ፈተነ ቅትለት በዓል ስልጣን ፈሺሉ| ሑመራ ፅቡቕ ምዕባለ ቀፂሉ| መቐለ ሓዱሽ መግለፂ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
- #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
እንኳዕ ሕማቅ ኣየሰመዐና ካብቲ ፈተነ ቅትለት!!!
ናይ ብሓቂ❤❤❤
Thank you TBS for the good news of IDPs..!🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ደስስስስስስ ኢሉና ኣሎ።
ቀፃልነት ጥራይ ይሃልዎ።
ፅቡቅ እዩ ብፍላይ ተፍነቀል ምምላስ ግዜ ምሃብ ኣየድልን
ትኽክክል እምበር ክሕነቅን ክቅተልን አለዎ
እሰይ ኣታ ጀግና ተጋዳላይ ናይ ሰለስተ ምዕራፍ ፣ ኣጆኻ እዙይ ኢዩ ንዝቆሰለ ልብና ዘጸናንዕ፣ ቀደም ሻላኻትኩም፣ ሀዚ እውን ተስፋና፣ ተስፋ ሕዝብ ትግራይ ኣባኻትኩም ኢዩ።
ኣ. ሓ . ወ .
መቸም ፍትሒ ሲኡኖም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ግን ሂወት ሒዝካ ሂወት ምጥፋእ ይከብዳል
ብጣዕሚ ዘሕዝን ምቅትታል ብትግራዋይ ውጉዝ ብሃይማኖትና ሓጥያት ምዃኑ ትግራዋይ ይኣምን
ንሰምዖ ዘለና ብፍላይ ኣብቲ መበቆል ሃይማኖትና ዝኾነት ቐቕድስቲ ኣክሱም ፅዮን ዝተፈፀመ ፈተነ ቅትለት ውጉዝከመኣርዮስ ንትግራዋይ ዘይምጥን እዩ።ስለዙይ ኩሉ ትግራዋይ ክኩንኖ ይግባእ
ፅቡቕ አቀራርባ ቀፅልሉ
Serve the true to be honest
ብትኽክል ጀ ሸሪፎ ጥረ ሓቂ።
💛❤
ምምህዳር እኽሱም ብጣዕሚ ሕማቅ እዩ ግን ሰብ ምቅታል ነውሪ እተዃኢሉ ካብ ስልጣን ምውራድ ብጣዕሚ ብጉቦ እተጨማለቅት ፍትሒ ዘይርከበላ እኽሱም ግን ግን ሰብ አይትቅተሉ ካብስልጣን ምወጋድ ግን አድላይ እዩ
Enkoine egziabher aterfehe❤ tigraye weste lendezi ayenet yesheber sera ermeja mewesede alebet😢 ende amara kelele mehone yelebetem ❤
Selam Selam 🎉🎉🎉
Keep it up please
ብምቅታል ዝረጋገፅ ሰላም የለን ናይ በሳል ሕ/ሰብ ተግባር፡ውን ኣይኮነን ነዚ ዘተባብዕ ሓሳብ እትህቡ ሰባት ናይ ጥዕና ኣይኮነን ናይ ፀላእቲ ተልእኾ እዩ
ላይክ ኣይትረስዑ ሰማዕቲ
ምዕራብ ማዓዝ ጀሙሩ እዩ ዘሕጉስ ጂማሮ ትብሊ ዘለኺ ፡፡
ቀፅሉ ውግንናኩም ንህዝብና ይኩን
ቀፅሉሉ
🙏🙏🙏💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
❤
Kexlwo xbuk alekum
Ewe general and dekehum Tegeraway dew ilu kenee ilena alena respect for you for TDF 🐆🇻🇳💪💪
ቀፅልሉ❤❤❤
ፁቡቅ ሲራሕእዩ ቀፂሉሉ
Good speech by sherifo
❤❤❤❤❤)
እወ ታሪኽንክብርታትን ትግራይዝሽርሽር ይትሓነቅ !!!!
