናዝሬት መጸ፡ ይእዘዞምውን ነበረ። ኣዲኡ ድማ ነዚ ዅሉ ነገር ኣብ ልባ ተዋህልሎ ነበረት።
    52፤ የሱስ ከኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ብጥበብን ብቝመትን ብጸጋን ዓበየ።
    ጎይታ ካብ ፍቓድ ኣብኡ ወጺኡ ዘገልገሎን ዝማሃሮን ዋላ ሓንቲ ደቀቕ ትኹን የላን።ክሳብ ብመንፈስ ቅዱስ ተቐቢኡ ኣገልጉሎቱ ዝጅሚር ነቶም ብስጋ ስድርኡ ይእዘዝ ነይሩ።ምእዛዝ መታን ንዓና ከርእየና።
    * ምስቶም ዝሰምዕዎ ሓደ እዩ ኔሩ ፍልልይ ኣይነበሮን ከኣ ኢሉና። እዚ ናይ ኣርዮስ ምህሮ እዩ፡ኣሕዋት።ጆሆባ ደኣ ካብዚ ሓሊፎም እንታይ' ዶ ኢሎም ምሂሮም ኢዮም። ጎይታ ብስግኡ ወይ ሰብ ብምዃኑ ምስኣቶም ማዕረ እኳ እንተኾነ ካብኣቶም ዝፈልዮ ብዙሕ ኣሎ።
    1ይ. ንሱ ጻድቕ እዩ ንሳቶም ሓጢኣተኛታት
    2ይ.ካብ መንፈስ ቅዱስን ብመንፈስ ቅዱስን ዝተወልደ ዘልኣለማዊ ቃል እዩ።
    ዮሃንስ 1 (John)
    14፤ እቲ ቓል ስጋ ዀነ፡ ጸጋን ሓቅን መሊእዎ ኸኣ ኣባና ሐደረ። ክብረቱ ድማ ከም ክብሪ ናይቲ ሓደ ወዲ ነቦኡ ርኤና።
    ጎይታ ኣብ ምድሪ ከሎ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ እንተ ኔሩ በየናይ መለክዒ ኢና ምስቶም ኣብ ዙርዩኡ ዝነበሩ ሰባት ማዕረ ክንገርብሮ ንኽእል?
    ጎይታ ኣብ ዘመን ስግኡ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ እዩ!
    # ዮሃንስ 10 (John)
    30፤ ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።
    # ዮሃንስ 14 (John)
    8፤ ፊልጶስ ከኣ፥ ጐይታይ፡ ነቦ ኣርእየና እሞ ይኣኽለና፡ በሎ።
    9፤ የሱስ በሎ፥ ፊልጶስ፡ እዚ ኽንድዚ ዚኣክል ዘመን ምሳኽትኩም ክነብር ከሎኹስ፡ ኣይትፈልጠንን ዲኻ፡ እቲ ንኣይ ዝረኣየ ነቦ ረኣዮ። ከመይ ኢልካኸ፥ ነቦ ኣርእየና፡ ትብል አሎኻ፧
    10፤ ኣነ ኣብ ኣቦ ኸም ዘሎኹ፡ ኣቦውን ኣባይ ከም ዘሎዶ ኣይትኣምንን ኢኻ፡ እቲ ኣባይ ዘሎ ኣቦ ባዕሉ እዩ ግብርታቱ ዚገብር ዘሎ እምበር፡ እዚ ንኣኻትኩም ዝነግረኩም ዘሎኹ ዘረባስ ካብ ርእሰይ ኣይኰንኩን ዝዛረቦ ዘሎኹ።
