ጌታቸውን ደብረጼንን ኣብ ሕማቕ ስለዘለዉ ሰራዊት ፌደራል ንመቐለ ክሕልዋ ተጸዊዑ።ፈተነ ቅትለት ናታንያሁ ተኻይዱ።19 September 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ናይዚ Channel ተኸታተልቲ ንምዃን Subscribe ብምግባር ሞራልኩምን ደገፍኩምን ኣይፈለየኒ !!!
    copy right © New Star Eri
    © All rights reserved
    Eritrean Newsl Channel:
    .............................contact us by.........
    My TH-cam Channel www.youtube.co....

ความคิดเห็น • 12

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ትክኪል ህግደፍን ህዊሓትን ኪጠፍኡ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም 💙💙💙💙💙💯

  • @abebaessak845
    @abebaessak845 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @محمدعلي-ش7ب5ث
    @محمدعلي-ش7ب5ث 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ታይ ዝኾነ ፌደራል እዩ መቐለ ዝከላኸል 😂😂😂😂😂

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ነዛ ቻነል ምሉእ ክብረት ኣሎኒ።ሕጂ ግን ጸሊኤያ ብጭራሽ።ምኽንያቱ ድማ እቲ ዜና ብዘይምልከተናን ዘየገድሰናን ይጅምር።ቀዳምነት ብውሽጢ ክጅመር ዝግብኦ ብድሕሪት ምጅማር ዝገርም እዩ።

  • @johndebesay4262
    @johndebesay4262 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መን ፍለጥ አልዎ ምሩኽ ጀነራል

  • @MatisolaBrhane
    @MatisolaBrhane 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናጽነት ኤርትራ ብጅግንነት ደቃ ምስዋእቲ ዝተኸፍሎ ናጽነት እዩ ብርሃኑ ጁላ ዕቅሊ ጽበት እዩ ሃተፍተፍ ዘብሎ ዘሎ ጌና

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብይ ኣሕመድ ንትግራይ ኣብ ትሕቲ ቁጽሩ ንምእታው ብውግእ ዝተሳዕረ ሕጂ ንትግራይ ንኽቃጻጸራ በጋጣሚ ዓቢ ጽቡቕ ዕድል ረኺቡ ::
    ካብ ጉይይ ማል ክሳድ ምሓዝ ኮይንሉ ንኣብይ ኣሕመድ,::

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ድሁል ለቖታ ጥሕኒ።

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም መራሕቲ ኢትዮጵያ ኦሮሞ ንሃገር ክመርሑ ዓቅምን ብቅዓትን የብሎምን 120 ሚልዮን ህዝቢ ሒዝና ብዘይ ወደብ ኣይኮነልናን ኢሎም ናብ ሶማልን ኤርትራን ክጎብጡ ሓፍ ሓፍ እንዳበሉስ ግብጺዶ ቱርኪዶ ይብሉ ደናቁር ሰረቅቲ ድሑራት ሕብረተሰብ

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲዛ ድሁሉ ተጋሩ አይደልኮን ጌታቸውወዲዛ ዓጣሪት ኮንዶም አብይ ወዲ ሻርሙጣ

  • @user-pk3tp3rx7j
    @user-pk3tp3rx7j 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓሻ መራሕ ዓዱ ዘይኣመነ ፌደራል ኣሚኑ ሓልውኒ ዝብል ወዲ ረዳ እንታይ ዓይነት ርእሲ እዩ ዘለዉ😂😂😂