ความคิดเห็น •

  • @slm1341
    @slm1341 ปีที่แล้ว +11

    እዋይ እዛ ኤርትራስ በቲ ሓደ ወገን ዕደለኛ እያ፡ ኩላ ጉሓፍ ደቓሉን ከዳዕን ጸርያትላ፡ኤርትራ ንኤርትራውያን ኮይና ክትቅጽል እያ።ኣርግፈሎም ደኣ ነዞም ደቓሉ ከዳዓት ዘርእሰናይ ጅግና፡ ዋልታ ሃገሩ።❤

  • @hiritighebrelul4730
    @hiritighebrelul4730 ปีที่แล้ว +16

    ዘርኢ ሰናይ ወዲ ተባረኸት ማህጸን ኢኻ እዚ ወደይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weiniteikest343
    @weiniteikest343 ปีที่แล้ว +4

    Privilege to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ king of Africa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrean beloved President ISAIAS AFWERKI king of Africa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍🌍🌍

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว +7

    😂😂😂 እዋይ ዘርኢት ብወኻሩ ተኸቢቡ ንኹለን ልክዐንን መልክዐንን ለኺዕወንን

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 ปีที่แล้ว +8

    ዘሪኢ ሰናይ እንቃዕ ኣይሕደርካ ምዞም ተሮሪስቲ እዝጋኣብሄር ኣውጺኡካ ጎርሕካሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😮

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 ปีที่แล้ว +10

    ዘርኢት ሽኮር ናጽነት ሓበን እዩ ::🇪🇷💪!!!

  • @letanyemane2370
    @letanyemane2370 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️ኤርትርውንት ክብር ምንንት ኣን ኤርትርው ኣይ ኣልኽ ሕስብ ኤርትርው ክምዝ ንትክም ኣይዝርብ ኣግድፍ ህዝብ ቻዖብይ ክል ኤርትር ኣይ

  • @stolteri1811
    @stolteri1811 ปีที่แล้ว +5

    ዘርኢት ኣምበሳ, ነዞም ጅእጅ ማንጅእጅ ኣላሸ ኣቢልካዮም 👍 ነዞም ንቅሓቶም ኣብ ጭንጋዓቶም, ናይ ዜግነት ቅልውላው ዘእለወ ም ኢዮም. ስለዚ በሎም ጥራሕ ነዞም ደቂ ጁንታ ኣጆኩም 👍 ኣቅሎም ስለ ዝጸበቦም
    እዩ. ኣጆና ደቂ 9 ቢሄር መጻኢና ብሩሕ እዩ 🙏🎉 ወይለካ ከዳዕ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 ปีที่แล้ว +2

    መርሐባ ዘርኢሰናይ አንታ አንበሳ እዎይ እንቋዒ ንስካ ሐወይ ኮንካ 🦁....አንበሳ ...🦁
    ጸሐይ ☀️☀️ኤርትራና ☀️☀️. አምላክ ይባርካ ፍትው ሐወይ ኩርዒ ኤርትራዊ 🦁❤️🙏🏽💕🙏🏽💯🇪🇷🦁❤️💯💕🌷💐💎❤️🙏🏽🇪🇷💯🇪🇷🙏🏽

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 ปีที่แล้ว +10

    ዘርኢት አምበሳ መልሲ ዘይኮነ መልስታት ኣኻ ትምልስ ዘለኻ

  • @dh4343
    @dh4343 ปีที่แล้ว +5

    👍🇪🇷💕🙏💕🇪🇷ዘርኢ ሰናይ🇪🇷

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 ปีที่แล้ว +6

    ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኢያ

  • @slm1341
    @slm1341 ปีที่แล้ว +2

    ሚካኤል ስሑል እቲ ንነዊሕ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ማእከላዊ መንግስቲ ዝተሓረሞ ብዘመነ መሳፍንቲ ዝፍለጥ ዘይምርግጋእን ዕግርግርን ዝዓበለሎ እዋን ንኽጅመር ዓቢ እጃም ዝነብሮ ሰብ እውን እዩ።
    ኣብ 18 ክፍላተ ዘመን ጀምስ ብሩስ ዝተባህለ ስኮትላንዳዊ ገየሻይ ካብ 1769 ክሳብ 1771 ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሰጊሩ ንኣስታት 2 ዓመት ኣብ ትግራይን ጎንደርን ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ትዕዝብታቱ ከምዚ ይብል።
    ሚኪኤል ስሑል ባህርያቱ ካብ ሂወት ንላዕሊ ይመስል፡ ኣዝዩ ጨካን (ruthless)ን ርህራሄ ዘይብሉ (cold-blooded) እዩ። ንወልቃዊ ረብሓን ንኹሉ ኽቋጻጸር ዝብል ህርፋን ስልጣን እንተዘይኮይኑ፡ራኢ ዝነበሮ መራሒ እውን ኣይነበረን።