ቅፅልጅግና ጀነራል ህዝቢ።
ውላዳ ዝኸፈለት ውላድ ትግራ ንንብ
ዓታ ብፍትሒንርትዒን ይትሓሰስ!!!
ትግራይ ሕማቅዝሽገ እንግድዓ የብላ
ናብ ሓደ ኣካል ዘወገነ ዝመስል ሚዛን ይረአ ኣሎ
Yktsil...Des.. behali eyu ..haki kmetsie alowo..
ሕጊ ንዘይፈልጥ ሀገር ክኸዉን አለዎ ሕጊ ንዝፈልጥ ብሕጊ ይጥየቅ
ተጋሩ እንዳማቶም ዓዲ ኣይወረሩን ፡ ን 30 ዓመት ንናጽነትን ሓርነትን አርትራ ዝተቃለስ ህዝቢ ፡ ኣብ ሳልስቱ ወራሪ ኮይኑ ምርካቡ ዘሕዝን ፍጻመ ! ንዓና አርትራውያን ከቢድ ዕዳ !
ስራሕቲ ህወሓት
የገዱ አንዳርጋቸው ፀፀት ለትግራይ|
👉ጀ/ታደሰ ሑመራ ላይ|
👉የትግራይዋ ሯጭ ዜግነት ቀየረች?
ዝርዝሩ👇
th-cam.com/video/OMD62REfRKk/w-d-xo.htmlsi=BuFSChLrCvTmHZph
ተከዘ ዴይሊ
ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ
ማንም ይኹን ማንም ወጀለኛ ከጠየቅ አለው ። ብፍላይ ናይ ዕሸላት አሰከሬን ተይተላዕሉ
ሓፂን መፂን ዝአረዩ ካብ ታሕቲ ክሳብ ግዛዊ መግስቲ ክሕተቱ አለኸም ???
Like geire aleku gn btaemi ekum hasot tzarebu mknyatu kullu mealti hade aynet zena ekum tesmuna hzbna keitemelese temelisom aytbelu you will repeat this news tomorrow Fthi ntefenakelti hzbna
Slemntay ikum amharigna titikemu?
Tigrai young men and women the future of Tigrai's democracies and development dependes on you. Some the corrupt leadres who do not care the suffering of the dispplaced peaple and also trying to dis stabilitetit Tigrai to continue their corrupt duty. Young Tigrai it is your time tell the corrupt leadres of TPLF to resigned with respect . support leadres with new ideas, cares, educated of no corruption, and leads Tigrai to development.
አዘመ አዛዚ አዞአም ማአደነ ዓዲ ሓፂነ መፂነ አተወረረ አንታይ የገበሩ ነበረ ሰቀ አልከ መምሰል የመሰል
Kab debrits gemiru kihitetun kimirmerun alewom ezi nihadhidom ab baesi zehlifiwo keweginom alewo silezi bizuh mizirab ayedilin kilte sebat kab hizbi Tigray ayibeltsun wala 20 yibtsihu kiwigenu alewom baesi zibehal keyinisemie.
እወ** ዝኾነ: ተኾነ: ወንጀል:ዘለዎ፤ብወንጀልን:ገበን ን: ዝተጨማለቐለ: ሰብ:ኩሉ*:ብቕልጡፍ: ይተሓነቕ ተትሒዙ: ፍርዱ: ክረክብ: ኣለ**ዎ***!! ግድን**!!
እቲ ፈተነ ቅትለት ዝተገበሮ ግለ ሰብ ቅንዕና ገይሩ ዶ የማሓድር ነይሩ እንድሕር ቅንዕና ዘይነቦሮ ፈትሒ ስለ ዘየለ መማረፂ እዩ
Gebenegnatat nab higi bimikrab lielinet higi kineregagts ygbae,,,
ኣነስ ዜናኹም ሓቂ ዘለዎ ኮይኑ ዘይስመዓኒ?
ኣነ ናይ ኮ/ል ደመቀ ሃው እያ
ገና ሐደ ሚኢቲ ሽሕ ከምንመልእ አይትጠራጠሩ
Tigary......... Broadcast....... Service.......Tg.......... MedIa........ Country
እቲ ፂዒኖም ዝወሰወድዎ ዘለው ንብረት ጠጠው ክብል ታይ ተገይሩ?
