ዋጋ ፍርናሽን መንፀፍን ትርኣስን ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ???

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • ሰላም ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለኹም ኣሕዋተይ ንሎሚ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ዋጋ ፍርናሽ ሒዘልኩም ቀሪበ ኣለኹ!!!!ናብ መሓዙትና share ብምግባር ነካፍሎም፡፡ነዚ ቻነም ሓደሽቲ ዝኾንኩም ኣባላት ድማ subscribe ምግባር ኣይትረስዑ ሃየ ደቂ ዓበይቲ

ความคิดเห็น • 191

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 8 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤🎉🎉🎉

  • @shewitmultimedia
    @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว +43

    ሰላም ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለኹም ኣሕዋተይ ንሎሚ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ዋጋ ፍርናሽ ሒዘልኩም ቀሪበ ኣለኹ!!!!ናብ መሓዙትና share ብምግባር ነካፍሎም፡፡ነዚ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ኣባላት ድማ subscribe ምግባር ኣይትረስዑ ሃየ ደቂ ዓበይቲ

  • @heahheah2523
    @heahheah2523 ปีที่แล้ว +5

    ኣይክፎላን ላይክ ሼር ሳብስክራቭ ንግበረሉ ጅግና ቀፅለሉ ኣነ ኩሉ ጊዜ ሸር እየ ዝገብረሉ ናብ መሓዙተይ በእውነት ናይ ባዕልትና ሚድያ ነዕቢ

  • @jfthgg2205
    @jfthgg2205 ปีที่แล้ว +5

    ዋጋ ግን ዳሓን ዩ ብእነት ኣነስ ብጣዓሚ ዝክበር ይመስለኒ ነይሩ ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ እፍትወኩም እየ 🥰♥️❤

    • @habesha132ab
      @habesha132ab ปีที่แล้ว

      ኣነለ 28000ዝብል ኣብ ቲክቶክ ሪአ ጨኒቑኒነይሩ😂😂

  • @tgr817
    @tgr817 ปีที่แล้ว +3

    ዋጋ ኖርማል እዩ ምሰቲ ዘሎ ወቅቲ እንተ ድካ ዘይክእሎ ግዘ😢ኣብ ማእሲና ንድቅሰ እምበር🤦‍♀️

  • @هويدا-ذ6ن
    @هويدا-ذ6ن ปีที่แล้ว +9

    ጎብዝ ቀፅለሉ ። ካብዞም ፕራንክ ዶ ገለ መለ አናበሉ ሰብ ደንናጉፁ ሰብ ዩቱበራት
    ናትካ ስራሕ ፈትዮ ንፉዕ ዘሓወይ ነተባበዓዮ ተጋር አሕዋተይ 🌄

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c ปีที่แล้ว +5

    ክብረት የሃበልና ደኪሙኒ እንከይበልካ ተገድስካ ሰለ ተቅርበልና ዝሓወይ😊❤❤❤

  • @ህንፃባርይኣልመብርሃን
    @ህንፃባርይኣልመብርሃን ปีที่แล้ว

    ፅብቅ ስራሕ ኣነ ለፅለአኒ ብራንኪ ዝብሃል ነገር
    ክዳውንቲ. እዩ ከርና ኸቢሩዎ ዘሎ ህዝብና 😢

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว +9

    ዛሓወይ ጀግና ክፈትወኻ እኮ😊 በርትዕ
    ሰላም ንትግራይና❤💛

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ ปีที่แล้ว +4

    ሚሪንዳየይ ፅቡቅ ስራሕ ይግበረልካ ዝሓወይ❤

  • @ስራNegas
    @ስራNegas ปีที่แล้ว +6

    ሽዊተይ እንኳዕ ብስላም መፃካ የቀንየለልና🙏😘❤️

  • @ጋልትግራይፍቅሪ
    @ጋልትግራይፍቅሪ ปีที่แล้ว +1

    ስላም ናዓካ ዩኩን ሸዊት ሓወይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ እና ትግራይ ክባሃል ኮሎ መቀለ ጥራሕ ኣይኮነን እና ናብ ኩሉ ባታ እንዳከድካ ስርሐልና ከም ኣብነት ሽረ ፣ኣኩሱም ዓድዋ እንተት ኣምፅአልና ደስ ምበለኒ ፍትወይ

  • @የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ
    @የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ እዝ ግዜ ኣፉሩሕን ቡስሩ ንቀፃል እዝ ክገዝእ እየ እልካስ ዘያዋፅእ🤔😌😢

  • @ድንግለይመራሒትመንገደይ
    @ድንግለይመራሒትመንገደይ ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክብር ሓውና

