#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 290

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  วันที่ผ่านมา +12

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

    • @piealpha795
      @piealpha795 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ባህላዊ ጀነራል ጻድቃን ፖሎቲካ ይኹን ኹናት ሲዒሩ ዘይፈልጥ ፣ ብመንእሰይ ህዝቢ ትግራይን ብድሕንነት ህዝቢ ትግራይን ክጣላዕ ደልዩ ፣ ባንዳ ኩሉ ግዜ ባንዳ እዩ

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @Alemwerqi_melles19
      @Alemwerqi_melles19 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      I feel shame to call you General because you are playing gambling with the youth of Tigray and Tigray people .

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +18

    ግምት ብዘይካ ብሔራዊ ክሕደትን ግዕዝይናን ምንም ዘይፈልጥ ሕሙም ምምሕዳር እዩ። እዚ 2 ዓመት ምሉእ ዘባኸነን ኩለን ዓወታት መኸተ ዝሓምሸሸን ግዕዙይ ምምሕዳር ክመዓራረ ኣለዎ!!

  • @AregayHaileAregayHaile
    @AregayHaileAregayHaile วันที่ผ่านมา +33

    ኣታ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቀራርባካ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣለካ ቀፅለሉ በሎም በሎም ንዞም ፅግዕተኛታት ኮራኩ መሽረፈት

  • @HaylayGebretnsae
    @HaylayGebretnsae 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    እስታሊን ኣምበሳ ጅግና ተቃላሳይ ተወዳዳሪ ዘይብልካ ብትግራዋይነትካ ዘይትደራደር ካብ መትከልካ ነቕ ዘይትብል በሓቂቂቂቂቂቂቂ

  • @berihufrehiwet-dj9fl
    @berihufrehiwet-dj9fl 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ጀነራል ጻድቃን ወርቅታት መሬት ትግራይ ብጸላእቲ አዉሪሩ ሰራዊት ትግራይ ክብትን መርዚ ቃላት ይነዝሕ አሎ ዓገብ ክበሃል ይግባእ

  • @AbebaTesfay-v9u
    @AbebaTesfay-v9u 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ስታሊን አነ ናይቲ ፀልማት ሳዓት እየ ዘስታውስ ነዓኻ ዝገልፀሉ ቃላት የብለይን እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹ ቀፅለሉ ንፈትወካኢና።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ፃድቃን እቶም ጀነራላት ንዑኡ ክእዘዙሉ ተዘይክኢሎም አብ ሞንጎ አመራርሓ ሰራዊትን ሰራዊትን ምፍልላይ ክፈጥር ከምዝኽእል እኮ እዩ ዘትንብህ ዘሎ ።ፃድቃን ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ እዩ መርዚ መርዚ መርዚ ንቶም ጀነራላት ዝተዛረቦ ነገር ሓደገኛ እዩ

  • @arayaabraham7397
    @arayaabraham7397 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ስታሊን ይቅረታ ትግራይ ምስ ኢትዮጵያ ዘራክበና ኘሮትሪያ ጥራሕ እዩ ስለዝኾነ ብዛእባ ማዕድን ወሰንቲ ተጋሩ ባእልና ኢና ፌደራል አይምልከቶን

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Supposed!

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓቅኻ ክቡር ሓውና!!

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ስታለን ሓውና እድመን ጥዕናን ይሀብካ የቐንየልና❤🎉❤🎉❤🎉🙏

  • @እንደርታመ.ቤ76ፍትሒ
    @እንደርታመ.ቤ76ፍትሒ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ስታሊን ጀግና ጉዶም ንገረና ንፍለጦም 👏🏽👏🏽💪🏽✊🏾🫶🏼💊

    • @gebruhiluf4509
      @gebruhiluf4509 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ምንም ዝነግረካ ጉድ የለን ኩሉ ሓሶት ዩ

