ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን፡ ነዛ ብጠንቆልትን ተሃድሶን ትሕመስ ዘላ ዓለምና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንዓኹም ክቡር ኣቦ ሒዝና ክንሓልፋ ኢና።እግዚአብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም።ቃል ሰናይ ዝጎስዕ ልቢ ይዓድለና ፈጣሪ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣቦና ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፡ እዚ ስልጣን ዝበሃል ወዲ ካብቶም ትግራይ ትዕወት እንድዩ ምኽንያቱ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ሓጊዙ ሕጂ ዘሕምሞ ዘሎ ድማ ፡ ንገዳም ደብረ ቢዘን ሓገዝ ምስ በልኩም እዩ ፡ ንቀሲስ ተወልደ ከምዚ ጌርካ ቲንታ ልኸዮ ኢሎም ሰዲዶሞ ኣለዉ ድሕሪ መጋርጃ ፡ ብጣዕሚ ዘሕዝን ቅድሚ 7 ወርሒ ዝተዘርግሐት ሕጂ ድኣ እንታይ ተረኺቡ እንተ ኢልና ንገዳም ደብረ ቢዘን ተጊህኩም ዝተላኣኽሞ ብግቡእ ትገብሩ ስለ ዘለኹም ፡ ፍሉጥ ነገር እዩ ፡ ስለዚ ኣቦና ንስኹም ብጣዕሚ ኢኹም ጠቕምኩምና ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ መንፈሳዊ ሂወትኩምን ፡ ሓዳርኩምን ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና !!!!!!!!!!! ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ድማ ንዓኹምን ንክብርቲ ብዓልቲ ቤትኩምን እቶም ምጩዋት ደቅኹምን ኣብ ዙርያኹም ኮይና ብቕድሚት ትምራሕኩም ንዘልኣለም ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንጹር ኢዪ፡
አነ ካብቲ ናይ ንስሓ ትምህርቲ ቡዙሕ ተማሂረ ነብሰይ ፈቲሸ እየ ። ቃል ሂወት የስማዓልና።
ክቡር ኣቦና ናይ ብሐቂ ዓቢ ኣስተምህሮ'ዩቃለ ሂወት የስምዓልና ።ነቶም ኣብ ዝይፈልጥዎ ጣልቃ ኣትዮም ዘየድሊ መልእክቲ ዘሕለፉ ክኣ ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ኣጆና
Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 kale hiwet yesmalna bereketu miskulina youkin
ኣሜንን (3)ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው ቀሲሲ ተወልደካብታ መዓር ሒዛ ክነሳ ፈጺማ ዘይጸረየት ብኬሪ የድሕነና።ምስ መንፈስ ቅዱስ እንተዊዕልካ ዝኾነ ነገር ርግእ ኢልካ ኣሰላሲልካ ኢኻ ተስተንትኖ።እዚ ዝብሃል ዘሎ ከኣ ንዂላትና እንድዩ ንጹሕ ኣዒንተ ኣእምሮ ይሃበና።እምበር ቅድሚ ሕጅስ ነቶም ንቅድስቲ ድምያና ዘዋጽኡ ዝነበሩ ክንደይ ዘይበልናዮም ኣቤት ይቕረ ይበለልና።ነዘንትወሉ ዕድመ ይወስኸና ኣሎ።ሰብ ግን ረስዓይ እንድዩ።ብዝኾነ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣበይ ኣለዂም እምበር ኣበይ ኔርኲም ኣይብልን ኢዩ ሞ ኣበሳና ይሕደገልና።በቃ እቲ ሕማቕ ዘውጽእ ልሳና ተዓጽዩ ሰብን እግዚኣብሔርን ዝሕጎሰሉ ባህርን ልምድን ክንሕዝ ከኣ ጸሎት ቅዱሳን ኣበው ኣይፈለየና።ብዘይ ሜስ ዝሰኸርናሉ መዓልታት ኣይውሓደን እሞ ንመራሕቲ ሃይማኖትና ንመራሕቲ ሃገርናን ከኣ ሕጂ'ውን ሕሰም ኣይርከቦም ዝሓለፈ መከራ ውሕጅ ይውሰዶ ጥራይ ኢየ ዝብል ኣነ ብወገነይ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና።
አነውን ደሰሰሰ ብለትን ቃል ህይወት ያስመዓና መምህና ብእወነት ንሰሓ ትአትው ብዝሑ ፍርሕ አለወ ገን ብሓይል እግዚአብሔር ❤ኩሉ ይካአል እዩ አና ፈትየያ አታባዕና ዲአም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና
ኣሜን (((3))) ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን 🙏 ኣብዚ ረቂቅ ዘመን ንዓዅም ኣቦዋት ዝሓደገልና 😢🙏 ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ🤲 !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም። እግዝኣብሔር ከም’ዝከማኹም፣ የብዘሓልና ንዓና ንኽሕሸና። ብዙሕ ሰብ ሚሂራ እያ እዛ ናይ ንስሓ እግዝኣብሔር ይመስገን🙏❤ ምስትውዓሉ ደኣ ይዓድለና እምበር🙏
ኣሜንንንን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና🙏❤️እንተ እዚ ጋኒን ቅልውላው ዘርኢ ድያብሎስ ስልጣን ከሰተ ዝብሃል ብመንፈስን ብስጋን ወለዱ ፈሊጥናዮም ኣለና ካብቶም ቀንኣት ኣጋንንቲ ንፈልጦም እዩ።ብዝኾነ እግዚኣብሔር ኣብ ጎኒ ኣቦታትናን ቤተክርስትያናን እዩ🙏🙏❤️
@@niestaliorthodox5249ኣቦና ኣብ ደረጀኦም ኣይትውረዱ እዞም ብዓል ስልጣን & ካሳሁን ዝኣምሰሉ ምስ ትሃድሶ ሽርክነት ገሮም ንኤረትራ ንዘለዉ ኣቦታትት ከመይ ገሮም ከውዲቁ እዩ ዕላማኦም ፈሊጥናዮም ኣለና ።እንተ ንገዳም ደብረ ቢዜና ግና ኣለና ደቃ❤❤ ❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣጎልጉሎት ዘብንኩም ይባርኸልኩም
