ህድሞና - Part 48 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2024
- JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና - Part 48 - ክንፈትሖም'ዶ ብ ሉና ኣማኑኤል Series Comedy Drama - New Eritrean Series Drama 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050 - บันเทิง
ቢሌን ን ሲሙን ማራ ዘስሕቃኒ ከምዚ ናተይ አንተሊኩም አስከ ላይክ😂😂😂😂❤❤❤
""! ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለኻ ተመሊስካ ኣዴኻ ትሓቁፍ ይግበርካ ወይ ይግበርኪ ኣዲኡ ዝናፈቀ ወይ ኣዲኡ ዝፈቱ ከኣ ያ ጀምዓ፡ ኣብዛ ናተይ ኣቲኩም ክትስዕቡኒ ይምሕጸነኩም"! ከምኡ ውን ተኸታተልቲ መደበና ትኾኑ
ን ሲሙ ትፈትዉ ላይክ ረጊጽኩሙኒ ሕለፋ
ሐዝስ ፀሊአያ እየ ዋይይይይይዮ😢
ወረ ማዓዝ ድያ ክተውፅኦ ተከብዳ ዝኒሆ ናይ ዓመት ድዩ ዋይይይይይ
ካብ ትጅምርስ ክሳብ ሐዚ
ኣድነቅቲ ሲሙ ላክ ግበሩ ደቂ ዓበይቲ❤❤❤❤❤
ን ብሌን ትፈትዉ ላይክ ረጊጽኩሙኒ ሕለፉ ❤❤❤
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
ኣሜንንንንን❤ ክክክ እዚ ኩሉ ምርቃስ ሳብስክራይብ ንምልማን ዩ😂😂 ኣጆኻ/ኺ ሕጂ ሳብስክራይብ ክገብር የ
Amen Amen Amen@@saar989
ኣሜን❤ ግን ሳብስክራይብ ኣይገብርን😂😂😂
ደንጉያትኒ ስራሕ ዊዒለ ምስተመለስኩ ነዛ ፊልም ኣብ ዓራተይ ኮይነ ብጽምዋ ኢየ ዝከታተላ
ከምዚ ከማይ ኣፍቀርቲ ናይዛ ፊልም ከኣ ላይክ ኣብዛ ቻነለይ ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ የቀንየለይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ከምዚ ከማይ
ነዛ ፊልሚ ትፈትውው
እንተ ኮይንኩም ብር ክትብሉ ታሓገሱ ክሉ እትደልው ኣብ ጉዝኡን ሳዓቱን ያህብኩም ፈጣሪ ክሉ ዓለም ነዛ ጽሑፍ ዘንብኩማ ምስ ትፈዉዎ ስድራኹም ብሰላም የራኽብኩም
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏🏾
Amennnnnnn
Amen
ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ኮሜድያዊት ፊልም ጽቡቅ ኣለኹም ቀጽልዋ ❤❤
እዛ ሓዳሽ ሰራሕተኛ ናይ እንዳ ኣቶ መሳፍንቲ ከይተጥፍእዋ ቀመም ዝኮነት ሰበይቲ እያ😂
ኣድነቅቲ ቢሌን ብሽማ ሳብስክክራይብ ግበሩለይ ።
ኣነ ነዛ መደብ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበያ ኣብ ዛ ምደብ ዘሉም ኣህዋትና ድም ብጣዕም እየ ዝፈትወኩም እግዚአብሔር አምላክ ስምረትኩም የብዝሕዮ ጥበብኩም የዕብየልኩም ❤❤❤❤
ኣድነቕቲ መስፍን(መሳፍንቲ) ኣለኩም'ዶ
ወዮ ስሙስ ዛቤቢ ሻዉር ከይገበረት ኣደይማርያም መፄንኣ ከምኡ እዩ መስለኒ😊
እዋይ ግምጃ ያዓኽ ከም ሎሚ ኮ ስሕቐ ኣይፈልጥን ያዓኽ ኣይዞ ደቂ ኤረይ
ነዛ ሲትኮም ትከታተሉ
ን ብሩኽ ( ዘማማ) ስኑ ክዕረ ንሓግዞ ክብል እከ እየ እሞ ነዚ ስርሓቶም ብነጻ እናረኣናዮ ዓዓቕምና ኣዋጺእና መሐከሚ ስኑ ንሓግዞ
በጃኹም
😂😂😂😂😂።ኣታ ናይ ሎማዓንቲ comment ከንደይ ከስሕቅ ኢዩ
እዋ!!! ኣታ እንታይ ብሩክ መዓልቲ ኢዩ እቱም ሰባት ንመጀመርታ ግዜ ሳምሪ ጥዑም ዘረባ ሰሚዐላ።ን መስፍን እኮ እያ መስፍነይ ኢላቶ።ዓቢ ለውጢ ኢዩ
ግምጃ ዓይነይ ኣፀቢቅክያ ኣለኪ ዛፊልም😂😂
ግምጃ ተሓዊሳቶም ድኣ ፡ ፓዉ ሰማይ ክትክእ’ያ እዛ film😋😋
ሳምሪ ትረክብዮ። ደራሲት ግን ማራ ፈትየኪ ኣብዚ ጭንቀት ዝኮነ ናብራ ስደት እንተዉሓደ ን 1ሰዓት ፈታሕ ተብልና ኣለኪ በርትዒ።
ሲሙ በቢይ ሻወር ከይ ገበረት ክትሐርስ እያ ግዲ ❤
ሲሙ ግን መዓዝ ድያ ክትወልድ ዘይውለድ ድያ ጠኒሳ🤣🤣
ናይ ድሕሪት ዝመጻኹ like 👍 ግበሩለይ😂
Simu shikor mekeret nayza Film eya😂😂😂
