Eri Holy Trinity Catholic( ቅድስት ስላሴ )
Eri Holy Trinity Catholic( ቅድስት ስላሴ )
  • 45
  • 52 922
ክብሪ ኣብ ሰማይ ፡ ሰናይት ተስፉ /MEZMUR CATHOLIC KBRI AB SEMAY BY SENAIT TESFU
ሉቃስ 2:13-14፤ ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ድማ ብድንገት ምስቲ መልኣኽ ተጸምቢሮም፥ ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት፡ እናበሉ ንኣምላኽ ኣመስገኑ
มุมมอง: 2 726

วีดีโอ

ሎሚ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ከዕብየካ ኽጅምር እየ
มุมมอง 3172 หลายเดือนก่อน
[ መጽሓፍ ኢያሱ 3 ] 7 እግዚኣብሔር ድማ ንኢያሱ “ከምቲ ምስ ሙሴ ዝነበርኩ ምሳኻ እውን ከም ዘሎኹ ምእንቲ ኺፈልጡስ፥ ሎሚ ኣብ ቅድሚ ዅሉ እስራኤል ከዕብየካ ኽጅምር እየ።
ስርዓት ኣምላክ
มุมมอง 972 หลายเดือนก่อน
[ መዝሙር ዳዊት 133 ] 1 እንሆ፥ ሕዝቢ እግዚኣብሔር ብሓደ ኃቢሮም ኪነብሩስ፥ ኣዝዩ ሠናይን ጥዑምን እዩ። 2 ከምቲ ኣብ ርእሲ ኣሮን ዝፈሰሰ። ካብኡ ጀሚሩ ድማ ኣብ ጭሕሙን ኣብ ዘፈር ክዳኑን ጸረር ዝበለ ኽቡር ዘይቲ እዩ። 3 እወ፥ ከምቲ ናብ ኮረቢት ጽዮን ዚወርድ ጠሊ እምባ ሄርሞን እዩ። እግዚኣብሔር ኣብኣ በረኸትን ናይ ዘለዓለም ሕይወትን ኣዚዙ ኣሎ።
መዓልቲ ዕልልታ
มุมมอง 2312 หลายเดือนก่อน
ዳዊት 27:6) ሎሚ ኸኣ ርእሰይ ኣብቶም ዚኸቡኒ ጸላእተይ ልዕል ኪብል እዩ፣ ኣብ ድንኳኑውን መስዋእቲ ብእልልታ ከቕርብ፣ ንእግዚኣብሄር ክዝምረሉን ክውድሶን እየ።
እግዚኣብሔር ይጽውዓካ/ኪ ኣሎ
มุมมอง 1113 หลายเดือนก่อน
እግዚኣብሔር ይጽውዓካ/ኪ ኣሎ
ሓራ ሓዳስ መዝሙር ካቶሊክ/ ብዘማሪት ሰናይት ተስፉ / Hara 2024
มุมมอง 9K4 หลายเดือนก่อน
ገላትያ 5:1፤ ሓራ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ክርስቶስ ሓርነት ኣውጺኡና እዩ። ስለዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽውን በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ።
ቅዱስ ቁርባን
มุมมอง 5524 หลายเดือนก่อน
ዕብራውያን 9 ] 12 ደም ድቤላታትን ምራኹትን ዘይኮነስ፥ ናይ ገዛእ ርእሱ ደም ኂዙ፥ ዘለዓለማዊ ድኅነት ረኺቡልና ሓደ ጊዜ ንሓዋሩ ናብታ ቅድስተ ቅዱሳን ኣተወ። 13 ደም ድቤላታትን ኣራሑን፥ ሓሙዅሽቲ ናይታ ዝሓረረት ኣርሕን ኣብቶም ዝረኸሱ ተነጺጉ ሰብነቶም ኬንጽሕ ዚቕድሶም ካብ ኮነ፥ 14 ደም እቲ ብዘለዓለማዊ መንፈስ ገይሩ ገዛእ ርእሱ ብዘይ ኣበር ንእግዚኣብሔር ዘቕረበ ክርስቶስ ግዳ፥ ነቲ ሕያው ኣምላኽ ምእንቲ ኸነገልግል፥ ንሕሊናና ካብቲ ሞት ዜስዕብ ግብሪ ክንደይ ኣዝዩ ዘየንጽሖ᎒
COMING SOON ERITREAN CATHOLIC MEZMUR 2024 (ሰናይት ተስፉ) ሓራ
มุมมอง 1.1K4 หลายเดือนก่อน