ብመጀመርያ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣብዛ ናይ ንስሓ ሓሳብ ኩሉ ግዜ ከምዚ ሓገዝ የድልየና ክንንሳሕ ከለና ምድጋፍ ጽቡቅ ዩ ኣነ በዛ ነብሰይ ፈቴያ መክንያቱ ብዙሕ ሰብ ሒዝዎ ዝምለስ ይበዝሕ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና
Kale hiwet yesmalna kbur Abona Edmen tenan yhabkum Fetari Egzaber kab hasewti nebyat bmegedi cegam zmerhuna yhalwena Egzo mhmak gza ⛪🙏🏿⛪🙏🏿🇪🇷❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ብስም እምነት ፖሊቲካዊ ድፍኢታት ኢዮም ከስፋሕፍሑ ዝህቅኑ ዘለዉ ድሮ እኳ ናይ ገዳም ቢዘን ዝግበር ዘሎ ሓገዝ ውሕልል ብዝመስል ቃላት ምቅዋም ጀሚሮም ኣለዉ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ❤❤❤
ኣጀኩም ኣቦና አዚኣም ፍልጥናዮም ኣለና ኣምላክ ባዕሉ ይመሊሰሎም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና🙏🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Amen Qale hiwet yesmialna abona.....Ab agolglotkum edmen tienan yhabkum ajokhum egziabihier xegiu yebzhalkum
Kale Hiwet yesmana Amen Amen Amen 🙏 🤲
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርናን ኣቦናይ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen kale hiwet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏
ለበዋ ገዳማውያን ኣቦታትና ንደቂ ተዋህዶ ጥራይ እዩ ዝምለከት ተካእቲ ኣርዮስ ኣይንታዮምን እዩ ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ✝️
አመን አመን አመን ቃለሒወት የስመኣልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ❤❤❤❤
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወይት የስማዓልና ንበሩና ንሕና ደቅኩም ከይንጠፍ እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቢና ይክፈቶ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጅግና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንስኩም የሕዋተይ ጀጋኑ።
Kal hiwet yesmealna abona edmen tenan yhabkum fetari.
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna abona
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna amlak xegu yezhalkum Abona
Amen qal hiwet ysmalna abona nay agolgulatkum ybark egzabihier ❤
Abeymo abatnebsna tetikonu des zebil eyu eti agebab gin nortdox tetsarari bezihwa eyu zelo tesfazeymqurats tray...❤❤❤
@@Misganit ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen amen amen kalie hiwet yesmealna abona❤❤❤
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቀሲ/ኡቡር መምህርናን ኣቦናን እግዚኣብብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎቶኩም ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmealna
Kale hiwet yesmealna aboy keshi
ይፍቲ ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
አሜን፣አሜን፣አሜን፣ቃለሂወት፣የስምዓልና፣
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona
Yebarukni efti abona amen kale hiwet yesmalna zefnkumo kfalat ka temhrti rekibnalu ena kemti zeblkumo nab merddae kebxhe ka des yeblna lebona yehabna
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። በረኸር ቅዱሳን ይሕደርካ።
Kale hiwet ysmalna abena
Amen Amen Amen kale hiwt yesmalna❤❤❤
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena abona ⛪️⛪️⛪️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
kalehiwet yesmealna abatachn
Amen qalehiwet yesmealna abona
ተባረኹ አቦይ ቀሸይ.
