Berhane zemichael ( wedi Nazu ) - ስደተኛ / Sdetengna - New Eritrean music 2021 - ብርሃነ ዘሚካኤል (ወዲ ናዙ)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 มี.ค. 2021
- Kumel Media is providing you the best New Eritrean Music 2021 - Sedetegna - by Berhane Zemichael (ብርሃነ ዘሚካኤል - ወዲ ናዙ / ስደተኛ ).
Please Make sure to like & subscribe to Kumel Media Tube and turn on notifications to stay updated with all new uploads🔔.Thank You!!!
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. Copyright ©2021; Kumel Media Entertainment.
Kumel Media Entertainment Chanel is always provide New & best Eritrean Musics, Eritrean Songs, Eritrean Dramas, Eritrean New Films & Eritrean comedy.
#NewEritreanMusic2021 #Eritreanmusic #wedinazu #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #danielmeles #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2021 #EritreanMusic2021 #Tigrignamusic2021 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2021 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2021 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2021bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2021 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2021 - บันเทิง
እታ ንህልው ኩነታት ሂወትና እትገልጽ ደርፊ ጣዕሚ ዜምኣ ጽቡቅ ግጥማ ከኣ እሞ ፍሉይ ትሕዝቶ ዘለዋ ስደት ፍርቂ ሞት ዝብል ቃል ትሕዝቶ ናይ ደርፊ ዝያዳ ህለው ኩነታትካ ተፍለጠካ የግዳስ ንሕና ግን ንዓይኒ ዝተሰርሐ ደርፍታት ጥራይ ሞራል ኣብ ምሃብ ንውዕል ኣለና በዚ ኣጋጣሚ ድምጻዊ ወዲ (ናዙ ) ካብ ብልቢ የምስግነካ
You are right ▶️እዚኦም ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና እቲ ግጥሚን ዜማን ዘይንስትብህልሉ እንታይ ደአ ነቲኤን ሕብርተን ቀሊዐን ዝመጻና ንፈቱ ኮይና ።
Ygrmeka u Etom derfi nestemaqr whdat ina kbretey
th-cam.com/video/5dkNnaFyp58/w-d-xo.html
0⁰⁰⁰
@@user-ng2rf9gx2x pppp
ወዲ ናዙ ንፉዕ ገጣማይን ዘያማይን እዩ
ትፈልጥዎ ላይክ
Dmxu ke tebatay msh
Blux getamay zeyamay ka ember 👏💯✅
Wela nska roba arkey
ናቱ ዩ
Ne nahom meste seb zegebro mebzahitu ab eritera koynu zedrefo wedi nazu zesrihalu eyu
ስድርኡ ዝናፈቀ like ይግበር ♥️♥♥️🙏
Yh uuuuuu mama enber zekire kemzi ewan adna deqi ereyyyyyyy love deqi erii
❤️💛💔🥰🙏🙏🙏
ኣነስ እንከላይ ንዓካ ኢየ ዝናፍቀካ❣️
💁🏿♂️
ወዲ ናዙ ድምጹ ምስ ናይ ናሆም መስተ ይመሳሰል ትብሉ እስከ ላይክ ሃቡኒ
Ya temesasali
Tkkl
Ja temasilu alo
ክክክክ ዘይምፍላጥ ክሓስም
ኖሆም እዩ ድምጹ ምስ ወዲ ናዙ ዝመሳሰል
መኽንያቱ እተን ንኖም ዘፍለጦ ደርፊ
ወዲ ናዙ ሂብዎ እዚ ልዕሊ ኖሆም መስተ
ዝሓየለን ዝነፍዐን ስነ ጥበባዊ እዩ።
@@user-yx6ht5hy6s 👌🏻❤
5ግዜ ሰሚዐያ ግና ብውሽጠይ ምዛ ደርፊ ኣይነበርኩን
ኮይደ ዓደይ
ስደት ኣወድእ ዘበሎ እስከ ላይክ ይግበር
Äääääääääääåäå
🥰💔🙏🙏🙏
ኣነ ያዓኸ 😢😢😢😢😢
Âne aleku
Xenqiqna keamber yeak
ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ንመለስ ዓድና በጃኩም 👂👂Eritrean people 💔💔😭😭😭
👍🏼😭😭🥲
Ktet 🤦🏽♂️
Neanay eba wela hji ezi kulu zsaansyo tk zbele tezkewn nieru adna mbexahna
@@wedikelie4544 kbretey natey nkid bejaka
Emo Eseyasu ke keasurena endu
Nhom ywhanse ymsiel dmexue tibelue like agerchew🇪🇷 i hope ✈🇪🇷🙏
Nohom eyu na wedi nazu zamesle artist zaymflat gene haskiy kaykwun gaya gaya tebel getmiy zema nay wedi nazu eya
😆😆😆😆
Ane wun komu kbl xenihe
Ane da miemanu endyu sine zeleku Nahom eyu endye zibl zeleku so bizhu zerakbb alewom ab dimxom
🥰🥰🥰👌
ብሐቂ ደርፊካያ ወዲ ናዙ እስከ ከምዚ ከማይ ስደተነኛ ዝካነ ኤርትራዊ ብlike ሰላም ሃቡኒ የሕዋተይ 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
ስደተኛ !!!!!