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ንድህነትና ሃቢርና ምስራህ ጥራይ እዩ ዘምህረልና:: ህዝቢ ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ደጀኑ እዩ ከምኡ እውን ህዝቢ ትግራይ ንህዝቢ ኤርትራ ደጀኑ እዩ:: ስለዚነቲ ዝሀለፈ ከም ታሪክ እንዳዘንተውና ካብኡ ተማሂርና ናብ ቅድሚት ምስጏም ጥራይ እዩ ዘዋጽአና:: ነንህድና ክንበላላእ ከይንጠፍእ ንጠንቀቅ:: አጆኩም አጆና:: ኩሽ ወድ ኩሽ ከየባእሱና ንጠንቀቅ::

  • @genetberehe6866
    @genetberehe6866 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ጅግና ተጋዳላይ እስታሊን
    Great explanation with the evidence,

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn วันที่ผ่านมา +16

    💞 ሰላም 🙏 ኽቡር ሓውና እስታሊን ጅግና ድምፂ ሕዝቢ ትግራይ 💊 ቐፅለሉ እት ሐቒ ሕዝብ ትግራይ ዘሎ ጉዳይ ክፈልጦ አለዎ ❤️💛🌹💪❤️💛🌹💪💞

  • @BirishAmare
    @BirishAmare 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰታሊን ጅግና ሓውና

  • @mebratuabadi7957
    @mebratuabadi7957 วันที่ผ่านมา +9

    አታ ህዝቢ ትግራይ ግዛዕ ፈሲስዎ

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Absolutely right

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles19 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    That’s the absolute truth about them, I didn’t expect like this arrogantly hateful thinking . All of them blinded with their ignorance

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ 💔💔💔💔

  • @berihufrehiwet-dj9fl
    @berihufrehiwet-dj9fl 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰራዊት ትግራይ ከፍርስ ወርቅታት ትግራይ ብጸላእቲ ዘዉሩ ዘለዉ መራሕቲ ከተወግድዎም አለኹም

  • @semereabadi3532
    @semereabadi3532 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ሎሚ ኣገላልፃኻ ፅቡቅ ትግራይ ትግራይ ይመስል ።ካብ ውግንና ግን ረሐቅ ሚዲያ ይመስል

    • @user-dk4ww6yc3y
      @user-dk4ww6yc3y 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ምንም ውግንና የብሉይ ውግንኑኡ ንትግራይ እዩ
      ትግራይ ትስዕር

  • @kbromtesfa-ni3qo
    @kbromtesfa-ni3qo วันที่ผ่านมา +6

    Brilliant and clean explanation keep it up real talk.

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ วันที่ผ่านมา +4

    Hizbi Tigray niketife bi haradiu kihilo 😢😢😢😢😢

  • @mulutesfahun634
    @mulutesfahun634 วันที่ผ่านมา +6

    Excellent honest analysis -- keep up the good work!💪

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ልሳን ህዝቢ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጀነራል ፃድቃን ሹዋዊ ኢትዮጵያዊ

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles19 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    G/ Tsadqan knew about everything what’s going on , China 🇨🇳 🇸🇳Senegal and Nigeria 🇳🇬 and others too and he denied.shame on General . Why don’t stop if you knew the Gold taking it to Eritrea 🇪🇷??

  • @kifletesema1888
    @kifletesema1888 วันที่ผ่านมา +5

    የትግራይ ህዝብ ንቃ ወደ ክፍል ነው

  • @GenetGmedhinAmbaye
    @GenetGmedhinAmbaye 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይበል ስታሊን ፅቡቅ ኣለኻ

  • @GabisaKuttu
    @GabisaKuttu วันที่ผ่านมา +3

    ስታሊን መካይን ናይትዕምት አብአምሐራ አውስኮድ ዝብሀል ድርጅት አለዋ ስካባተርውን አለዋ መረጃይ አቡኡዝሰርሑ ተጋሩ ነጊረሙኒ አለው

  • @nooneisherevirginia8597
    @nooneisherevirginia8597 วันที่ผ่านมา +5

    Tsadqan , Gecho and ... are suffering Tegaru.
    Thanks a lot My hero Sfallin. You are amazing 🙏👍🙏
    ❤👍❤🙏 nice view.