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ❤❤❤ ስልጣን ዝበሃል ሰብ ተማሳስሉ ዘሎ ንቡዙሓት ክርስትያን ዘዳናግር ዘሎ ሉኡኽ ናይ ታሃድሶ ሉኡኽ አዩ ንበዓሉ ዘየሎ ሰባት ንቡዝሓት ለክሙ ዝጠፈአ አዩ ከመሃር ዘይደሊ ንስሓ ግዜ ይሃቦ አበር ነቦታትና ከይገደፈ አዝኦም አዮም ንሃይማኖትና ዘጥፍአዋ ዘለዉ አሉ ዘርግሕዎ ነሩ ብጠዓሚ ደፋር ሰይጣን አዩ ዘለዎ ንስሓ ግዜ ይሃቦ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንጹር ኢዪ።
Qale hiwet yesemalena abona memeherena ☦️❤️
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna
Ksle hiwet yesmalna❤❤❤
qale hiwet yesmolna abna xgau yebzhalkum 🎉
xegeu yebzehalkum Abona kale hiwet yesmealna❤❤❤❤❤
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
Amen gal hiwet ysmealna abona 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
Abey qeshi xbuq alekum nhna kabakum knmahar ndeli alen medbku nftuwe ena❤❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
Amen abona qale hiwet yesmalna
Kalehewt ysmalna Abona
Kale hiwet yesmealna abo keshi xbuq tmhrti ab lbna yehdro ,tmhrtkum azyu hanaxi iyu gn abta ariestkum qrub nnuxuhan mimenan tray ilkma maletsi Goyta keman bmsalie kzareb enkelo hakim humumat imber tiuyat ayedlywon iyom slezblena. slezi ezi kab mear nlaeli ztim tmhrtkum awra neton zeynxuhan iyu zedliena Ab qdsie wn neana netom hatyatenatat dea meharena imber netom xadqansi bmgbarom ika tmhrom wn ybl iyu bzyada dea bealkum tfeltwo imber. gn yqrieta kneqfekum ile aykonkun yeqenyeley.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ነቶም ከምዚ ከማካን ካብ ክፋሕ ሓሳባት ማለት እንታይ ኣሎ ጌጋ ክብሉ ዝውዕሉ ነጻ ዝኮኑ ዝተዋህበ መልሲ ምኳኑ ኢዩ። ደጊመ ክብሪ ይሃበለይ።
Amien amien amien kale hiwet yesmealna
ንሰብ በየን ገርና ኣብቲ ዘይ ክውን ኮለል ነብሎ እዩ ዕላምኦም አሞ ንስኹም ካብ ስራሕኩም ዕዉታት ክትኮኑ አንተ ኮንኩም አዝኒ ኣይትሃብዎም ኣምላኽ ንገዳማትና ይሓልወልና ንቦታትና edmen tenan ይሓብልና ❤❤❤❤
qal hiwet yesmalna Abona 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤
ጽፉፍን ንጹርን ትምህርቲ እዩ’ሞ ኣምላከ ቅዱሳን ጥበብን ኽእለትን ይሃብኩም ኣቦይ🙏💒🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓና።ክቡር አቦና ስልጣን ማለት ዲያብሎስ ማለት እዩ። ቅድሚ 2 ዓመት ድርሳነ ቁድስ ሚካኤል ቅደድዎ እሉ አጋግና ነሩ እዩ ሰልጣን ሐደገኛ ሰብ እዩ።
ኣብ ስራሕ እግዝኣብሔር እባ ኣይንእቶ ኣንታ ብሩኸይይይ እዚ ትፈርዶ ዘለኻ ጽባሕ ንግሆ መልሲ ክይትስእነሉ 😢
Abona edmen xnan yahabkum egzabiher xegu yebzahalkum ezia kdst emnetna mengedn hakn zkonet kdst betekrstiyan ktabi ktwukbelna nakum nabotatna edmen xnann hibu menfes kudus ylakelkum nana ndekukumat dekkum ka ayne lbona lidya zkefete egzabiher ayne lbonana ykfetelna amen ❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ብድጋሜ እግዚኣብሄር ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣነ ግና ኣቦና ሓንቲ ነገር ክብለኩም ደልየ ንሳ ከኣ መርጌታ ዘኣማኒኤልን ድያቆን ኣሽመላሽን ኣብዚ ዩቲብ ይማላለሱ ኣለዉ ሪኹሞም እንተ ኾንኩም ዝከኣል እንተ ኮይኑስ ሞንጎኛ ኮንኹም ክትዓርቅዎም ሓደራ ይብል ማለት ነንሕድሕድና ክንዋናጀል ንውዕል እንተ ኮይንስ ንመናፍቓን መንገዲ ምኽፋት ስለዝኾነ እዚ ክብል ከለኹ ግና ከም ድፍረት ኣይትቑጸርዎ የቐንየለይ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። እሺ ከም ፍቃዱ።
ቃል ሂወት የስመኣልና ኣቦና ጸጉኡ የብዛሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
ኣንታ ቡሩኽ ዘርኢ ድያቆን ኣስመላሽ ክሳብ ሕጂ ኣይመለሰን ዘሎ እንደገና ክኣ ንዝተዛረበ ሰብ ግድን ዲኻ ክትምልስ ዘለካ
AMEN AMEN 🙏