ቃል አምላኽ ገላትያ 5:1፤ ሓራ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ክርስቶስ ሓርነት ኣውጺኡና እዩ። ስለዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽውን በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ።
ብምምሓር'ዩ ዕረፍቲ
มุมมอง 624 หลายเดือนก่อน
[ ግብሪ ሓዋርያት 6 ] 15 እቶም ኣብቲ መጋባእያ ተቐሚጦም ዝነበሩ ሰባት ኵላቶም ጠመትዎ፥ ገጹ ኸኣ ከም ገጽ መልኣኽ ኮይኑ ተራእዮም። [ ግብሪ ሓዋርያት 7 ] 60 ተምበርኪኹ ኸኣ ብዓቢይ ድምፂ “ጐይታይ! እዚ ኃጢኣት እዚ ኣይትኃዘሎም” ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለውን ዓረፈ።
ኢየሱስ ክመጽእ ኢዩ!!!!!
มุมมอง 1218 หลายเดือนก่อน
[ ግብሪ ሓዋርያት 1 ] 11 “ኣቱም ሰብ ገሊላ፥ ስለምንታይ ኢኹም ናብ ሰማይ ኣማዕዲኹም እናጠመትኩም ደው ኢልኩም ዘሎኹም᎒ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዓረገ ኢየሱስ፥ ከምቲ ናብ ሰማይ ኪዓርግ ከሎ ዝረአኹምዎ፥ ከምኡ ገይሩ ኸኣ ኺመጽእ እዩ” በልዎም።
November 29, 2023
มุมมอง 439 หลายเดือนก่อน
November 29, 2023
ንስሓ
มุมมอง 13310 หลายเดือนก่อน
[ ትንቢት ኢሳይያስ 55 ] 6 ተመለሱ፥ ናብ እግዚኣብሔር ጸልዩ፥ ቀረባ ኸሎውን ጸውዕዎ። 7 ኃጥኣን መገዶም፥ ዓመጸኛታት ከኣ ሓሳቦም ይኅደጉ፥ ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽናውን ይመለሱ፥ ንሱ ኺምሕሮም፥ ኣዝዩ ኸኣ ይቕረ ኺብለሎም እዩ። 8 እግዚኣብሔር ከምዚ ይብል ኣሎ፦ “ሓሳባተይ ከም ሓሳባትኩም ኣይኮነን፥ መገድታትኩም ከኣ ኻብ መገድታተይ ፍሉይ እዩ፥ 9 ከምቲ ሰማይ ካብ ምድሪ ልዕል ዚብል፥ መገድታተይ ካብ መገድታትኩም፥ ሓሳባተይ ከኣ ኻብ ሓሳባትኩም ልዕል ዝበለ እዩ። 10 “ዝናምን ውርጪን ካብ ሰማይ ይወርድ፥ እሞ ንምድሪ የስትያ፥ ከም ትበቊልን ከም እተፍርን ከኣ ይገብራ፥ ዘርኢ ንዘራኢ፥ ምግቢ ንተቐላቢ ከም እትህብ ከይገ...
ንነገር ቅለትን ንዕላል ኣንስትን ካባኻ ኣርሕቆ
มุมมอง 223ปีที่แล้ว
2ይ ጴጥሮስ 1 10፤ ስለዚ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንጽውዓኹምን ምሕራይኩምን ከተጽንዕዎ ኣዚኹም ተጋደሉ። እዚ እንተ ገበርኩምሲ፡ ከቶ ኣይከተንደልህጹን ኢኹም። 1ይቲ ጢሞቴዎስ 6 11፤ ኣታ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ ንስኻ ግና ካብዚ ህደም እሞ ደድሕሪ ጽድቂ፡ ኣምልኾ፡ እምነት፡ ፍቕሪ፡ ትዕግስቲ፡ ህድኣት ሰዓብ። 1ይቲ ጢሞቴዎስ 4 7፤ ግናኸ ንነገር ቅለትን ንዕላል ኣንስትን ካባኻ ኣርሕቆ። ንርእስኻ ግና ኣምልኾ ኣልምዳ።
ምውራድ መንፈስ ቅዱስ
มุมมอง 192ปีที่แล้ว
ገላትያ 5 22፤ እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ፡ ሓጐስ፡ ዕርቂ፡ ዓቕሊ፡ ለውሃት፡ ሕያውነት፡ እምነት፡ ህድኣት፡ ይአኽለኒ ምባል እዩ።
