ህድሞና - Part 49 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ค. 2024
- JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና - Part 49 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050 - บันเทิง
ሲመይ ዘድንቅ ላይክ 👍
ነዓይውን ሳብስክራይብ😅❤
@@Teamt-nn4iqእዛ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምባል ሲ ካብ ማርያም ትሃብኩም ምባል እንታይ ፍልልይ ኣለዋ
@@abrhamtadese1220 😂😂😂ኣቱም ዝኹላይ ናለመንኩ ምንም እየ ኮ ዘይገበረለይ😂
Gerelki aleku adengexkeni 😂😂😂
10:35
ግን ሓደ ወገን ን ሳምራዊት ኣይንርደኣላን ኣለና እምበር መስፍን'ሲ መሕጎል ኢዩ።ካብ ሰብኣያ እኮ ቦክሪ ወዳ ክትብሎ ይሓይሽ።😂
Nay bhaki 😂😂😂😂
ኣደንገለ እዩ መስፍንሲ ወላ ክትዕርዬ ዘይዕረ😂
ቢለን ዘድንቅ ላይክ👍
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
Amen brother
ዓባይ ትምርቲ ብዓል ቤትኪ ንስኺ ተዘየኽቢርክዮ መን ከኽብረልኪ❤
እዋይ ነዚኣ ዝደረስካ ስ ከመይ ዳሓን እቶ ። ክትስሕቅ ንበር ። ካብ ልበይ እየ ዝፈትወኩም ኑኹላትኩም ኣብዚኣ ቱዋሱኡ ተዋሳእቲ ። እንዳ መስፈን ብፍላይ ።❤❤❤❤❤❤
ቀጽልዎ ጽብቅቲ ፊልሚ ኣርኢኩምና ኣነ ብወገነይ ተደይ ተቛርጽ ምበልኩ ምሳይ ድሰማማዕ❤❤❤
ኣድነቅት መዳ እሰከ 👍 ጠውቅኒ ጀምዓይ ምንጭ ሳሓቅ😂😂😂❤❤❤❤
ብፍቅሪ ሲሙ ሓሚመ ቢንን ሲሙን በጃኩም ናይ ብሓቂ ተመርዐዉ❤❤❤
አደይ ግምጃ ዝፈተወን መን ከማይ ላይክ ግበሩለይ❤😂😂😂😂
ብሌየን ትፈትዉ ላይክ❤
ከምናይ እዝኣ ክክፋል እዚኣ ስሒቀ ኣይፈልጥን ካብ ዝፍጠር ሲሙ ቤቢ ሻወር እንዳ ተክለ ትሕርንክ ሰበይቲ መዳ ቆየቃ ከምዚ የለን ካብ እስትረስ ተዛንጉዕና ዘለኩም ሉና ናይ ብሓቂ ደራሲት በርትዒ love deq erey kulutkum❤❤❤❤
ወዮ Baby Shower ክተርፍ እዩ ግዲ፡😂😂😂
ክሕረስ እዩ ዝመስል 😅😅
ናይ ኣደይ ግንጃ ደም ሲ ቀጠልያ እዩ መስለኒ ሰርሓቴና ኮይና ኣትያስ ዝገደደ ድካም የእትያትላ ነዛ ገዛ 😂
ሲሞና ሸኮር ዘድንቅ ላይክ💞👌
ደቂ ኤረይ ሐላላት ሂወትኩም ሐጎስ ዝመልኦ ይኹን ከምዚ ንዓና ተሐጉሱና ተስሕቑና ዘሉኹም ❤ካብ ስራሕ መጽየ በቃ ኮፍ ኢለ እየ ዘስተማቕራ ሰሉስ ብሃንቀውታ እየ ዝጽበያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ርሑስ በዓል ናጽነትና 🥂🍾💐🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
እዋይ ቢሉ ሽኮር
"ኣነ ደርሆ ሆላንድ ተረኺበስ ብንፋስ ድየ ጠኒሰዮ: ዝገበርካ ምስ ገበርካስ ንዓይ ተጓጥጠለይ" 🤣🤣🤣🤣🤣
ኣነ ብስሓቅ🤣🤣 ተሞይተ ክሉኹም ተዋሳእቲ ተሓተቲ ኢኹም ቀንዲ ሞዴን ቢሌንን,ሲሙን❤❤❤,I love U shkorinatat,,,,Hdmona nebarti kea nberlna❤❤❤
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም ❤
ቀጽልዎ
ኢንዳ ማዶ ዘድንቅ😅🤣🤣🤣
👇👍ርገጹ
ሕማም ከነጥሪ ኢና ብስሓቅ😂😂😂😂
ወይ መዳ መሕጎል😂😂
😂😂😂ዕንሹ ሽኮር ሰሓቅኩም ይብዛሕ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ንፉዓት ናይ ለይቲ ክሰርሕ ኮለኹ ይርእያ እሞ ዓዉ ኢለ ይስሐቅ በጃኺ ተርጉሙልና ይብሉኒ ❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ኑፉዓት ❤❤❤❤❤❤
ኣንቱም ሰባት ክተጸልለኒ አያ እዚኣ ፊልም😂😂😂😂😂😂
Enda meda zfotu like yrgexeni
ሉና ሓፍተይ ቀጽልዩ ጽቡቅ ሰራሕ
ሲሙ ሓዊ ወሊዓትሎም 🤣🤣🤣🤣🤣
Mesfin Zfetu Hahha😂😂😂
😂😂😂 bilen & mada yaek 😂😂😂😂
ብሌን ሽኮር ብዝኮነ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤
መዳ መሕጎል አሕርርር እኮ አቢልካዮም 😂😂😂😂
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ አንዳኣዛናግዕት ትምህረካ። ኩሉኩም ተዋሳቲ ንፉዓት ኢኩም ንኩሉ ተላቢስክሞ
ብፍላይ አንዳ መዳ። ቀደም ሓደ ስድራ ኔሮም ተመሳሰሊ በህሪ ዝነበሮም ኣዘካኪሩኒ
ክክክ ቢቢ ሻወር አለኒ ከይትሕረስኒ ስሙ ሹከር 😄😄😄😄
ሲሙ መሕረር ከይተሕርስንያ😳😅
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ዝፈትወኩም❤❤❤😊❤🎉🎉🎉🎉
ኣደይ ግምጃ 😂😂😂
ናብ ኤርትራ ምስ መጻኹ ምስ ሰሌስቴኽን ስእሊ ክእሳኣል ኢየ ኣፍቅዳለይ❤
ኖርማለ ዳተሓጎሳ ከኣ እንበር ምስ ወዲ ዓደይ ዘይተሳእላ ደኣ ምስ መን፡ክስኣላ❤
ቢሉ ነብሰ ጾር ኮይና ኦይይይይይ መዳ 😂😂😂😂😂😂❤።
እንኮዕ ዳሓን መፃእኹም ደቅ አሬ
Enda Mesafnti thxurulna alekum. Mesafnti ❤😂😂😂😂
ኣታ ሞትኩ ዕንሹ ኣስሒቃትኒ ብሓቂ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅
መዳ መሕጎል🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰
እዋይ ስሞና ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
uufff nay kulatkum bella mshaq nera samri trekbyo gud rekibki habibti
ቢሉ &መዳ 😂😂
ህድሞና እዛ ፊልሚ ትድንጉዩና ኣለኹም። season 2 እንተ ኢልኩም'ሞ ክንፋጋእ ኢና ክውድኣኩም የ። much love deqi erey and HDMONA TV ❤❤❤
Nhamedu dika😂😂😂
@@LidyaYosef-kf8sjማለት እዩ ኩሉ ዕላሎም ምስ እምኒ ዝተኣሳሰር እዩ😂
😂😂😂😂
Adey gemja😂😂😂😂❤❤❤
Leten ሽኮር ኣደጽክኒ ዝመረጽክዮ ደስ ዝበለኪ ባዕለይ ክገዛልኩ የ።
Bilen & Meda are the best 🤣🤣🤣🤣😘❤️😘❤️great job deki eriy
Welcome HDMONA NEBARIT❤❤❤
Well com ሚንጭ ሳሓቅና😂😂😂😂😂ግን ወዲ መዳ ዘይቲ ሪኣና
Kab blien zwled kemey kon ykewn
ንሶም'ኾ ዘይፈልጥዎ
ሳምሪ ሽኮር ጉድ ረኪባ ❤❤❤❤
ዋይ መዳን ሲሞናንስ ለሙስ ኣግድድክምዎ 🤔🙆 ክክክክ ክ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኡፍ ብሌንን ጠንሳ ድኣ ጉዳይ ላዕሊ ብጽሓ😂😂😂😂😂
ኣይ መዳ ሓጎስ ኣይክአላን አንድዩ ❤❤❤ ፈትየካ