Abona qale hiwot yesmealna, edmen tienan yhabelna egziabher yhalkum. ❤❤❤
Edmen tinana yhabkum abuna❤🎉 kale hewet yasemalen edmekum edme Matsalen ygbero❤
Amen Amen Amen💒✝️🙏🙏🙏
Aman 🙏 🙏 🙏
Amen Amen Amen❤
ኣሜን ቃልሂወት የስማዓልና ኣቦና፡ትኽክል ኢና በሃልቲ ኣብ እምነት ኣለና ፡ውጌል ንሰብኽ ኣለና እንዳበሉ ወቐሳ እዳ ወቐሱ ነቦታት እዳ ወጀሉ ንምእመናን ኣብስሕተት ዝወስዱ ዘለው ፡ንኸተላልዮም ዘጸግሞ ዘሎ ህዝቢ ቅዱስ ሲኖዶስ ውሳነ ክገብር ደስ ይብለና ፡ምኽንያቱ ብፍላይ ኣብደገ ዘሎ ሰብ ድግርግር ኢልዎ ኣብዝኮዶ ጨኒቕዎ ዘሎ ፡ብጣዕሚ ተኸፋፊሉ እዩ ዘሎ ? ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጥምተና ጸሎትኩም ኣይፈለየና፡
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እግዚአብሔር የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ሂወትን በረከትን ዘውህብ ስብከት ኣነ ዝገርመኒ ስልጣን ኣበየናይ ገዳም በየናይ ሲኖዶስ ተማሒዱሩ ኣፉ ዝሃቦ ዝዛረብ ዘሎ ንትግራይ ንሓግዝ ክብል ደኣ ዓንገረር ይብል ይውዕል ኔሩ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኮሙ ዘይብል ሐራይ ንኩሉ ይሓግዝ ሰብ ምካን እኩል ዩ ሓቀና ተኮይኑ ንኩሉ ዘይገብር እግዚአብሔር ካብ ምንፍቅና ስሕተተ ክሕደት ውግንነት ዓሌትነት ምፍልላይ ይሰውረና ዝነጠበ ዝጎደል በኣፈ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና ፍሊጥና ብድፍረት ከይፍለጥና ብስሕተት ዝበደልናዮ ይቅረ ይበለልና ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
ዘረኛታት ኣይንኩን ህዝበይ ንፅጉማት ንሓግዝ ብሄር ብዘየገድስ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ ምንጩ ተጻርዩ ኢዩ ኪንኡ ኣሎ።
ኣሜን ክብሪ ይሃብኪ ብሓቂ።
@@niestaliorthodox5249እሞ ብማስረጃ ኣምጽዋ እምበር ሓቂ እንተ ኣለኩም እስኪ ንሱ ዝብል ዘሎ መጀመርያ ነቲ ህዝቢ ንኣክቦ ሰላም ንግበር እዩ እዚ ኸኣ ሓቂ እዩ እምበር ኣይትሓግዙ ዝብል ቃል ኣይተዛረበን ዕንክሊል ኣይትበሉ ንሓቂ ሓቂ ንጌጋ ከኣ ጌጋ ይኹን መልስና
🙏🙏🙏🙏
❤Amen❤
Qale hiwet yesmealna kbur abona Enqae bselam mexakum edmen tinan yhabkum ms mulue sdrakum Ab srahkum hiwetkum kulu tkedwo megedi asalto ymneyelkum
ሰላም አቦ ቀሺ🙏🙏🙏
ሰላምካ ይብዛሕ።
Egziabher amlak msakum yikun abona tikiel ekum zelekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ። ነስታሊ ኦርቶዶክስ ብዙሕ ትምህርቲ ትምህረና ዘላ ቻነል እያ። ትምህርቲ ክርስትና ተቐዲሑ ዘይውዳእ ዒላ ምዃኑ በዛ ቻነል ፈሊጠ። ሕጂ እውን ከም ቀደምኩም ክትምህሩና ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዘይተዘርገሐ ዝበልክምዎ ትምህርቲ ድማ ክትዝርግሑልና ብሃንቀውታ ንጽበ ኣለና። ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
@@niestaliorthodox5249 timihrti dongikumna alekum abona bkemiu mitsuna ewanu tsibuk yelen😢
qalehiwet yesmalna abo qechi ❤ezi sltan zbehal seba melsi keman ayedlyon eu
Amen amen amen ❤❤❤🙏
🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🕊🌿🕊🌿💒🕊💒🕊💒🕊💒🕊🌿🕊🕊🕊
❤❤❤🙏🙏🙏
Edemen tinan yehabkim abona
❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ፣ ከምኡ ድማ ነዛ መልእክቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይፈጽመልኩም ካብ ክፉእ ይሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም፣ ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ መንፈሳዊት ቻነል ኦርቶዶክሳዉያን ኣሕዋተይ ዝኮንኩም ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን ቀደም ምስ መለእት ክሳብ ሕጂ 275 ሳብስክራይብ ኣላ እዛ ቻነል መንፈሳዊት እያ እሞ ኣምላክ ይባርክኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Abona Akalbo krekbu elom eyom emo aytgedeslom kabana mkriy tdeliu aykonkukumn❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ቃለ ሂወት የስምዓልና🙏🙏🙏። በጃኹም በጃኩም ምምልላስ ገዲፍኩም ንፍቅርን ሰላምን ስበኹ አዚ ህዝቢ አንታይ ጌርኩም ትመቃቅልዎ ኣለኹም ነቲ ክስምዕ ነቲ ክሰምዕ ሃይማኖት ጠፊኣ በጃኹም ፈኸራን መልንስን ግደፍዎ🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