Happy Mother's Day
มุมมอง 149ปีที่แล้ว
Happy Mother's Day
ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ንጉስ ብሩኽ እዩ።
มุมมอง 167ปีที่แล้ว
ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ንጉስ ብሩኽ እዩ።
ከምታ ኣብ ቅድሚ መቀዝታ ስቕ እትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን።
มุมมอง 84ปีที่แล้ว
ከምታ ኣብ ቅድሚ መቀዝታ ስቕ እትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን።
ከም ፍቃድ እግዚኣብሔር ሙጻም
มุมมอง 193ปีที่แล้ว
ከም ፍቃድ እግዚኣብሔር ሙጻም
ብስራት ዓብዪ ሓጐስ
มุมมอง 258ปีที่แล้ว
ብስራት ዓብዪ ሓጐስ
NEW CATHOLIC MEZMUR (ንሰናየይ ኮይኑለይ) ብ ኣማኑኤል ተክሉ 2022
มุมมอง 10K2 ปีที่แล้ว
NEW CATHOLIC MEZMUR (ንሰናየይ ኮይኑለይ) ብ ኣማኑኤል ተክሉ 2022
ኣማኑኤል ተክሉ {ንሰናየይ ኮይኑለይ} New Catholic Mezmur Tigrinya (Coming Soon)
มุมมอง 1.4K2 ปีที่แล้ว
ኣማኑኤል ተክሉ {ንሰናየይ ኮይኑለይ} New Catholic Mezmur Tigrinya (Coming Soon)
እግዚኣብሔር ሓመድ ምዃንና ይዝክር
มุมมอง 3212 ปีที่แล้ว
እግዚኣብሔር ሓመድ ምዃንና ይዝክር
ኣምልኾ part 2 (ብ ኣገልጋሊ ዮሴፍ ሞጎስ)
มุมมอง 5542 ปีที่แล้ว
ኣምልኾ part 2 (ብ ኣገልጋሊ ዮሴፍ ሞጎስ)
ብሰምካ ኸቢረ ብሰናይት ተስፉ NEW Catholic mezmur 2022
มุมมอง 3.3K2 ปีที่แล้ว
ብሰምካ ኸቢረ ብሰናይት ተስፉ NEW Catholic mezmur 2022
ብስምካ ኸቢረ( ብዘማሪት ሰናይት ተስፉ) coming soon
มุมมอง 1172 ปีที่แล้ว
ብስምካ ኸቢረ( ብዘማሪት ሰናይት ተስፉ) coming soon
ኣምልኮ ቀዳማይ ክፋል(part 1)
มุมมอง 6342 ปีที่แล้ว
ኣምልኮ ቀዳማይ ክፋል(part 1)
New Catholic Mezmur Tigrinya Tarikey Lewitka(ታሪኸይ ለዊጥኻ) by Senait Tesfu #officialvideo# 2021
มุมมอง 14K2 ปีที่แล้ว
New Catholic Mezmur Tigrinya Tarikey Lewitka(ታሪኸይ ለዊጥኻ) by Senait Tesfu #officialvideo# 2021
ብስም ኢየሱስ ክንምካሕ
มุมมอง 1.1K2 ปีที่แล้ว
ብስም ኢየሱስ ክንምካሕ
Tarikey Lewitka ( ታሪኸይ ለዊጥኻ ) by Senait Tesfu / New Eritrean Catholic Gospel Song 2021
มุมมอง 1.7K2 ปีที่แล้ว
Tarikey Lewitka ( ታሪኸይ ለዊጥኻ ) by Senait Tesfu / New Eritrean Catholic Gospel Song 2021
ናይ ቀደም ኣይትሕሰቡ ናይ ጥንቲ ኣይትጸብጹቡ
มุมมอง 3522 ปีที่แล้ว
ናይ ቀደም ኣይትሕሰቡ ናይ ጥንቲ ኣይትጸብጹቡ