ኣታ ንስኹም ኣይትሰኣኑ ደኣ ምንጪ ሳሓቀይ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን ክጽበ ኮ😂😂 ብሌነይ ጽሪተይ❤
ኣደይ ግምጃ እዋይ ካልኣይ ሓድገንበስ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
በይቢ ሻወር ነቲ ዝኣምንዎ ጣኦት ነቶም ብሕጂ ዝውለዱ ደቅና መታን ከይሞቱና ኢሎም ብፈቃዶም ወዶም ንመስዋእቲ ይቅርብዎ ኔሮም በይቢ ሻወር ቱርጉሙ ንሱ ኢዩ ኣብቲ መጽናዕቲ ኣቲኩም ረኣይዎ
ርኢኻ ዘይትጽገብ ሽው።
ኩሎም ሽኮሪናታት፣ ምስ እንዳ መዳ ‘ሞ ፍቅሪ ብፍቅሪ 😊
ኣድነቅት መዳ እሰከ👍 ምንጭ ሳሓቀይ😹😹😂😂
ሲሙ ምሕረር 😂😂😂😂😂😂
እዋይ ሳምሪ ማዓረይ ጉዲ ረኽብኽ ዓባይ ሰበይት እልክ ኣብ ጉዲ ኣትክ ❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂 ዕንሹ ሽኮር
ሲሙ ግን ጠኒሳ ክትክእሎ amazing ,
I love you my 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ppl!!!❤❤❤❤❤❤
ዳመዳስ ምስ ቡሩክክክ ሳሓቅ ቀቲሎምኒ እዋይይይይይይይ አታ ሞይተ ሳሓቅቅቅቅ😁😁😁😁😁😁 ብሩክስ አፍቂሩ እዋይይይይይይይ😁😁😁😁😁😁😁
ወይ መስፉን ምስኪናይ ዘይ ትረኽቦ ዘይ ብልካ ሕጅስ ካኣ ኣብ ገዛኻስ ለማኒ 😂😂😂😂
ናይ ሎሚ ዝበለጸት ክፋል🎉❤🎉🎉
ሲሙ ቤብ ሻወር ክትገብር ዝሓሰበቶ ክትወልዶ እያ መስለኒ🤣😂
😂😂😂😂😂😂
ቢሉ ዓይነይ ደኣ ኣብዛ ፊልሚ ብምብላዕ ጥራሕ ሚዛን ወሲካ
ዋው ከመይ ድየ ሳሓቅ መይተ ቢለን እና ሲሙ ኣይትሳኣና😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
Adey gmja🤣🤣🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እዛ ሲሙ ትብሉዋ ሓርማዝ ድያ ክንደይ ወርሒ ድያ ትጠንስ እቲ ዝውለድ ቆልዓ መቼም ናይ ሓርማዝ ዓሌት ምልክት ክህልዎ ፍሉጥዩ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እዋይ ሓርማዝ 😂😂😂😂👍👍
አነውን ንሳስ ኢለ ነይረ😂😂😂😂😂😂😂
Hahhh adey gmja 😂 moyte simona😂
Serahtenya enda mesfin😅😅😅😅😅😅😅
Nay bahaq flim mahart zeytmno deqi eriyyy❤❤❤
ሲሙየይ መሕረር😂😂😜
ቡን ግበርልና ሳምሪ ዓይነይ❤😂😂😂
Adey gemja sebeb kini yeblo deqi asaworta like iski diqi asawurta
Bini ab Poster nayza film zeymhlawu zestewiale yhlu do 😢
Kem lomi aysehaqkun 😅 serahtegna 😁😂😂😂😂♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Part 49 simona ክንወልድ ተስፋ ይገብር
ትዕቁር ታዓቂርካስ ንዕውር ይብሉ ወለድና ተፀብዩ ተፅብዩስ ንባዓልቲ ሓዳር ኣፍቅሩ ብሩክ😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂 ata moyte lomi adey gmjan simuen dhan
ንዓ ግደፍ ተመለስ ብሩኽ 😂😂😂😂
wey enda meda mehgolat 🤣🤣🤣🤣🤣 good job dki Eri kulekum😘😘😘😘
ክክክክ ኣቱም ሰባት ይመዉት ኣለኩ ዋይ ሎሚ 48 ፍሊቲ ያ ነዓይ 😂😂😂😂😂
😢 ኣንቱም ሰባት ቤቢ ሻወር ትርጉሙ ፍለጥዎ ዋ ጸዓዱ ዝገበርዎ ክትገብሩ ኮ ታዋሪድኩም ንቶም ዝሪእዎ ሕብረተሰብና ውን ሕማቅ ትምህርቲ እዩ በጃኩም ዓገብ በሉ ኣቱም ሕዝቢ ቀስብቀስ እዩ ዝተኣታቶ ከምዚዋት ነገራት ዓገን😢
entry eyu eta shgru
ደቂ💊🇪🇷ሳብስክራይ ግበሩለይ ብስም ዛድራማ❤❤❤
*Kkkkk🤣🤣🤣adey Gmja kef alewen, kem komi sihiqe ayfeltn eye🤣🤣👍🏽✅keep it up*
Selam Writer
Baby shower has another meaning it is not a luxury
In America life is expensive specially when you expect the first child
So friends family and neighbors bring things for the mother to be
