ዓወትን ሓፋሽን | Awetin Hafashin | New Eritrean Song 2023 | Yowhannes Tquabo (Wedi Tikabo) | ዮውሃንስ ትኳቦ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Awetin Hafashin is challenging the famous "Victory to the Masses" slogan of the Eritrean regime. The Eritrean People are suffering because of the dictatorial regime in power, despite their preaching of Victory to the Masses. New Eritrean Music 2023 by legendary singer, kirarist and song writer #Yowhannes Tquabo Subscribe and more content is coming soon Unauthorized use, Re-Uploading & Distribution is Strictly Prohibited. © 2020 Ziemana Entertainment. All Rights Reserved. Facebook: / eribromosstick #EritreanMusic #TigrignaMusic #Eritrea #ኤርትራ

ความคิดเห็น • 1.8K

  • @NA-ft5kc
    @NA-ft5kc ปีที่แล้ว +82

    ወዲ ትኳቦ ጥራይ ተዝደርፍ ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ሰማዒ ተዝኸውን ደስ ምበለኒ love you wedi tkabo ❤

    • @dejentesfay1238
      @dejentesfay1238 ปีที่แล้ว +1

      ካልእ ደርፊ ከም ተስተማቕር ግን ግምት ኣለኒ

    • @NA-ft5kc
      @NA-ft5kc ปีที่แล้ว

      @@dejentesfay1238 እወ ድሓን የ

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@NA-ft5kc ruii9 or 5

    • @AK-wr5yi
      @AK-wr5yi 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kiros ka

  • @nahomtekle4249
    @nahomtekle4249 ปีที่แล้ว +28

    ንወዲ ትኮቦ ዝከውን መግለጺ እኮ የብለይን ናይ ዘመና ቡሉጽ ስነ ጥበብ መተካእታ የማነ ባርያ ኣብርሃም ኣፈወርቂ❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenfetari2892
    @temesgenfetari2892 ปีที่แล้ว +762

    ኺኖኻ ጥበብ የለን
    ግጥሚ 100%
    ድምጺ 100%
    ዠማ 100%
    አቶም ኻልኦት ደረፍቲ በጃኩም አባ ኣይትድረፉ በዚ ትሰማማዕ like ሃበኒ።

    • @habtomberhane1541
      @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว +11

      Ya nay behaqi I agreed with you?::✅

    • @simonrafu1739
      @simonrafu1739 ปีที่แล้ว +14

      ወዲ ትካቦ እቲ እንኮ living legend ስነ-ጥበባዊ ናይ ሃገርና 🫶🏾❤️

    • @eritreansportsfocustigrign9161
      @eritreansportsfocustigrign9161 ปีที่แล้ว +12

      እንቃዕ ኣብ ኣሜርካ ሃለኻልና እምበር ቀደም ምጠፋእካ ከም ኣያታትካ! ንህዝብኻ ክብል ኢዩ ጎይታ ዝሕልወካ ዘሎ።

    • @user-rg3qj6ul9l
      @user-rg3qj6ul9l ปีที่แล้ว +9

      Kirosy ke🤔❤

    • @temesgenfetari2892
      @temesgenfetari2892 ปีที่แล้ว +10

      @@user-rg3qj6ul9l ዕምቆት ግጥሚ ከም ወዲ ትኻቦ ኽረክብ ኣይኻኣልኹን 100%።

  • @tesfomshmendi6954
    @tesfomshmendi6954 ปีที่แล้ว +44

    ዓወትን ንሓፋሽን
    ♥️🎶🎷🎸🎹🎺🎻🎼🪘🎧♥️
    ቅድሚ ዓወት ቃልሲ ቅድሚ ቃልሲ ሓፋሽ
    ዓወት ኔሩ ቃልሲ :ቃልሲ ዘርኢ ሓፋሽ
    ሓፋሽ 'ዚንርኦ ንዓወት ዘብቆለ
    ዓወት 'ዚ ንሪኦ 'ዚ ሓፋሽ ዘቁሰለ
    ንገረኒ ሎሚ ከም ሞትን ሂወትን
    ተራኾቦም ዶባ ሓፋሽን ዓወትን
    ውሉዱን ወለደን 'ተም ደቂ ህያባን
    ተራኺቦም ዶባ ኣብ ግብርን ሓሳብን
    ዓውትን ሓፋሽን:ከም ሕቶን ምላሽን
    ዓወት 'ዚ ደንዳኒ ቀታል ቀላጽሙ
    መሓውር ዝበትኽ ህዋሱ ዘቀሙ
    ዓወት 'ዚ ረጋጺ ቀጥቃጢ ዝላኣኾ
    ነጋር ከይ መዘነ ዘዝተሰበኾ
    ሓፋሽ ድኣ ክንደይ:ነዊሕ ትዓጊሱ
    ፍረ ኣይ ረኸበን:ካብቶም ፍረ-ከርሱ
    ከርተት ስደት መሊሱ ቢኢሱ
    ዝወፈረ ኩሉስ ምዓስ ተመሊሱ
    ድኃናታት መሊኡ ፈሲሱ
    ሪኡ ዘይ ጸገቦም ደቁ ተወሪሱ
    ዓወት 'ዩ ትብለኒ 'ዚ ሓፋሽ ዝረኸቦ
    ሓቂ እንዶ ተዛረብ ግደፍ ብሒል ጎቦ
    ግደፍ ጎቦ ጎቦ
    ምረኣኹ 'ባ ድኣ ጊሓት ዝወፈሩ
    ዓወት ምስ ዓተሩ ብርኮም ከይ ሰበሩ
    ጉድኃድ ዝቀየሩ
    ዓወት 'ዚ ሃዳኒ ከም ቶኹላ ንበጊዕ
    ነቂሱ ከሲሱ ፈሪዱ ዝረትዕ
    ዓወግ 'ዚ ረሳዒ ትማል ከም ዘይ ፈልጣ
    ትሓቢኡ ብሎሚ ንጽባሕ ክዘብጣ
    ህዝቢ ከም ተኻሊ ዓወት ከም ቦቃሊ
    ዘርኡ እና ቀንጠሰ ከም ገረብ ብሓኽሊ
    ሓፋሽ ባዕሉ እንባ ዝሰቀሎ
    ተሓዚሉ ከሎስ ይድክር 'ዩ ዘሎ
    ዝባን ሓፋሽ ይኣኽሎ እዚ ህዝቢ
    ከም ኢዱ ኣይ ረኸበን ትኪ ዶ ንንህቢ
    ዓወት 'ዩ ትብለኒ እዚ ሓፋሽ ዝረኸቦ
    ክንደይ ጉድ 'ዩ ዘሎ ታሪኽ ዝጎልቦቦ
    ረኣኹ 'ባ ድኣ ጊሓት ዝወፈሩ
    ዓወት ምስ ዓተሩ: ብርኮም ከይ ሰበሩ
    ጉድኃድ ዝቀየሩ
    'ቲ ዝነበረ ዓበይቲ ልቢ ዝሃነጽዎ
    ሑቶ ሓርነት መታን ክቅጽል
    ሕልና 'ሎ ቅልጽምና
    ውዒሉ ሓዲሩ ዘይ ተርፍ ሓቅነት
    መዕይልቦ ሓፋሽ ምንዳይ ሓርነት
    ዓወት ጉዙእ ሓፋሽ ክኸውን ኔርዎ
    በንጻሩ ገዚኡ ሰላም ከሊእዎ
    ዓወትን ሓፋሽን ከም ሕቶን ምላሽን
    ተሓየሩ ኃሶት ፍትሒ ዝሓተቱ
    ሓታት ዘይ ፍቀዶም ጉድኃድ ምስ ተኸቱ
    ዝባን ሓፋሽ ድኣ እና ተደከረ
    ኣቤሎ 'ቲ ዘርኢ እዚ ድዩ 'ቲ ፍረ
    ዓወት ሓፋሽን ከም ሑቶን ምላሽን
    ሓፋሽን ዓወትን ጎቶቱን ባሮትን
    My the only one❤❤