    # ሰግደት ይቕበል ኔሩ ማቴ 9፥18/ ማቴ14፥33
    ጎይታ ካብቶም ኣብ ዙርይኡ ዘነብሩ ፍርሳውያን ወይ ሰዱቓውያን ጥራይ ዘይኮነ ካብቶም ንሳቶም ዝምክሕሎም ኣብራሃም፡ ሙሴ ፡ ዳዊት ይዓቢ እዩ።
    ጎይታ ኢየሱስ ኣብ ሰማይ ይኹን ኣብ ምድሪ ኣምላኽ እዩ። ማዕረ ምስ ኣቦ ማዕረ ምስ መንፈስ ቅዱስ።
    (ዮሃ1፥1/ሮሜ 9፣5/ 1ዮሃ 5፥20)
    ጎይታ ኢየሱስ ካብ እግዚኣብሄር ኣቦ ተላኢኹ ምምጽኡ ካብ ኣግዚኣብሄር ኣቦ ኣየትሕቶን እዩ።እግዚኣብሄር መንፈስ ቅዱስ እውን ካብ እግዚኣብሄር ወልድ ተላኢኹ ምውራዱ ካብ እግዚኣብሄር ወልድ ኣየትሕቶን እዩ። all equal all one.
    ወዲ ብኣቦ ተላኢኹ ንኣቦ ኣኽቢሩ
    መንፈስ ቅዱስ ብወዲ ተላኢኹ ንወዲ ኣኽቢሩ
    ዮሃንስ 16 (John)
    7፤ ግናኸ እንተ ኸድኹ ኸም ዚሔሸኩም፡ ሓቂ እነግረኩም አሎኹ። ኣነ እንተ ዘይከድኩስ፡ እቲ መጸናንዒ ናባኻትኩም ኣይመጽእን እዩ እሞ፡ እንተ ኸድኩ ግና፡ ንእኡ ኽሰደልኩም እየ።
    14፤ ንሱ ኻባይ ኪወስድን ኪነግረኩምን እዩ እሞ፡ ንኣይ ኬኽብረኒ እዩ።
    * እዚ ሓው ንናይ መንፈ ቅዱስ ፍረ ብኣጋንንት ምውጻእን ዘይምውጻእን ገይሩ ተረዲእዎ ኣሎ። ፍረ መንፈስ ቅዱስ ግና ኣብ ሂወትና እንለማመዶ ንጎይታ ናይ ምምሳል ናብራ ደኣ እምበር ተኣምራት ምግባር ወይ ዘይምግባር ኣይኮነን።
    * ሕጂ ግና መንፈስ ቅዱስ መጺኡ ኣሎ ዝበሎ መንፈስ ቅዱስ ቅድሚ 2000 ዓመታት እዩ ወሪዱ።
    * ንስኹም ከ ከምቲ ኢየሱስ ብመንፈስ ቅዱስ ምስ ተቐብአ ክትኮኑ ትደልዩ ዲኹም? ዝበሎ ከኣ ዋላ ሓደ ከምቲ ጎይታ ዝገበሮ ክገብር ዝኽእል የለን። ኩሉ ሰብ ዘዝተጸውዓሉ ጽውዓ ኣሎዎ። ሰብ ንጽውዕኡ ክነብር ኸሎ እዩ ጽባቐኡ። ንሂወት ጎይታ ደኣ እምበር ንኣገልጎት ጎይታ ክንቀድሕ ፍቃድ ኣምላኽ ኣይኮንን።
    * እቲ ብዘይ መንፈስ ቅዱስ ዋላ ሓደ ክንገብር ኣይንኽልን ኢና ዝበሎ ሓቂ ኮይኑ፡ ንናይ ኣገዳስነት መንፈስ ቅዱስ ኣብ ሂወት ኣመንቲ ክተረድእ ኢልካ ዘይተጻሕፈልካ ምምሃር ከኣ ዓቢ ጌጋ።እንዳበልኩ ኣብዚ ይወድእ።