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 ปีที่แล้ว +3

    ❤️🙏🏽🇪🇷💯ስዘሪኢት እንበሳ 💯❤️🇪🇷🙏🏽

  • @frehaile6298
    @frehaile6298 ปีที่แล้ว +1

    Zeraseni Bulux Eritreawi 🇪🇷👈🏼
    👉jagena ab gonka forever ❤️

  • @rutanegash5195
    @rutanegash5195 ปีที่แล้ว

    Zeriit hawna nay behqi jigna berk 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @Ma1991eri
    @Ma1991eri ปีที่แล้ว +2

    ዘርእስናይ ጅግንነት አደ ንዓካ ወሊዳ ትምከን አንበሳ 🇪🇷💪🏽🇪🇷👉🏾✊🏽🇪🇷👈🏿 ንሓፋሽ

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 ปีที่แล้ว +6

    ዘርኢት አንበሳ

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 ปีที่แล้ว +1

    ሓታቲት ጽሒፎም ዝሃበዋ ትመስል😂

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว +2

    Zerit jigna 🇪🇷❤🇪🇷👍🇪🇷👍

  • @aloniabo7466
    @aloniabo7466 ปีที่แล้ว +4

    Zereit ambesa forsa ❤❤❤

  • @user-ib7en2tf9d
    @user-ib7en2tf9d ปีที่แล้ว

    ደቂ ኤረ ሓበን ሃገር ❤ ንኪድ ጥራይ ❤ በልዋም ነዞም ማዳ ሓገር 😂 ድሮን ኢኩም አኻ ተዝንብሎም ዘለኩም 😅

  • @user-uo4zk8sp5e
    @user-uo4zk8sp5e ปีที่แล้ว +4

    Zerit jigna

  • @zeraywoldu8425
    @zeraywoldu8425 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ልዕሊ ዘርኢሰናይ ዘለፋ ግደፎ

  • @user-up7tp8il3u
    @user-up7tp8il3u ปีที่แล้ว +1

    ገሊኦምሲ ሽጉርቲ ይመትሩ አለው ክክክክክክክ

  • @user-ei2ig7bn6t
    @user-ei2ig7bn6t ปีที่แล้ว +1

    Zersena hawey idemeni tenani yabeka Jegena wedi jegna Abesri

  • @abrhaleydrar3529
    @abrhaleydrar3529 ปีที่แล้ว +1

    Zeresenay jgna ajoka zarkey ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WerquHabtu
    @WerquHabtu ปีที่แล้ว

    ❤🇪🇷❤🇪🇷💖🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💖🇪🇷❤🇪🇷

  • @teresatewelde3691
    @teresatewelde3691 ปีที่แล้ว

    ዘሪሰናይ ኣበይ ዘሎ ናዝነት😂

  • @YoditTeklezgi-zx4jk
    @YoditTeklezgi-zx4jk ปีที่แล้ว +2

    ብራቮ ዘርእሰናይ በላ ነዛ ጓሓፍ ስዲ ይብሃል ኢላ ኢያ ትሓተካ ዘላ መስይዋ።

  • @tseghehabtemicael1245
    @tseghehabtemicael1245 ปีที่แล้ว

    ዝርእስናይ ጽንዓት ይሃብካ ነከምዝአቶም መልሲ ክትህብ

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 ปีที่แล้ว

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 ปีที่แล้ว

    Zerete Zerete 👉❤️❤️❤️💯💯💯Anbsa 👉🇪🇷

  • @user-mr8ji1zi2q
    @user-mr8ji1zi2q ปีที่แล้ว +2

  • @DohaDoha-tf2qn
    @DohaDoha-tf2qn ปีที่แล้ว

    ኣቱምሰባትስነተግባርዶኣለኩምንዘርእሰናይትጸርፉጅግናእዩሕፉረቶምዘይክዽኑከዳዓትከደምቲሕዋሓትመኒነቶምዘሕፊሮምደናቁርኣብሓደለካትትክትስዑዳኣመንኣፊቂድልኩምዋይውርደትመንካሓፋረልኩምእዩ

  • @alganeshafewerqi1168
    @alganeshafewerqi1168 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rutt6733
    @rutt6733 ปีที่แล้ว +2

    Adgi nhamedu hamed

  • @gheneghbrezegi2796
    @gheneghbrezegi2796 ปีที่แล้ว

    Zerit jegna eka sebay sebut.

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 ปีที่แล้ว +1

    ወርደተኛ ረሳሕ ከዳዒ ጋል ትግራይ ደቂ ወዲ ትግራይ ቢያ በሎም ዘርእሰናይ እዝኦም ምሳካ ዝወዳደሩ ☠️💩🫏 ደቂ ዬእዱግ

  • @hadashad2092
    @hadashad2092 ปีที่แล้ว

    Hadas🌺🌻🌼🌼🎉🌷🎂💐💚❤️❤️💛👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @teklehaile422
    @teklehaile422 ปีที่แล้ว

    ዘሪኢት በሊሕ ኣይኮነንካ ኣብ መንታይ የእትወካሎ ቲ ወዲ ኪትፈልጦ ኣይከኣልካን

  • @meseretmichael4461
    @meseretmichael4461 ปีที่แล้ว

    Izom menisyat natsinet intay iyu kifeltus kidmi natsinet Kemey neru eritrawi wey kia eritrea Kifelts agedasi iyu, natsinet intezeyhiluwa eritrea kisaii hiji intay iyu mikone