  • @eriafro-jn5gz
    @eriafro-jn5gz ปีที่แล้ว +255

    ዘንብቦ ዝሰኣነ ፍላስፋ
    ንኩነታትና ኣጥዕዩ ዝርዳእን
    ኣቀዲሙ ዝነቀሐ ሰነ ጥበባዊ❤❤

    • @samitesfay5274
      @samitesfay5274 ปีที่แล้ว +5

      True

    • @senayitbirhane4665
      @senayitbirhane4665 ปีที่แล้ว

      ሐሶት አይትዛረብ ወዲ ትካቦ መለት አብ ዉሺጢ ኤርትራ እንድዩ ኔሩ ሹዑ ንትግራይ ባይታ ኔሩዎ ሹዩ ዘይቃለስ ንህዝቢ ኤርትራ እንተትሐስብ ግን ከዳዕ ኩሉ ግዜ ከዳ እዩ ወድ ትካቦ ሐደ ሰክራም ንቤተሰቡ ዘረብረትብ ሰብ ሙካኑ ትፈልጡ ድኩም ግን መንግስቲ ኤርትራ ሂወቱ ዝቀየረሉ ሰብ እዩ ዝቢኢ እብደይ ዓዱ ከይዱ አጓዛ አንጹፉለይ በለ ትማሊ ትማሊ ትግራይ ትዕውት ዝብል ዝነበረ ሰብ ሕጂ እንታይ ተረኪቡ ኡስራትን ክብርርታት ህዝቢ ኤርትራ ምልዐል ሕሰቡ ሕሰቡ ጽባሕ ንግሆ ዋጋ ከክፎለኩም እዩ

    • @senayitbirhane4665
      @senayitbirhane4665 ปีที่แล้ว

      ሐሶት አይትዛረብ ወዲ ትካቦ መለት አብ ዉሺጢ ኤርትራ እንድዩ ኔሩ ሹዑ ንትግራይ ባይታ ኔሩዎ ሹዩ ዘይቃለስ ንህዝቢ ኤርትራ እንተትሐስብ ግን ከዳዕ ኩሉ ግዜ ከዳ እዩ ወድ ትካቦ ሐደ ሰክራም ንቤተሰቡ ዘረብረትብ ሰብ ሙካኑ ትፈልጡ ድኩም ግን መንግስቲ ኤርትራ ሂወቱ ዝቀየረሉ ሰብ እዩ ዝቢኢ እብደይ ዓዱ ከይዱ አጓዛ አንጹፉለይ በለ ትማሊ ትማሊ ትግራይ ትዕውት ዝብል ዝነበረ ሰብ ሕጂ እንታይ ተረኪቡ ኡስራትን ክብርርታት ህዝቢ ኤርትራ ምልዐል ሕሰቡ ሕሰቡ ጽባሕ ንግሆ ዋጋ ከክፎለኩም እዩ

    • @senayitbirhane4665
      @senayitbirhane4665 ปีที่แล้ว

      ሐሶት አይትዛረብ ወዲ ትካቦ መለት አብ ዉሺጢ ኤርትራ እንድዩ ኔሩ ሹዑ ንትግራይ ባይታ ኔሩዎ ሹዩ ዘይቃለስ ንህዝቢ ኤርትራ እንተትሐስብ ግን ከዳዕ ኩሉ ግዜ ከዳ እዩ ወድ ትካቦ ሐደ ሰክራም ንቤተሰቡ ዘረብረትብ ሰብ ሙካኑ ትፈልጡ ድኩም ግን መንግስቲ ኤርትራ ሂወቱ ዝቀየረሉ ሰብ እዩ ዝቢኢ እብደይ ዓዱ ከይዱ አጓዛ አንጹፉለይ በለ ትማሊ ትማሊ ትግራይ ትዕውት ዝብል ዝነበረ ሰብ ሕጂ እንታይ ተረኪቡ ኡስራትን ክብርርታት ህዝቢ ኤርትራ ምልዐል ሕሰቡ ሕሰቡ ጽባሕ ንግሆ ዋጋ ከክፎለኩም እዩ