ጸ
ፈተነ ቅትለት ፈሺሉ እንተይኮነስ ዕዉት ዘይኮነ ወይ ከዓ ዘይተሳኽዐ ፈተነ ቅትለት እዩ ክበሃል ዘለዎ! ዘፍሸሎ ኣካል ስለዘየለ።
የቐንየልና
ይበል " ኣገናዕ " ዘብል ወሳነን ፡ መርገጽን ፡ ናይ TDF ህዝቢ መሰረት ዝሓዘለ ፡ ሓጺናዊ ፡ መርገጺ እዩ ' ሞ ፡ TDF ብድምጽኻ ጸባ ሰትዩ ከምዘሎ ፡ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት መላእ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ኣጣቒዑልካን ፡ የጣቕዓልካን ምህላዉ ፡ ኣብ ትሕቲ ምሕደራኻ ስለ ዘሎ ፡ ካብ ካልእ ሰብ ሓበሬታ ኣይትድለ ፡ ኣብ እትገብሮ ህዝባዊ ዕዮኻ ። ዓወትን ኣሳልጦን ፡ ይምነየልካ 🙏
P 🤮🤮🤮🤮🤮
እዚ ኩርኩር ብልፅግናን ሽዋውያንን ኦሮሞን ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ክእረም ኣለዎ100% ህወሓት እታይ ማለት እዩ???? ህዝባዊ ወያነ ትግራይ ማለት እታይ ማለት እዩ እልኩም ሕተትዎ ??? ስክ እልኩም ኣይትመዝግቡ።
ናይ አለም ገብረዋህድ ኔትዎርክዮም ክፍፅምዎ ዝኽእሉ።
ሕዚ ለብምኪ መን መኺርኪ
እዛ ማራሒት ባንጊላድሽ ከም ህዉሓት ማለት እዩ
ከም ወዲ መድህን በራድ እምበር😂
ትግራይ ብረድባንድ ሰርቢስ አረ ተዓገሱ ሓሶት ትለምዱ ኣለኹም :: ኣብነት ፈተነ ቅትለት በዓል ስልጣን ፈሽሉ :: ዝብል እዩ :: በዓል ስልጣን ዝብል ንመን ከምዝበሃል ትፈልጡዶ ? ኣነ ትፈልጡ ኣይመስለንን :: በዓል ስልጣን ዝባሃል ብጣዕሚ ኣገዳሲ ወይ ወሳኒ ሰብ ማለት እዩ :: ካብ ዞባ ኣማሓዳሪ ጀሚሩ ንላዕሊ ዘሎ እዩ :: ንታሕተዋይ ሹም በዓል ስልጣን ኣይባሃልን ::
የቐንየልና።
ኣይታ ሓሱው ምዕራብ ትግራይ ዝተመለሰ መሬት የለን ናይቲ ግምት ዛሃበኩም ናይ ሓሶት ኣጀንዳ ተጋውሑ ኣለኹም
እዞም ቅምን ዓላማን አልቦታት ጫፍ ረገፅ ዘይ ፀረዩ ግልገላት እንዳ ዉናት ንመን አሚኖም እዮም ዝኩሉ ብደዔን መረረን ክስን መርገምን ዘብዝሑ ዘለዉ ? ብዕልግና ዝአመኑ ይመስሉ ዘይተአርነመ ግርፉጥ መልሓሶም አብዚሖም ናይ ደሓንዶ ወይ ዕብዳን ???💀💀👺👹🤮🤮🤮
ሸሪፎ ዓዲሓውሲ ዘሎ ገዛኻ ካበይ አምጺካ ሰሪሕካዮ ክትሕተት ኢካ
ሓሰውቲ ኢኩም
ናይ ኣለም ገብረዋህድ ሌባ ሓሻኽር እዮም ክቐትሉን ከቕትሉን ዝኽእሉ