ኣታ ሞቱኹ😂😂😂😂
ክክክክክ ዋይ ኣቦይ ሓድገመስ ተፋነዉስ ኣደይ ግምጃ መጽያ
You all are so great remain blessed 😂
Good job❤❤❤
Kebrti artist enshu meshaq ❤❤❤❤ Mara kef alewa
Meda si eti ab shrek zelo adgi kezareb meat nesu koynu yesmani 😅😅😅😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣
ዕንሹ ሽኮር 😂😂😂 mekeret tibeb
😂😂😂😂😂 Eway enda Meda 😂😂😂 Enshu mehter 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንቆዕ ብሰላም መጻኩም ደቂኤሬይ እንዳ መዳ ሽኮራት ኣይትስኣኑ ኩላትትኩም ክንፈትሖምዶ ብዘይ ኣፋላላይ መዳ ንሰበይቱ ሳምሪ ንሰብኣያ ከምዚ የለን መደ መቅሰንክክክክ❤❤🎉🎉❤❤
እምብኣር ኣብ ሕርስስ ቀልዲ ኣላ😂😂😂
31:43 ኣሲሕቁኩምኒ 32:24 ዕድመኩም ይንዋሕ❤😅
Adey gmja zeygdsha 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
😂😂😂😂ዕንሹ የኣሆ ክክክክ
ካብ ቴክተክ እየ መፂኤ ንሲሙ ሪኤ ከይተሐርስኒ ኣይበለትን👍😂❤
Mesafnti nay Lba sihika🤣🤣🤣🤣🤣
N blen zednq 👍gberu
ኤህ ሲሙ ቤቢ ሻወር ከይተገበረላ ሕክምና ኬዳ😂
😂😂😂😂😂
ሲሙ መሕጎል ከተሕርስኒ በቢ ቫወር ክትብሊ በይቢ ሸው ከተብሊ ቢሉ ኣትስማዕ 😅😅😅
Goood worrk every body. Luna you chose another best guest actor. she is funny. i guess plp gonn like her bcz its really differnet try to stay more as guest actor. good work keeep. Lune we are pround of as Eritrea . keep con ...good job
😂😂😂😂እዋይ ሰራሕቱኛ መሙሕረር
የዕሩኽ መሓዙት መብዓሊ ቤቢሻወር ብክዳን ይበእሱ፡ ሲሙ ካኣ ሰብኣይን ሰበይትን ኣናኺሳቶም ናብ ሕክምናኣ😂😂😂😂። ኤህ ምስክነይቲ እዚ ኩሉ የእሚናስ ከይሰለጣ 😅😂😂😂
😂😂😂😂😂
😂😂
Adey gmja shikor 🥰🥰🥰
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 bilu and simona😅😅
ማማ ዕንሹ ክክክክክክ
Love you shewit meda zedneq like gebru❤💞👸🫅
Simu shikor 😂😂😂😂
ዕንሹ ማለት ደስብሃሊት❤❤❤❤❤
ዋይ ዘን ሰበይቲ ግን🤗🤗🤗🤗😮😮😮
Bilu mkrti eta zfetwa❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሲሙ ክክክ ምስ ባህግኺ ክትሓርሲ ገንዘብ ተዓቀበ😂
Biley mkrti❤
ሲሙ መሕረር😅😅😅😅😂😂
Deqi rimey thxrwa alekum
ቢለይ ሽኮር ሕራይ ገበርክዮ😂❤❤❤
Meda 😂😂😂
ናይ`ዛ ኮመዲ ኣርእስትስ ብሌን ክትከዉን ኔርዋ
Who comes to see Mesfin😂😂😂
ናይ ብሕቂ ንፍዓት
Hahaha derho Holland dye ane bilennn❤
Bilu shikor xebuq gebrkyo❤❤❤❤
ሲሞና😂😂😂😂
Bienvenue deqi erey 🎉🎉🎉yeak ❤❤❤
ኣላ ቢሉ ሽኮር😂😂😂❤❤❤
Interesting❤❤❤❤❤❤❤