ከዳማ !!!!!
ዝብላ መጸውዒ ካብ ገጽ ምድሪ የጥፈኣልና ፈጣሪ !!!!🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ብልጽቲ ስራሕ ኣንበሳየ 🤴🏽💎🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ናዙ ዝፈትዎ ገጣማይን ዘያማይን ብሉጽ ስራሕ 💯✅🇪🇷🤙
🥰👌
[ ስደተኛ ]
ስደተኛ ወይ ኣነ መከረኛ
ሽመይ'ዶ'ታ ምኾነ ስደተኛ
ምማሞቕኩ'ባ ኣብ ዓደይ
ምስ ኣቦይ ምስ ኣደይ
ምኸበርኩ'ባ ኣብ ቤተይ
ምስ ሓወይ ምስ ሓፍተይ።
ኣብዚ ስደት፡ነዊሕ ዓመት ኮይኑ
ዕድመ ንእስነተይ,እንሆ ባኺኑ
ኣታ ዝናተይ ንበይኑ'ዩ በይኑ ከቢዱ ሚዛኑ
ንእስነተይ በሊዕዎ ስደት፡እዚ ከይኣኽለኒ+ጭንቀት
ስደት ሕሱም ዳርጋ ንእሽቶ ሞት፡ኣየ ተካል ሂወት
ዓደይ ዓደይ
ናዓደይ ናዓደይ
ትማል ሓሊፋ ሎሚ ትወለድ ለውጢ'ኳ ዘየለ
ኣብ ሎሚ ኮይነ ንጽባሕ ይትስፎ እንተኾነለይ 'ለ
ይጽሊ'ለኹ ናብቲ ዳኛ ሰማይ ሓቀኛ ፈራዲ
ኣይማሲነ እንድየ ሎሚ'ሲ ኣምላኸይ ይሰምዓኒ ግዲ።
ወዲ ናዙ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ፡መግለጺ የብለይን
Please melaya eba habibi
@@kibromocubamicael8745 okay
@@segenentertainment7199 ?????
❤
ኣሕሕሕሕሕሕ ኤዋይ ኤርትራዊ ሓወይ ንብዓተይ ምቅጽጻር ስኤንዮ በሉ አሰክ ኣምላኽ ኣብታ መችዊት ሃገርና ኣክከቦ ይፍጥርለና i muss you eko ደቂ ኤታ ሓላል መሪት ኤሩ 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amlak deltna kafxmlna takynu hasbna nb hagern kanmlaso alna tezy kaynu ab sedet 50 amet kengber ena ok
Amen 💖💖💖💖💖
🥰🙏🙏🙏
Hhhgfgfff. Cddchhhgcogfg👘👗🦺👔👘👘👕👔👟👟🥿🎓🥿👠👠🎓🥾👟👞👢🩲🩰🩳🕶👓🧤🩳👢🩴👢🎒⛑📿👑💄💄🎩🎩👒🎓👠👡🩱👝👖👕🥻
H🥿👞🥿🥿👚👚👚👛🥾🥾🎩🎓🔇👞👔👗🦺🥽🩳🕶👓🧥🧣🩲🎒🎒🧣🧣🧣🥾🧦🎩👟👞👢🩴👟👞🥾🥿👠👡🔉🎓👒👑👒🥿👡🔓🔓🔑🔐🍆🍐🫒🍇🍉🍊🧅🍆🥒🫑🍐🍊🍋🍊🍈🍈🍈🍇🍅🍅🥜🥜🫑🍈🍏🫒🍉🍐🥥🥒🍞🥐🥕🥦🥖🥬🍊🍉🍐🍍🍌🍓🥔🍒🍆 ffmjhmnmnb.