ความคิดเห็น

  • @freweynitesfamariam7162
    @freweynitesfamariam7162 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amlak ybarkum 🙏

  • @user-dh2ll7sb1s
    @user-dh2ll7sb1s 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤god bless you

  • @bisratesayas2533
    @bisratesayas2533 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብሪ ኣምላኽ ከተንጸባርቁ ብርሃን ኣምላኽ ኣብዙርያኹም ይኹን፡ ተባረኹ🎉

  • @user-gh3jb6ic1h
    @user-gh3jb6ic1h 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amennnnnnn amelak xegu yebzhalki

  • @hithere9194
    @hithere9194 วันที่ผ่านมา

    Amlak ybariki Senuye

  • @MeronMeronGide
    @MeronMeronGide วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-vb7uj6wd8z
    @user-vb7uj6wd8z วันที่ผ่านมา

    Amennn kbri ab semay neti goyta goytot Goyta xegue yebzhalki senu habtey

  • @tigistikidane7989
    @tigistikidane7989 2 วันที่ผ่านมา

    Wawwwww bitami des zebil mezmur amlak brikk yebilkum

  • @tirhasmahre6258
    @tirhasmahre6258 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @tirhasmahre6258
    @tirhasmahre6258 2 วันที่ผ่านมา

    Blux srah brukatey amlak edmen tienan yhabkum enazemerkum nberu❤❤❤

  • @MORIAH_MEZMUR_TUBE
    @MORIAH_MEZMUR_TUBE 2 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ሰኑ ሓፍተይ

  • @fountainhead18
    @fountainhead18 2 วันที่ผ่านมา

    God 🙌 bless you all my beloved brothers and sisters 🙏 ❤️ 🎉. Please keep it upon. Your service is blessed

  • @HaregeweyniHagos
    @HaregeweyniHagos 2 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen Halleluja Egzabher Amlak Ymesgen Simu Ybarek Ellll Ellll Elll Elll Ellll Ellll Ellllll senu haftey brkti ktzimri niberi tebareki tebareku kulukum brukatey

  • @yordaberhane109
    @yordaberhane109 2 วันที่ผ่านมา

    Amlak ybarki Senuye haftey ❤❤

  • @tesfalidetokubamichael2164
    @tesfalidetokubamichael2164 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @tesfaghiorghisadiam
    @tesfaghiorghisadiam 2 วันที่ผ่านมา

    God bless u senu haftey

  • @user-hi5vu5ox3q
    @user-hi5vu5ox3q 2 วันที่ผ่านมา

    Tebrki senuya berkti

  • @senaitweldemariam-q1h
    @senaitweldemariam-q1h 2 วันที่ผ่านมา

    Jossi hawey bruk nice to see you and God bless you for sharing

  • @senaitweldemariam-q1h
    @senaitweldemariam-q1h 2 วันที่ผ่านมา

    God bless you more Seni haftey and all of you

  • @sennaytyohannes7326
    @sennaytyohannes7326 2 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen hallelujah 👏 Ellllllllllllllllllllllllle amen 👋 hallelujah Ellllllllllllllllllllllllle amen 🙌♥️