    • @zionbrhane8378
      @zionbrhane8378 2 ปีที่แล้ว

      እዮብ ሓወይ ጎይታ ይባርኽካ፣እቲ ነዚ ከተስተውዕል ዝረድኣካ።

  • @mokonen2619
    @mokonen2619 3 ปีที่แล้ว

    Yesssss halluya

  • @tabraham4782
    @tabraham4782 4 ปีที่แล้ว +1

    This message is one of the most efficient need in church nowadays b/s I don't think we know about the holy spirit well enough..bless you pastor.

  • @yonasmeseret9443
    @yonasmeseret9443 4 ปีที่แล้ว

    God bless you

  • @rahelsamuel9079
    @rahelsamuel9079 4 ปีที่แล้ว +1

    Waww my best blessing class yemun beruk hawei GBU

  • @habtomestifanos6328
    @habtomestifanos6328 4 ปีที่แล้ว

    God bless you prophet yemane

  • @ZemariYaredElias
    @ZemariYaredElias 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen

  • @saraabdinabubaker5940
    @saraabdinabubaker5940 3 ปีที่แล้ว +4

    አታ ሰብአይ አበይ ደአ ኔርካ ዘይፈልጠካ ስጋብ ሕጂ። ተባረኽ ዝሓወይ።

  • @mebrihitgaym6389
    @mebrihitgaym6389 3 ปีที่แล้ว

    Brukh nay amlak seb enkae natna konka

  • @Relaxingblog123
    @Relaxingblog123 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwww eway kab zgermeni begern zehrqenin point God bless you.post endageberu ab PALTALK hede hade kudusan mok abilomuna alewu Prophet ☝️

    • @berekettadele5763
      @berekettadele5763 ปีที่แล้ว

      Bruk siuq elka temahar ,ezi qail hiyaw qail amlak eyu,nebi yemane haqenya nay amlak seb eyu,mergem nab hiwetka aytemxi ,biriska zimesleka aytzareb.

  • @danieltesfay5064
    @danieltesfay5064 3 ปีที่แล้ว +1

    ታማይ ናብ ወይኒ ዝቀየረላድኣ መአስዲያ

    • @Jesusfirstlove777
      @Jesusfirstlove777 10 หลายเดือนก่อน +1

      Shalom bruk hawey Menfes qdus nay eyo mis mexo

    • @Jesusfirstlove777
      @Jesusfirstlove777 3 หลายเดือนก่อน

      ብሩከይ ድሕሪ ጥምቀት ብምንፈስ ቅዱስ

  • @raheljennai9408
    @raheljennai9408 ปีที่แล้ว +1

    4 ቲኡ ወንጌል ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ስለ ዘየንብካዩ ተመሊስካ ኣነቢብካ ዝተዛረብካዩ ትምህርቲ የዔርዩ ነቲ ህዝቢ ጌጋ አይትምሃሮ
    ምስትውዓልካ ይምለሶ

  • @senhitgebru537
    @senhitgebru537 11 หลายเดือนก่อน

    መንፈስ ቅዱስ ኣብ ርእሲ ፅላእ ትካ ክትረግጽ, እዩ መሪ ሑካ ዝከየድ

  • @tsehayeweldeab3694
    @tsehayeweldeab3694 ปีที่แล้ว

    ምንፈስ ውዱስ ንየሱስ የኽብር ንስኻ ንየሱስ ተነኣእስ በየናይ መንፈስ ኮን ትዛረብ ኣሎኻ?

  • @zionbrhane8378
    @zionbrhane8378 2 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ድፍረትን ነውሪን፣የሲስ ዘረባ ጥራይ ለውጢ ኣይገበረን።ክርስትያን ተንስእ ንቃሕ።ካብ ኦም በለስ ተማሃሩ።ጨንፈራ ምስ ለምለመ፣ቆጽላ ምስ ጠጥዔ ክረምቲ ከም ዝቀረበ ትፈልጡ ኢኹም።ማት24፣32።እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ።ማር 4፣9

  • @segidbrhane2738
    @segidbrhane2738 2 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ትምሕርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ውሽጢ ዘየለ ንየሱስ ዘዋርድ መጽሕፍቅዱስ ዘይበሎ ምህሮ ኣጋንቲ እዩ! ነዚ ሰይጣናዊ ስኾነ ትምህርቲ እዩ! ናይ ትዕቢት ዘረባ ናይ ምንኣቕ እዩ... ! ኢየሱስ ኣቡኡ ብእኡ ዝሰመረ ዝተብሓለ እኾ እዩ!!. ..ናይ የማነ ኣይገርምን ከምዚ ምባሉ ናጋንንቲ ምእንቲ ሰባት ክቕበሉ መንፈስ ሰብ ክኣትወኩም ይኽእል እዩ እንዳበለ ዘዳልወኹም ዘሎ ዝበለስ ከምዚ እንተበለ ኣየደንቕን እዩ! ኮፍ ኢልኹም ነዚ ትሰምኡ ግና ትገርሙ ኡኹም፨ኣበይ ኢና በጺሕና? ... ንኣምላኽ ኢኹም ደሊኹም ንሰብ ? ኦ ህዝቢ ኣምላኽ እንታይ ከምትኽተል ሎሚ ፍለጥ!! ናይ ኣጋንንቲን ናይ ሰብን ትምህርቲ ከመይ ኮፍ ኢልኻ ትሰምዕ?.