Mbbnnnnmmn. .
ወዲ ናዙ ካብዞም ናይ ዘበና ዝበለጹ ስነ ጥበበኛታት 1 ኢዩ ብሉጽ ገጣማይን ዘያማይን ከምኡ ውን ድምጻዊ ኢዩ ምሳይ ዝሰማማዕ ♥ 👈
Atum deki erey🇪🇷 ata anes kixlel ye bakum ayni abaykum yidefen kitxibuqu❤️💋💋ajokum Amlk alo ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ወዲ ናዙ ንምንታይ ግን ጥዑም ድምጺ ከለካስ ብዓልካ ዘይ ትደርፍ ዝበጽሐ ግጥምን ዜማን ንሰብ ትህብ፡፡።፡፡፡ ተወሳኪ ቁሩብ ኣብ ገለ ዶ ድምጺ ምስ ኖሆም መስየ ይመሳሰል ሓቀይ ኣብዛ ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ካ ኢልና ኢና።
እወ ይመስል እዩ እቲ ዜማ እዩ እኮ ዝቕልሶም ንናሆም ከኣ ዜማ ይህቦ እዩ ።
@@user-tz2vb1tk4t ya bro
Nay mene men derfitat dea getimu
🥰👌👍
@@berietheone2386 nay kulom derfti nay abi kulu natu eyu nay nahom wen natu behxiru nsu kulom derfti wala reayo wedi nazu zebel kexengaka eyu wedi madixxx shikor eyu
ወዲ ናዙ ኣቦ ግጥሚ ላይክ ኣዲኒ ትፈልጥዎ፡፡
🥰👌👍
ወዲ ናዙ ብሉጽ ቡሉጻት
ስደተኛ መከረኛ
ስደት ከልተ ሞት
ንእስነተይ በሊዕዎ ስደት
ዋይ ንሕና ንረኽቦ
ስቅ ኢልካይዩ
ዓለም ክጥዕማ
ንበይንና ምከራ ዝኾነ ናብራ
ድምጺ፡100.ክሊብ.80. ግጥሚ 💯 . ዜማ 100 ባሓፈሻ ክረአ ኮሎ ብሉጽ ስራሕ ወዲ ናዙ ሓወይ 👌🤙💪 ኣምላክ መከራናን ውርደትናን ሪኡ ናብታ ምጭውቲ ሃገርና ብሰላም ይምለሰና ኣሜን(3) 🙏🙏🙏 ሕፍስ ዝበለ like እስከ ሃቡለይ ንወዲ ናዙ ብሽመይ ደቂ ኤረይ ሓላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️🌿🌱🌾🌳🌲🌴❤️🙏
ወዲ ናዙ ብዙሕ ደርፊ ዝሃበ ጅግና ዩ
ናይ ብሓቂ ሙዚክ ብፍላይ ዓውት ብ ምእታዉ ሕጉስ የ lik
Kmy malet entay fuluy neger alewo kab sebu
@@nahomdaniel9826 aygermn
🥰👌👍
Adeyn sedrayen nafiqe zebl like yegber
ስደት መሪርና እወ ዕረ ጢዕምና
ባፋንኩሉ ዝኾነ ሂወት ነሕልፍ ኣለና
ን ነብሱን ንሓቅን ዝገጥምን
ዝዝይምን ወዲ ናዙ ብርዕኻ
ይሰስን ጎነይ ገለ ዶ ክብል
ናዛዊ መን ኢለ ክገልጸካ
ቃላት አኮ ሲኢነልኪ
ካብ ልበይ የ ዘፍቅረክ!!(ዮኒ)
💌💌💋💋💕💕💕
ኣኽ ምስትምሳል ኮይኑ ዕጫና ተስፋ ኣይነጉድል እዚውን ክሓልፍ ዩ ኣጆኹም ደቂ ኤርይ ❤❤❤
Ngal tigray ke mearey
@@merhawimedia8898 Kuluna hade ena mqrti haftey ezi wn khalf eyu hzbi Eritrean&Tgrayn nkesnelu gzie kmex eyu ajona tray.
