አያ ጆኬር ሓዳሽ ደርፊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 533

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 ปีที่แล้ว +72

    ዞም ናትና ጀጋኑ ❤💛❤
    ምስቱ ለዋህ ህዝብኹም ♥️💛♥️ ♥️💛♥️ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን♥️💛♥️🙏

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @wedimiki5318
    @wedimiki5318 2 ปีที่แล้ว +142

    እንዳ ገሬ እሙን ሙቁራት እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም ሰላም ምስ ህዝብኩም ይፍጠረልኩም ኣምላክ

    • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
      @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 2 ปีที่แล้ว +8

      ኣሜን ማዓረይ😭✝️✝️✝️

    • @miliymiliy4567
      @miliymiliy4567 2 ปีที่แล้ว +5

      አሜን አሜን አሜን

    • @WrsfdEyet
      @WrsfdEyet 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 2 ปีที่แล้ว +3

      Amen 🇻🇳🇻🇳💘💘😍😍🙏🏽🙏🏽🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹Temsegen 😭😭🤲🤲

    • @nugussekebede1692
      @nugussekebede1692 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ራኪጓልአኽሱምፅዮን k

  • @ابويحي-ز6ج
    @ابويحي-ز6ج 2 ปีที่แล้ว +20

    ዋውውውው ደስ ክትብሉ ጀጋኑና ቀፅልሉ በኣኩም ንኮርዕ።አረ ኣያ ጆኮር ካልአይቲ ሙዚቃ ጋብዙና ዋው ገለ ዓይነት ድምፂ

  • @ጓልትግራይ-ቘ3ዠ
    @ጓልትግራይ-ቘ3ዠ 2 ปีที่แล้ว +30

    አሰይይይ ጥዑማት ልሳን እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅዞም ጀጋኑ ብዓወት ይምለስኩም 💊💪💪💪🌍💘💘

  • @hananwasie2565
    @hananwasie2565 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ በሓቂ ፀቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ከምኡ ገይርኩም ህዝብና ኣህድሱልና ❤️🧡❤️

  • @sabagebre3401
    @sabagebre3401 2 ปีที่แล้ว +8

    Gere Emu thank you for the great work you do !!! wedi Tigrai Adey !!!! 💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛😍🤩😍🤩💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾😍👍🏽👍🏽🤩😍🤩😍🤩😍🤩😍🤩😍🤩😍🤩✊🏽✊🏽😍

  • @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
    @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ 2 ปีที่แล้ว +96

    ጥዑማትና ክብርን ሙሉእ ዓወትን ንዓኩም💚🙏😍✊✊

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
      @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Yoni62 ኣይክፈሎን ሞ ኢለ ዝሓወይ

    • @خغيانلنبيتلر
      @خغيانلنبيتلر 2 ปีที่แล้ว +1

      ትግራይ ትዕወት ትግራይ ንቅድሚት

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 2 ปีที่แล้ว +25

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ሙቅራተይ ናፉቅናኩም ነይርና እስይይይይ ክፈትዎኩም ማዓት ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ኩሉ ዝጥዕመልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ህዝብናን ዓድናን ውን ሰላም የውርደና እግዚአብሔር❤❤❤💛💛💛🌹🕊

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @BestTigraymusic
    @BestTigraymusic 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ድዩ ዝክእል ጆኬር ትሓጊሰልኻ ኣያ ጆኬር!!! keep it!

  • @salmasalm8448
    @salmasalm8448 2 ปีที่แล้ว +32

    ጀጋኑ ደቅ ትግራይ ፀላእ ዓይንኩም ይፍሰስ

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 2 ปีที่แล้ว +13

    ማርያም ፅዮን ፅላላ ተንብረልኩም ምሉእ ዓወትን ሰላምን ንትግራይን ህዝቢ ትግራይን💛💖💪💊💊 ዕንወት ንፀላእታ

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 2 ปีที่แล้ว +8

    ጀጋኑና ደቅ ሃገረ ትግራይ 💛♥️
    ትግራይ ትስዕርርርር 💛♥️💊
    TDF TDF TDF TDF 💛♥️

  • @መሲጓልሰብዓእንደርታእንደ
    @መሲጓልሰብዓእንደርታእንደ 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣሰይይይይ ደቂ ሓላል መሬት ጀጋኑና ብዓወት ይምለሰኩም ሰላም ንዓድና እውን ይውርደና ❤️💛✊ እግዚኣብሔእ ኣምላክ ይኣክለኩም ይበለና 👏👏👏

