TDF ንጌታቸውን ደብረፅዮንን ኣጊዱ፣ ጉባኤ ዝገበረ ውድብ ህወሓት ናይ መሪሕነት ምትዕርራይ ክገብር እየ ዝብል ምንቅስቓስ ደው የብል፣ ግምት እውን ደው የብል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 13

  • @fff-g3q
    @fff-g3q หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @MARIOGEBREAB
    @MARIOGEBREAB หลายเดือนก่อน +1

    Jegna

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo หลายเดือนก่อน

    አበ በልናንደ አነገረም ዘበልኒ ፀበቅ አማሓደረ ወረዱ ዘበለ ማሕበረሰበ ረአኸምዶ ሓደ ወታደረ መፂ ሰረቂ አተወረደ ሓሰወቲ አተነከአ አሉ ኸፋረረሐ አይሕዘነን መፈቲሒኦ ወረዶ ዛሓባአኸምወ ዘቀበረኸምወ ገደፈከም መነዮ አተኸም ከም አተወረዱ መሰረአኽም

    • @notyours733
      @notyours733 หลายเดือนก่อน

      Well come TDF , We Hope y get the soultion to problems!

    • @HaylushtesfayHadera
      @HaylushtesfayHadera หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ ፅሑፍካ ኣስተካክል ኣነ ግርም ልብለኒ ከዓ ትብል ኣነ ግርም ልብለኒ ሲ ምፅሓፍ ኣይክእሉ ምሕሳብ ዘይክእሉ ክትፃረፉ ትሙኩሩ መጀመርያ ተምሃሪደይ ልዓል ደንቆሮ ስለ ፖለቲካ ትፈልጦ ዘይብልካ ጠውለቅ ኣይትበል

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi หลายเดือนก่อน

    እትዉሳነ ሐደ መማረፂ ጋሕሪ መዝሐሊ ኩኮን ይክእል እዩ ግን ግዝያዊ ምምሕዳር ዘዴ ብዝተመለኦ ሰልጣን ናይሙቁፅፃር ዓብይ ድልየት አለዎ ናይ አመሪካ ተለአአኪ ይመሰል እዙይ ማለት ምሰ ፅንተት ዝፈጠሩ ሐይሊ ሰዉር ዕርቂ ተገይሩ አሎ ማለትዩ እዙይከዓ ሐደገኛ ተጠያቂነት ዘይብሉ ምትራፍ ማለትዩ አመከተ ዘይነበረ ኢልካ ምግላፅ ተዝእረም መከተ በሐደግዜ ዝተወደአ መከተ ሰለዘይረአና,,,,,

  • @HsenSraj
    @HsenSraj หลายเดือนก่อน

    Ata eseka belstika eka

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo หลายเดือนก่อน

    አረበቃን ሕዘሰ ዋላ በተነነ የበል

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 หลายเดือนก่อน

    TDF በልዎም እንዶ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta หลายเดือนก่อน

    TDF ጣልቃ ኣቲዩ ከብሎ ኣይኽልን ወይ? ክልቲኦም ኣቀራሪብካስ ምዝራብ ተመኲሩ ዶ ኔሩ? ሓደ ህወሓት ኔሮም ሐዚ ኣብ ክልተ ተኸፊሎም ኣለው ናይ ህዝቢ ምሕደራ ናብ ዝበኣሰ ኣይኸድን ዶ??

  • @TsegahailemariamGhiwot
    @TsegahailemariamGhiwot หลายเดือนก่อน

    መከተ መከተ ክኮን እንተኮይኑ እኮ ስስራሕኩም እንተሰሪሕኩም እዩ ።መንግስቲ ጎልቢቱ እንተወፂኡን ንስኩም ድማ ኣብ ወታደራዊ ስራሕኩም እንተትውሉ ነይርኩም ኩሉ ክዕሪ ነይሩ እዩ።ታይሞ ይኩን ፀኑሕኩም ወታደራዊ መራሕቲ ትኮኑ ፀኒሕኩም ፓለቲካዊ መራሕቲ ትኮኑ ዝተሓማዘቆ ኣቋምኩም እዩ ኣዋሪድና ።።።።ተዋሪድኩም ኣዋሪድኩምና እህ ጓሂ ጥራሕ!!!!!

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo หลายเดือนก่อน

    ከሻበ ኸዛ ዘረባሕኸምወ የረአ አሎ ባአኸም ነአሸተይ ሰበ ደኻ ተገረዋ ፈቀደ ለመና ዘሎ ነአሸተይ አዮ የገረም ደበለተ ዘቆለዓ