@@feruzhabteab9305 thanks zhaftey shkorina lebamey 👌🥰🥰🥰
ኣሕዋት እንተዘይተሰማሚዕና ደኣ ስደተኛናን ፡ ሞትን ምሳና ክነብራ እየን ፈቲኹምን ጸለእኩምን ፡ ሰበይ በኣውራጃ ብትን ኣቢሎማ እዮም ዘይሙሁራት ፡ ሓደ ደኣ መሪሑ ዘእትወና ከም ሊቀ ነበያት ሙሴ ይፍጥረልና ።
እንታይ ከም ዝኾንኩ ኣይፈልጥን ልዕሊ ሰለስተ ግዜ ደጊመያ ወላ በቃ ስቅ ኢልካ ደጋግማ መጽዩኒ ወዲ ናዙ ሓወይ ሓሳባት ውሽጥና ብ ጥበብ ገሊጽካዮ ኢኻ እሞ ምስጋና ይኹንካ ኩሉ እቲ ንሓስቦ ብግጥምኻን ብዜማኻን ኣቐሚጥካዮ ኩሉ ነገራ ውድእቲ ደርፊ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ዳይሬክቲንግ ተባዕታይ ተዋሳእቲ ውዱኣት ውልዶ ጥበብካ ከነስተማቕር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: 👏👏👏😍😍😍✅✅✅✅✅
Aahhhh Eritreawian mekera tsegibnayos eefff keman elna😭😭😭. Amlak nezom kulom ksab hiji whsnet sienom zelewu hzbi Eritrea halwelna, tslalka anbrelom😭. Yiaklekum belena beka ykiaklena fetari aboy😭😭
ኣቤት ዜማ ኣቤት ግጥሚ ይበል ጥበብ ወዲ ናዙ proud of you bro 💔🇪🇷
ስደተኛ ኮይኑ ስመይ
ከየዕረባ እዛ ዓለመይ
ኣልኩም ዶ ስደተኛታት ከይረገጽኩም ከይትሓልፉ ስደተኛታት ዓሸራ ርገጹ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
መን ኣሎ ከም'ዚ ናተይ ተደጋጊሙ ዝሰምዓ like# I hate ስደት🤦🏿
👍😍
🥰🥰👌
Me
ኣነ ኣለኹ በዚ ርሑቕ ከይከድካ ካብ ንግሆ ክሳብ ምሸት
ብርሂን ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ ከምቲ ዝበልካነዮ ስደትና የሕጸረልና
እቲ ድምጺ ናብ መስተን ናብ ኣቢን ከይዱ
ወላ እቲ ዜማ ወዲ ናዙ ኢኻ ግን ርእሲ ማኣዝን
በልዎ እስከ like
Nekeltiaom nesu eyu zebezehe getemi zema zehbom habibi
@@danielhabteab432 ያ ስለዚ እንድየ ርእሲ ማኣዝን ዝበልክዎ
ንሶም ኢዮም ንዕኡ ዝመስሉ ዘለዉ ምኽንያቱ ናቱ ስራሓት ኢዮም ዝሰርሑ::
Zom teblom zeleka natu getmn zeman tetekimom yfeltu eyom enber nesu aykonen neom mesilu
th-cam.com/video/Ac4QXuBm90Q/w-d-xo.html
ወዲ ናዙ ዝፈቱ እስከ like ሃብዎ 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።ከም ሪኢቶይ ግን ደርፍታትና ሓደ ዓይነት ኣንግላት ዝሓዘ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ መስለኒ።ካልኣይ ድማ ኣብዛ ስራሕ ተላሃይቲ ኣይመድለያን መስለኒ ክልታ ስምዒት ሂበንኣ ነዛ ስራሕ።
ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ዝተሰርሓ ኣብ ትልሂት ሓደ ዓይነት ።
Ya abzias wala ane mesaku aleku habibi
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
ናይ ብሓቂ ሳዕሳቲ ኣይመድላያን
Perfect 👌
Xbuk srah wedi nazu .n mntay gn saesaety yeetikmula ayteredaanin
Msaka ysemamaeye !!!