    • @sbegge7121
      @sbegge7121 2 ปีที่แล้ว

      ንእግዚኣብሔር ይመስገንኣስይይይይደቒሓላልመሬትጀጋነናብዓውትይምለስኩም

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 2 ปีที่แล้ว +5

    Good to hear your voices guys congratulations Tigray people 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️🦁💊💪✊

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 2 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑ ተጋሩ ኣቱም መቅሰናት🥰🥰🥰✊✊ ኣምላኬ ቅዱሳን ምሳኹም ይኹም 💛❤️💛❤️🙏🙏🙏

  • @selamkubrom223
    @selamkubrom223 2 ปีที่แล้ว +18

    Welcome back gerie emun lots of peace ✌️✌️ from your Eritrean sister

  • @tittit4121
    @tittit4121 2 ปีที่แล้ว +40

    ጀጋኑና ኩሉ ትኩኡሉሉ
    ማርያም ፅዮን ትሓልኩም
    🇻🇳❤

  • @ማሾጓልትግራይ-በ2በ
    @ማሾጓልትግራይ-በ2በ 2 ปีที่แล้ว +10

    ጡዑማት ጀጋኑታት ፍጥረት ከመይ ድየ ሕብንቲ ጓል ሪምኩም ሙኳነይ 😘😘😘😘😘ማርያም ባዕላ ትሓልወለይ

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 2 ปีที่แล้ว +18

    ሙቁራተይ 💐እግዚአብሔር ሃገርና ሰላም የውርድ

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 2 ปีที่แล้ว +4

    ዛና ዓደይ ዎሎሎ ይወግሕ ዶ ይኸውን ብዓይነይ ክሪኣ ዛና ዓዲ ማዓር ጸባ
    ጀጋኑና ፈጣሪ ብርክኺም የጽንዓዮ
    ትግትግትግ ትግራይ ትስዕርርርርር

  • @temesgenamlakie1490
    @temesgenamlakie1490 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይይይይ ንፁህ ህዝበይ ኣብ ዘለክምዎ እግዛብሓር ኣምላክ ይሓልኩም 💊💊💊💊💖💘💘💘💘

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +4

    ወለከ ማርያምን ክንደይ ግዜ ሰማዕኼዎ ዛደረፊ አንዳ ገሬ ወናማት ተመሰገን አምላክ ብሰላም ዘረአኻኒ ፈጣሪ ብሰላም ትመለሱ ናፍቆተይ💋💛❤💪

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰይ እዞም ናትና እዞም ጀጋኑ አሕዋተይ miss u ህዝበይ,TDFይ አየ ህዝበይ ትግራይ ዓደይ ብናፍቆት ክሞት ኢለ እኮ::

  • @ኤደንኤደን-ኸ1ከ
    @ኤደንኤደን-ኸ1ከ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣኩስም ፅዮን ትሓልወልና ጀጋኑና ኣያ ዘብራኣብሩኸይ ኣያ ጆኬር ዳኒ ገሬ ቤቲየይ ቃላት ሲኢነ ብዝገልፀኩም👌👌💖💖💝💗💗

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 2 ปีที่แล้ว +21

    አሰይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ኦ አምላክ ሓደራ ደቅካ ሓደራ ብሰላም ምለሰም ጌታየ ማርያም ፅየን ሓደራ ደቅኪን ህዝብክን ሓደራኪ እመብርሃን አደይ 👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @silaseabay6208
    @silaseabay6208 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዝብሔር ኣምላክ ኣቦይ ሰላምና መልሰልና💔💔💔💛💛💛💛❤❤👏👏ጀጋኑና ብዓወት ትመለሱ💛💛💛❤❤💪💪💪💪