  • @Tigraymathir531
    @Tigraymathir531 ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም እስቲ ናይ መርዓ ዲኮር አቅሪበልና አብ ኩሉ ከተማታት ትግራይ

  • @سلامه-ل4ظ
    @سلامه-ل4ظ 10 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ዝሓወይ እና እስከ ዋጋ ጋቢ ናይ ኣስኡን ጠይካ ልኣከልና ቪድዮ

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว +2

    እስኪ አሕዋተይ ነተን ከማና ክፈልጣ ዝደሊያ ሼር ንበለለን ክፍሊት የቡሉን ሼር ኢልና ንውፃእ

  • @haymihabeshawit9991
    @haymihabeshawit9991 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ ሰራሕ ሓዉ ሶፋ ኣልጋ ለ ሒዝካልና ናዓ❤

  • @dnglmaryamweHashiwetei
    @dnglmaryamweHashiwetei ปีที่แล้ว

    ቁፅሪ ስልኪ ኣቅምጠና ፍርናሽ ክንከዝእ ዘሓወይ 🎉🎉🎉ቀፅለሉ

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም-ኰ4ፀ
    @ተመስገንመድሃኒኣለም-ኰ4ፀ ปีที่แล้ว

    ሰላም ወሰናይ ሸዊትዋይ ዕድመን ጥዒናን ያሃብኩም ዝባዓል ፍናሽለ ቅኑዕ እዩ ቆሉዑኡ

  • @ተመሰገንጌታዘለአለምዓደይ

    ክብር ሓዉና ንበረልና ዝሓወይ ክብረት ይሃበልና

  • @nawanawa6775
    @nawanawa6775 ปีที่แล้ว +5

    ብሓፂሩስ ድካ ክነብር ኣይክእልን😢

    • @tenetgerechal5546
      @tenetgerechal5546 ปีที่แล้ว +2

      ካብ ምንባር ካብዘይጀምር ዓመታት ኣሕሊፍና ኢና ኣብ ማእሲ ክንድቅስ ኢና ኣጀና ብቻ ጥዕና ሰላም

  • @ራህዋጋልትግራይ-መ1ቀ
    @ራህዋጋልትግራይ-መ1ቀ ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሐወና💖

  • @brktimeles6177
    @brktimeles6177 ปีที่แล้ว

    በርቱዑ ኩሉ ኣቁሑት ኣቅርበቅና ኢኻ ፍርጅ ቲቪ ኩሉ ዝሓወይ በርትዕ

  • @Salam-vw7vx
    @Salam-vw7vx ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣበይ ካብዙ ዘለክዎ ጨንቂ ድምፂ ወደይ ኣስምዕካስ ስደተይ ኣሕፅረለይ እና ቅፅሎ ዝሓወይ ብዝሕ ልግዛእ ኣለኒ ተፀበየኒ❤

  • @bri7094
    @bri7094 ปีที่แล้ว +3

    ክቢሩ ግን ዝሮ ፅቡቅ ታኽንብል 😢😢ልድኻ ዘይኾን ግዜ

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዝሓወይ በርትዕ ብሰላምናብ ዓድና ይምለሰና ክንገዝእ ኢና

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem5861 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ ปีที่แล้ว

    ሸዊተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣጆካ በርትዕ❤❤❤

  • @hagoswadikeshi3051
    @hagoswadikeshi3051 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ስራሕ የቀንየልና ዝሓወይ

  • @baftahadas1264
    @baftahadas1264 ปีที่แล้ว

    ያቀኒየልና ክብር ሓውና ተባረክ ❤❤❤❤

  • @tigraywinbkalsi.3574
    @tigraywinbkalsi.3574 ปีที่แล้ว

    የቀንየለና ሓው ሸዊት ናይ ናሕሲ (ቦሎፎን) ዘሎ ዋጋ እስከ ስራሓልና;;

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว

    እንቋዕ ብሰላም መጻካናልና ሸዊተይ ሓወይ

  • @ሂውትጓልትግራይ
    @ሂውትጓልትግራይ ปีที่แล้ว

    ሰልካ ፅሓፍለና ዘሓወይ እንኳዕ በሰላም መፃእካ እውን❤❤❤

  • @LundkhwarLundkhwar-iv5qn
    @LundkhwarLundkhwar-iv5qn ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሸዊት ሓወይ❤❤❤
    ሸዊት ሓወይ እዛ ናይ ቤተ ክርስትየን ኣቁሒት ዝሓዘት ዝሰራሕካያ ቪድዮ ሲኢነይ ዓይነይ ሓሚመ ክእልሽ እንተኪእልካ ኣውፅኣለይ ንቅድሚት❤