    • @senayitbirhane4665
      @senayitbirhane4665 ปีที่แล้ว

      6:07

  • @fre3110
    @fre3110 ปีที่แล้ว +25

    ወዲ ትካቦ ኣቦ ጥበብ ኣቦ ሓቂ! ዕድለንኛታት ኢና ኣብ ዘመንካ ምህላውና ❤️✍️

  • @selamlwoloalemu1306
    @selamlwoloalemu1306 ปีที่แล้ว +26

    ዓወትን ሓፋሽን፣ከም ሕቶን ምላሽን
    ሓፋሽን ዓወትን፣ከም ጎይቶትን ባሮትን
    “””””””””"”””””””””””””””””””””””””
    “””””””””””””””””””””””””””””””””””
    "ዓወት’ዩ ትብለኒ ዚ’ሓፋሽ ዝረኸቦ
    ሓቂ’ንዶ ተዛረብ ግደፍ ብሒል ጎቦ ፥ ግደፍ ጎቦ ጎቦ
    ረኣኹ ባ ደኣ ጊሓት ዝወፈሩ: ዓወት ምስ ዓተሩ
    ብርኮም ከይሰበሩ ፡ ጉድጓድ ዝቐየሩ"
    ወዲ ትካቦ ንጉስ🥰🥰

  • @loveschool383
    @loveschool383 2 หลายเดือนก่อน +2

    I am from Tigray but I have a lot of respect for wedi Tikabo! So wise and very talented. So many message in one song. I have been a fan for 10 years and I will continue to be his fan.

  • @bktesfa1
    @bktesfa1 ปีที่แล้ว +234

    ወዲ ትካቦ ፍላስፋ ናይ ናጽነት ኣቐዲሙ ዝነቐሐ ጅግና❤❤

    • @yonasfishaye8241
      @yonasfishaye8241 ปีที่แล้ว +1

      Ezem zey nekhna k ksab nnkeh kentef dena nxbe zelna

    • @senayitbirhane4665
      @senayitbirhane4665 ปีที่แล้ว

      ሐሶት አይትዛረብ ወዲ ትካቦ መለት አብ ዉሺጢ ኤርትራ እንድዩ ኔሩ ሹዑ ንትግራይ ባይታ ኔሩዎ ሹዩ ዘይቃለስ ንህዝቢ ኤርትራ እንተትሐስብ ግን ከዳዕ ኩሉ ግዜ ከዳ እዩ ወድ ትካቦ ሐደ ሰክራም ንቤተሰቡ ዘረብረትብ ሰብ ሙካኑ ትፈልጡ ድኩም ግን መንግስቲ ኤርትራ ሂወቱ ዝቀየረሉ ሰብ እዩ ዝቢኢ እብደይ ዓዱ ከይዱ አጓዛ አንጹፉለይ በለ ትማሊ ትማሊ ትግራይ ትዕውት ዝብል ዝነበረ ሰብ ሕጂ እንታይ ተረኪቡ ኡስራትን ክብርርታት ህዝቢ ኤርትራ ምልዐል ሕሰቡ ሕሰቡ ጽባሕ ንግሆ ዋጋ ከክፎለኩም እዩ

    • @senayitbirhane4665
      @senayitbirhane4665 ปีที่แล้ว

      ሐሶት አይትዛረብ ወዲ ትካቦ መለት አብ ዉሺጢ ኤርትራ እንድዩ ኔሩ ሹዑ ንትግራይ ባይታ ኔሩዎ ሹዩ ዘይቃለስ ንህዝቢ ኤርትራ እንተትሐስብ ግን ከዳዕ ኩሉ ግዜ ከዳ እዩ ወድ ትካቦ ሐደ ሰክራም ንቤተሰቡ ዘረብረትብ ሰብ ሙካኑ ትፈልጡ ድኩም ግን መንግስቲ ኤርትራ ሂወቱ ዝቀየረሉ ሰብ እዩ ዝቢኢ እብደይ ዓዱ ከይዱ አጓዛ አንጹፉለይ በለ ትማሊ ትማሊ ትግራይ ትዕውት ዝብል ዝነበረ ሰብ ሕጂ እንታይ ተረኪቡ ኡስራትን ክብርርታት ህዝቢ ኤርትራ ምልዐል ሕሰቡ ሕሰቡ ጽባሕ ንግሆ ዋጋ ከክፎለኩም እዩ

    • @bktesfa1
      @bktesfa1 ปีที่แล้ว +2

      @@senayitbirhane4665 መስኪነይቲ ንስኺ ሓንጎልኪ ህግደፍ ዝባሃል virus ተጋሲሱዎ ስለ ዘለ ገና ካብ ናይ ሕልሚ ዓለም ኣይተባራበርክን ዘለኺ ስለዚ ኢኺ ድማ እንታይ ከምትጽሕፊ ዘይትፈልጢ እምበር ወዲ ትካቦ ደኣ ተካኢ ናይ ብዓል የማነ ባርያ ምኻኑ ኩሉ ዝምስክሮ ኢዩ፡፡

    • @asmarino598
      @asmarino598 ปีที่แล้ว +3

      @@senayitbirhane4665 ነጋር ከይመዘነ ዘዝተሰበኾ !!! Eza verse ezia neaki eya

  • @ermias7110
    @ermias7110 ปีที่แล้ว +14

    Viva!!!!! wedi tuqabo✊🏽 This one took me in to somewhere deep.
    ዓሚቕ ትርጉምን መልእኽትን ዘለዋ ብልጽቲ ስራሕ።
    ዘይከም እዞም ናይ ሎምዘበን ኣምሰሉታትን ቀጠፍትን ስነጥበባውያን ኢና በሃልቲ፡ ንስኻስ ታሪኽ ውን ክዝክረካ'ዩ ብ ኽብሪ

  • @davidw3565
    @davidw3565 ปีที่แล้ว +315

    I'm commenting before listening this song, and 100% Wedi Tkabo won't disappoint me.