  • @slmslm7388
    @slmslm7388 2 ปีที่แล้ว +26

    ጥዑማትና ክብርን ሙሉእ ዓወትን ንዓኩም 🙏🌹🥀🥀🥀🥀🌷

  • @ኃልፅራእወንበርታ
    @ኃልፅራእወንበርታ 2 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ናትና ጀጋኑ❤💛❤💛

  • @fala6610
    @fala6610 2 ปีที่แล้ว +10

    Fetari yhalikum kab hawikum hizbi Eritrea 🇪🇷

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @ጋልዓጋመ-ፈ1ኈ
    @ጋልዓጋመ-ፈ1ኈ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣበሳታት💛❤✊🔥❤ጀጋኑ ተጋሩ❤❤ትግራይ ሲዒራ ትስዕር✊💪👍👑👑❤❤💛💛💛❤

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ጆኮረይ😁 ደራፊ 😄ዲካ ዓወት ናዓኩሙ ምስ ብፆትካ ኣታ ጅግና💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💛💛💛💛💛💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊💊💊💊💙💙💙💙💙💙💎💎💎💎💎💪💪💪💪

  • @weghta3315
    @weghta3315 2 ปีที่แล้ว +5

    Our heroes ❤💪💚🙌💙👏🙏♥💪💖💪❤🙌💙⚘💜💯⚘💪🙏💯⚘💜💛🤣🤣🤣TDF Jiginaaaaaa Abasaaaaaaaa
    Tigrai SERAE ⚘⚘⚘⚘⚘⚘

    • @weghta3315
      @weghta3315 2 ปีที่แล้ว

      Amlake msakom ykun 💪 💕 🥰 🙏 ♥️

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ድራማኩም ዋላ ጭራዋጣኩም ንኩልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
    ትግራይ ትሰዕር። ትግራይ ሲዒራ
    💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍👍
    💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹

  • @ሜሪነኝየዳኒጋደኛ
    @ሜሪነኝየዳኒጋደኛ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይ ንፁህ ህዝበይ ኣብ ዘለክምዎ እዝጋኣብሄር ኣምላክ ይሓሉኩም ጆጋኑና💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🙏

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ብዓወት ተመለሱ💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️

  • @TDFTigray-ez4vg
    @TDFTigray-ez4vg 2 ปีที่แล้ว +7

    ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑና✊️
    ኽብሪ ይግብኣኩም ዳ ገሬ እሙን 👏💛❤

  • @ሰላምኣክስማዊት
    @ሰላምኣክስማዊት 2 ปีที่แล้ว +6

    💖💛🐅ጀጋኑ ተጋሩ💖💛ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን 💛❤️✝️

  • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
    @ሃገረትግራይእየዝደሊ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣናብስ ንፉዓት ብሉጻት ተቓለስቲ ጀጋኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ'ሞ ቀጽልዎ።❤❤🧡🧡❤❤🧡🧡❤❤

  • @Selam21ze-Tsion
    @Selam21ze-Tsion 2 ปีที่แล้ว +3

    Atum jeganu korienalkum ab tsbukan ab tsegaman ab goni Tigrayn hizban koynkum kemzuy msrahkum Akbrotey wesiku❤️🙏

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። ዮናስ ሲኒማ_th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @fevenbeyene9449
    @fevenbeyene9449 2 ปีที่แล้ว +1

    We love you so much Tigray Force God bless all 🙏 ❤ 🙏❤🙏❤
    Thank you
    ❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @bsratgalkesi2507
    @bsratgalkesi2507 2 ปีที่แล้ว +5

    መን ይህሉ ከምዚ ከማይ ደግም ኣቢሉ ዝሰማዓ እዛ ደርፊ 🥺

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +6

    ሙቁራተይ ሰላምኩም የብዝሓዮ 🙏❤️🌎
    ህዝበይ ሰላምካ ይመለስ🙏🥺

  • @merhawittigraweyti227
    @merhawittigraweyti227 2 ปีที่แล้ว +5

    ፅኑዕ የርግፅኩም ጀጋኑና እንዳ ጌሬ እሙን እምብር እሙና❤️💛✊

  • @ፅገጓልትግራይፃዕዳ
    @ፅገጓልትግራይፃዕዳ 2 ปีที่แล้ว +4

    ደቂ ትግራይ ጅጋኑና መሉእ ዓወትን ንዓኩም💞💞💞💞💊💊💊💊♥♥♥♥✊✊✊💪💪💪💪💪💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳

  • @ዮርዳጓልትግራይ
    @ዮርዳጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ እሰይ ዛም ጀጋኑ ተጋሩ ዕዳም ይሃቡኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tgg6888
    @tgg6888 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ተጋሩዋይ ጥዑማት ላዛ እንካዕ ብድሓን መፃእኩም እግዚአብሔር አምላክ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ይምለስከም ጀጋኑና 🙏🙏🙏😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 2 ปีที่แล้ว +8

    አንዲ ገሬ አሙን ከብረ ይግበኣኩም ኣሕዋትይ ማዓረይ ሰለቲ ኩሉ ነገረኩም ::ኩሉ አብ ዘኣቱኩምዎ የጥዕመሉኩም ::ሰላም!

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว +1

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። ዮናስ ሲኒማ_th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 2 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና ፈጣሪ አብዝርያኩም ይኩን ብዓወት ተመለሱ ሰላምንትግራይና ይመለስ ትግራይና ብደቃ ትስዕር የቀንየልና ዓዲ ገርየ እሙን ቀፅሉሉ አብቁርፂ እዋን ተመዓራረ እዩ 💔💘❤💛❤💊💊💊👏🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪

  • @kofunashow1474
    @kofunashow1474 2 ปีที่แล้ว +3

    Ajkom egzabher khgzkom eu, awetkom ka nay giden eu, tenfiqti enda Gere Emun, and hizbi Tigray👍💟

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว +1

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @makdaTigray
    @makdaTigray 2 ปีที่แล้ว +35

    ቃላት ኮ የብለይን ንዓኹም መግለጺ 🥺♥️✊️😘

    • @nohlamek5280
      @nohlamek5280 2 ปีที่แล้ว +2

      ብኡነት በሊ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ማርያም ፅዮን ምሳኩም ትኩን ትሐልኩም ትከተልኩም አሜን ።

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 2 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን

  • @SalamSalo
    @SalamSalo 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ጡዑማት ፍጥረት 😂❤💋💋

  • @lixmony6235
    @lixmony6235 2 ปีที่แล้ว +4

    ጆኮርይ ጅግና ምስ ብፅቱ👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ እንዳ ገሬ ምስ ሰራዊተይ እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም መዕበይቲ ሃገር ፈደይቲ ሕነ💛❤️💛❤️

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 2 ปีที่แล้ว +1

    Wow amazing gere emun beautiful song 🙏❤✌💪

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 2 ปีที่แล้ว +4

    You are so great brother and sister 🌺💕💕🌺

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +12

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ተናፋቅቲ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @اللالل-ف2ل
      @اللالل-ف2ل 2 ปีที่แล้ว

      @@Yoni62 ደቅታ ሓላላ መሬት ትግራይ

    • @samram7959
      @samram7959 2 ปีที่แล้ว

      ምቅራትደቅትግራይዓደይ

  • @sdgfg3494
    @sdgfg3494 2 ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ❤❤❤❤❤

  • @ጓልምድሪገነትሽረ
    @ጓልምድሪገነትሽረ 2 ปีที่แล้ว +28

    ሙቁራተይ ጅጋኑና ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን 🙏❤️💛

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @avip225
      @avip225 2 ปีที่แล้ว

      ሙቁራተይ ጅጋኑና ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን 🙏❤❤❤💛💛💛💛

  • @amaluan5415
    @amaluan5415 2 ปีที่แล้ว +3

    መግለፂ ስእነልኩሙ ተጋሩዋኒ ፀላኢኩሙ ዓይኑ ይፍሰስ ናዓኩሙ ዶ እዚ ምተ ፈደኩሙ ወይ ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኪ የርአኒ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ❤💔😥

