GIZE LEKULU PART 10 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 10

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 457

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +98

    ኣሰይ ናይ ቤተ ክርስትያን ድምፂ ሰሚዑ ደስ ዝበሎ ከማይ 🥰❤️

    • @selamdestalem2727
      @selamdestalem2727 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ኣነ መዓረይ ስደትና ይሕፀርለና ኣምላኽ ❤❤❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣነ ውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤🥰

    • @eru5343
      @eru5343 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Wala Ane des kebel sedetna yehxerelna❤❤❤

    • @selamdestalem2727
      @selamdestalem2727 54 นาทีที่ผ่านมา +1

      @@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ጌረለኪ መዓረይ 💝

    • @SnduKonjo
      @SnduKonjo 17 นาทีที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤🎉​@@selamdestalem2727

  • @RahelTube-2127
    @RahelTube-2127 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +118

    ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩፉእ ዘበለ የድሕነና ብስራታዊ ቅዱስ ገብርኤል
    ሰናይ ነገር የስመዐና በረኮቱን ኣማላድነቱን ኣይፈለየና ብሩካተይ

    • @براهانفلوف
      @براهانفلوف 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💖💖

    • @محمح-ت2د
      @محمح-ت2د 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ራኪተይ

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን❤❤❤

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን❤❤🙏🙏🙏

    • @AaaFff-d8w
      @AaaFff-d8w 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +93

    ቀደመይት ባዕለይ እዛ ፅሕፍት ታንብ ፅባሕ ኮ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል እዩ ኣኣብ ዘለኹሞ ይሓልኹም ይሓልየና ኣሕዋተይ ጥንስት አየ ላይክ👍 ከይትሓልፉን ❤❤❤❤

    • @براهانفلوف
      @براهانفلوف 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💖

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን❤

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ

    • @LiliGebremedhin
      @LiliGebremedhin 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን፫ መዓረይ ደምራኒ🙏❤

    • @AaaFff-d8w
      @AaaFff-d8w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @assa2115
    @assa2115 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +78

    ኣብ ሰምን ክልተ ግዜየ ትብሉ ላይክ❤

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምረኒ ጋል ትግራይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዋይ እረ ቆንጆ ያ ኣብ ሰምን.1

  • @ስናይትአማረጓልሽረምድረገ
    @ስናይትአማረጓልሽረምድረገ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +65

    እንኳዕ ንማርያም ፅዮን ብስላም ኣብፃሓኩም ዲቂ ሓላል መሬት ❤ቀዳመይቲ ባዕለይ

    • @kidugrmay
      @kidugrmay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      #ሰብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ❤

  • @hfhdhdfhh395
    @hfhdhdfhh395 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +37

    ቅዱስ ገብርኤል በቢዘለናዬ ይሓልወና የሕዋት 🙏❤

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +47

    ናጋእኮ ቅዱስ ገብርኤል እዩ በብዘለኩሞ ጥዑም ብስራት የስምዕኩም ፍትዋተይ😊❤#ደሙርኒ እባ❤😊

    • @Fanatigray
      @Fanatigray ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen amen amen 🙏 🙏 🙏

    • @momTube-o2d
      @momTube-o2d 30 นาทีที่ผ่านมา

      nahomrecordsሳብስክራይብ ንግበረላ

  • @Negii-s6j
    @Negii-s6j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +38

    አብ ትግራዋይ ተንኮልን ሕሰድናን ጠፊኡ😓 ትክክለኛ ሰላምን ፍቅር ክምለስ ዩ ፀሎቶይ 🙏 ሰላም ንኩሉ ይኩን 🙏

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ኣሜን❤

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @NebuTigray-me2bj
      @NebuTigray-me2bj ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አሜን አሜን ኡሜን

  • @abihagos-rt1oh
    @abihagos-rt1oh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    ዙናይ ቤተክርስትያን ድምፂ ደስ ክብል ❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናዓይ ውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ኣቢየ❤🥰

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +33

    ቱ ዘዓበየ ሰላም ውሽጣዊ ሰላም እዩሞ ኣብ ሂወትኩም ውሽጣዊ ሰላም የሃብኩም🙏❤❤❤❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ወለላይ❤ ናዓይ ውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ሜሪተይ❤🥰

    • @goodplaza795
      @goodplaza795 23 นาทีที่ผ่านมา

      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ገረሉኪ ናዓይለ ገበርለይ ዛናተይ❤

  • @titi7083
    @titi7083 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    እንዃዕ ልሕዳር ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐኩም ደቕኖ🙏😍😍

