Eritrean tiktok zerit vs adgii ni hamedu

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ค. 2023

ความคิดเห็น • 17

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850 11 หลายเดือนก่อน +1

    Eritreawinet kbur mennet 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷

  • @HK-ri1by
    @HK-ri1by 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዘርኢ ሰናይ ሓውና ነዞም ዕሱባት ብደዎም ዝሞቱ ክልዝዩ ከለዉ ከመይ ዝበለ ዓቕሊ እዩ ዘለካ ፧
    መገገዲ ጥፍኣት ንዝመረጹ ዕዉር ንዕዉር ተመራሪሖም ተተሓሒዞም ይጽደፉ ግደፎም።

  • @weinisolomon
    @weinisolomon 10 หลายเดือนก่อน +1

    zereit jigna💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏

  • @rishanlady5041
    @rishanlady5041 24 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍

  • @hagerey9448
    @hagerey9448 11 หลายเดือนก่อน +2

    ስለምንታይ ኢኹም ዕድል ትብህዎም ነዞም ዒጎ

  • @wayneyowhanes8077
    @wayneyowhanes8077 11 หลายเดือนก่อน

    Sga dmo belika Gahbel Boda

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 11 หลายเดือนก่อน

    RAVO .Ata dedebe neska temxo leweti yelen enda tegray teser lokmaxe enda tegaru kedkum tesesu nay hezbi eritrea kea hegdefe mendef teblu teblu Festival nay hezbi eber nay hegdef aykonen denakur nesdraka dey hasebka nehzbi kethasebe abe eritrea zelo hezbi keme sebe zegdselkum yelen aytfletun keman 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪💪💪💪

    • @yonasteklhaimanot1715
      @yonasteklhaimanot1715 11 หลายเดือนก่อน

      Sekti ati gahba qemal. Kabzi wedi nleali bkemey eka Eritreawit ktkoni delki?

    • @hagerey9448
      @hagerey9448 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@yonasteklhaimanot1715😆 ስቕ በል ወድታ መበለት ሞንጎ ሞንጎ ባዕሉ ዶ ኣይኮነን ትግራዋይ ኢየ ዝበለ ረሳሕ

  • @nebiatmehari9838
    @nebiatmehari9838 11 หลายเดือนก่อน

    gela aunet Metkalawet nfete nazom Azabea katrea belyom

  • @TesfayTadese-yp7gy
    @TesfayTadese-yp7gy 11 หลายเดือนก่อน

    ኢዚ ኦም ደላሎ ዝነበሩ የህውዋትና ዘትፍ ኡ ዝነብሩ ንጽባህ ንግሆ ኣድካ አቶ ምስ ኮነ ማንም ዝሃቶም አሪትራዊ ኢዮም ኮን ዶኮን ተሰለተ ብዝብል ናይ ኣክሊ ጽበት ካልሲ ዝገብሩ ዘለው ተኩላ ክንሶም ቖርበት በጊዕ ተከዲኖም ንህዝብና ከዳናግሩ ንተንከከሎም

  • @samsonsariam5221
    @samsonsariam5221 9 หลายเดือนก่อน

    Zeri kirdad fandiya

  • @dh4343
    @dh4343 11 หลายเดือนก่อน

    ንሃገር ጸላኢ ከይደፍራ ዝከላኸሉ ሰራዊት ኤርትራ ህግደፍ፡ ብድርቅን ብኣንበጣን ብዝወረደ ሓደጋ ህዝቢ ከውጻዕ ከይጠሚ ገንዘብ ንዘዋጽኡ ህግደፍ፡ ንስንኩትላንን ኩናትን ንስድራ ቤትን ስዋእትን ዝሕግዙ ህግደፍ፡ ፈስቲቫላት እና ገበሩ ህዝቢ ኣብስደት ፋሕ'ሉ ከይትረፍ ባህልን ልምድታት ህዝብታት ኤርትራ ንኣብ ስደት ዝተወልዱ ደቁን ንወጻእተኛታትን ከላልን ክፈልጥዎን ንገብር ህግደፍ ኩሉ ት ንሃገሩ ዝሰርሕ ህግደፍ ህግደፍ፡ ንሶም ነዚ ኩሉ እና ጸብጸቡ ዝቃወሙ ዘለው እዝመስሎም ዘሎ፡፡ ቶም ህዝበይን ሃገረይን ብባዕዲ ክትርገጽ የብላን ስለ ዝበልኩም ህግደፍ ትብሃሉ ዘለኹም ንኹሉ ጸብጺብኩም ብኣንጻሩ ትምስገኑን ሞሳ ይብጻሕኩም እዮም ዝብልኹም ዘለው'ሞ፡ ህግደፍ ክብልኹም ነቲ ትሰርሑዎ ሃገራዊ ስርሓት እና ጸብጺብኩም፡ እወ ኣነ ብሃገረይ ወይ ንሕና ብሃገርናን ህዝብናን ንግደስ ኤርትራውያን ምዃነይ/ና ኢኻ/ኹ ትነግረኒ/ና ዘለኻ/ኹም'ሞ የቐንየለይ/ና በሉዎም ደቂ ኤረ💕🇪🇷💕🇪🇷💕።

  • @HabeshaKitchenForYou
    @HabeshaKitchenForYou 11 หลายเดือนก่อน

    ኪኪኪኪ ብኣል ዘርእሰናይሲ አንጻር ሕዝቢ ኤርትራ ንስኩም ክኣ ኣንጻር ሕዝቢ ኤርትራ ኪኪኪ ሰረቅቲ ሕዝቢ ኣብ ደገ ዘሎኮኒ አካል ኣብ ውሽጢ ዘሎ ሕዝቢዩ ነተን ንነጻነት ኤርትራ ክብላ ብዘይውላድ ዝተረፋ ኣዴታት ዘሪይ ዘይብለን እሞ ክኣ ብተጋሩ እሞ ክኣ ኤብ መሰል ዘለዎ አዲ ሕልናካ ደጊምካ ደጋጊምካ ሕሰበሉ ዘይትሓፍሩ ዘርኢት ግን ትእግስትኻ ደጊመ ደጋጊመ የድንቀካ