  • @abiel7190
    @abiel7190 2 วันที่ผ่านมา

    Amen GBU ahwat

  • @harienayosief6518
    @harienayosief6518 3 วันที่ผ่านมา

    Senuye jgna nay amlak seb bhaqi bereketna eki ena zemerki yenbrki🙏🙏🙏

  • @heavenbakery308
    @heavenbakery308 3 วันที่ผ่านมา

    God bless you ❤❤❤

  • @ritabirhne7385
    @ritabirhne7385 3 วันที่ผ่านมา

    elillllllllll kibri nab semayyy amen tebarekhi senuye

  • @amanuelteweldebrhan9631
    @amanuelteweldebrhan9631 3 วันที่ผ่านมา

    God bless you Senu ms kulom❤❤

  • @yosiefbelay3050
    @yosiefbelay3050 3 วันที่ผ่านมา

    AMENNNNNN AMENNNNN 🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @kdstigebreyesus398
    @kdstigebreyesus398 3 วันที่ผ่านมา

    God bless you senuye❤️❤️

  • @simonteklay
    @simonteklay 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @meskelahiabu4645
    @meskelahiabu4645 15 วันที่ผ่านมา

    AMEN AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ THANK YOU LORD JESUS 🙏 🙌 👏 💖 ❤️

  • @Lifeisgood-b8r
    @Lifeisgood-b8r 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @masyasmicael680
    @masyasmicael680 หลายเดือนก่อน

    Amen❤❤❤❤❤❤❤

  • @wordiwordi3651
    @wordiwordi3651 หลายเดือนก่อน

    Amenn🙏🙏🙏

  • @okubamariampaulos9041
    @okubamariampaulos9041 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ሐጎሰኪ ሰኑ ሐፍተይ🎉

    • @holytrinitychannel
      @holytrinitychannel หลายเดือนก่อน

      @@okubamariampaulos9041 tebareki okuba haftey

  • @eyobelkifle4182
    @eyobelkifle4182 หลายเดือนก่อน

    Nice

  • @Isromrezyue4604
    @Isromrezyue4604 หลายเดือนก่อน

    Goyta ybrki ❤❤❤

  • @luulghere9260
    @luulghere9260 หลายเดือนก่อน

    Could any body explain to me difference between Catholic and protestant

  • @user-ox6yy1bs5g
    @user-ox6yy1bs5g หลายเดือนก่อน

    Amen Amen

  • @selamtekie4271
    @selamtekie4271 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤Amen amen amen

  • @ghenettekie6597
    @ghenettekie6597 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you more josi hawey

  • @ghenettekie6597
    @ghenettekie6597 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @bethelihemdebesai1014
    @bethelihemdebesai1014 2 หลายเดือนก่อน

    Josie hawey bruk I miss u dear Betty eye cathedral

  • @yordanosabrahatesfu9584
    @yordanosabrahatesfu9584 2 หลายเดือนก่อน

    Ema wedey goita ybarka melisu xegu yebzehalka

  • @abeimar9850
    @abeimar9850 2 หลายเดือนก่อน

    ezeyui mazemur deyoui way mozeka egezeyo mharana

  • @user-ql4fr4xn4f
    @user-ql4fr4xn4f 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you 🙏 🙏 🙏 ❤

  • @yirgalemmehretab7159
    @yirgalemmehretab7159 2 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy amen amen

  • @bethelihemdebesai1014
    @bethelihemdebesai1014 2 หลายเดือนก่อน

    Amen temetiii mezmur bruk hawey

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pf 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉

  • @MuzitKiflom-tt3ms
    @MuzitKiflom-tt3ms 3 หลายเดือนก่อน

    Amen ❤❤❤❤❤ tebarek hawey

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 3 หลายเดือนก่อน

    አሜኀ❤አሜኀ❤❤❤❤አሜኀ❤❤❤