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤

  • @AaAa-oe3xg
    @AaAa-oe3xg ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩፉእ ዘበለ የድሕነና ብስራታዊ ቅዱስ ገብርኤል 19🙏💚

  • @የተዋህዶልጅነኝ-12
    @የተዋህዶልጅነኝ-12 38 นาทีที่ผ่านมา

    ድሙቃት❤❤❤
    ናይ ራማ መልኣክ ቅዱስ ገብርኤል ይሓልወና ዘሐጉስ ብሰራት የስመዐና 👏💖💖💖

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +18

    እፉ ዙቤተክርስትያ ቃሕ ምባሉ ኣቡኡ ዘለኹካ መሰለኒ😊😊❤❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናዓይ ውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ጓል ኣፅቢ ዓደይ❤🥰

  • @AbigalAstbi
    @AbigalAstbi 58 นาทีที่ผ่านมา +2

    ቅዱስ ገብርኤል በብዘለክምዎ ይሓልኩም የሕዋተይ😊

  • @SelamGuesh-w2b
    @SelamGuesh-w2b ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩፉእ ዘበለ የድሕነና በቢዘለናዬ ይሓልወና ክቡራት ኣሕዋትይ ❤❤❤🙏

  • @Shewit435
    @Shewit435 51 นาทีที่ผ่านมา +1

    ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩፉእ ኩሉ ያሓልየና🙏❤❤❤

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ልዕሊ ብቃላት ዝግለጽ ገጸባህርያትን ብቅዓትን ብጣዕሚ መሳጢት ብሓቂ ብልጽቲ ፊልም👍👌👌ኣጆኩም

  • @umtgraweyti
    @umtgraweyti ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይይ አዚ ደምፂ ናይ ቤተክርስትያን ምስ ሰማዕኩ ደስታ ተሰሚዑኒ ፈጣሪ ሰደተይ ኣሕፅረለይ መልሲ ሰደት ገዳመይ ክወርድስ😢

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓልወና

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    እንካዕ ንቁዱስ ገብሪኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም ስደትና የሕፀረልና ጎተተይ❤❤❤❤❤

  • @ምልኣት-ጐ2ዠ
    @ምልኣት-ጐ2ዠ 49 นาทีที่ผ่านมา +1

    የመና ካብ ምምቃራ ልተልዓለስ ብስሰዐ አየ ልሪኣ ። እዚ ልመስል ፅሩይ ድራማ ክንርኢ ስለ ዝገበርኩም የቐንየልና በርቱዑታ 🖤

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ኣብ ሰሙን ኽልተ ግዜየ ይኩን❤❤❤❤❤

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ቅዱስ ገብሪኤል ያሓሉኹም
    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣስድኣስድ
    @ኣስድኣስድ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ ቅዱስ ገብሪኤል ይሕልኩም❤

  • @Gggdg-w8t
    @Gggdg-w8t 52 นาทีที่ผ่านมา +1

    ብዓል ነጋ ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ ይሓልወና👏👏👏

  • @EeGg-n4r
    @EeGg-n4r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቅዱስ ገብሪኤል ያሓልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቅዱስ ገብሪኤል ካብ ኩፍእ ዘበለ ኹሉ ይሓልወና ተጋርዋኒ💝🙏

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቁዱስ ገብርኤል በብዘለናዮ ሓላዊና ይኩን
    ሓሳብ ልብና የስምረልና🙏❤❤❤❤

  • @YrdgGsxg
    @YrdgGsxg 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ቁዱስ ገብርኤል ብሰላም አምፅአኩም❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 22 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ተጋሩዋይ ደሞ ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩሉ ክፍእ ዘበለ ይሓልውኩም🙏💜

  • @DshkaTDF
    @DshkaTDF 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ኣደነቅቲ እዛ ድራማ ደሙሩኒ ክምልስ❤🎉

    • @SnduKonjo
      @SnduKonjo 15 นาทีที่ผ่านมา

      ደሚረ መልሲ❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    መብራህቲ ኣጥፍኤ ናረአክዎስ ዝብኢ ሰሚዐስ ፈሪሐ ናብራ ሰደት ናኢድካ ኣትስኣን😢😂ቀፅሉዎ ደቂ ሓላል መርየት❤❤❤❤❤

    • @ZamzamZamzam-p6o
      @ZamzamZamzam-p6o ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ ኸዓ ሰ ዝዝብኢ አይሰምዕወይ ድዮም ያ😂😂

    • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
      @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ZamzamZamzam-p6o ይሰምዕዎ ኣለው እባ ናአና ከፋራርሑ እንበይ 😂

  • @ksaksa5291
    @ksaksa5291 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓልወና የሕዋተይ🎉 ብሽም ቅዱስ ገብርኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @Zhrazhra-v6x
    @Zhrazhra-v6x 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰሙን ምሉእ ናተፀበናስ 16 ደቂቃ ምሉእ ኣብ ክላስካል እዋይ ካብ ድሕር ከዚ ተተደጊሙ ምክትታል ከቛርፅ እየ😢

    • @edon7537
      @edon7537 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      31🤒

  • @MerryMery-l9h
    @MerryMery-l9h 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ቃደማይ ባዕለይ ሎሚ ትፅቢታ በዚሑና ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትኹን❤❤❤❤

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      #ደምርኒ#

  • @ZahraZa-zm7jo
    @ZahraZa-zm7jo ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተጋሩዋይ ❤️🌿🌿🌿🌿🌿💋💋💋💋💋💋💋

  • @AZebTAMR-o2n
    @AZebTAMR-o2n 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ሊቀ❤መላእክቲ❤ቅዱስ❤ገብሪኤል❤በብዘለናዮ❤ካብ❤ኩሉ❤ክፉእ❤ብፀሎቱ❤የድሕነና❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤❤❤

  • @umtgraweyti
    @umtgraweyti ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩይ ቁዱስ ገብርኤል ይሓሊኩም ቡብዘለክምዎ❤❤

  • @ህርምላ
    @ህርምላ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ብዝሕ ትምህርተይ ተመህረ❤❤😢

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 47 นาทีที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም🎉

  • @SamriTube-r9r
    @SamriTube-r9r 5 นาทีที่ผ่านมา

    ኩለኩም አሕዋተይ ቁዱስ ገብሪኤል ይሓሊኩም🙏🙏❤❤❤❤ኣሜን በሉ

  • @HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh
    @HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ወይኔ መን እኒሀ ድምፂ ዝብኢ ዝሰምዐ ፈሪሐ🎉🎉🎉❤❤

    • @Zewdu-w3t
      @Zewdu-w3t ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብዚ ድምፂ ዝብኢ ናሰማዕኩ ደማሙ ተናኪሶም ዉነይ ወፅያ ዝብኢ መሲሉኒ

    • @ምግብነሽዩቱብ
      @ምግብነሽዩቱብ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ😂

    • @dhhgh6830
      @dhhgh6830 58 นาทีที่ผ่านมา

      ​@@Zewdu-w3tዝብኢ ዶ ዝመፀኪ መሲሉኪ ኣኞኪ😂😂😂😂

    • @selam-ty9kl
      @selam-ty9kl 32 นาทีที่ผ่านมา

      ኣነ 😂😂

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደቢሩ ናይ ሎምስ ብምድላይ ግዘ ሓለፍ

  • @Salamah-x7h
    @Salamah-x7h ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣረ ብሓይሊ ገርዎ

  • @AlematMezgboኣለማት
    @AlematMezgboኣለማት 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አንኳዕ ንቁዱሰ ገብሪኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣሕዋተይ❤❤ደሙሩ ኣሕዋተይ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    I like enjoying & watching,it's very horrible moving so it should be good romantic amazingly, awesome that expression , good luck 4all you, God bless you 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌

  • @HagushHaftu
    @HagushHaftu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    እንካዕ ንብስራታዊ ሊቀ መልኣኩ ቁዱስ ገብሪኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤

    • @akbert-lt3qd
      @akbert-lt3qd ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ለለለ
    @ለለለ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ትክእሉ ኢኪም በኡነት በተለይ ሙና ብቅዓታ ዘርአየትሉ አዩ❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ድምፂ ናይ ቤተ ክርስትያን ምጥዓሚ
    ኣይይይ ወይዘሮ ሃረያ ክበኽያ ከለዋ እናፀለያ ባዕልኻ ዝተምፅኦ ጠንቂ ከቢድ እዩ 😢

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @ሽልሖ
    @ሽልሖ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ልገርም ኣክት እዩ ዋው ። ችግርኛ ፊልም ሓሊፍላ

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ብሩካተይ❤❤❤❤❤

  • @nicenice5677
    @nicenice5677 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፅኢኹም ተጋሩዋን❤❤❤❤❤❤

  • @ምግብነሽዩቱብ
    @ምግብነሽዩቱብ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቦ ራህየል ክርእ😢😢😢 ይመፀኒ
    ምርአይ ክገድፈ ይሓሰብ እሞ ዘይሓድጋ
    ምስሊ አያዋይ አቦ ራህየል ንጓሎም ክብሪ ዘለዎም😢😢😢

