መመረቕታ መጽሓፍ ታሪኽ ህይወት ጀነራል ኣማን ሚኪኤል ዓንዶም; Book Release Of Aman Micheal Andom.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024
  • ተሳተፍቲ ኢያሱ ተስፋይ ካብ ሽውደን፡ ፕሮፌሰር ተስፋየሱስ መሓሪ ካብ ኣሜሪካ፡ ዶክተር ኪሮስ ፍረ ካብ ሽወደን፡ ደራሲ ግርማይ ቦኽረ ካብ ቦስቶን ኣሜሪካ
    Book Release of Biography of General Alman Micheal Andom.

ความคิดเห็น • 27

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዝፈትዋ መዝሙር ንእስነተይ 🙏🏻 መዝሙር ሰላም : ልበይ ብሓጎስ መሊኡ : 🙏🏻❤

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ እዮ የቐንየልና ግርማይ ቦኽረ ካብቲ ድጸንሓና ሓቂ ታሪኽ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ገዝኦም ድሕሪ እንዳ ኣቦ ቀሺ ግብዛ ምካኑ ንፈልጦም ኢና ብሓቂ ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ እሞ ኩላትኩም ኣቦታትና እዚ ቀሊል ትሪኽ ኣይኮነን እሞ ምልእክትኩም ኩሉ እዚ ንኡስ ወለዶ ክፈልጥ ልሳንኩም ኩሉ ግዜ ይሰሲን!!!

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀክም ኤሪትራውያን ምህራትና፡ ክብረት የሃብኩም ጀጋኑና ተሪኾም ኣብ ዝኾነ ዓልም በጃ ዝሓለፉ፡

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 9 หลายเดือนก่อน +1

    መኮነን ሓወይ ብጣዕሚ ኣገደስቲ ኣርእስታት ኣምጽእካልና :: መዘና ዘይብሉ ምስጋናይ ይብጻሕካ : ከምኡ ውን
    ንኣጋይሽካ :: እዘን መጻሕፍቲ ኣበይ ክረኽበን ይኽእል?

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 2 ปีที่แล้ว +6

    ኽቡራት ሞሁራት ኣያታትና ታሪኣክ ጅጋኑ ኤራትራውይን ኽትግልጽሉም ኽትጽሕፎ ታሪኩም ኽንፍልጥ ኽአልና ንመስንኩም የቅንየልና ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም

  • @goofytarzan6924
    @goofytarzan6924 ปีที่แล้ว +1

    Aboy Qeshi Abraham was my Sunday school member.❤

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 ปีที่แล้ว

    Waaae xubuk mhero thbuna alekum ajokum awetn asltone yhalu daki eritrea .

  • @tesfutsegsy2385
    @tesfutsegsy2385 ปีที่แล้ว

    Nay geganu gigna General Aman Andom ❤🙏👍🇪🇷

  • @abrahamhabte1905
    @abrahamhabte1905 ปีที่แล้ว

    Gegna Aman. Andom. 🙏🙏🇪🇷😊

  • @Teklezghi86
    @Teklezghi86 2 ปีที่แล้ว

    What a marvelous job you’re doing mokie. I wish everybody would follow this channel as they can learn a lot but, they rather watch trashy channels where they learn hearted and vengeance. Keep up a good work mokie

  • @goofytarzan6924
    @goofytarzan6924 ปีที่แล้ว +1

    Where can I find the two books you mentioned in this discussion.

  • @gomatgadam9929
    @gomatgadam9929 2 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍

  • @gomatgadam9929
    @gomatgadam9929 2 ปีที่แล้ว +2

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @mebrahtuteklit1834
    @mebrahtuteklit1834 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓርበኛ ኣነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ ታሪኽ ሓርበኛ ስውእ መላእከ ተኽለን ጅነራል እይማን ዓደምን ኣብ ከናዳ ኤድመንቶ ኣለዋ'ዶ እንተ ሃልየን ተለፎን ሓብረና Thankyou