ወዲ ናዙ ኣጆካ ቀሪቡ አዩ ኣምላክ ከሕጽረልና አዩ
ድምፅህ የናሆም ይመስላል ኤርትራዊያን በጣም ነው ምወዳችሁ ኢትዮጺያዊ እህታችሁ ነኝ ሚለው ባይገባኝም ስለሰደት እደሆነ ትንሽ ትንሽ ይገባል ሰላማችሁ ይብዛልኝ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተስፋ ደለዎ ድምጻዊ ኣጆካ . we love you 😘
ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ መሃሪ ትርጉም ዘለዋ ግጥም እታይ ክዋጸ ድሚጸ እዉን እታይ ክብል 100 ስላምታየን ምዖባለን ራህዋን ኤረትርያ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ናዙ ወዲ ሪመይ ነዛ ደርፊ ከማይ ደጋጊሙ ዝሰምዓ ይህሉ ዶ ይበል ግጥሚ ድምጺ ብሉጽ ስራሕ ኣርኢካና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ስደትና ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንራከበሉ ግዜ የሕጽረልና.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Berhin hawey sedetna Ewe konina hiwet sedet geltsekayo sedet Sedi nab ETA n fetewa hagerna eko meliskana ajoka sedetena terifu Ab adena Selam koinu netahakakeflu gize kemtse eyu ajona kulu kehalef eyu bravo Wedi Nazu bal kanari demtsi ❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Miss you eritrea sedet xleyo yhwatey
ርእሰይ ሃሪማትኒ ብልቢ ኣስተማሲለ ናይ በሓቂ ገላጺት ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ
1.Mio 🍻👉😊👈
በጃኻ እባ ድገመና ተመሳሳሊት ወዲ ናዙ በዚኣ ዝይነበዐ የለን እኮ። ዋላ ኣምሓሩ
ናሆም መስተ ዶ ይጥዕም ድምጽ ❤
Thankyou so much for your support All Eritreans 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ስደት እኳ ክውሕደና!
ንኹሉኹም ሰማዕቲ እንተበልካ እንታይ ይጎድለካ!?
እዛ ደርፊ ዘስተማቕርዋ ዘለዉን ዝተሰርሐትን ከ ንኤርትራውያን ጥራይ ድያ!?
ስለምንታይ ኣብ ስደት እናነበርኩም ጸበብትን ዓሌታውያንን ትኾኑ!?
ሳዕስዒት ይደጋገም ኣሎ ኣስተውዕልሉ፡ሞ
ኩሉ ይመሳሰል
Wedi nazu arkey ajoka eske dagagemena ezi tum dmxu so aythmeq ab tegebro neger ka amlak yhagzeka zarkey 🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞💞👈👍
Wow gele aynet srah wuahtika kem gele tgebir 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
#ስደተኛ
#ዋይ_ኣነ_መከረኛ
ዓሕ ስመይ'ዶታ ምኾነ ስደተኛ
thanks ወዲ ናዙ ኣስሊ🇪🇷❤💗✌
ናዙ ሓወይ ብሉጽ ሲራሕ ብልኪዕ ነዚ ዘሎ ጊዜ ትገሊጽ ናትካ ዘይተ ሰመዐ ናይ መን ኪስማዕ ኣጆካ ኣብ ቀርባ ጊዜ ከኣ ብ ካሊእ ትሕዝቶ ትምለሰና ትኸዉን
Welcome wedi nazu ajoka kahalf eyu 🇪🇷❤🙏🤴
6, , [ ስደተኛ ]
ስደተኛ ወይ ኣነ መከረኛ
ሽመይ'ዶ'ታ ምኾነ ስደተኛ
ምማሞቕኩ'ባ ኣብ ዓደይ
ምስ ኣቦይ ምስ ኣደይ
ምኸበርኩ'ባ ኣብ ቤተይ
ምስ ሓወይ ምስ ሓፍተይ።
ኣብዚ ስደት፡ነዊሕ ዓመት ኮይኑ
ዕድመ ንእስነተይ,እንሆ ባኺኑ
ኣታ ዝናተይ ንበይኑ'ዩ በይኑ ከቢዱ ሚዛኑ
ንእስነተይ በሊዕዎ ስደት፡እዚ ከይኣኽለኒ+ጭንቀት
ስደት ሕሱም ዳርጋ ንእሽቶ ሞት፡ኣየ ተካል ሂወት
ዓደይ ዓደይ
ናዓደይ ናዓደይ
ትማል ሓሊፋ ሎሚ ትወለድ ለውጢ'ኳ ዘየለ