    • @sharont6219
      @sharont6219 ปีที่แล้ว +9

      R u also biggest fan like me

    • @isrke7995
      @isrke7995 ปีที่แล้ว +5

      100% አማን ብ ኣማን

    • @ademedia8702
      @ademedia8702 ปีที่แล้ว +4

      True fam

    • @imanfesshaye2804
      @imanfesshaye2804 ปีที่แล้ว +4

      I hope you happy with his song 100%

    • @harugualxlma5343
      @harugualxlma5343 ปีที่แล้ว +7

      Ane wn keysemaekuwa yxhfelka aleku 100% rgxegna'ye teemti ziema kemtkewn

  • @yonasbalie5614
    @yonasbalie5614 ปีที่แล้ว +32

    ''..ሓፋሽ ዚ ንሪኦ ንዓወት ዘቡቆለ
    ዓወት ዚ ንሪኦ ንሓፋሽ ዘቑሰለ!!''
    ኣሉታዊ ጎኒ ዓወት ኮ ሓሲበ ኣይፈልጥን....
    ክቡር ስነጥበብ ጠቢብ ክረክብ ዩ ዘምሕረሉ!!
    ንስኻስ ክፉእ ኣይርከብካ መምህረይ!! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shamram6200
    @shamram6200 ปีที่แล้ว +136

    A WISE MAN ONCE SAID:--Those in power write the history, while those who suffer write the songs. A wise Yowhanes once said:>>>>I tried to look at writing a song almost like solving a mystery. The song was there, buried somewhere in my brain. All I had to do was follow the clues until I figured it out. EACH WORD IS CAREFULLY CRAFTED TO TELL A STORY OF ONCE UPON A TIME......LIKE A SWORD.

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332 ปีที่แล้ว +31

    The Eritrean legend of Wedi Tiquabo is unique among Eritrean legends, only existing as a living legend today. Rather than being a singer alone, Wedi Tiquabo is also a historian who tells the story of the country.

    • @simi118
      @simi118 ปีที่แล้ว +1

      Indeed. He is unique👌🏽👌🏽👌🏽👌🏽

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

  • @michealbirhane
    @michealbirhane ปีที่แล้ว +59

    ግጥሚ 💯
    ዜማ 💯
    ክሊፕ 💯
    ኩሉ ከምዚ ከማኻ ይኹነልና ጸገም ህዝቡ ዚርድኦ ወዲ ትካቦ ሓወይ

  • @fetzummoges3412
    @fetzummoges3412 ปีที่แล้ว +16

    This legend makes music that makes you feel the struggle and he sings with no fear I love that.

  • @tesalemwelaytewelde5731
    @tesalemwelaytewelde5731 ปีที่แล้ว +19

    ወዲ ትካቦ ጅግና ድምጺ ዉጽዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤

  • @Eri_Lyrics
    @Eri_Lyrics ปีที่แล้ว +19

    We, the people truly need enlightened Artists like you, Eritrea really deserved it. Keep it up...legend.

    • @merontesfom8750
      @merontesfom8750 ปีที่แล้ว +1

      Really

    • @MaSib-pc9ob
      @MaSib-pc9ob ปีที่แล้ว +1

      🙏🙏🙏

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

    • @RobelMukur
      @RobelMukur หลายเดือนก่อน

      ​@@merontesfom8750❤

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim ปีที่แล้ว +148

    ወዲ ትካቦ ጅግና ብደገፍቲ ይኹን ብተቃወምቲ ክጽላእ ዘይክእል ኣብ ልቢ ኩሉ ዝኣተወ ፍሉይ ፍጡር ❤🇪🇷

    • @anedo3886
      @anedo3886 ปีที่แล้ว +15

      ደገፍቲ ኣይትበል ተበለጽቲ ዳኣ በል።

    • @eri1848
      @eri1848 ปีที่แล้ว +2

      Haki ztezarebe ko ayxlaen eu

    • @eri1848
      @eri1848 ปีที่แล้ว +4

      ሃገረይ ህዝበይ ዝብል ኣይጽላእን ዪ

    • @user-rg3qj6ul9l
      @user-rg3qj6ul9l ปีที่แล้ว +3

      Degafi do ka koynka eika😂

    • @simi118
      @simi118 ปีที่แล้ว +4

      ደገፍቲ ህግደፍ እኮ ክንደየናይ ንገሊኦም ግን ተለብሞም ትከውን🙏🏽

  • @simi118
    @simi118 ปีที่แล้ว +12

    “ረአኩ ባ ደኣ ጊሓት ዝወፈሩ ዓወት ምስ ዓተሩ ብርኮም ከይሰበሩ ጉድጋድ ዝቀየሩ"(this break my heart a lot).

  • @Hlina848
    @Hlina848 ปีที่แล้ว +10

    ወዲ ትካቦ ጅግና በዓል ሕልና ሓቅኻ ወ ዓወት ንሓፋሽ እንዳበሉ ሓፋሽ ዘጽንቱ እዞም ርጉማት ፍጥረት።

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ትካቦ ጅግና ብዓል መትከል፡ ንስካትኩም ዘይትነብሩላ ሃገር ረኪብኩም፡ ኣብ ሃገርና ብሓደ ተኣኪብና ንራከበሉ ይፍጠረል፡ ቐጽሎ ኣይትጥፍኣና ክኣ🎉🎉🎉🎉🎉🎉we love you our legend

  • @eri8393
    @eri8393 ปีที่แล้ว +56

    ዓወትን ሓፋሽን፥ከምሕቶን ምላሽን ሓፋሽን፥ዓወትን ጎይቶትን ባሮትን።ወዲ ትካቦ 💫.

  • @temarwelday4645
    @temarwelday4645 ปีที่แล้ว +8

    I can’t stop crying 😢 thank u wedi tikabo our hero.