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  2 ปีที่แล้ว

      ሰላም መብራህቱ በዚ ተሌፎን ደዊልካ ርኸበኒ ወይ www.semayat.com tewekes 061612726546 mekonnen

  • @tesfaluulmichael1897
    @tesfaluulmichael1897 2 ปีที่แล้ว +3

    ሐው መኮነን ከምኡ`ውን ክቡራት ምሁራን አያታት፥ እተበርክትዎ ዘሎኹም ታሪኽ ናይ ጁጋኑ ኤርትራውያን ብጣዕሚ የመስግን። ክብረት ይሀብኩም።

  • @isakkesete5505
    @isakkesete5505 2 ปีที่แล้ว +2

    kubrat abotat idmen tinan yhabkum keslwo tarik keytedefne hadera hadera

  • @wintanamedianetwork
    @wintanamedianetwork 2 ปีที่แล้ว +1

    where can i buy this book ?

  • @mikalrusson5636
    @mikalrusson5636 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @eri-fortune
    @eri-fortune 2 ปีที่แล้ว +1

    እዝኒ መሰታ ቀዳሞት ትድንግየና ኣላ ። ቅልጥፍ ኢልካ ስደደልና። ኣዝዩ መሃርን ፡ መሰረት ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ።

  • @aarongebreslasie7677
    @aarongebreslasie7677 2 ปีที่แล้ว +1

    መምህር መኮነን ንኣያና እምነቱ ተስፍይ ብኸመይ ክረኽቦ ይኽእል፧ ብዛዕባ ሓደ ካብቶም ታሪኾም ክጽሓፉ ኣለዎም ዝበሎም ሰብ መወከሲታት ክህቦም ይኽእል እየ።

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  2 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ኣሮን ን ኣቶ እምነቱ ተስፋይ በዚ ተሌፎን ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። 4741697707 ኖርወይ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว +1

    ዘገርም ታሪኽ እዩ
    ግን ሃገርናስ ካብዞም ኩሎም ጀጋኑ ደቃ
    ክመርሕዋ ዘይምኽኣሎም
    እንታ እዩ እቲ ሚስጢር??????

    • @adulis73
      @adulis73 ปีที่แล้ว

      ግርህነትን ሸለልትነትን።

  • @Agaziii
    @Agaziii 2 ปีที่แล้ว +1

    Aman andom ጅግና ናይ ኢትዮጵያ እዩ
    እንበር ጅግና ናይ ኤርትራ ኣይኮነን
    ጅግን ኸምይ ድዩ ሃለውለው ኣይትበሉ ምስ ታሪኻዊት ጸሊእትና ኣምሓራይ እዩ ኣታሓሳስቡኡ ኔሩ ሽሕ ግዜ ካብ ኤርትራ ዋላ ይኹን ምዃኑ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝተወለድኩም ኢትዮጵያውያን እኹም

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ነገር ኤርትራውያን ደድሕሪ ምዕራባዊ ናይ ህውተታ ሓሸውየ ተኣሊኽኩምሲ እንታይ ታሪኽ ኮነ ሃገራውነት ኣድልዩኩም ዩ ዶስ ናይቶም ሃይማኖት ደሪሶም ዝሃብኹም ኣጀንዳ ንምስልሳል ኢኹም ሃገር ዶ ታሪኽ እናበልኩም ትህውትቱ? እዚ ትግርኛ ዝዛረብ ናይ ኤርትራ ሕብረተሰብ ፈሪሱ ዩ ከም ሕብረተሰብ ምኽንያቱ ካብ ኩሉ ክብርታቱን ኮብሊሉ ዩ እቲ ናይ ክብርታቱን ስነልበንኡን መሰረት ካኣ እቲ ጥንታዊ ናይ ኣቦታቱ ሃይማኖታዊ እምነት ዩ ነዚ ግን ካብ ናይ ምዕራባዊ ኣምልኾን ምስላል ብኹሉ ነገሩን ነዚ ኩቡርን ረዚንን ዝኾነ መንነቱ ብዘይመጠን ዩ ዝጽየፎን ዝሓፍረሉን ስለዚ ኣበይ ዝተሰረተ ሃገር ኮነ ታሪኽ ክህልዎ ይደሊ ኣሎ ክርዳኣካ ኣይክእልን!!!