  • @xdggg9171
    @xdggg9171 41 นาทีที่ผ่านมา

    ተጋርዋይ ፁርያት ዘርኢ እንካዓ ብሰላም መፃእኩምና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 8 นาทีที่ผ่านมา +1

    ቤተክርስትያን ዝናፈቅኩም ናብ ቤቱ ከይድና ንንሳሃሉ ይግበረና ቁዱስ ገብርኤል ሓደራካ ካብ ሕማሚን ጭንቀትን ማሓረና🤲🙏

  • @kidugrmay
    @kidugrmay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ነፃ ፅሑፉ ተንቡቡ ብስረታዊ ቅዱስ ገብሪኤል ፀፅቡቁ የስምዕኩም ❤#ሰብስክራብ ግበሩለይ ከይትሓልፉኒ ኣሕዋተይ❤

  • @AsqAsq-y4m
    @AsqAsq-y4m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቤትክርሰትያን ጨለጨለ ተበል ቶሎ ዓደይ ዘለኩ ኮይኑ ተሰመዕኒ🙏❤💘

  • @girmaymehari3940
    @girmaymehari3940 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሙሉኣት ልኾንኩም ተዋሳእቲ 👏👏👏

  • @tube9434
    @tube9434 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ መሳጢት ክፋል ሓጥያት ፈፂምካ ናቤቱ ኬድካ ምንባዕ ብሓቂ የድሊ

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😢😢😢😢😊

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩሉ ክፉእ ዝብል የፈየድሕነና ብሰራት ሓጎሰ ብሰራት ሰላም የሰመዐና ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል ፆሎቶን በረከትን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን ❤👏
    እና #ሳብሰክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ

  • @Meri-j8b
    @Meri-j8b 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት💛❤

  • @galtgray_12
    @galtgray_12 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዋይ ዝገደደ እቶም ቆላዑ ደቅ ገብራት ከይኮኑ ጥራሕ ዋይ ደቀይ ካብመን ፈጢረዮም ዝበለታ ቃሕ ኣይበለትንን😢

  • @MbvGg-si6kx
    @MbvGg-si6kx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተጋሩ💗🌋🌋❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንቋዕ ሰላም መፃእኹምም እንዳ ሚካኤል መገብ ታሓፂብኩም እትፈልጡ ኢድ ንላዕሊ☝️☝️☝️ እስኪ ንደገ ሰላምካ ምስዓም ኣብቅዐና😢🤲

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Feluyat zekonkum tewasaeti ❤❤❤❤eti bota gen Feleg dearo deyu weys kalee bota negeruni ekum beztrefe betaemi eye zednekekum❤❤❤❤

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤

  • @MazaKeshi
    @MazaKeshi 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen 🙏

  • @Kahsaygehiwet
    @Kahsaygehiwet 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቅዱስ ሚካኤል መገብ አቦይ

  • @hidat-r4p
    @hidat-r4p 57 นาทีที่ผ่านมา

    ተመሰገን ድምፂ ቤተክርሰትያን ሰሚዕና❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋይይይይይይ መመክንየታ ቢሮ ጠፊኡኒያ😅😅
    አሰይይይይይ ከቅንኡካባ አቦን ጓልን ክጫወቱ ከለውስ
    ሓሊፉ መቀረት ናይ አቦ ከይስተመቃርናዮ😭😭

  • @aass1998
    @aass1998 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቅዱስ ገብሪኤል ሓላዊና ይኩን❤❤❤

  • @GgGg-e3c2o
    @GgGg-e3c2o 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣረ ደቂቃ ውሒዱ ❤️❤️🎉🎉🎉

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 53 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ግዜ ለኩሉ ምቅራት❤❤🎉🎉

  • @Merhawitgmikaeel
    @Merhawitgmikaeel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣረ ሙና ትፍለ እያ❤❤❤😂😂

  • @ጋልዴስኣተት
    @ጋልዴስኣተት 5 นาทีที่ผ่านมา

    አንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ከምዠ ካማይ ትፈልዉዋ ንዛ ፍልሚ 🙏💋💋💋💋💋💋💋💕✅

  • @SalamSa-ym8ju
    @SalamSa-ym8ju ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ተምፅኣ ዛ ብሮ 😂😂😂😂😂

  • @HsedeVvnekj
    @HsedeVvnekj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቅድስ ጌብርኤል አባትየ❤❤❤❤❤❤

  • @MizanAbrha
    @MizanAbrha 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እንኮዕ ኣብፀሐኩም ሕዳር ፂን

  • @SalemMoui
    @SalemMoui 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ናይ ቤተ ክርስትያን ድምፅ❤❤❤

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሃረር ኢለ ዝፅበያ ድራማ

  • @FilmonFghfgh
    @FilmonFghfgh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ናይ ❤❤❤❤❤❤መገብ ዓደይ

    • @ብሕታዊት
      @ብሕታዊት 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      #ደምርኒ#

    • @GetnetKahsay-g2u
      @GetnetKahsay-g2u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣበይ እዩ ዝዓዲ

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ብሕታዊትደሚረክ ደመርኒ

  • @عمرسعد-ب5م
    @عمرسعد-ب5م 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @MehariAsfaw-c3c
    @MehariAsfaw-c3c ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ዓዲባ ደስ ክብል

  • @TemuMan-ym4gl
    @TemuMan-ym4gl 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ቅዱስ ገብሪኤል ያሓሉኹም

  • @SabiyALadsd
    @SabiyALadsd ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ናይ ቁዱስ ገብርኤል ኣቦና በረከትሙን ረድኤቶሙን ኣይፈለየና ኣሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @NetsanetZeray-j6o
    @NetsanetZeray-j6o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤እንዃዕ ደሓን መፃኹም ምቁራተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @RakiRaki-ne6vb
    @RakiRaki-ne6vb ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣረ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበርዋ ❤❤

  • @JemilaY-vf1vs
    @JemilaY-vf1vs ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይዘሮ ሃረያ ጎበዝ ተዋሳኢት ፍቅር ዕውር😂

  • @ምግብነሽዩቱብ
    @ምግብነሽዩቱብ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ንሊቀ መላአክቲ ክዱስ ገብርኤል ወራሓዊ ባዓል አብፀሐኩም ካብ ኩሉ መከራን ጭንቀትን ይሓልወና
    ደሙሩኒ አሕዋተይ

  • @Hiwan1214
    @Hiwan1214 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ዋውውውው መጺኡም😊😊
    ዝብኢ ዶ ይንቁዉ ኣሎ ሓቀይ ፈሪሐ ናፊቀዮ ለ ነይረ እየ ድምጹ 😅😥

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

    • @ልዋምጋልኣፅቢ
      @ልዋምጋልኣፅቢ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ዘፍርሕ ሰብ እምበር ዘፍርሕ ዝብኢ የለን ሎሚ😢😢

    • @NshsKd
      @NshsKd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ክክ እወ ይንቁ ኣሎ ከፍርሕ እባ 😁😁

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ልዋምጋልኣፅቢደምርኒ❤

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@NshsKdደምርኒ❤

  • @merimeri2063
    @merimeri2063 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ እንካዕ ኣብፀሐኩም/ና ንሕዳር ፅየን❤❤❤

    • @ወጀረተይትYouTube-o2e
      @ወጀረተይትYouTube-o2e 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምረኪ መልስ ክብረተይ

    • @merimeri2063
      @merimeri2063 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ወጀረተይትTH-cam-o2e እሺ ማዓረየ❤️❤️

  • @Kahsaygehiwet
    @Kahsaygehiwet 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ምሕረት ቦታ ቅዱስ ሚካኤል መገብ አሪኢኩም ከብድና ሓፍ ሓፍ አቢልኩምዎ

  • @ኣቢብስራት
    @ኣቢብስራት 41 นาทีที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ፍልሚ❤❤❤🎉

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 34 นาทีที่ผ่านมา

    ቤተክርስትያን ናፍቀ ፈጣሪ ኣቦይ ስደተይ ኣሕፅረለይ😢❤

  • @mami4135
    @mami4135 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሕማም የብላ ፅማም የብላን ፀበል ውሽማ ናፊቃ እምበር

    • @edon7537
      @edon7537 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂

    • @eru5343
      @eru5343 57 นาทีที่ผ่านมา

      😅😅😅😅😅😂

    • @KedanKedan-hq3zv
      @KedanKedan-hq3zv 10 นาทีที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

  • @TsegaArefeayne
    @TsegaArefeayne ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣረ ኣብ ሰሙን 2 ግዘ ግበርዎ ኒኢስና ብዝተረፈ ውድእቲ እያ ደስ ክትብል

  • @genet3442
    @genet3442 12 นาทีที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ቀፅሉሉ

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ❤❤❤🎉🎉