ካብ ኩሉክም መርሓቲ ሃይማኖት ትሕት ዝበለ ቃል ኣምላክ ዝምህር ስብከት ንደሊ ኣለና።😭😭። ይቅሬታ ግን ኣንፈትና ስለዝጠፋና አዩ።
qal hiwet yesmalna abona amlak xeguei yebzhalka
Selam abona kemey htonierni
ብመጅመርታ ሙሉ፡ጥዕና ይመነይልኩም ኣባ፡ቀሺ ተዋልደ ካብኡ፡ምቅጻል ብዛዕባ ሥልጣን፡ኣይትገደስሉ፡ኣነ ንባዓለይ ክንደይ ሕቶታት ሓቲትዮ ግና ክምልስለይ ኣይደለይን፡ ምስ አቶም ጥንቲ ኣቦሶ ኣለዋ ዝብሉ ብክመይ፡ኢካ ትዓርቕካ ስላሴ ሰለስተ ኣይኮኑን ንዝብሉ አንታይ አሞ፡ዘይሓተትክዎ፡ ግና ኣቦና፡ናቱ ዕላማ ኣይፋለጠካዮን ክምዚ ፡ንመንታይ አንታይ ክሃርም፡ሞካኑ ቃል ሂወት የስማዕልና ኣቦና ክምዚ ናትኩምስ ንኩሎም ኣቦታተይ ካህናት ንስሓ ክነስሑ ክለዎ ክምዚ ገሮም ክንስሁ ኣምላኽ ቅዱሳን ይሃበለይ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን፡ ነዛ ብጠንቆልትን ተሃድሶን ትሕመስ ዘላ ዓለምና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንዓኹም ክቡር ኣቦ ሒዝና ክንሓልፋ ኢና።እግዚአብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም።ቃል ሰናይ ዝጎስዕ ልቢ ይዓድለና ፈጣሪ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣቦና ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፡
እዚ ስልጣን ዝበሃል ወዲ ካብቶም ትግራይ ትዕወት እንድዩ ምኽንያቱ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ሓጊዙ ሕጂ ዘሕምሞ ዘሎ ድማ ፡ ንገዳም ደብረ ቢዘን ሓገዝ ምስ በልኩም እዩ ፡ ንቀሲስ ተወልደ ከምዚ ጌርካ ቲንታ ልኸዮ ኢሎም ሰዲዶሞ ኣለዉ ድሕሪ መጋርጃ ፡ ብጣዕሚ ዘሕዝን ቅድሚ 7 ወርሒ ዝተዘርግሐት ሕጂ ድኣ እንታይ ተረኺቡ እንተ ኢልና ንገዳም ደብረ ቢዘን ተጊህኩም ዝተላኣኽሞ ብግቡእ ትገብሩ ስለ ዘለኹም ፡ ፍሉጥ ነገር እዩ ፡ ስለዚ ኣቦና ንስኹም ብጣዕሚ ኢኹም ጠቕምኩምና ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ መንፈሳዊ ሂወትኩምን ፡ ሓዳርኩምን ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና !!!!!!!!!!!
ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ድማ ንዓኹምን ንክብርቲ ብዓልቲ ቤትኩምን እቶም ምጩዋት ደቅኹምን ኣብ ዙርያኹም ኮይና ብቕድሚት ትምራሕኩም ንዘልኣለም ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንጹር ኢዪ፡
አነ ካብቲ ናይ ንስሓ ትምህርቲ ቡዙሕ ተማሂረ ነብሰይ ፈቲሸ እየ ። ቃል ሂወት የስማዓልና።
ክቡር ኣቦና ናይ ብሐቂ ዓቢ ኣስተምህሮ'ዩ
ቃለ ሂወት የስምዓልና ።ነቶም ኣብ ዝይፈልጥዎ ጣልቃ ኣትዮም ዘየድሊ መልእክቲ ዘሕለፉ ክኣ ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ኣጆና
Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 kale hiwet yesmalna bereketu miskulina youkin
ኣሜንን (3)
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው ቀሲሲ ተወልደ
ካብታ መዓር ሒዛ ክነሳ ፈጺማ ዘይጸረየት ብኬሪ የድሕነና።ምስ መንፈስ ቅዱስ እንተዊዕልካ ዝኾነ ነገር ርግእ ኢልካ ኣሰላሲልካ ኢኻ ተስተንትኖ።እዚ ዝብሃል ዘሎ ከኣ ንዂላትና እንድዩ ንጹሕ ኣዒንተ ኣእምሮ ይሃበና።እምበር ቅድሚ ሕጅስ ነቶም ንቅድስቲ ድምያና ዘዋጽኡ ዝነበሩ ክንደይ ዘይበልናዮም ኣቤት ይቕረ ይበለልና።ነዘንትወሉ ዕድመ ይወስኸና ኣሎ።ሰብ ግን ረስዓይ
እንድዩ።ብዝኾነ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣበይ ኣለዂም እምበር ኣበይ ኔርኲም ኣይብልን ኢዩ ሞ ኣበሳና ይሕደገልና።በቃ እቲ ሕማቕ ዘውጽእ ልሳና ተዓጽዩ ሰብን እግዚኣብሔርን ዝሕጎሰሉ ባህርን ልምድን ክንሕዝ ከኣ ጸሎት ቅዱሳን ኣበው ኣይፈለየና።
ብዘይ ሜስ ዝሰኸርናሉ መዓልታት ኣይውሓደን እሞ ንመራሕቲ ሃይማኖትና ንመራሕቲ ሃገርናን ከኣ ሕጂ'ውን ሕሰም ኣይርከቦም ዝሓለፈ መከራ ውሕጅ ይውሰዶ ጥራይ ኢየ ዝብል ኣነ ብወገነይ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና።
አነውን ደሰሰሰ ብለትን ቃል ህይወት ያስመዓና መምህና ብእወነት ንሰሓ ትአትው ብዝሑ ፍርሕ አለወ ገን ብሓይል እግዚአብሔር ❤ኩሉ ይካአል እዩ አና ፈትየያ አታባዕና ዲአም
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና
ኣሜን (((3))) ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን 🙏 ኣብዚ ረቂቅ ዘመን ንዓዅም ኣቦዋት ዝሓደገልና 😢🙏 ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ🤲 !!!