  • @hiwetsamira5162
    @hiwetsamira5162 ปีที่แล้ว

    የቅንይለና ሽዊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ አምላክ🙏💛❤💛❤

  • @lemlemsiferaw270
    @lemlemsiferaw270 ปีที่แล้ว

    የቀንየለይ ሓወይ ማዓራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋

  • @Chef_Tsega
    @Chef_Tsega ปีที่แล้ว +7

    የቐንየልና ክቡር ሓው❤

  • @WwMm-f4j
    @WwMm-f4j ปีที่แล้ว

    ደስ ይብል ፁቡቅ

  • @MEd595
    @MEd595 ปีที่แล้ว

    ዋዉዉዉ ወድነይ ክብረተይ ፅቡቅ ናይ ስራሕ ይግበረልካ ባባየዮ

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 6 หลายเดือนก่อน

    ፅብቅ ስራሕ 🥰🥰

  • @fergebar121
    @fergebar121 ปีที่แล้ว +1

    እመ ብርሃነይ ልትርኣስስ 700😮

  • @ቲቲጋልትግራይ-ሸ3ኸ
    @ቲቲጋልትግራይ-ሸ3ኸ ปีที่แล้ว

    ወድነይ ፅብቅ ስራሕ ይግበረልካ

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ሸዊተይ መዓረይ ❤❤❤❤

  • @axumtigray6342
    @axumtigray6342 ปีที่แล้ว

    ጎቦዝ

  • @Abrhat
    @Abrhat ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሰዊት ሓውና

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ክቡር ሐውና ናይ ሲሚንቶን ናይ ሑፃን ከምኡውን ናይ ገረጋንቲ ሕተተልና በጃካ እንተኪኢልካ በዓል ሐደ በላሶ ንምስራሕ ብሐፈሻ ክንደይ ይውድእ ከሸግረካ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +1

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ሸዊተይ ሓላልይ የቀንየልና ክብረት ያሃብልና ዋጋ ግን ሸገ ይኡ ንነብስና ንብል ክክክክ_

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂😂እስት መን ኡዩ ሓቦኛ ዳኣነ ድዳለኹዎ ፈርሽ ድዕድገለይ😂😂😂

    • @HelpmeMyGod-k9c
      @HelpmeMyGod-k9c ปีที่แล้ว

      😂😂😂

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว

      አነ ሕቡዋ ክክክክክ

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ ปีที่แล้ว

      @@akezaberhe6216 ጨለ ማዓረይ ግን ኣያም በል ከይትናስሕ

  • @tesfaykidane1008
    @tesfaykidane1008 ปีที่แล้ว

    አዮኻ ዝሓወይ ሰናይ ❤❤❤

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ብሩኽ ሓወይ❤

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክቡር ሓውና
    ምጻፍ ናይ ቤተክርስቲያን ከ አሪኤና ባ ተኪኢልካ

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ሸዊተይ ናተይ ❤️

  • @dgkj1203
    @dgkj1203 ปีที่แล้ว

    ፅብቅ ሰራሕ ❤❤❤❤

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዝሐዘ ውና ዋጋ ግን ኣብዙይ እዮም ከንብሩና

  • @Moloz-ur8vi
    @Moloz-ur8vi ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክቡር ሓወይ 👏
    ቀፅለሉ

  • @tsegshTube5kk3g
    @tsegshTube5kk3g ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን ሸዊት ሓወይ ክብረት ይሃበልና የቀልየልና ስለ ኩሉ ነገር ተቅርበልና like like like sher Sher ንግበረሉ ነበረታትዓዮ ብጣዕሚይ ተአማኒይ እሙን ስብ እዪ ክቡራት ቤተስብ❤🙏👌

  • @euuee6165
    @euuee6165 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ሓውና ክነሽግርካ ኣብ ሽር እውን ክንደይ ከም ዘሎ ሙሉእ ናይ ገዛ ንብርት እባ ኣርእየና

  • @Tigraway872
    @Tigraway872 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ

  • @ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ
    @ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ ปีที่แล้ว +1

    @❤🎉

  • @ብሪጓልሃገረትግራይኣጆኪዓ

    ሸዊተይ የቀንየልና መዓረይ❤❤❤❤❤

  • @ትግራይ-ሠ2ረ
    @ትግራይ-ሠ2ረ ปีที่แล้ว

    ናይ ዋጋ ግን መን እዩ ክክእሎ😥😳

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว

    የቅንየልና ዛሓወይ ቀፅለሉ ❤❤

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሸዊት ሓወይ ቀፅልሉ 😍👏👏👏

  • @Sameera45-p3v
    @Sameera45-p3v ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዘሓወይ ቀፅለሉ

