Thanks you dimtis hafash befley ka eza artist nay hagerna ab weshti Eritrea zelkum ni hezbi Eritrea areya sela zekum bahlina zey wekel yatu alo emo bejakaum artist tatenkaku 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
tsbuk srah tserhu alokum ktgebrwo zelokum gin n gebenatat bsili ykum b video bzuh aytemtsiwomn ikum ketsaki iza video temtsiwa so nktria qa tsbuk tekone beziu nktria aytidmeqan eya thank u
ፖሊስ ኤርትራ ብሓቂ ክትምስገኑ ይግብኣኩም❤❤❤❤❤
You are doing great work deky erey and keep it up the great work 👍 💪 👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድሃይኩም ኣይትሓባአ ጀጋኒ ፖሊስ ኤርትራ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks you dimtis hafash befley ka eza artist nay hagerna ab weshti Eritrea zelkum ni hezbi Eritrea areya sela zekum bahlina zey wekel yatu alo emo bejakaum artist tatenkaku 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Job well done Eritrean police 🙏
💚❤️💙
ጽቡቅ አገላልጻ አምላክ ይባርኩም እንበር ባህልናስ ተባሕጊጉ ጽዩፍ ዝኮነ አለባብሳ ብዝያዳ ኦዚኦም አብጽንብ መርዐ ዝክደንዎ ዝክደንኦ መርዐትን መሐዙት መርዐት ዘስካሕክ ዘይባህልና ጽያፍ ዝኮነ ንሀይማኖታትና ዘሕፍርን ዘጸይ ከዚዝአመሰለ ፕሮግራም ምስራሕኩም ምቅላዕኩምን ጽቡቅ ዓቢትምህርቲ እዩ ተባረኩ ባህልና እናተባሕጎገ ይከይድ አሎ አንፈቱ ስሒቱ ሆዝብን ፖሊስን ተምጽእዎ ፖሮግራም ብዙሕ መሀርን ማዕዳ ዝመልኦ ፕሮግራም እያ ብኩሉ ተምጽእዎ ዘደንቅ ካብኩሉ ዝሐለፈ ንብረ ወዲቁ ንዝተረክበ ሒዞም አብመደበር ፖሊስ ከብጽሑ ዝርኩቡ ቆልዑት ኦዚኦ ከምዚኦም ዜአመሰሉ ቆልዑት አመስጊንካ አይትጸግብን ንዕድመ ይግበረሎም ብዝያዳ ወለዶም ክምስገኑ ይግባእ ብስነስርዓት ኮስኪሶም ስለዘዕበዩ ህዝብን ፖሊስን ቀጽልዎ ጽቡቅፖሮግራም ኩሉግዝየ ተከታሊትኩም እየ ክትሐልፈኒ ከማን አይደልይን ርሑስ ናጽነትና ምሉእ ይግበረልና ዐይኒ ሕሱም ይድፈነልናክብሪ ንስውአትና ዘልአለም ስሞም ይክበር ንብሂወት ዘለኩ ምእንሀገር ከይትድፈር አቁርን አስሐይታን ጸሐይ ትልብለቡ ዘለኩም ኮቤርምጎስን ዮብጸሕኩም ራህዋኦዚአ የሮኢኩም አጆኩም ትብዑቡርትዑ አልና አብጎንኩም ዐወት ንሐፋሽ ካብ ሽወደን ለተንስኤ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️🙏🙏🌹🌹🎆🎆🎆🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪
Merhabah kbur hzbei ms awhesti tsetta Eritra polis mhartna.❤❤❤❤
ብሰንኪ ኣካዳድነኤን እየን ዝድፈራ ዘለዋ እልካ ምዝራብ ነቶም ዓመጽቲ ምትብባዕ ይመስል ። ሓደ ሰብ ደስ ዝበሎ ክኽደን ናይ ግሉ መስል እዩ ። ብህሉ እንተ ኣኽበር ግርም ግን ብሰንኪ ኣካዳድንእይ ክድፈርን ክዕመጽን ግን ጌጋ እዩ ።ዝተኸደንኩ ክዳን ይከደን ብዘይ ናተይ ፍቃድ ዝኾነ ሰብ ክደፍረኒ መሰል ይብሉን ። ስልጡን ከልቢ ከማን ዝሃርፎ ስጋ ኣቅሪብካ ፍቃድ ስጋብ ዝረክብ ብስርዓት እዩ ድጽበ።
Great job Eri police , bless you 👏🏽🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🐪🐪🐪
🇪🇷Please like, share and subscribe
Police Eritrea❤❤❤
Polis Eritrea hade Lebi hade hezbi mes ezi jigna hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪
መርሓባ ክቡር ሜድያ ቲቪ ኤረ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
tsbuk srah tserhu alokum ktgebrwo zelokum gin n gebenatat bsili ykum b video bzuh aytemtsiwomn ikum ketsaki iza video temtsiwa so nktria qa tsbuk tekone beziu nktria aytidmeqan eya thank u
Wey deqi erey zen artists akfien alewa ageb ageb za xffti adna ybklea alewa💕💕
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Keep up eritrean police good job♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