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም። እግዝኣብሔር ከም’ዝከማኹም፣ የብዘሓልና ንዓና ንኽሕሸና። ብዙሕ ሰብ ሚሂራ እያ እዛ ናይ ንስሓ እግዝኣብሔር ይመስገን🙏❤ ምስትውዓሉ ደኣ ይዓድለና እምበር🙏
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣሜንንንን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና🙏❤️
እንተ እዚ ጋኒን ቅልውላው ዘርኢ ድያብሎስ ስልጣን ከሰተ ዝብሃል ብመንፈስን ብስጋን ወለዱ ፈሊጥናዮም ኣለና ካብቶም ቀንኣት ኣጋንንቲ ንፈልጦም እዩ።
ብዝኾነ እግዚኣብሔር ኣብ ጎኒ ኣቦታትናን ቤተክርስትያናን እዩ🙏🙏❤️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
@@niestaliorthodox5249ኣቦና ኣብ ደረጀኦም ኣይትውረዱ እዞም ብዓል ስልጣን & ካሳሁን ዝኣምሰሉ ምስ ትሃድሶ ሽርክነት ገሮም ንኤረትራ ንዘለዉ ኣቦታትት ከመይ ገሮም ከውዲቁ እዩ ዕላማኦም ፈሊጥናዮም ኣለና ።
እንተ ንገዳም ደብረ ቢዜና ግና ኣለና ደቃ❤❤ ❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣጎልጉሎት ዘብንኩም ይባርኸልኩም
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ብመጀመርያ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣብዛ ናይ ንስሓ ሓሳብ ኩሉ ግዜ ከምዚ ሓገዝ የድልየና ክንንሳሕ ከለና ምድጋፍ ጽቡቅ ዩ ኣነ በዛ ነብሰይ ፈቴያ መክንያቱ ብዙሕ ሰብ ሒዝዎ ዝምለስ ይበዝሕ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና
Kale hiwet yesmalna kbur Abona Edmen tenan yhabkum Fetari Egzaber kab hasewti nebyat bmegedi cegam zmerhuna yhalwena Egzo mhmak gza ⛪🙏🏿⛪🙏🏿🇪🇷❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ብስም እምነት ፖሊቲካዊ ድፍኢታት ኢዮም ከስፋሕፍሑ ዝህቅኑ ዘለዉ ድሮ እኳ ናይ ገዳም ቢዘን ዝግበር ዘሎ ሓገዝ ውሕልል ብዝመስል ቃላት ምቅዋም ጀሚሮም ኣለዉ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ❤❤❤
ኣጀኩም ኣቦና አዚኣም ፍልጥናዮም ኣለና ኣምላክ ባዕሉ ይመሊሰሎም
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና🙏🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Amen Qale hiwet yesmialna abona.....Ab agolglotkum edmen tienan yhabkum ajokhum egziabihier xegiu yebzhalkum
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Kale Hiwet yesmana Amen Amen Amen 🙏 🤲
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርናን ኣቦናይ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen kale hiwet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ለበዋ ገዳማውያን ኣቦታትና ንደቂ ተዋህዶ ጥራይ እዩ ዝምለከት ተካእቲ ኣርዮስ ኣይንታዮምን እዩ ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ✝️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
አመን አመን አመን ቃለሒወት የስመኣልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ❤❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወይት የስማዓልና ንበሩና ንሕና ደቅኩም ከይንጠፍ እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቢና ይክፈቶ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጅግና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንስኩም የሕዋተይ ጀጋኑ።
Kal hiwet yesmealna abona edmen tenan yhabkum fetari.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna amlak xegu yezhalkum Abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen qal hiwet ysmalna abona nay agolgulatkum ybark egzabihier ❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Abeymo abatnebsna tetikonu des zebil eyu eti agebab gin nortdox tetsarari bezihwa eyu zelo tesfazeymqurats tray...❤❤❤
@@Misganit ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen amen amen kalie hiwet yesmealna abona❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቀሲ/ኡቡር መምህርናን ኣቦናን እግዚኣብብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎቶኩም ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Kale hiwet yesmealna
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Kale hiwet yesmealna aboy keshi
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ይፍቲ ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
አሜን፣አሜን፣አሜን፣ቃለሂወት፣የስምዓልና፣
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Yebarukni efti abona amen kale hiwet yesmalna zefnkumo kfalat ka temhrti rekibnalu ena kemti zeblkumo nab merddae kebxhe ka des yeblna lebona yehabna
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። በረኸር ቅዱሳን ይሕደርካ።
Kale hiwet ysmalna abena
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen Amen Amen kale hiwt yesmalna❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena abona ⛪️⛪️⛪️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
kalehiwet yesmealna abatachn
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen qalehiwet yesmealna abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ተባረኹ አቦይ ቀሸይ.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ❤❤❤ ስልጣን ዝበሃል ሰብ ተማሳስሉ ዘሎ ንቡዙሓት ክርስትያን ዘዳናግር ዘሎ ሉኡኽ ናይ ታሃድሶ ሉኡኽ አዩ ንበዓሉ ዘየሎ ሰባት ንቡዝሓት ለክሙ ዝጠፈአ አዩ ከመሃር ዘይደሊ ንስሓ ግዜ ይሃቦ አበር ነቦታትና ከይገደፈ አዝኦም አዮም ንሃይማኖትና ዘጥፍአዋ ዘለዉ አሉ ዘርግሕዎ ነሩ ብጠዓሚ ደፋር ሰይጣን አዩ ዘለዎ ንስሓ ግዜ ይሃቦ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንጹር ኢዪ።
Qale hiwet yesemalena abona memeherena ☦️❤️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Ksle hiwet yesmalna❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
qale hiwet yesmolna abna xgau yebzhalkum 🎉
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
xegeu yebzehalkum Abona kale hiwet yesmealna❤❤❤❤❤
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
Amen gal hiwet ysmealna abona 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
Abey qeshi xbuq alekum nhna kabakum knmahar ndeli alen medbku nftuwe ena❤❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
አሜን አሜን አሜን
Amen abona qale hiwet yesmalna
Kalehewt ysmalna Abona
Kale hiwet yesmealna abo keshi xbuq tmhrti ab lbna yehdro ,tmhrtkum azyu hanaxi iyu gn abta ariestkum qrub nnuxuhan mimenan tray ilkma maletsi Goyta keman bmsalie kzareb enkelo hakim humumat imber tiuyat ayedlywon iyom slezblena. slezi ezi kab mear nlaeli ztim tmhrtkum awra neton zeynxuhan iyu zedliena Ab qdsie wn neana netom hatyatenatat dea meharena imber netom xadqansi bmgbarom ika tmhrom wn ybl iyu bzyada dea bealkum tfeltwo imber. gn yqrieta kneqfekum ile aykonkun yeqenyeley.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ነቶም ከምዚ ከማካን ካብ ክፋሕ ሓሳባት ማለት እንታይ ኣሎ ጌጋ ክብሉ ዝውዕሉ ነጻ ዝኮኑ ዝተዋህበ መልሲ ምኳኑ ኢዩ። ደጊመ ክብሪ ይሃበለይ።
Amien amien amien kale hiwet yesmealna
ንሰብ በየን ገርና ኣብቲ ዘይ ክውን ኮለል ነብሎ እዩ ዕላምኦም አሞ ንስኹም ካብ ስራሕኩም ዕዉታት ክትኮኑ አንተ ኮንኩም አዝኒ ኣይትሃብዎም ኣምላኽ ንገዳማትና ይሓልወልና ንቦታትና edmen tenan ይሓብልና ❤❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
qal hiwet yesmalna Abona 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ጽፉፍን ንጹርን ትምህርቲ እዩ’ሞ ኣምላከ ቅዱሳን ጥበብን ኽእለትን ይሃብኩም ኣቦይ🙏💒🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓና።
ክቡር አቦና ስልጣን ማለት ዲያብሎስ ማለት እዩ። ቅድሚ 2 ዓመት ድርሳነ ቁድስ ሚካኤል ቅደድዎ እሉ አጋግና ነሩ እዩ ሰልጣን ሐደገኛ ሰብ እዩ።
ኣብ ስራሕ እግዝኣብሔር እባ ኣይንእቶ ኣንታ ብሩኸይይይ እዚ ትፈርዶ ዘለኻ ጽባሕ ንግሆ መልሲ ክይትስእነሉ 😢
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ንጹር ኢዪ።
Abona edmen xnan yahabkum egzabiher xegu yebzahalkum ezia kdst emnetna mengedn hakn zkonet kdst betekrstiyan ktabi ktwukbelna nakum nabotatna edmen xnann hibu menfes kudus ylakelkum nana ndekukumat dekkum ka ayne lbona lidya zkefete egzabiher ayne lbonana ykfetelna amen ❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ብድጋሜ እግዚኣብሄር ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣነ ግና ኣቦና ሓንቲ ነገር ክብለኩም ደልየ ንሳ ከኣ መርጌታ ዘኣማኒኤልን ድያቆን ኣሽመላሽን ኣብዚ ዩቲብ ይማላለሱ ኣለዉ ሪኹሞም እንተ ኾንኩም ዝከኣል እንተ ኮይኑስ ሞንጎኛ ኮንኹም ክትዓርቅዎም ሓደራ ይብል ማለት ነንሕድሕድና ክንዋናጀል ንውዕል እንተ ኮይንስ ንመናፍቓን መንገዲ ምኽፋት ስለዝኾነ እዚ ክብል ከለኹ ግና ከም ድፍረት ኣይትቑጸርዎ የቐንየለይ።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። እሺ ከም ፍቃዱ።