Like diaper blanket bottles crib etc
So it gives a relief to the family by cutting expenses
Just a thought
ብሌነይ😂♥️😘
Am gonna sue Simona if I am late for work lol😂lol😂😂😂😂 formidable scene!!!! Thanks
Naymesfn endahxerkuma. Mesafnti😂😂😂❤❤❤
ሲሙየ ንስክስ ዋላ አይተወለዲ ዋ እቲ ህፃንዶ ውለድልናን ተፅቢት ተረቢፅና 😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😢
Bilan & simu si Tom and Jerry keynen ysmaeni aytsaena 😂😂😂❤❤❤
ውይ samri ትረክብዮ 😂😂
ከም ሎሚ ኣይሳሓቅኩን 😄😜
Adey gmja fetyeyen kmewt. Ezi asmat hwsws des kblakha
ኣደይ ግምጃስ ንበይነንየን😂😂😂
😢😂😂😂😂😂ሞይተ እየ
ወለከ ሽረኒ ናይ ሎሙስ ኣደይ ግምጃ 😂😂😂😂😂
ግምጃ ሰራሕተኛ ድያስ ባዓል ገዛ ጠፊኡና ኮ
😂😂😂😂 eway simu mehrer, heji ka enshu tewesikata gele aynet koyna sahaq qetilkumna lomi aytesanu😂😂😂😂❤
Oh my God kem lomi ashikatni aytfeleten moyte eye bsehake zezekire ❤ selamta ayresakun deki erey shikorinatat aye adey gmja 😂
Welcome Hdmona Nebarit❤❤❤
Enda hamuki hakom endiom kebaruruki😂😂😂😂😂😂
አይ ሲሙ 😂😂😂😂😂
Wow most funny comedy kkkk i fall in love with this movie plsss keep it up
ዳመቀረት ትኸይድ ሻላ ዛ ፊልም ደቂ ኤረይ ሽኮራት
Simu shikorr ❤😂😂😂
Ewy simu sehaq moyte😅😅😅😅😅😅deki erey shkorinatat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Nai lomanti bsehak moyte iye😂😂😂😂Blien and Meda gn 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኮሊፈካ እየ እምበር ምቀፀልካያ😂😂😂😂😂😂😂❤❤
ሲሙ ሽኮር እንቋዕ ኣዋረድክለይ ነታ ሰገን፡ ደፋር...ኣብ መወዳእታኡ ደኣ ኬይዳትልኪ እምበር🎉🎉
hahahahahah Ezi kindzi kebdi hizkasi.. nuueshtey were zkewn bota dyu zeyblka ata BRUK 🤣🤣🤣😂😂
Kkkkkk gedede samri 😂😂😂
ደቒ ኢረይ ሓላላት ደቒ ደጀን ህዝቢ ❤❤❤❤
Ane hji rabay gzie ydegma aleku kef zelewa film zey tmno 😂😂😂😂
አይ ሲሙ😂😂
ሲሙ ግን🤣🤣🤣
ዋእ ኣብዚሕኩሞ ሎሚስ በይ ሸወር ኽትብሉ ጥራይ 4 ክፋል የሕርስዋ ባ ይምቅር ካኣ ኽብረት ተዓዘብቲ ባ ይሂልኩም ቁሩብ
Eza film ktwdae yeblan 😅
Simu kri keleku gele zestekaklo bahri kemzeleni eye zrdae 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂
Simu ketilatni lomi😂
አረ ከምላማዓንቲ የላይ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Semu mehereri😂😂
Bileney Shikor!🫶🫶🥰 You made my day, after a long day of stressful job. Thank you ❤❤
Buruk Afqiru Mes Segn Ewa Belyn terqbo 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😅😅😅😅😅😅😅😅 ayxelaekukumn Enda meda
Awayyt mesfn zrekbkayo lamani dika😂
😂😂😂😂😂 moyta dya galll 😂😂😂😂
Simu mehrer fento keyda 😂😂😂😂😂
Adey gmja ❤❤😂❤😂😂
ወይኔ ብሌን መሕረር😂😂😂😂
Please make it like one hour 😂😂😂