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 ปีที่แล้ว

    ሸዊተይ ሎሙዓንቲ ብጣዕሚ ሓሪፍ ዋጋ❤❤

  • @selamselama3177
    @selamselama3177 ปีที่แล้ว

    ይቀንይልና ዝሓወይ ቀፅለሉ

  • @tuutttet1854
    @tuutttet1854 ปีที่แล้ว

    ጎበዝ ዝሓወይ በሪትዒ

  • @ፀጋጓልሃገረትግራይ
    @ፀጋጓልሃገረትግራይ ปีที่แล้ว

    ሰልኪ ቁፅሪ ኣቅሙጡሉ❤❤❤🥰🥰🥰

  • @SelamLove-fv3gz
    @SelamLove-fv3gz ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሸዊታ🥀

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ፅቡቅ❤

  • @genet6293
    @genet6293 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ጽቡቅ የቀንየና

  • @wedibashay9450
    @wedibashay9450 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ደቂ ተባዕትዮ ክዳን ሒዝካልና ምፃእ

  • @SalemSalem-tu3vu
    @SalemSalem-tu3vu ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሸዊተይ

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb ปีที่แล้ว

    ሰላም ሸዊታ🥰🥰

  • @ሳምሪጓልትግረይ
    @ሳምሪጓልትግረይ ปีที่แล้ว +1

    የቅንየልና ዛሓወይ❤❤❤❤❤

  • @ggybgh2567
    @ggybgh2567 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እዩ ሸዊተይ❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምላከይ
    @ተመስገንአምላከይ ปีที่แล้ว

    ጎቦዝ ቀጺለሉ

  • @kalu546
    @kalu546 ปีที่แล้ว +4

    ድኻ ለይነብረሉ ዓዲ እዋይ😢

  • @Haya-wo6xz
    @Haya-wo6xz ปีที่แล้ว

    ምስ መፃና ክንገዝእ ኢና ብተለይ ናይ ሽረ እንተትሪኤና ፅቡቅ ነይሩ ሸዊተይ ሽኮር

  • @eb12y12
    @eb12y12 ปีที่แล้ว

    ወድነይ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 ปีที่แล้ว

    እሰይይይ የቀንየልና❤💘💘❤👌👌

  • @tititesfay27
    @tititesfay27 ปีที่แล้ว

    Wawwww shewitey enqae bselam metsaekana demo dess bahali edaga💜

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ ปีที่แล้ว

    የቅንየልና ሸዊተይ ❤

  • @gamait-xb8ei
    @gamait-xb8ei ปีที่แล้ว

    ታንክስ እትገብረልና ሓበሬታ እና ናይ ሰረሚግ እባ ኣምፀኣልና

  • @anew9897
    @anew9897 ปีที่แล้ว

    የቀኑየልና ❤

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ปีที่แล้ว

    ፅብቅ ሰራሕ ዝሓወይ ቀፅለሉ

  • @hagoseyasu9625
    @hagoseyasu9625 ปีที่แล้ว

    thank you bro.

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว

    የቅንየልና ዛሓወይ❤

  • @ማህሉጋልወየንቲ
    @ማህሉጋልወየንቲ ปีที่แล้ว

    ሰላማት ሸዊተይ

  • @robelkidanu48
    @robelkidanu48 ปีที่แล้ว

    good job
    Thanks

  • @awuchotub6221
    @awuchotub6221 ปีที่แล้ว

    tanx Bro

  • @ወጋሕታትግራይ-ዘ3ቀ
    @ወጋሕታትግራይ-ዘ3ቀ ปีที่แล้ว +1

    መከዳ 500🙄ለይገዝእባ ቃምሸይ ለይትርአስ ሆሆሆ😁 ብዝኮነ የቀንየልና🙏

    • @salammosa1725
      @salammosa1725 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂❤❤❤.ዋይ መተ

  • @gennetbkassa564
    @gennetbkassa564 ปีที่แล้ว

    👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @hanantube4440
    @hanantube4440 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @mazenceil6592
    @mazenceil6592 ปีที่แล้ว

    Woweww thanks kebrtayy

  • @aregaseharegaseh2510
    @aregaseharegaseh2510 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን ปีที่แล้ว

    👍💚💚💚

  • @mmmm-yg6dm
    @mmmm-yg6dm ปีที่แล้ว

    ሸዊተይ❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ ปีที่แล้ว

    😮😮ዋይ ይገርም እየ

  • @Letushtigray
    @Letushtigray ปีที่แล้ว

    የቀኒየልና💛❤️👍