ቃል ሂወት የስመኣልና ኣቦና ጸጉኡ የብዛሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
ኣንታ ቡሩኽ ዘርኢ ድያቆን ኣስመላሽ ክሳብ ሕጂ ኣይመለሰን ዘሎ እንደገና ክኣ ንዝተዛረበ ሰብ ግድን ዲኻ ክትምልስ ዘለካ
AMEN AMEN 🙏
Abona qale hiwot yesmealna, edmen tienan yhabelna egziabher yhalkum. ❤❤❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Edmen tinana yhabkum abuna❤🎉 kale hewet yasemalen edmekum edme Matsalen ygbero❤
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen Amen Amen💒✝️🙏🙏🙏
Aman 🙏 🙏 🙏
Amen Amen Amen❤
ኣሜን ቃልሂወት የስማዓልና ኣቦና፡ትኽክል ኢና በሃልቲ ኣብ እምነት ኣለና ፡ውጌል ንሰብኽ ኣለና እንዳበሉ ወቐሳ እዳ ወቐሱ ነቦታት እዳ ወጀሉ ንምእመናን ኣብስሕተት ዝወስዱ ዘለው ፡ንኸተላልዮም ዘጸግሞ ዘሎ ህዝቢ ቅዱስ ሲኖዶስ ውሳነ ክገብር ደስ ይብለና ፡ምኽንያቱ ብፍላይ ኣብደገ ዘሎ ሰብ ድግርግር ኢልዎ ኣብዝኮዶ ጨኒቕዎ ዘሎ ፡ብጣዕሚ ተኸፋፊሉ እዩ ዘሎ ? ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጥምተና ጸሎትኩም ኣይፈለየና፡
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እግዚአብሔር የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ሂወትን በረከትን ዘውህብ ስብከት ኣነ ዝገርመኒ ስልጣን ኣበየናይ ገዳም በየናይ ሲኖዶስ ተማሒዱሩ ኣፉ ዝሃቦ ዝዛረብ ዘሎ ንትግራይ ንሓግዝ ክብል ደኣ ዓንገረር ይብል ይውዕል ኔሩ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኮሙ ዘይብል ሐራይ ንኩሉ ይሓግዝ ሰብ ምካን እኩል ዩ ሓቀና ተኮይኑ ንኩሉ ዘይገብር እግዚአብሔር ካብ ምንፍቅና ስሕተተ ክሕደት ውግንነት ዓሌትነት ምፍልላይ ይሰውረና ዝነጠበ ዝጎደል በኣፈ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና ፍሊጥና ብድፍረት ከይፍለጥና ብስሕተት ዝበደልናዮ ይቅረ ይበለልና
ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
ዘረኛታት ኣይንኩን ህዝበይ ንፅጉማት ንሓግዝ ብሄር ብዘየገድስ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ ምንጩ ተጻርዩ ኢዩ ኪንኡ ኣሎ።
ኣሜን ክብሪ ይሃብኪ ብሓቂ።
@@niestaliorthodox5249እሞ ብማስረጃ ኣምጽዋ እምበር ሓቂ እንተ ኣለኩም እስኪ ንሱ ዝብል ዘሎ መጀመርያ ነቲ ህዝቢ ንኣክቦ ሰላም ንግበር እዩ እዚ ኸኣ ሓቂ እዩ እምበር ኣይትሓግዙ ዝብል ቃል ኣይተዛረበን ዕንክሊል ኣይትበሉ ንሓቂ ሓቂ ንጌጋ ከኣ ጌጋ ይኹን መልስና
🙏🙏🙏🙏
❤Amen❤
Qale hiwet yesmealna kbur abona
Enqae bselam mexakum edmen tinan yhabkum ms mulue sdrakum
Ab srahkum hiwetkum kulu tkedwo megedi asalto ymneyelkum
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ። ኣጆና
ሰላም አቦ ቀሺ🙏🙏🙏
ሰላምካ ይብዛሕ።
Egziabher amlak msakum yikun abona tikiel ekum zelekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ። ነስታሊ ኦርቶዶክስ ብዙሕ ትምህርቲ ትምህረና ዘላ ቻነል እያ። ትምህርቲ ክርስትና ተቐዲሑ ዘይውዳእ ዒላ ምዃኑ በዛ ቻነል ፈሊጠ። ሕጂ እውን ከም ቀደምኩም ክትምህሩና ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዘይተዘርገሐ ዝበልክምዎ ትምህርቲ ድማ ክትዝርግሑልና ብሃንቀውታ ንጽበ ኣለና። ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
@@niestaliorthodox5249 timihrti dongikumna alekum abona bkemiu mitsuna ewanu tsibuk yelen😢
qalehiwet yesmalna abo qechi ❤
ezi sltan zbehal seba melsi keman ayedlyon eu
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
Amen amen amen ❤❤❤🙏
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🕊🌿🕊🌿🕊🌿🕊🕊🌿🕊🌿💒🕊💒🕊💒🕊💒🕊🌿🕊🕊🕊
❤❤❤🙏🙏🙏
Edemen tinan yehabkim abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ፣
ከምኡ ድማ ነዛ መልእክቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይፈጽመልኩም ካብ ክፉእ ይሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም፣ ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ መንፈሳዊት ቻነል ኦርቶዶክሳዉያን ኣሕዋተይ ዝኮንኩም ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን ቀደም ምስ መለእት ክሳብ ሕጂ 275 ሳብስክራይብ ኣላ እዛ ቻነል መንፈሳዊት እያ እሞ ኣምላክ ይባርክኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ።