ስርዓት ኣምላክ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • [ መዝሙር ዳዊት 133 ]
    1 እንሆ፥ ሕዝቢ እግዚኣብሔር ብሓደ ኃቢሮም ኪነብሩስ፥ ኣዝዩ ሠናይን ጥዑምን እዩ።
    2 ከምቲ ኣብ ርእሲ ኣሮን ዝፈሰሰ። ካብኡ ጀሚሩ ድማ ኣብ ጭሕሙን ኣብ ዘፈር ክዳኑን ጸረር ዝበለ ኽቡር ዘይቲ እዩ።
    3 እወ፥ ከምቲ ናብ ኮረቢት ጽዮን ዚወርድ ጠሊ እምባ ሄርሞን እዩ። እግዚኣብሔር ኣብኣ በረኸትን ናይ ዘለዓለም ሕይወትን ኣዚዙ ኣሎ።

ความคิดเห็น •