  • @berhanberaki5045
    @berhanberaki5045 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መዳናገሪ ዝኾነ እዋን ሓዚነ እየ ብጣዕሚ። መጀመርያ ትግራይ ሳል ጀነራል ምግበይን ጀነራል ጆን መዲድ ድሒኑ ህዝቢ ትግራይ ኢለ ተስፋ ጌረ ነይረ። ለካስ ነዚ ስለ ዝረኣየ ጀነራል ጻድቃን ኣብ ልዕሊ ሕወሓት ኣሽካዕላል ተጻዊቱ። በጃኽም መንጆሪኖን ኣለም ገብረ ዋህድን ደሓን ድዮም ደሃዮም ተሳኢኑ

  • @hailemikalebrhane
    @hailemikalebrhane วันที่ผ่านมา +3

    ሕልሚ ደርሆ እዩ

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጀግና ህዝቢ ኦሮሞ ዕድና ወርቂ ንረብሓ ህዝቢ ኣይውዕልን ኣሎ ኢሉ ብናዕቢ ጠጠው ከምዝብል ገይሩዎ እዚ ፈራሕ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ከም ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ወራር ተፈጥሮ ሃብቱ ተዓዛባይ ኮይኑ ተሪፉ ።

  • @zebibgirmay9707
    @zebibgirmay9707 วันที่ผ่านมา +3

    ትእምት ንብረት ዉለቃዊ ህዘቢ ትግራይ መራሕቲ ህወሓት አዩ መሽረፈት ታይ ስለዝምልከቶ ስለትእምት በየነ ሙኩሩ ከሙኡ ዝብል በጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑ😥

  • @gebregiorgiskahssay2657
    @gebregiorgiskahssay2657 วันที่ผ่านมา +4

    ስታሊኖ ዓንቀፍቀፍ በዚሑካ'ሎ!

  • @SamsomSami-i5n
    @SamsomSami-i5n 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በርትዕ

  • @hanaaabraham2298
    @hanaaabraham2298 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኾነ አሎም እዬም ባዐል ፃድቃን ዝሸረብዎ እዬ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    It's an amazing Explanation እስታሊን ብራዘር I thanks you for your service🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @hailemikalebrhane
    @hailemikalebrhane วันที่ผ่านมา +9

    በሎም እዞም ካሕዳማት

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme วันที่ผ่านมา +6

    ሉኣላውነት ትግራይ ምኽባርን፣ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ ዶ ይቅድም ወይስ ናይፌደራል ስልጣን ምርካብ ??እዞም ፕሪቶርያ ፈረምቲ ወይ ካልዕ ዝትሓብአ ዘይሰማዕናዬ ሰነድ ኣለዎም ወይድማ ህዝቢ ትግራይ ኣሻ ገይሮም እዮም ዝሪኡዎ !!ፃድቃን ባፅሉ መንግስቲ ገይሩ እዩ ዝሓስቦ ዘሎ እታ ፕሪቶርያ ንባዕሎም ከምዝጥዕሞም በብማዕልቲ ይቀያይርዎለው!!

  • @yaredamare1511
    @yaredamare1511 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተላዓል ህዝቢ ትግራይ

  • @solomongidey-e8t
    @solomongidey-e8t 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንስዩም ንምንታይ ክምዝተቀትሉ ግልፂ ይኽውን አሎ

  • @SgdHdhs-b8y
    @SgdHdhs-b8y 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Stalin ኒምንታይ ዘይትነግረና
    ባዕልካ ዝሰማኣካዮ

  • @GebrehiwetTesfay
    @GebrehiwetTesfay 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ጀግና

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ብርሰት ሃፍቲ ትግራይ ጠጠው ይበል እልካ ተዘይአዊጅካ ብታሪኽ ተሓታቲ እኻ።

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ትግራይ እኒ ፃድቃን መፃኢኻን ዕድል ናይምንባር መሰልካ የስእኑኻ አለው ደው አብሎም!

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x วันที่ผ่านมา +1

    እኒ ፃድቃን ሳላ ጀግና ሰራዊት ትግራይ 2ምዕራፍ ጀናራላት ከምዚኮኑ የፈልጡ ዶ

  • @LjalemAdane
    @LjalemAdane 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን መርዞም ነዞም ከዳዓት

  • @HaileslaseGebreslase-bl5py
    @HaileslaseGebreslase-bl5py 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሚዕኻዮ ዘይምኖ ስታሊን ካብቶም ኣለዉ ዝበሃሉ ሚድያ 1ይ ምርጫይ ።ዛራይ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኩለን ድዮም አረኪቦመን ተን ብመደዳ ዝእርምዳ? ወይ አነ! ሓደ ሰብአይ ድዩ ተሳኢኑ እናበልና እናተመካሕናዶ ኣብምድሪ ቤትና ለያቡ ሸይነሙልና???😢😢😢😢😢💔💔💔💔

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks Stalin for your truth and clarification. My heart is hurt by the leaders of Tigrai and sorry for Tigrai.

  • @abebakidanemariam3868
    @abebakidanemariam3868 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ የሕዝን አቲ ወዲ ዓዲ እውን ንባዕሉ ተሓባብሪዎም እዩ ነቶም ጓሕጓሕቲ ወርቂ

  • @samihaile3545
    @samihaile3545 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ጻድቃን ንላዕሊ እቶም ዕሙታት ደገፍቱ የግርሙለይ

  • @user-dk4ww6yc3y
    @user-dk4ww6yc3y 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን ፀማም ስለዝኾነ ስለ ዘይርድኦ እዩ መንግስቲ መንግስቲ ዝብል ኣይትሓዝሉ ይቅረ በልዎ
    ምስ ህወሓት ንቅድሚት
    ትግራይ ትስዕር

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንብጾትካ ክተሳጉግ ወርቂ ህዝቢ ትግራይ ይጉሕጉዋሕ አሎ::😢😢😢

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ከም ሓዳ ተዓዛቢ ቱሪስት ዝዛረብ ዘሎ እዩ ዝመስል

  • @lilegrema813
    @lilegrema813 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፃድቃን አጭበርባሪ ነው ጌታቸውም እእጭበርባሪ ነው

  • @teklaynega7935
    @teklaynega7935 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ግዜ አይ ግዜ እንስዩም ሓሊፎም ዶ ንስካ

  • @ashenafiashu9755
    @ashenafiashu9755 วันที่ผ่านมา +3

    ጻድቃን ምን እየሆነ እንዳለ ለማስብ ግራ ይገባል ነገር ግን አንድ ነገር ማስተዋል ያስፈልጋል 1.ጻድቃን የትግራይን ህዝብ ሽጦታል ለዳግማይ ኢትዮ ኤርትራ ጦርነት ማዘጋጀት ይፈልጋል2.የትግራይ ህዝብ ከ ጎረቤቱ የ አማራ ህዝብ ጋር ሰላም እንዳይሆን ከ አባቱ ከ አብይ ተልእኮ ተሰቶታል እየሞከረ ነው 3.ለዚህ እኩይ አላማው እንቅፋት ሚሆንበት ደግሞ ህውሃት ነው በተቻለ መጠን በምንም አይነት ሁኔታ ማዳከም
    መቼም ግን ሊሳካለት አይችልም

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Absolutely right! Tell Tseadkan if he wants war, tell him to bring his kids to the war first!!

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ጎሓፍ ተደርብዮማ
    ሕጂ ከማን ዉግእ ክቅጺል ይደሊ ኣሎ።
    ካብ ኢርትራ ንትግራይ ስጋኣት የለን። ኮራኩርር ዶ/ር ዓቢ ዝምነይዎ ዉፋእ ንትግራይ ናብ ጋዛ ከምዝቕይራ ፍለጥ።
    ኢርትራ ምትንካፍፍ ሎሚ ሳዕበኑ ናብ ገዛ ዝቅይርር ሳዕበን ኣለዎ።

    • @AsiGe-j1j
      @AsiGe-j1j 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓፃቢ ማዓኮር ጣልያን ድቃላ

  • @Welkayitey
    @Welkayitey วันที่ผ่านมา +2

    ፃድቃንን ጌታቸውን ሕዚውን ሽንጦም ጌትሮም ኣብ ልዕሊ ህወሓት ፀለመኦም ቀፂሎም ኣለው። ህወሓትስ ንምዕራብ ትግራይ ኣይንደልን ኢሎም ይብል ፃድቃን? ክንደይኸ ይሕሱ። እዚ ኸሉ ሓሶት ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት ንምንፃል ኢዩ። ፃድቃንን ጌታቸውን ዕሱባት ባንዳታት ኢዮም። ሰለዚ ህዝብና ነዞም ከድዓት መደናገርቲ ጉሒላታት ክሰምዖም የብሉን።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 วันที่ผ่านมา

      ክብለካ ዝደሊ መሰረታዊ ጎዳይ መራሕቲ ትግራይ ጎሩብ ጎጅለ ጎይቶኦም ረዳ ካሕሳይ ቀይረልና በጃኹም ጎይታይ አብይ ንሕና ዝበለጽና ባሮት ክንከውን በይዛኦም ርስትና ምለሱልና ን ኢትዮጵያ አሒድኩምና በይዞኦም ን ተጋሩ ኽንረግጾም አለና ዶ አይኮነን ክቡር ዘሪ.

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘይምስምዑ ይሓይሽ ::

  • @KibromLegese-i6e
    @KibromLegese-i6e 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊኒ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኻ ንምታይ ንትግራይ ኢልኻ እትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ።

  • @lilegrema813
    @lilegrema813 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፃድቃን በጣም አደገኛ ደፈር ነው ዬሳዝነል ምን ሆንው ንው አብይ መርዝ አቀመሳቸው

  • @ZelalemZe-w7n
    @ZelalemZe-w7n วันที่ผ่านมา +2

    ዘይትፈልጥ ከመይ ገይርካ ክትፈልጥ

  • @AregayAregawi
    @AregayAregawi 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሕዘኒ
    # መንእሰይ ትግራይ ካብ (ቡሱል ጥረ ) ካብ ጦርነት ዝተረፈ መንእሰይ አብ ዓዱ
    ተስፋ ሲኢኑ ስራሕ ክእልሽ
    ፈቆድኡ አብ ባሕሪን አብ ሰሀራን ክመዉት ከሎ
    ካብዙይ ንላዕሊ ዘሕዝን የለን ብግልባጡ ድማ ሃፍቲ ትግራይ ድማ ብጨፍጨፍትና ይውረር አሎ ናይዘን ኩለን እዞም ሐሰውቲ ከዳዓት ግዝያዊ ምምሕዳር ሐላፍነት ይወስድ ግዜኡ ተፀብዩ

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ วันที่ผ่านมา +1

    Thanku hawna stalin edmen tienan nikulu beteseb 🎉🎉🎉 zemenkum yibarek Tigeay tisier eya zom banda kiwaredu nahaferu kinebru eyom

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን ዝሀለፈ ጀግንነትካ ከም ዘሎ ኮኑ ህዚ ግን እናደነዝካ ምኳኑ ዘርኢ ተርእዮ አሎ

  • @YaredGebremaryam-x6n
    @YaredGebremaryam-x6n 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @KibromLegese-i6e
    @KibromLegese-i6e 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀነራል ፃድቃን ድሕሪ ዲድኣር ናይ መንእሰይ ወሳኒ መን ወናኒ ገይርዋ ።ኣነ ከም ዉልቀይ ጀነራል ፃድቃን ቡዝሕ ስራሕ ክሰርሕ ተፀቢየ ነይረ ።

  • @lilegrema813
    @lilegrema813 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው አጭበርባሪ እንክት አርገህ እየበላችህ ነው ሀገሪቲን አስወረራችህ ከጨፍጫፊ ጋ ር ተሻርካችሁ ህዝብን አዘረፋችሁት ንበሀገሩ ደሙን ባፈስስባት ነይጄሪያ ቻይታ መኪነቸውን አቃጥሉት የምነባቱ ቻይን ነይጄሪያ

  • @YemAbatadle-fp4fy
    @YemAbatadle-fp4fy วันที่ผ่านมา +1

    ሕቡጥ ርእሲ ፃድቃንንን
    አሜሪካ ትውጉእዎ መርፍእ ግን??ቤተሰብካ ኤክስካባተር ሒዞም መርየት ዝምርዝዋ ዘለው ናትካዶ የኾኑን

  • @RahelTikue
    @RahelTikue 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዞምከይትለቆም ንአለም መንጀሪኖአቅርቦምሓሳቦምይግለፁ

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡነትም ጀነራል ጸይቂ

  • @Nega-b2s
    @Nega-b2s 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ ተወላይ እዚአ ቴድሮስ ርእዮት በሊዑላ እዩ ካሊእ አምፅእ

  • @lilegrema813
    @lilegrema813 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የመጨረሻ ባለጌ ነው ፆድቃን ማለት TDF ህይወቱን ስውተው በሆዳቸው የምት ጀግኖችን አይ ጫድቃን መሞት ይሻልሀል ውርደት

    • @MikiafeMikiafe
      @MikiafeMikiafe 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      He is shitopianist

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የዒስ !

  • @zemenAbrha-yc6ys
    @zemenAbrha-yc6ys วันที่ผ่านมา +1

    ገሌኹም ናብ ሻዕብያ ትግንብሑ ገልኹም ኸዓ ናብ ብልፅግና ትግንብሑ።

  • @lilegrema813
    @lilegrema813 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህዝቡን መቀስቀስ ነው አሁንም

  • @tsegahailu7371
    @tsegahailu7371 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እስታሊን ሓዉና ተጀሚሩ እስካብ ዝውዳእ እቲኘሮግራም ተናዲደ::

  • @berihufrehiwet-dj9fl
    @berihufrehiwet-dj9fl 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዞም ዶናቁር ሰረቅቲ ሓሰዉቲ ካንሰር መራሕቲ ተዋሪዱ ህዝቢ ትግራይ

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks!

  • @gebregebremedhin9197
    @gebregebremedhin9197 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን ዘይምድናቕ ንፉግነት እዩ

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee วันที่ผ่านมา +2

    ጻድቃንን የወከለ አካል ዉክልናዉን ያንሳ አለበለዚያ የዚ አፍሪሽ ቡድን አካል ነው ባትማሩ ይሻላል

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 วันที่ผ่านมา

      አታዩ በይዛኻ አይትጋገ ደብረጽዮን ዶ አይኮነን አአ ከይዱ ጎይታይ አብይ በይዛኻ ርስትና ተመንጥልና ብስሩ ካብ አዲስ አበባ ጸራርካና ሕጂ ድማ ርስትና ኽተግድፈና በይዛኻ እባ ምንቲ አኽሱማዊት ማርያ ርስትና ምለሰልና

  • @Nega-b2s
    @Nega-b2s 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተወላይ ንስብሓት ንገሮ ንዓኻ ስለዝሰምዑኻ ንገሮም ይበሎም

  • @samsommekonen-cr5kl
    @samsommekonen-cr5kl 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mr. Staline if you agree on the principles of what he has said, why you should have to be worried on the very intentions that depends on your own thinking.

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ วันที่ผ่านมา +2

    Kem seare resu hade mealti Abiye kilieko eyu weduz rigimti werada

  • @YonasYonas-q9w
    @YonasYonas-q9w 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Stalin jegna gazetegna eka

  • @samsommekonen-cr5kl
    @samsommekonen-cr5kl 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    who buys the gold and who extracts and misuses the gold are different things.

  • @weldesemayatseyoum7591
    @weldesemayatseyoum7591 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    As long as Tsadkan is allowed to freely play a destructive role , the demise of Tigray will soon be realised.

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የትግራይ ሰራዊት ምን አግኝቶ ነው ግን እንዲህ አይነት ንግግር ምን ባጀት አግኘና

  • @semereabadi3532
    @semereabadi3532 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይታሐሱ ጀ ፃድቃን ኩሉ ጊዜ ምስ አናሽኻዮ ኢኻ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ውርደት የሕዝን ኣብ እዝኦም ዶ ወደቅካ ህዝበይ

  • @gebregebremedhin9197
    @gebregebremedhin9197 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ትግራይ ናብይ ከም ትከይድ ዘላ ኣሕሲቡና እኮ

  • @grsedansha-ek6hc
    @grsedansha-ek6hc วันที่ผ่านมา +4

    Tdf ab goni debrestion hiwhat eyu

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢዱን እግሩን ጥርንቕ ኣቢሎም እቲ ሰራዊት ( TDF ) ሒዞሞ ነንሕድሕዶም ዝካሰስሉ ምኽንያት ብኹሉ ኹርንዓት ዘለዉ መራሕቲ ኢድ ስለዘለዎም ብስምምዕ ንህዝቢ ትግራይ መን ተሓታቲ ከምዝኾን ንኸይፍለጥ ንምድንጋር ኾነ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ ብልሓት እዩ ::

  • @zewdumesele5845
    @zewdumesele5845 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ አብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጅኖሳይድ ፈጽማ ዲያ ወይስ መከላኸሊ ሰራዊት ሃገር አብ ልኢሊ ህወሓት ሱጉሚቲ ወስዱ ኢዩ ዝብሓል?

  • @mashogher
    @mashogher วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ህዝቢ ስታሊን ህዝቢ ትግራይ ኩሩዕ እዩ በኣኻ ።
    ሕቶ ኣለኒ ፃድቃን ካብ ኣንበሳ በረኻ ናብ ኣድጊ በረኻ ዝቐየሮ ምኽንያት እንታይ ይኸውን ??? ???

    • @leakewoldu6037
      @leakewoldu6037 วันที่ผ่านมา

      አደስ አበባ ዘሎ ሃፍቱ እዩ፡፡

    • @IsmaelDesa-lu1gs
      @IsmaelDesa-lu1gs วันที่ผ่านมา

      Hi

  • @abrahagebreyohannis
    @abrahagebreyohannis 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን ነገር ተበላሽይዎ ምንጋር አብዩዎ ሓሳዊ ምዕራብ ትግራይ አምሓራን ፌደራልን እንታይ ይገብሩ ከምዘለዉ ንሪኦ አለና ዓኽ እንቱፍ ኢልናካ የሕዝን

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ፃዳቃን መጭዉች መህኖ በጣም ያሳዝናል እግዚአብሔር አምላክ ለዚህ ህዝብ መቼ ይሁን መፍቴ መቼ ይሁን የብልግና ሴራ አሰፈፃሚ ናቸው ጊዜ ያዊ መንግቱ አጭበርባሪዎች በደን ነወ ወረዳናቸው ።

  • @HTT6892
    @HTT6892 วันที่ผ่านมา

    ኢ/ር ሃብታሙ እዩ ማዕድን ሚንስትር