ኣብ ሎሚ ኮይነ ንጽባሕ ይትስፎ እንተኾነለይ 'ለ
ይጽሊ'ለኹ ናብቲ ዳኛ ሰማይ ሓቀኛ ፈራዲ
ኣይማሲነ እንድየ ሎሚ'ሲ ኣምላኸይ ይሰምዓኒ ግዲ
ሽመይ ኽቕየር ዋና ክበልየለይ
ስደተኛ ከቢረ ኣብ ቤተይ ክነብር
መከራ ጭንቐይ ክቐብር ንዑ እነሁ
ይነግር
ሎምስ እወ ናብራ ስደት ዓዲ ጋና
ይእከለኒ ግደይ ከኣ'ባ ንገሪ ስደተኛ
ይብቕዓኒ ክንደይ ግዜ'ሞ ከሕልፎ
ስመይ ኮይኑ ስደተኛ ክንደይ ግዜ
ዳናፈቕኩ ክነብሮ ዓዲ ጋና
ኖ ኖ ኖ ኣደለኽዎን
ኖኖ ኖ ኣይክእሎን'የ
ፈጣሪ እስኻ'ኢኻ ናይ ልቢ ተግህዶ
ስደትና የሕጽሮ ኣርግጸኒ ዓደይ
እምበር'ዶ ከይበሊ ኣብዚ ዘለኽዎ
ኩሉ ኣብ ኢድካ'ዪ ሞ ጸበባይ ኣርህዎ
(ስደተኛ ኮይኑ ስመይ ከየዕርባ ዛ ዓለመይ)(2)
ዘሎ ኣብቲ ልበይ ናይ ለይቲ
ቕትሪ ሓሳበይ ዕምሪ ስደተይ
ሓጺሩ ብሰላም ክረግጽ በተይ
ተሰሚርለይ እዚ ኩሉ ግዜ ዝሓልሞ
ናፍቖት ኣደይ ክእብድ ነቦይ ሓቒፈ
ክስዕሞ ምስ ስድራበተይ ክበሊ
ምንባር
ክንጅምር ከም ሰብ ኣነ ኮሙ እየ ዝምነ
ወትሩ ኮሙ እየ ዝሓስብ
(ስደተኛ ኮይኑ ስመይ
ዎሆ ዎሆ ከየዕርባ ዝዓለመይ)(2)
ወዲ ናዙ ጅግና ቀጽሎ
Brihn hawey kemti zbelkayo sdetna yehtsrelna❤️❤️❤️
Good
Zaytmino derfi wedi nazu hawey nay bhaki sedat nesitay mot eyu lomes mererina eko fetary aboy sedetina yhxerelina 🙏🙏🙏
Brhane hawey ajeka kewghalna eyu egzabher amlak xebebana kerhwelna eyu nadna temelisna matin nfetwom sdran yethaqoqfena
Nay bhaqi brhin arkey xbuq srah ajeka qexlo ab gonka alena deqi ዉስከ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
nbrihin zfetu like abzia
👇
👇
Samaney endo kab eritrea kanwxu kalna ko amlak alo enda belna ayknan waxna nab sedet kulu eritrawi basru eyu waxya hiji ka kamta basrna zawxny basrna kanmles alna tezya kaynu gena kanmles aynkaln ena malit ab tehtiy amlak natka hayliy ka agdsey eyu🇪🇷🤔
Berhne hawey betami xebuq serih qexelo 100/100 ❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏✍✍✍✍
Wawww gele anet demxi und getmi wawww 🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙
ኡፍፍ 1000 ግዜ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ
Wedi nazu haway the best eti bluxi getmay zeymay bless you xebuk serhe kem kulu geize amlak beslam yemlsena adina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Wedi nazu i love You betami neshtey yemane baria 🇪🇷🇪🇷🇨🇭
Tezika nieur 1000 like mhabkuka ahhhhhhhhh wedi nazu ajoka
Nazu wedy ajoki tewerweri
Wedi nazu jigna I am proud of you
ኢትዮ ነኝ ግን እርትራን ዘፈን ትርጉሙ ባይገባኝ ውሥጤ ነው /// ግን ይሄ ድምፅ የናሆን ነው ወይስ የራሡ አረ ግራ አጋባኝ / ስደት አይኑ ይጥፍ
Ye rasu new
ዋይ ናይ ድምጺ ናሆም የዋንሥ ይመሥል አሎ ጽቡቅ ድምጺ🥰🥰🥰🥰
Well come grande ❤️🎶❤️
Wedi nazu nefu getamay zeyamay nay behaki temti derfi 👏
Semika zeytmno derfi🔥
2021⭐🌟✅
ስደትና ከብቅዕ ስርዓት ህግደፍ ክእለ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ካልኣይ ኤርትራዊያን ትዕቢት ኣንነት መን ከማይ ኣነ ኣነ ንግደፎ እግዛብሄር ውን ዓይኒ ኣለዎ !! ታሪኽ ህግደፍ ንህግደፍ ገዲፍና ናትና ታሪኽ ንስራሕ ኣዴታትና ብስእነት መድሃኒት ተሳቂየን ይሞታ ኣለዋ
Owwwwwww wedi nazu hawey nay behaki Tebaetay zikone serah Ajoka ze arekeyyyy
Dki eri sedtna yehxrlen🇪🇷😥✌
ጽቡቕ ስራሕ
Wawwwww dmxi kanari ajoka wedi ereyyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤💫💫💫💫💫💫💫💫💯qexlo des kbleka dmxika
Wedi nazu shkorrrr kexl ezi arkey
Marey kab bneshteka zfeletka eye kab wedi madeks ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Des zebel serah belux seb 🎶🎧👈
Wedi nazu kem kulu gzie blux eleka aleku።🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯💯💯💯
Wedi nazu nay nebsu dmxi eyu zelewo nsom eyom natu wesudom edmen tinan yihabka brhin hawey mare eye zfetweka😍😍😍
ኣጆና!!! እቲ እንደልዮ ክንገብር ብዘለና ዓቕሚ ንተሓባበር!!! ዓድና ክንረግጽ ኣብ ዓፍራ ኣይንርገጽ!!! ነቶም ዋናታት ግዜና፡ ሃገርናን ዕድልናን ከይንኸውን ዝኸልከሉና ናይ ውሽትን ናይ ግዳምን ሓይልታት ኣውራ ግን ነቲ ሕመረት ሽግርና ዝኾነ ስርዓት ምልኪ ዝግባእ መልሲ ብምሃብ ንተዓወት። ንነዚ ንምግባር፡ ንዘራረብ፡ ንላዘብ፡ ንሰማማዕ!!!
Bravo
Sdet 😭😭😭
Eritrea adey nafiqeki 🇪🇷
ናሆም መስተ ዲካ ወዲ ናዙ ጅግና
Baaaaaa ktsma zgba derfi 135 trahhh plzz sherrr
1000 like mhabkuka tezikal nieur you are talente artist ❣️ 🇪🇷❤️
It’s a tradition to come and see this every once in a while
Wedi nazu blux srah kem wetru edmen tenan yhabka fetari 👌👌👌
Mexu mexu elomo wedi nazu abo getmen zeman hji ka be gele aynet derfi eska kemzi kemay 10 geza desemea blike geru yehakeyeni
ስደተኛ ዝብል ሳጋ መኣስ አዩ ዝጠፋኣልና!!!!
Wel come wedi nazu arkey
ዋዋዋዋዋው ወዲ ናዙ ጥዑም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ስደት ዶ በልካ ስደተኛ እወ ስደተኛ ኾይኑ ስመይ ኸየዕርባ እዛ ስመይ ኒክ ፎርሳ
Wedi nazu enqae getseget arayena gdmka ziemaka kulu xbuq eyu gn hjj eina mslka nreyo zelena by zewey btaemi xbuq srah kulu gzie baelka drefo srhatka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
Betaemiy xebuq serah wedi nazu ajokum qexliwi deqi Eri
ohhhhh heart touching ♥ ❤❤❤❤
Bhaki....sidetegna koynu simna......fetari tarikna ykeyrelna abkulu alem enrkeb ertrawyan yehwatey egzabher amlak gexu ymelselna. Nice job wednazu shikor....bhaki ablbey zelo eka gelixkayo emo memelisu zhdeseka derfi eya love it.
Well come