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 ปีที่แล้ว +9

    ልቢ ግበር ህዝበይ ዓወት ንሓፋሽ እናበሉ ዓወትካ ኣብ ፈቐዶ ጎዳጉዲ ኣስፊሮሞ። ዳግማይ ከየታሉልኻ ወዲ ትካቦ ክብረት ይሃበልና ጽቡቕ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ። ወቕታ ዝሓለወት እዋናዊት መልእኽቲ።

  • @nahomhaile-fs1co
    @nahomhaile-fs1co ปีที่แล้ว +51

    ወዲ ትካቦ ትፈቱ ላይክ ርገጽ ❤

  • @Samiymayawi
    @Samiymayawi ปีที่แล้ว +11

    ሓፋሽ ዝንሪኦ ንዓወት ዘብቆለ ዓወት ዝንሪኦ ንሓፋሽ ዘቅሰለ። Wedi tikabo nigus tibeb ✅👑.

  • @kilogram5515
    @kilogram5515 ปีที่แล้ว +11

    Good job Jhon.
    How can we support to you beyond the TH-cam views & likes ?
    Because you are our Diamond 💎 & living légende to the Eritrean who they're seeking for a long time peace & democracy in our beautiful country Eritrea.
    Thank you 🙏👏👏

  • @petrosabrham1836
    @petrosabrham1836 ปีที่แล้ว +17

    I feel like this man have to put out an album a year one of the greatest revolutionary of our generation he have to be obligated to Awaken the people because he is in a perfect position to do so I support him 100% this is one of the only ways we can bring a change in a major way. keep it up wedi tikabo ❤❤❤😢❤❤❤ please❤

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

  • @at9630
    @at9630 ปีที่แล้ว +6

    When i already start to listen This song i have looked so many times for the minutes how much was left because i don’t really want to finish this song ! Great of all time eritrean true singer 🙏

  • @LuulTube8964
    @LuulTube8964 ปีที่แล้ว +62

    The legend is back 🤴🏿
    ዓወትን ሓፋሽን ::
    ርሑስ በዓል ንኩልና ኣመንቲ ክርስትና:
    ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ራህዋን ክሳነትን የውርደልና ፈጣሪ ❤️

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 ปีที่แล้ว +2

    ይበል ጥበብ ወድ ትካቦ ከም ወትሩ
    ኩልግዜ ከ ስነጥበባዊ ካባኻ ንጽበዮ
    ምስ ሃብካና ክብረት ይሃብካ ብርዕኻ ይሰስን ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ።
    ናይ ጽባሕ ባሃር።❤❤❤❤

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +13

    ሰላም ወዲ ትኳቦ
    እንቋዕ ብሰላም መጸኻና
    ብርኽ : ርሁስ ኣውዲኣመት ልድትን ምስድራቤትካ❤🎉

  • @giorgiofasiledus2533
    @giorgiofasiledus2533 ปีที่แล้ว +6

    A fantastically sublime piece of work from a fabulous son of Eritrea. Deeply touching and explosive in its pregnant messages, each line of the song tells a story in a way few can account.

  • @desbeletesheme4858
    @desbeletesheme4858 ปีที่แล้ว +31

    ሓፋሽ ባዕሉ እምባ ዝሰቐሎ
    ተሓዚሉ እንከሎስ ይድክር 'ዩ ዘሎ
    Great job Wedi Tikabo
    ነፍስ ወከፍ ቃላት ክንዲ መጽሓፍ ክትሓስብ የበራብራካ
    ኤርትራዊ ስማዕ ኣስተብህል ተበራበር

  • @surafelghidewen4143
    @surafelghidewen4143 ปีที่แล้ว +1

    ክገልጸካ ደስ ምበለኒ ግን ቃላት ከይሓጽረኒ ብዝኮነ ኣቦ ጥበብ ኢካ ተባረክ

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 ปีที่แล้ว +15

    ርሑስ ትንሳኤ ይግበረልና ሰላም ራህዋን ንህዝብናን ዞባናን❤❤❤

  • @petroszekarias7045
    @petroszekarias7045 ปีที่แล้ว +3

    I just listened this song more than ten times,,, thank you wedi tukabo,,,big bro,,,hero,,, blessings

  • @MyUtopia2025
    @MyUtopia2025 ปีที่แล้ว +15

    Well done wedi Tquabo!! You have captured our people’s suffering very well in this song. Keep up the great work 👍🏽❤️

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

  • @yonastikabo
    @yonastikabo ปีที่แล้ว +4

    ክገርመኩም ልዕሊ 100 ግዜ ሰሚዐያ ምጽጋብ ሲኢነያ ብሓቂ ፍላስፋ ጆኒ ናተይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 ปีที่แล้ว +11

    ጎበዝ ❤
    ዓወትን ሓፋሽን፣ከም ሕቶን ምላሽን
    ሓፋሽን ዓወትን፣ከም ጊላን ጎይቶትን😢

  • @evenyohannes5831
    @evenyohannes5831 ปีที่แล้ว +2

    I appreciate it.
    Thank you legend
    We will wait more progress
    Wish you the best

  • @samuelsamisami1784
    @samuelsamisami1784 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ትካቦ ናይ ብሓቂ ጥበብን ዓቅምን ተውህቦ: ዕድመ ጥዕና ዓወት ኣብ ስራሕኻ ይመነይልካ :

  • @semharghebreslassie9668
    @semharghebreslassie9668 ปีที่แล้ว +9

    እዚ ጥበብ'ዚ ኣይንዓይኒን እዝኒን ንሕልና ደኣ ንዓይነ ልቦና
    ኣብ ልብና ይሕደር ዓወትን ሓፋሽን ክራኸቡ ንግበሮ ግዴና !!!
    ሃንሰይ ፡ እንዳለምለምካ ንበረልና ኣቦ ሓቂ !