merhabae polis eritra🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌹❤❤❤❤
Selame Merehba Eritrea 🇪🇷 999999999
Kulukumo Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷
Eritrawnet kubur Mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ናይ ብሐቅ ንህዝቢ ዝምህርን ዘንቅሕን እዩሞ ቀጸልዎ ክቡራት የሕዋተይ የቀንየልና ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብሐድነትና ተጣሚርና ብትምህትን አፉልጦን ብምስትውዓል ንኪድ ንቅድሚት ብርሃን እዩ ቅድመና ብልቢና ነሕሰብን ንጠምትን ብሰራሕ ንትምህርትን ንፀላእት ነሸንፍም ብሕልክስ መክንያት ባዕልና ባህልና አነባላሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍100 100.000%
🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ዘይነበሩ ባህሊ ብፍላይ ደረፍቲ ደቂአንትዬ
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪🙏
💪💪💪💪💪💪💪❤🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ኽብሪ ነቲ ዶባትና ዝሕሉ ጀጋኑታት ሰራዊትና ወዓሩ ጀጋኑና ኹሉ ኤርትራዊ ኻብ ደገ ዝመጽእን ጉረባብቲ ሀገራት ክንጥንቀቅን ክንሕሉ አለና ደቂ ኤረይ ሐላላት።መጻኢ ኤርትራ ብርሃን ኢዩ።🇪🇷❤️🇪🇷❤️☪️❤️✝️🙏🙏🙏
Merhaba 🙏🇪🇷🇪🇷🙏
❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
Selam ftuwat zkonkum police Eritra. Btaemi des zebl astemhro. Ane ngezae riesey btaemi eye zskef neyre. Bahlna btaemi xbuq eyu. Hiji zgebrio zelowa. Kklkelaowo. Aflbka kelika zteqedede sre tedinka mikad hfretn gebenn eyu.❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉
❤❤❤
What about for wedi medihin berad ke .gahafat
bunet mis bahlna zeykeyd akadadna bagiu kiwiged alewo
Artist eye gediden
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💋💋💋
Merhaba polic erey
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴💪👌
ልዕሊ 900,000 ናቅፋ ክሳብ ትዘምት እቲ ዞባ ሰብ ኣይነበሮን ድዩ፧ ዋላስ ተሓባበርታዮም ኔሮም፧
ገዛ ስድራይ ክሰርሕን ንመርዓ ሓወይን ኣጥፊእዮ ኢልካ ምኽኒያት ቅቡል ኣይኮነን። እዚ ቡዙሕ ገንዘብዩ። እቲ መርዓ ክንደይ ወዲኡ፧ እቲ ገዛኸ ክንደይ ወዲኡ፧ ብርግጽ ሓቂ እንተኾየኑ ማለት ኣብኡ ድያ ኣጥፊኣቶ፧
እዛ ዉልቀሰብ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክትሕነቅ ይግብኣ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ah bunkus beli metsaweti koynu adina 😂😂😂😂😂
ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን ኩቡራት ኣነስ ንዝዛርቦ እንዲዩ ጨንቑኒ ኔሩ ፡ሓደራኩም ሕግን ስርዓትን ብዕቱብ ክሕዝዎየ ዝላቢ ብፋላይ ከኣ ኣብዚ ሕጂ ዝጀመረ ንባብዴራ ብክዳን ይኩን ብቆቢዕን ዝተፈላለይ ኣከዳድናን ኣስፋፍያን ዝላገጹን ዝላገጻን ብዚሖም ኣለዉ ፡ኣነ ምስ ብዡሓት ሰባት እየ ተባኢሰ ብክብሪ እዛ ባንዴራ ብፍላይ ብጣዕሚዩ ዝስምዓኒ ሞ ደጊመ ሕደራኹም ይብል ፡ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ።
ስራሕ ስራሕ ኢዩ።
ንዝተዋህበካ ሓላፍነት ስራሕ ንዕብየት'ቲ ትሰርሓሉ ዘሎኻ ትካል ብጥንቃቐ ክትሓዝ ኢዩ ዝግባእ። ዝቋጻጸረኒ ኣካል የለን ብምባል ዝግበር ምጥፍፋእ ኣብ ሂውት ካን ሂወት ቤተሰብካን ደቅኻን ዘይሕከኽ ሕማቕ ስም ዝለዘሰክመካ ጥንቃቐ
ምዝውታር ኣድላዩ ኢዩ። ብፍላይ ኣብ ሃገርና ብስንኩላን ዝተረኽበት ሃገር ምኳና ክንርስዕ ኣይግባእን።
Islam tetatatwo zela hasabat ab Eritrea kes ilu iyu krdakum Atum denakut hzbi Tigrinya
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንምንታይ ኢኩም ነዚ ቪድዮ መሪጽኩም ምስቲ ትዛረብሉ ምክንያት ዘለኩም ዘይሰማማዕ እዩ። ኣውርድዎ ክከውን ዘይክእል ኢና ታሪክ ዘይብሉ ኮይኑ።
ኩቡራት ኣሕዋት እቲ ዝዕምጽ ሰብ ሓንጋል ዶ የብሉን እዩ? ስማዒቱ ክቋጻጸር ኣይክእልን ድዩ?