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 ปีที่แล้ว

    ዘርእሰናይ መታለሊ ኢኻ ናይበሐቂ

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 ปีที่แล้ว

    ወዲ ስሑል ጥሱጡስ ምኳኑ ብዘረብኡ ይፍለጥ 😂😂😂

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 ปีที่แล้ว

    ጓሓፍ እዩ እዚ ወዲ ሓድሽ 500 ናቕፋ ስግረዶብ ወጽዩስ ሰልዲ ሓሲብዎስ ከፊለ ይብል ኣሎ፡ ጁዕ ዝኾነ ኧብ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 ปีที่แล้ว +1

    Zeri eziom telamat eyom, kem weyane kahdayat, kndi mmsgan halewlew.

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @aziebfessehation5658
    @aziebfessehation5658 ปีที่แล้ว

    Seddey seddey kelibh

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว

    አይትሐሱ

  • @adeytube6750
    @adeytube6750 ปีที่แล้ว +5

    🤣🤣🤣🤣ናይታ ጓል ሕቶ 🤣🤣🤣ኤርትራዊ ንመንዩ ከዲዑ???ትግራይ ትዕወት ምባልከ ?ተራ ዕዋላያ🤮🤮🤮🤮ናምርድዳእ ክእለት ከማን የብሎምን ተራ ዓዋሉ ቧእ

  • @tseghehabtemicael1245
    @tseghehabtemicael1245 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልኩም ኤርትራ ካባኹም ትጸበ እንካዕ አይኮነት ቃንዛ እትረፍኪ ንነብስኺ ኩኒ

  • @user-jr7rk6el4y
    @user-jr7rk6el4y ปีที่แล้ว

    Anbesyyyyy

  • @selammehari4709
    @selammehari4709 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሰሑል ጋሐፍ

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ኢንታይ ዘረባ እዩ እዚ

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 ปีที่แล้ว

    Habene mushmuh kelte mlhasu

  • @alganshmehar3892
    @alganshmehar3892 10 หลายเดือนก่อน

    Mstir koynu dyu kegaltso hasibu delo ymesl

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 ปีที่แล้ว +1

    ዘርኢሰናይ ደቂ ዓድኻ ጸሪፈምካስ ንህልኽ ኢልካ አብ ህግደፍ ተመሊስካ ዝገርም እዩ!!!

  • @meazamehari7614
    @meazamehari7614 ปีที่แล้ว

    At gafe lemanit junta

  • @noneme-jj3rq
    @noneme-jj3rq ปีที่แล้ว +1

    🤣🤣🤣🤣🤣ፎኦ ሰበይታይ

  • @selamgeber5688
    @selamgeber5688 9 หลายเดือนก่อน

    ተዛረብ ወዲ በራድ ዝበልካዮ አብ ኢድ አብራሃም በጺሑ አሎ አብራሃም ስባይ ጓል ሓዎቦይ ኢያ አታ ቆረሱስ ዘረኢ ክረዳድ ኣወ ካብ ሰቲ ሓወካ ስወኣ ወሊድካ ነጅስ ገረአፍ

  • @selammehari4709
    @selammehari4709 ปีที่แล้ว

    ጋሐፍ

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 ปีที่แล้ว

    ናጽነትካ አብ አብዓድኻ እዩ ዝበዓል ምሽ ናይ ስደተኛ ወረቀት ሒዝካስ አብ ስደትዶ ተብዕሎ ኢኻ ዘርእሰናይ ሰብተሰጋግር ነርካ ገበነኛ ኢኻ!!!

  • @Saba-bv7xb
    @Saba-bv7xb ปีที่แล้ว

    Wedi sihle is a snake 🐍.

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 ปีที่แล้ว

    2ሸውኣተ የድልየካ ኣሎ ኣታ ክልተ መልሃሱ

  • @tekleweynitesfazg
    @tekleweynitesfazg 19 วันที่ผ่านมา

    ስቅ በል ሰባብ ጋልካ ትገብር ዓገብ ኣታ ልውጢ ዋሕድ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 ปีที่แล้ว

    Zerei senay Lokumax

  • @missasmara8479
    @missasmara8479 ปีที่แล้ว

    እዛ ክትዛረብ ዝጸንሐት ሃላይ ስጉድዕ ጓሓፍ በላ ሃላይ ፎእበልዎም።

  • @missasmara8479
    @missasmara8479 ปีที่แล้ว

    ዘርኢት ሓወይ ቲክቶክ ቦታኻ ኣይኮነን እስኻ ሊቅ ኢኻ ግን ከኣ ክንደይ ዓሻ ተረድእ ኣለኻ

  • @hadashad2092
    @hadashad2092 ปีที่แล้ว

    💚❤️💙💛🥀🌼🌻🌺💐🌺🌹🌷🥀👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