    • @yohannesdesta6954
      @yohannesdesta6954 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ፣ሓፍታይ ።semhar ....✊✊✊✊🎤🔊✅💝

  • @user-lf6yn3ef9r
    @user-lf6yn3ef9r ปีที่แล้ว +6

    ሃንሰይ ፍላስፋ ይበል ሕደማን ዜማን ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘለ በርቂ ዝኾነ ግጥሚ:: #ዓወትን #ሓፋሽን ፈተውቲ ወዲ ትካቦ 👍 ርገጹ

  • @tekleghebremedhn
    @tekleghebremedhn ปีที่แล้ว +2

    ፍላስፋ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ደርፍታቱ ነየናይ ከም ነድንቕ'ኮ ጠፊኡና'ኮ! ነቲ ዝቐደመ ከነድንቕ ንጸንሕ'ሞ፡እቲ ዝዳሓረ ምስ መጸ ድማ ልዕሊ'ቲ ዝቐደመ ኣድኒቅና ዘይንጸግቦ በቃ!!❤❤❤

  • @bini6694
    @bini6694 ปีที่แล้ว +59

    ወዲ ትካቦ ብዓል ሕልና ኑጹር ራኢ ንጉስ ጥበብ ዜማ100% ግጥሚ100% king 👑

  • @Tekle319
    @Tekle319 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ትካቦ ብዓል ሕልና ብሓቂ ናይዚ ህሉው ኩነታት ገላጺት ደርፊ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና ❤❤

  • @hadishmahari8
    @hadishmahari8 ปีที่แล้ว +4

    🎉 🎉ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽፉፍ መልእክቲ ወትሩ ዕውት ስራሕ ምስ ሰራሕካ እካ እሞ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ በዓል ፋሲካ ንኩሉ ህዝበ ክርስታን እንቋዕ ጸመ-ልጋም ፈታሓልና ኣሜን።❤❤

  • @simonabrham8651
    @simonabrham8651 ปีที่แล้ว +1

    Legendery....always amazed by his skills, always u are true person that stands against tyrants....keep it up wedi tequbo

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 ปีที่แล้ว +36

    ነዛ ጥበብ ኣብ ምማታ ህወት ዝህባ ጎይታ ጥበብ ወዲ ትካቦ እንቋዓ ድሓን መጻኻና 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @merame2598
    @merame2598 ปีที่แล้ว +2

    Thanks wedi tkabo .this is more than music 🎶. It's science. Keep up the good work 👏 ❤

  • @tebeagasa7221
    @tebeagasa7221 ปีที่แล้ว +17

    ዝባን ሓፋሽ ይአክሎ'ዚ ህዝቢ
    ከም ኢዱ ኣይረኸበን ትኪ'ዩ ንንህቢ
    ብርዕካ ትሳስን ዕድመ ይሃብካ ወዲ ትካቦ የቐነልና 🙏

  • @fisshagebrihiwet1569
    @fisshagebrihiwet1569 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ትካቦ ኣቦ ጥበብ i respect you❤ (ሓፋሽ ደኣ ክንደይ ነዊሕ ተዓጊሱ ፍረ ኣይረኸበን ካብቶም ፍረ ከርሱ ፍረ ከርሱ ከርተት ስደት መሊሱ ብኢሱ ዝወፈረ ኩሉስ መዓስ ተመሊሱ)you are smart❤

  • @TeddyMahari
    @TeddyMahari ปีที่แล้ว +5

    ❤❤❤ ጥበብካ መግለጺ ሲነሉ ጎይታ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ኣቦ መንእሰያት ❤❤ love you bro❤❤❤

  • @ksanetksuunn3711
    @ksanetksuunn3711 ปีที่แล้ว

    Zbelexet hiyabey nay awdamet ya eza derfi ❤❤❤

  • @MusieTV
    @MusieTV ปีที่แล้ว +54

    ንጉስ ጥበብ ሓደ ክንዲ ሽሕ❤
    ዕውለት ጋሊሁ ናብ ንቅሓት ዝመርሕ 🎉
    ምስክር ሓቂ ብሕልና ዝሰርሕ 🌟
    የለን ከማኻ ንፍትሒ ዝነብሕ🫅✨️
    ንወዲ ትኳቦ ዝፈቱ Like ግበሩ 🤴👈

  • @Ytubenmj
    @Ytubenmj ปีที่แล้ว +2

    What a powerful song! Such talent, wisdom & brilliance! Well done wedi Tikabo

  • @jemalfegi1993
    @jemalfegi1993 ปีที่แล้ว +6

    The Legend king of music wedi tkabo and Ruhus awdamet ygberelna deki EREY ❤❤❤❤

  • @faniaraya-24
    @faniaraya-24 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ትካቦ ኣርሓ ጥበብ ❤❤❤ ናይ ብሓቂ ገልጽካዮ ኢኻ ናይ ሓፋሽ ህዝብና ናይ ኢዱ ኣይረኸበን ስለ ሃገር ደሙ ኸፊሉ ሞሳ ሰማእታቱ ኣይተፈደየን 😭😭😭ውዒሉ ሓዲሩ ዓወቱ ዘይተርፍ እዮ💪💪💪

    • @wedimonguda4417
      @wedimonguda4417 ปีที่แล้ว

      ትግራዋይ ዲኻ ኮምኡ ?

  • @febensolomon3591
    @febensolomon3591 ปีที่แล้ว +1

    Superb👌🏾❤️ Thanks Johnny, you’re simply the best!

  • @fillefiliflipogtk6157
    @fillefiliflipogtk6157 ปีที่แล้ว +4

    Legend ⭐️ King 👑 ትካቦ ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሃብለይ ላይኽ ሸር 👍👍👍👌👌👌✌️✌️✌️❤️❤️❤️

  • @kisanetkidane4012
    @kisanetkidane4012 ปีที่แล้ว +2

    ኩሎም ከኣ ደረፍቲ ይበሃሉ ur living legend soooo damn proud of u wedi eriyy💪

  • @tigrignapost
    @tigrignapost ปีที่แล้ว +14

    ጆኒ ከም ወትሪ ብሉጽ ስራሕ። ርሑስ ብዓል ይግበረልካ ምስ ስድራኻን የዕሩኽትኻን! ከምኡ ድማ ንኽሉ ኣማኒ ክርስትና። እዞም ሸፋቱ ሻዕብያ ካብ ዓድኒ ጸሪግና ብፍቲሒ ብሕጊ ብርትዒ ክነብረላ ኣምላኽ ይሓግዝ። ከይበተኽና ኣንጻር እዞም ሑሱራት ሻዕብያ ይኹን ቃልስና። ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ። ስዕረት ንግብረሽበራዊት ሻዕብያ።