  • @ጋልትግራይ-ነ1ኘ
    @ጋልትግራይ-ነ1ኘ 2 ปีที่แล้ว +5

    ፅሩያት ደስ ክብሉ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @danielrobil7271
    @danielrobil7271 2 ปีที่แล้ว +8

    ናፊቅናኩም እኮ ደቂ ጀጋኑ

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว

      @@Yoni62እሺ

  • @ራሄል-ረ9ጨ
    @ራሄል-ረ9ጨ 2 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑ ብሰላም ተመለሱ ሽካራት😘😘

  • @sabayihdego540
    @sabayihdego540 2 ปีที่แล้ว +19

    God bless you guys 🙏❤️👏

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @zahrahh420
      @zahrahh420 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑና 💛❤💛❤✊✊

  • @kirosbrhanen441
    @kirosbrhanen441 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይይ ታጋሩዋይ ጥዕማት ቃና ሰላምኩም ይብዘሐለይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @NaxiteygalwikroTDfking
    @NaxiteygalwikroTDfking 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ እልልልልልልል ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 💛❤️💛❤️💛❤️🕊🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💪💪💪💪💪

  • @iseyasaman1279
    @iseyasaman1279 2 ปีที่แล้ว +3

    Ajokum belu anabs krnay Afrika. Kab lbey zfetwekumn zekbrekumn eretraway aie.

  • @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
    @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ 2 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢይ እግዝኣብሃር ስላም የውርዳልን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray2248 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም እሙናት 🙌❤️🙏💊

  • @ለቲሽጋልተምቤን
    @ለቲሽጋልተምቤን 2 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑና ተስፍ ብርሃን ትግራይና ዓዎት ነዓኩምን ንህዝብኩምን ♥♥♥♥♥♥♥

  • @asugaltigray1659
    @asugaltigray1659 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዛቢሄር ኣምላክ ይሓሊኩም 💊💊💊✊✊✊♥️♥️😘😘😘

  • @ghh2650
    @ghh2650 2 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ ምሳኩም ይኩን ተጋርዋኒ🤲🥰🌹🌹💪🇻🇳💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💊💊💊💊💊

  • @radaatsd982
    @radaatsd982 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፁሩያት ደቂ ሓላል መርየት ትግርይ ትግርይ ትግርይ

  • @yonasdrar7260
    @yonasdrar7260 2 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢ ትግራይ ሰላም ዝረክብ ንስኹም ንሰላም ምስትዝምሩ ኢዩ ሰላም ዝረክብ ንውሑዳት ሰበስልጣን ነቲ ብጥምየትን ዓጸቦን ይመውት ኣሎ ህዝቢ ኣይተታልሉ

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራተይ ብዓወት ተመለሱ ጀግኑ ትግራይና ጀኬር ግን ትክክል ጭራ ናቱ ድዩ ደስ ክብል
    💛❤️🙏🙏🙏

  • @ጓልትግራይ-ትግ
    @ጓልትግራይ-ትግ 2 ปีที่แล้ว +4

    እመብርሃን ምስኩም ትኩን ኡፍፍፍፍፍ ኦ ኣምላክ ስላምና መልስልና😥😥😥

  • @promisefreedom6423
    @promisefreedom6423 2 ปีที่แล้ว +3

    🥰ትግራይ ዓድና ተሃራፊት ተነፋቒት🥰🥰ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ሰብኣውነት🥰❤💛 ብጀጋኑ ደቓ ትኸብር ትዕወት💛❤ ❤💛❤ትግራይ ትስዕር❤💛❤

  • @እፍሬታጓልዞምወየንቲ
    @እፍሬታጓልዞምወየንቲ 2 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤💛💛👍👍💪💪🙏🙏🙏 ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ያሃብኩም ጀጋኑ ትግራይ ♥️♥️♥️

  • @berhedessalegn1772
    @berhedessalegn1772 2 ปีที่แล้ว +2

    Happy to be the first in view and like! Well come

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይ አንዳ ገሬ እሙን ሙቁራተይ ኣምላክ ኣብ ዝርያኩሙ ይኩን ሙሉኡ ዓወት ናዓኩሙ Tdf የ ዋሕስና💓💓💛💛💊💊💊💜💜💙💙💎💎💎💛💛💓💓💊💊💙💙💪💪💪💪💪

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว +1

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። ዮናስ ሲኒማ_th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

    • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
      @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Yoni62 ኣሜን ኣሜን ሓቢሩ ደሞ ገይረልካ ኣብ ነተይለ ግበረለይ💓💓💛💛💊

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ሪመይ ሓላላት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሰላም የዉርደልና 🇻🇳🙏❤️

  • @Rahel248
    @Rahel248 2 ปีที่แล้ว +1

    Oh አንዳ ግርየ አሙን ተናፈኽቲ ❤️❤️❤️❤️❤️👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🌹

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 ปีที่แล้ว +9

    አሰይይይይ ጀጋኑና እግዘዚአብሔር አምላክ ብሰላም ብዓወት ይምለስኩም
    ብሕብርኩም ብስመርኩም ንበሩ😍😍😍💘💘💘💘💖💖💖

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ብሰላም ተመለሱ 🙏 💪💪💪💊

  • @mahaletsesaye8487
    @mahaletsesaye8487 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ጀጋኑና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ💓💓💓💊💊💊💪💪💪

  • @heg6513
    @heg6513 2 ปีที่แล้ว +2

    እይይይይ ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ እየ ቤቲ ሽኮር ናፊቅናኪ

  • @titishkor9096
    @titishkor9096 2 ปีที่แล้ว +2

    Selam yfterelkum tegaru sahaq zelewo zemen ymxaekum 😍😍🇪🇷

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +1

    ብዓወት ተመለሱ ፅርያት ሰላም ልዓደና ኣርአየና

  • @gideyberhane7109
    @gideyberhane7109 2 ปีที่แล้ว +2

    That’s really sweet& funny 😄 👌❤️💛❤️

  • @ጋልትግራይ-ፀ1ቸ
    @ጋልትግራይ-ፀ1ቸ 2 ปีที่แล้ว +3

    💐💐💐💐💐💐💐💐ሰላም ንህዝቢ ትግራይ 💐💐💐💐

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 2 ปีที่แล้ว +11

    እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ጌረዋይ ጀጋኑና♥️🥰
    ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ ክፉእ ኣይንካእኩም
    TDF ይ ኣቦ ሓቂ ብዓወት ይምለስኩም👸♥️💊😇🙏

  • @saaalamm8736
    @saaalamm8736 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ደቂ ሓላል መርየት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💊💊💊💊💊🙏

  • @ፊፊጋልትግራይ
    @ፊፊጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይ ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ መዓረ
    ኛኞይ ኛኞይየ ዋይ ኣያ ጀኬር ምስ እዝነይ ፅልኢ ኔርኩም ድዩ ክክክክ

  • @ሄሉጓልተዋህዶ
    @ሄሉጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ማሮች እግዚአብሔር ይሓልኹም ጀጋኑና💋💋🙏🙏🙏

  • @سمرااا-خ1ل
    @سمرااا-خ1ل 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ሃገረ ትግራይ ሹኮራት ንዓኩም ዝክውን ቃላት ሲኢነ እስኪ ብስላም ተመለሱ እና ዕድመና ጥዕናና ይሃብኩም

  • @ሊሊ_8ዐ
    @ሊሊ_8ዐ 2 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀

    • @Yoni62
      @Yoni62 2 ปีที่แล้ว

      #ሰላም ሰላም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ቻናል ፈለማ እንኳዕ ንበዓል 11 ለካቲት ብሰላም አብጸሐኩም ብምቅጻልበዚ ናተይ ቻናል ዝተፈላለዩ ዓይነት ፊልሚ አሕጺርናን ተርጊሙና ብትግርኛ ነቅርብ ኢና አብ ቀረባ እዋን ስለዚ ቻናልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ይጥንቅ የቀንየለይል። @ዮናስ ሲኒማ th-cam.com/channels/Q5IDYpTVB7IV18MRZYRUJQ.html

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 2 ปีที่แล้ว +3

    ማርያም ኣክሱም ብዓወት ትመልስኩም ዝም ሓተይ