ብ ኣካዳድናኻ ኒ ዓማጻይ ትዕድም ኣለኻ ማለት ድዩ?
🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🙏🏻💕🌹💕♥️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Yes belay kebden kelien zkeda ab hagerna klkul kikewin alewo 👍👍👍👍👍👍 nestle HINBRTI TEKELIU ZKYED ATBATEN TEKELIEN MKAD KSHFEN ALEWO ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA GINA HAGER AB MIMEBAL ZELA KAB DKINET N MIWXA BUZUH XAERI ZXIER ZELO MENGSTI KEMZI AYNET TWLDI BUZUH TMHRTI NAY 9 BHIRATNA BAHLI KIMAHAR ALEWO
ይቕሬታ ኣበርእስቲ ናይዚ ጽሑፍ
ኣብክንዲ ዝተጠርጠረት ዝተኸሰሰት ተዝእረም ጥርጡር ዝበሃል ቅድሚ ኣብ ቀይዲ ምእታው ክኸውን ይመስለኒ
ብዝተረፈ ናይ ጎረቤትና ስርቂን ግፍዕን ከይለግበና የዕንትና ቋሕ ነብል
@biniamteklemariam2202 ትዕዝብትካ ጽቡቅ እዩ ፡ እንተኾነ ብሕጋዊ መዳይ ቤት ፍርዲ ገበነኛ ምስ ወሰነ ኢካ ገበነኛ ትብሎ ፡መክንያቱ ኣብ መስርሕ ዘሎ ጉዳይ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪባ ክትኣምን ዘይትኣምን ዝብል ኣሎ ፡ ስለዚ ክሳብ ገበነኛ ቤት ፍርዲ ዘይበለ ጥርጡር ተባሂሉ ይስመ፡
💙💫💥👌🏻💪
Ezia chanel yefelta eya na y erteria aykoneten kkkkkk teflitna alena dehan
Nay men dea Duhul 😂
ሕገ ግርም....❤❤❤❤❤
Kabey amxikwmo ezi zeina kkkkkk hasewti ezia chanel abzi nay agame kwniet eya jemira shw hezi lawzi endabelw eyom zeina ilom zemxw neirom kofkafat hasewti
ኣከዳድና ዘምጽኦ ለውጢ የለን እቲ ለውጢ ዘድልዮ ዘሎ ኣተሓሳስባና ምልዋጥዩ ልዕል ዝበለክዳን ተኸዲነን ማለት ክብረን ሸይጠን ማለት ኣይኮነን ። መንእሰያት ሃገርና ምስ ግዜን ቦታን ምስዘመናዊነትን ንክጓየዩ ነተባብዓዬም ድሑር ኣተሓሳስባና ድማ ነወግዶ ።
ጋዜጠኛታትድማ ንመን ኣበይን ትሓትቱ ከምዘለኹም ኣብግምት የእትዉ።
ምሽ ዳኣ ኣብ ኤርትራ ስርቂ የለን ይብሉና ኔሮም ደቂ ኤረይ😂
😂😂😂ክሓልፍ እዩ ርእዮ ግን ገሪሙን
Ezia chanel yefelta eye abti gezie kwinat iua jemira shw lawzi endabele derama yeserh neirw nay erteria aykonen kkkkk yehwateki iyom derama zeserhw zelew etiom adgi nahamedw zebhalw ab europa zelew@@maremare1976
ስርቅን ገበንን ፈላልይዎ እቲ ገንዘብ ሒዛቶ ዝነበረት ናይ ሰብ ኢዩ ናትኩም እኮ ባህሊ ኢዩ ክክክክክክ
ህግደፍ ሰረቅቲ
ህግደፉውያን ለያቡ
Police Eritrea❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