    • @tigrignapost
      @tigrignapost ปีที่แล้ว

      @@solomondrar ቺድ ዱሩዝ ኣበዲኻ ዘሎ ሰራዊት'ዪ ዚ! ንዛ ዕንዝራ ሻዕብያ ዲኻ ክክ ንሳ ድኣ ንኢሰያስ ከተሐጉስ ክትብል ብኣንሶላ ክሳድ ሰብ ክትሓንቅ ክትርሽን ንኣሽቱ ኣሕዋትና ክትዕምጽ ትዉዕል ትሓድር ዘላ። ባርያ ዝኾንካ ሰብ ሰራዊት የብላን ኤርትራ። ቆልዓ ሰበይቲ ዝዕምጽ ዝርሽን። ብጸሊም ኢዱ ብኸብዲ ኢዱ ንኢሰያስ ከሐጉስ ክንድግዛዕ ዝኸዉን ናይ ሩስያ ብረት ተሓንጊጡ ኢሰያሰ ቅተል ተይሉዎ ዝቀትል ዓምጽ ተይልዎ ዝዕምጽ'ዪ ሻዕብያ ዕንዝራ። ደቂ ሓንቲ ማዓንጣ ትፈልጥዎ ዲኹም ሃገራዊ ሰራዊት ትርጉሚ? ምኻን ኣበይ ክትፈልጥዎ ብጽልኢን ድንቁርናን ነቂጹ ኣራእስኩም ፎእ! ሃገራዊ ሰራዊት ማለት ኣብ ደቡ ኮይኑ ነቲ ህዝቢ ዝሕሉ'ዪ። ሻዕብያ ግን በንጻሩ ንህዝቢ ዘጽንት ዪ ። ኪድ መጽሓፍ ገንጺል ወዲ ዕንዝራ።

  • @user-jo2yx3ug6d
    @user-jo2yx3ug6d ปีที่แล้ว +1

    Pow ይበል ሜሎዲ ምውህሃድን ሙዚቃን በቃ መግለጺ ሲኢነልካ ጆን phonemenal ❤❤❤

  • @user-lp4tz9bi8u
    @user-lp4tz9bi8u ปีที่แล้ว +34

    ከምቲ ወትሩ 😍 ጆን ኣቦ ሕልና ጸግዒ ህዝቡ ናይ ዘልኣለም ሓወልቲ ኣብ ልቢ ህዝብካ ዝሰራሕካ ኢካ ጅግና።

  • @filmonzeray582
    @filmonzeray582 ปีที่แล้ว +5

    ' Once legend is always legend '
    True artist is the mirror of his people.......

  • @brhanelayne8345
    @brhanelayne8345 ปีที่แล้ว +5

    ❤❤❤❤ ወዲ ትካቦ ፍወሲ ልበይ
    እንካዕ ብሰላም መጸካና
    ካባኻ ዶ ሕማቅ ደርፊ ከይርከብ ኣብየት ርቀት ጥበብ ንዓኻ ዝሃበ ታኣምር
    ርሑስ ኣፋስጋ ንመላእ ህዝበ ክርስታን

  • @medahabte2704
    @medahabte2704 ปีที่แล้ว +1

    Legend wedi Tikabo, I thank you the most for your deepest,truth and descriptive song!

  • @brhaneyohaness856
    @brhaneyohaness856 ปีที่แล้ว +4

    Waww i hear three times that was really impressive.
    Voice 100%
    Poem 100%
    Cadence 100%
    You are legend as usual, bless you wedi tikabo father of song. Love you deki erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️happy easter🐣

  • @negasimichael1
    @negasimichael1 ปีที่แล้ว +3

    ዓወትን ሓፋሽን ኣይተራኸቡን ስደት ኮይኑ ሰፈሩ.።Great music as usual timely song.

  • @yitbarekabraham9749
    @yitbarekabraham9749 ปีที่แล้ว +7

    ወዲ ትካቦ ዚሰምዖ ዚሳኣነ ፋላስፋ ❤❤ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ

  • @ademhagos1197
    @ademhagos1197 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Tekabo you marvelous artist go for word we are beside you always the best 🎉❤( Adem Weqine)👍🏻

  • @muluetes260
    @muluetes260 ปีที่แล้ว +21

    Always on Point! Legend thank you as always for standing with the people wedi Tikabo. Let's support the artist who stand with people please

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

  • @josp7502
    @josp7502 ปีที่แล้ว +3

    The best Living Legend !!! ❤👍👍👍❤
    You're one of the shining stars, shining light, even the light at the end of the tunnel of my generation. We are lucky to have you in this confused generation, I feel like you're the only qualified successor of the best Artists we've ever had in Barya & Abraham Aewerki. GBU #WediTukabo👍🙏❤

  • @kidaneme8842
    @kidaneme8842 ปีที่แล้ว +4

    Brave and legend, great job Wedi Tkabo.

  • @MikiGherye
    @MikiGherye ปีที่แล้ว +8

    ካብ ዜሙኡ ግጥሙ ካብ ግጥሙ ዜሙኡ ዱምጹ ኩሉ ነገሩ ፉሉይ ያ ኸማኻ የለን ወዲ ትካቦ❤❤❤❤

  • @robraentertainment
    @robraentertainment ปีที่แล้ว +6

    ኣንታ ርሒብ ውህበት
    ብራና ናይ ቅርሲ
    ንስካ ትንበብ ውህበት ዓቢ ውርሲ
    ብጽሒት ወለዶ ድልድል ናይ ታሪኽና
    ባዕልካ ኣንባቢስ ነንብበካ ንሕና
    ኣንታ ሰማይ ጠቀስ
    ኣድማስ ናይ ሓሳባት
    ሓባሪ ናይ ወቅቲ
    ናይ ለውጢ መኣዝን
    ኩርናዕ ዝወሎዶ
    ተኩርዕ ተሕብን
    ኣንታ ታቦት ጥበብ
    ፍቅሪ ዝልግዐካ
    ሕሳስልደ ባርያ
    እቲ ዉሉድ ኣቦካ
    ካዕናን መወከሲ
    ዝዓበየ ቅርሲ
    ንስካ ተቀባሊ
    ትኑኡስ ወራሲ የውሃንሰይ ፈዋሲ ።
    ተኽለ ወዲ ረቃቅ

  • @dawitpetros2912
    @dawitpetros2912 ปีที่แล้ว +2

    Men alo kem Wedi tikabo n tbeb bahaqi znebro
    Wedi tikabo dmtsi wutsua hzbna
    Keep it❤❤❤❤❤

  • @macmudi
    @macmudi ปีที่แล้ว +8

    Now this is what i call Awdamet gift 🔥 always making me happy Wedi Tikabo 👏🏽👏🏽👏🏽

  • @EriLove-op8es
    @EriLove-op8es ปีที่แล้ว +6

    ነዚ ከም ደርፊ ሰሚዕኻዮ ጥራይ ዝሕለፍ ኣይኮነን🥺ባእ ከመይ ዝበልዎ ፍላስፋ ዩ ወዲ ትካቦ ሳዓቢ ዝሳኣነ🥺

  • @user-oc6nb7my1m
    @user-oc6nb7my1m ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ትካቦ ተካኢ ባርያ & ኣብርሽ we love you great man ❤

  • @habtemariamgebreigziabher4085
    @habtemariamgebreigziabher4085 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Tkabo entay kbl kem zbehal n asha derguhalu n lebam dma atenbehalu
    Nezi z semei baeilu yfredo Ajona
    Betri Haki taken dea ember ay tsbern
    Amlak nab lbna ymlesena metan Haki kesteweil 🙏❤️🙏

  • @Progressive2468
    @Progressive2468 ปีที่แล้ว +4

    The only alive legend wedi Tikabo! Great work!

  • @hailehailu7912
    @hailehailu7912 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ምዚቁን ትሕዝቶ ደርፊ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዚ ዓቢ መጽሓፍ እዩ ዕድመን ጥዕናን ናዓኽ የሃልኻ ።

  • @milee.
    @milee. ปีที่แล้ว +4

    Hagrey Eritrea Adi Hgn Quwamn!🇪🇷

  • @flimontsegay9828
    @flimontsegay9828 ปีที่แล้ว +1

    Abo tbeb , wedi Tkabo Shkor. ayttfana ba .Slemntay si derftatka ko memharan eyom nhzbi 💯👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Siemu_yafiet_jr_10
    @Siemu_yafiet_jr_10 ปีที่แล้ว +8

    KING IS BACK WITH NICE MUSIC❤⚡️

  • @danyblatino
    @danyblatino ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ሕሉፍን መጻኢን ዝቃኒ ኣብሓቅን ሕልናን ዝነብር ፈላስፋ ኢኻ !ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hidat8929
    @hidat8929 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውው ይበል ግጥሚ ብሓቂ ገላጺት ነዚ ዓወት ኢሎም ዝገልጽዎ ዘለዉ ህዝቢ አንዳሓየሩ ህዝቢ አኢረትራ ብደቁ በቶም ከም ጎይታን አየሱስ ክርስቶስ ክዳኖም ኣንጺፉ ዝተቀበሎም ተጠሊሙ ግን ሕጅስ አታ ስዓት ኣኪላ አያ 2023 መወዳአቶኣኦም አያ ኣጆና ጥራይ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ወዲ ትካቦ ሓውና ከማኡ አውን ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ሰላምን🙏🙏🙏

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 ปีที่แล้ว +2

    Waw waw edmennn teinan wedi kuburat sdra ❤️❤️❤️👍💪💪

  • @ኣምበላይ
    @ኣምበላይ ปีที่แล้ว +6

    The living legend, the poet, never disappoints!!!

  • @gidardebessai5442
    @gidardebessai5442 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Tkabo, your talent as a musician and songwriter is truly exceptional.

  • @mussiezereay6188
    @mussiezereay6188 ปีที่แล้ว +5

    ትግራዋይ እየ ግን ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ወዲ ትካቦ ሓወይ ቐፅለሉ አብ ጎኒ እቲ ውፁዕ ህዝቢ ደው በል

  • @robelzeresenay358
    @robelzeresenay358 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi tkabo flasfa tbeb..my unique one❤❤❤

  • @filmonmebrie460
    @filmonmebrie460 ปีที่แล้ว +14

    I'm speechless!!😢
    What a masterpiece as always!!
    Glad you are Eritrean!❤
    AytTfeAna asalyena Wedi Tkabo Jigna!

    • @abdulganielkafi-dj6iw
      @abdulganielkafi-dj6iw 10 หลายเดือนก่อน

      It’s 💯 if you not strong 💪 forget it either we be mountain ⛰️ or we lean on mountain ⛰️ we decided to be one so we are paying the consequences🇪🇷❤🇪🇷 the best will come

  • @hisa3439
    @hisa3439 ปีที่แล้ว

    Awetin hafashin, kem hiton milashin
    Hafashin Awetin, goytotin Barotn ☀️

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 ปีที่แล้ว +5

    እቲ ሓያል ናይ ግጥሚ ኣገላልጽኡ ምስቲ ዕባይ ከተማ ምኻኑስ ግርም እዩ ዝብለኒ። ኣጆኻ ወዲ ትኳቦ ቀሪቡ እያ ጸሓይና መሊኣ ክትበርቕ።

  • @seglovehabesha5100
    @seglovehabesha5100 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Tikabo ❤
    Kalat Key hxreni mwdas kgedfo yhsheni
    Gtmi 100%
    Zema 100%
    Dmxi 100%
    Selam ms bele ab kalu xnue
    Love love

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa ปีที่แล้ว +7

    ወዲ ትካቦ ❤ ተቐዲሑ ዘይውዳእ ጥበብ!
    እንቋዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤ ብሰላም ኣብጸሓኩም ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና !!