ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
amen amen amen kale hiwet yesmealna nay agelguletkum zemen ybarikelkum nana ktemena amen
ኣሜን (3) ካላ ሂወት የስማኣልና ኣብና ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏💒💒💒💒💒
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina xega ab leil xega yhabika fetar
Kal hiwet yesmalna kubur abonan memehernan edemen tnan yhabkum ezgeabiher amen amen amen
Amen amen amen kali hiwet yesmeana
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም
ቃለ ሕይወት የስመዓልና መጋቢ ሓዲስ መምህር ኣማኑኤል!እግዘኣብሔር ጸጋን ጥዕናን ይሃበልና!
Text you copy will automatically show here👍👍👍
Kale hiwot yesma'alna! Egziabher newih edime misti'ena yihabka,newih nay agleglot zeben memhir!
Amen 🙌 amen 🙏 amen 🙏 Kal hiwet yasmal
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ከብር ኣቦና እግዚኣብሄ ፀግኡ የብዝሐልኩም ዝተማሃሮናዮ አብ ልብና የሕድሮ አሜን
አሜንንን ቃለ ሂወት የስመአልና አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ አሜንንን 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna abona
እሞ ከምዚ ጌርኩም ክትቃለስ ብሓቂ ጊዚኡ እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ንመምህርናን ሓውናን ነመስግነኩም ኣሜን!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልነ ለነ እግዝኣብሔር ጸጋ የብዝሕ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ማምህርና መርጌታ ዘኣማኑኤል
ቃል ህይወት ያስመዐልና👏❤❤❤
ቃል ህወት የስማዕና
ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን(3)።
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna nay agolgulet zebenkum ybarek kber ymesgen lueul Egzabhier
የቀንየልና ስለቲ ዙስተምህርካልና ቀጽሎ ጽቡቅ ቅዱስ ትምህርቲ
Kalehiwot yesmalna
Amen amen amen kal hiwet yesmalna kbur hawna nayzemnka agelglotka egzabihir
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣቦና እግዘኣብሔር ጸጋን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen kale hiwet yesmealna aba
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣና ኣባ ናይ መን ስጋ ንበለአ ምዉት ብሰብነቱኡ ሃያው ብመለኮቱኡነብሰይ ዝተፍለየኦመለኮት ዝተፍልየኦኣበን መፈአስቁዱስሃልዋን ዝኮንዎኦአዝጋብሄርወልድ ስጋ ንበለአ
ናይ መን ስጋ ትበልዕ ነፍሲ፡ ናይ እግዚኣብሔር ወልድ፡ ምውት ብሰብነቱ ህያው ብመሎኮቱ፡ ነፍስ ዝተፈለየቶ መሎኮት ዝተዋሃሃዶ ኣብን መንፈስ ቅዲስን ህልዋን ዝኮንዎ ስጋ ወልደ እግዚኣብሔር ንበልዕ።
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna memhr hawey edmen teanan yehabekum fetari
ቃለሂወትየሰምዓልና🙏🙏⛪⛪⛪🙏🙏
Kal hiwet yesmalna Abona.Nay behaki subuk tmhrti.. beflay notom Menaffikan yehwaTina N-Edena DINGEL Maryam zey-amlukula..KBRI, wedase, amluket n-zelalem n-Egzabher abona ykuno. Amen(3)
ተመስገን አግዛብሄር ኣምላክ ዝተባረኸ ይኩን ነቦታትና ዝሃበና ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መ/ጌታ ዘኣማኑኤል እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን 30 60 100 ፍረ ክንፈሪ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ኣሜን።
Amen Amen Amen
ቃለ ሕይወት የስምዓልና፣ መምህር ። በጃኲም ከምዚ ገርኩም፡ ካብ ጋሻ ትምህርቲ መታን ክንድሕን፡ ኣብ ጊዜኡ መልስን ትምህርትን ሃቡ ።እግዚኣብሄር ዓስቢ ትምህርትኲም ይክፈልኲም !!!!
ኣሜንንንን ቃለ ህወት የሰምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓና
መሪጌታ ብሓቂ ጽቡቅ ትርጉም ኣንድምታ ካብ ኩሉ እናማሳጠርካ ቅዳሴ ማርያም ዘ ኣባ ሂርያቆስ ዘሃገረ ቢሂንሳ ጹቡቅ ገሊጾሞ ኳ ተለው ንዝርድኦ ይርድኦ እኳእዩ ፈሊጦም ሰብ ከሕሙ ንድንግል ከቋሺሹ ዝሓስቡ እሶም ጥዕና ዘይብሎም ወላድ ቲ ገበልዩ!!!
አሜን ቃል ሂወት የሰማአልና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም ይበርክ አምላክ
Amen ame amen qalehiwate yesmalna kubur Memhirna
አሜን ቃል ሂይወት የስማዓልና
ተዋህዶ ዘባአማን ኣዚና ኢና ነድንቀካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ። ጽባሕ ንጎሆ ወሎዶ ንወለዶ ዝተርፍ ጽሩይ ዶኮሜንታዊ ትምህርትታት ኢና ንደሊ። ዘመንኩም ይባርክ መምህር ኣማኑኤል ዘኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ።
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና
🙏Amen Amen 🙏
ቃለሂወት የስምዓልና መምህር ምጋብየ ሃዲስ ኣቦና መርጌታ ዘኣማኑኤል ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋ ኡ የብዝሓልኩም 💒💒💒💒💒🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ከማኹም ይብዝሑ 🙏🏾🙏🏾
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna abona egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum temesgen egziabher amlak kibare niaka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህር ዘኣማኑኤል ናይ መን ስጋ ንበልዕ ናይ እግዚኣብሔር ወልድ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ስጋ መለኮት ዝተዋህዶ ኣብን መንፈስ ቅዱስን ህልዋን ዝኮኑዎ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና ጸጋ የብዝሕ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህራችን ብዕድሜ ብጥዕና ይሐልወልና !
አባቶቻችን ይቤተክርስቲያን በግርማና በጸጋ ያኑርልን
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና፡ስሚዕና ንምትግባር የብቅዐናአብትገብርዎ ጸሎት ዘክሩኒ ክቡር መምህርና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ኣዲስ ኣማኒኤል እግዛብሒውር ኣምላክ ጸጉኡ ኣብዚሑ ይሃብካ።
Kalhiwet yesmaln
Qale Hiwet Yesmalna.
አሜን አሜን አሜን አቦና ቃል ሂወት የስመዐልና አቦና ክብርን ምስጋናን ንድግል ይኩን ጸጋኡ የብዝሐልኹም መጋቤ ሃዲስ
Weladit amlak shima zitemesgene Yikun. Abona nhzbi. Eritran nhagere Eritran tseluyulna.sidet meriruna. Neti timhuruna bteami nrmesgin.fetri edmen tienan yihabkum.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪፆሎቶም ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየናከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜንክብርን ምስግናን ውዳሴን ኣምኮን ንእግዚአብሔር ኣምላክና ይኩን ሎሙን ኩሉሳዕን ንዘላኣለም ኣለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
Kalhiwet yesmealna megabea hadis amaniel hawey mls mls belna eka metan knmehar
ቃለሂወት የስመዓልና የኔታ
Amen amen amen behaki gilitsilits abilkuma qalehiwet yesmalna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabher xegiau yebzihalkum memhrina
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ በረኸትን ረድኤትን ኣማላድነትን እመ ኣምላክ ኣይፈለየና።
Qale Hiwet yesmalna.
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና መጋቢ ሓዲስ መምህር ዘኣማኒኤል
Amen amen amen kal hiwet yesmalna sela qalatu zkebern stemesgenn ykun
Qale hiwet yesmialna. Abotatna zmhro xruy tmhrti abzi alo. siga adena kidste kidusan dngil mariam aynibelien ena.
Amen kal hiwet ysmalna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና አግዘኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና መጋቤ ሓዲስ።ዝተማሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና ክጽሕፈልና ናይ እግዚአብሔር ሰናይ ፍቃዱ ይኩን።አምለክ ጸጋ ይብዝሓልኩም ንዓኩም ክኣ ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ።
Qal hiwet yesmealna burukat yehwatna egzabher nay agolgulot zemenkum yibarkelkum
amenn amen amenn kale hiwet yesmalna gerum des zebl
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዘዐግብ ትምህርቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወና ኣቦናክብርን ምስጋናን ንሉዐል እግዚአብሔር ይኩን አሜን
መምህር ኣማኑኤል ቃለ ህይወት የስምዓልና፡ሰሚዕና ኣብ ክንዲ ሓደ፡ ሳላሳ,ስሳ ፡ሚእቲ ሰናይ ፍረ ክንፈሪ ኣምላከቅዱሳን ሚስጢሩን ጥበቡን ይሃበና ።
ጸጋ የብዝሓልኩም መምህር ከምዚ ገርኩም ዲኣ ኣሎቡምና እንበር ጠፊእና ኢና ዘሎና ጉዙኣት ዓለም ኮና
Egziabher xegeu yebzhalkum abona
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስመዓልና መምህአና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም።
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና::
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ክጽበያየ እየ ጸኒሐ ምክንያቱ ካብ ተዋህዶ ኢና እናበሉ ስጋ ናይ ድንግል ማርያም ኢና ንበልዕ ኢሎም ኣፎም መሊኦም ዝተዛረቡ ኣለዉ ልክዕ ካብ ድንግል ማርያም ካብ ስግኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ወሲዱ ኢና ንብል እንበር ስጋ ናይ ድንግል ደም ናይድንግል ኢና ንሰቲ እዚ ህጸጽ ገጋ ናይ ክሕደት እዩ ከምኡ ውን ሞሎኮት ምስቲ ካብ ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ስጋን ደምን እዩ ደኣ ተወሃሂዱ ንብል ሞሎኮት ምስ ድንግል ማርያም ተወሃሂዱ ኣይንብልን ኢና መሕደሪ ሞሎኮት ኢና ንብል
megemerta kelem aytegudl melokot agudilkaka hawey melekot ztewehahado sga dngl maryam ena nbelie ezi kea like likawunti adisu ezra merget weldetinsae, merget maebel abeyti memharan likawunti nay ethiopea gelixomo alewu slezi kes elka astewuel merget amanuel kea gobo ybl alo entay koynu ayfeletkun gn likawunti zmlswo enber meamen (chiwa) kassahun ,wedemaryam ,sultan zmles aykonen please likawunti nmelket
@@alexgirmai3186 ኣሌክስ ሓው፡ ዘተዋሐደ ምስለ መለኮት ዘነሥኦ እምእግዝእትነ ማርያም፡ ( መለኮት ዝተዋሕዶ ካብ ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ሥጋ እምበር መለኮት ዝተዋሕዶ ሥጋ ድንግል ማርያም ኣይኮነን።)
ክቡር ሓው ኣሌክስ የቀንየለይ ኣኽቢርካ ስለ ዝመለስካለይ፡ የግዳስ መለኮት ኣጉዲልካላ ዝበልካኒ (ቀለም ኣጉዲልካ ) ኣበይ ኮን ይኸውን እታ comment ተመሊስካ ኣንብባ please. ካልኣይ ዝከኣል እንተ ኮይኑ ናይዞም ኣቦታትና ሊቃውንቲ ከምኣ ኢሎም ዝመሃርወን link please ስደደለይ
@@alexgirmai3186 selam kbur hawey defirka aytbel ember qdst ortodox tewhado betekristyan ab qdusat mexhafti temerkisa tmhr ember memhr egele ilwa ila mewekesi aytgebrin iya dehar ka ezom zteqeskayom kbur abo nay arbatu gubayat memhr kemu aybelun zeybelwo aynelgbelom konko amharic zeytfelit entekoynka amharicha nzgeltu htet tewesaki ab mntay aristi iyom kema ilom mflat agedasi iyu bzkone fqadecha endhr koynka bmessenger ktrekbeni tkil ika mhadhdna knmekaker knmhahar ab mewedata "nay zkone seb xegi aynkun" gega ms zrkeb dima bfqri miram da ember mwnjal ortodoxawi mnnet aykonen
Amiennnnn sle zmharkmuna Egzabher amlak xgiu yebzhalkum Edmen tinan kae yhabkum 🙏✝️❤️🙏💙💒💒💒
ኣሜን(3)ቃለ ሂወት ክቡር መምህር።ነዚ ምቁር ቃል ዘስተንትን ኣእምሮ ይዓድለና።ንጽህተ ንጹሃን በረኸታ ትደራርበልካ ክቡር ሓውና።
ቃለ ሂወት የስምኣልና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ጽሩይ ናይ ተዋህዶ ትምህርቲ።
እግዝኣብሄር ይኽበር ይመስገን ይኹኖ እዛ ቅንዕቲ እምነት ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዓኹም ዝሃበና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ቃለ፡ሂወት የስመኣልና፡መጋቤ ሃዲስ።እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልኩም!!!
ቃለሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርከልካን ይቀድሰልካይ ኣሜን
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hewunan memhrnan nay agelgulet edimakun zemen kumun egziabhir amlak ybarkelkumun tsega yebzhelkum amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና፡
ኣሜንንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Qale hiwet yesmelna mehr amanuel zebeaman
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መጋቢ ሃዲስ ዘማኒኤል ጸባ ስተ ደስ ዘብል ትምህርቲ እግዚኣቢኣሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እቶም ዜይተማሃርኩም ክርስቶስ ኣማላዲ ዩ ትብሉ መናፍቃን ከለኹም ካባ ዝተኸደንኩም ናትኩም ዜይገበርኩም ሰባት ገጋ ሚሂሮም ኢልኩም ንሰባት ብጸድፊ ተጽድፉ መን ኣበር ይርከቦ ካብ ሃመማ ስጋ እትደልዩ ቡኡነት ልቢ ንግበር ኩልና ኣውራ ድማ እቶም መጣቃዕት ዘለና (1ይቆሮ 1፥11-16 እወ ነፍስ ወከፍኩም ኣነ ናይ ጳውሎስ እየ ኣነስ እባ ናይ ኣጵሎስ ኣነ ናይ ኬፋ እየ ኣነስ እባ ናይ ክርስቶስ ኒሕና ከኣ ጸግዒ ናይ ሓደ ናይ ሓደ ኣይንኹንእቶም ጌጋ መንገዲ ዘለና ነብስና ንኽጥዕማ ንመለስ ትሕት ንበል ሂወት ኣብ ትሕትና ዩ ኩላትና ንመሃር ከም በዓል ኣቦና ቁዱስ መንቃርስ ዓቢ
ናይ ብሓቂ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመልዐና
ቃል ህይወት ያሰማዓልና አቦና እግዚኣብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልኩም ኣብ ልብና የሕድሮ ፈጣሪ አሜን።
ኣቦና መምህር ዘኣማኒኤል ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ነዓና ደማ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen Qalehewat yesmulna!!!
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona
Qal hiwet ysmealna Mergeta Memhrna! Nay Zemene Agolguletkum Yibarkhelkum !
ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዓልና መም
ቃለ ሂወት ይስማኣልና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኔኤል ብዙሕ ስብ ትምህሩ ኣሎክም ቀጽልዎ!!!
Kale hiwet yesmealna nay agelglotkum zemenkum ybarek libi zeresrs kal ab lbna yehdro
Amen qal hiwet yesmealna abonan memhrnan Amanual bzuh temahirna amlak asbukum yikfelkum nhna kulu gziebealum hubunat ena tmhrtikum wn dnqi EU abona
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ! ! !ቃለ ሂወት የስመዓልና !መምህር ኣማኑኤል ። ኦርቶዶክሳዊ ዘጸናንዕ ቃል ንሕዝቢ ክርስትያን ንክተመሓላልፉልና ግዜኹም ብምውፋይ፡ ነቲ ብናጻ ፡ብገድሊ ዝተመሃርክምዎ ብናጻ ፡ብቐሊሉ ነቲ ሰብ ብዝርድኦ ንምምሃር ንእተካይድዎ ጻዕርታት ብልቢ የመስግን ። እግዚኣብሄር ኣምላክ እሴት ጻድቃን ይዓድልኩም።
ኣብዚ ሕጂ ምእመናን ተረባቢሾምሉ ዘለዉ ግዜ፡ ኣብ ክንዲ ዘጸናንዕ ፡ ንልቢ ዘረስርስ ንሂወት ዝኸውን ቃል ካልእ ንእዝኒ ጋሻ ዝኾነ ረባሺ ትምህርቲ ዝመሓላለፈሉ ዘሎ እዋን ፡ ኩሉ ኦርቶዶክሳዊ እንታይ ክሰምዕ ኣለዎ ? ኣየናይ ቻነል ክርኢ አለዎ ? እንተዝሕበሮ ጽቡቕ ኮይኑ ይስመዓኒ ። ማለት መንዛሕትና ንናይ ሥጋዊ ናብራ ከነመቻችእ ፡ካብቲ ብቐሊሉ መምህራን ሊቃውንት ክንረኽበሉ ንኽእል ሃገርና ወጺና ፡ ኣብ ስደት ስለ እንርከብ ፡ ብኢደዙር ብ መራኸቢ ብዙኃን ዝመሓለለፍ ትምህርቲ ፡ ካብ ልሳን ተዋህዶ ወጻኢ ንዘለዋ ቻነላት፡ ቤተክርስትያንና ዘፍረየቶም ንኣጎልጉሎት ዝመዘዘቶምን ብፍላጥ ናይ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ፡ እዚአን እዚአን ቻነላት ረኣዩ እንተ ዝበሃል ጽቡቕ ኮይኑ ይስምዓኒ ። እዚ ክብል ከለኹ ፡ ዋላ ኳ ኣብ ኢትዮጵያ ትቕመጡ እንተሃለኹም ፡ ማዕረ ቲ ኣብ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዘለኩም ኣበርክቶ ፡ኣብ ናይ ኤርትራ ቤተክርስትያን ዓቢ ኣበርክቶ ስለ ዘለኩም የ ። ካብ ድኻምና ፡ ትሕቲ ዜሮ ዝኾነ መንፈሳዊ ብቕዓትና ዝተላዕለ ፡መብዛሕትና ስብከት ክንሰምዕ ኣብ ንሓስበሉ ግዜ ፡ ኣብ ክንዲ ኦርቶዶክሳዊ ንሂወትና ዝልውጥ ኣለሊና መሚና ንሰምዖ ፡ንእዝኒ ባህ ዘብል ፡ ቃላት ኣማላኺዖም ዘቕርቡ ርቱዕ ኣንደበት ዘለዎም ሰበኽቲ ኣብ ምንዳይ ኢና ነሕልፎ። አረ ገሌና ንቤተክርስትያን ኣብ ንመጻሉ ፡ እቶም ንክንሰምዖም ባህ ዘብሉና ሰባት ምስ ዘይህልዉ ፡ ጸላዕላዕ ዝበለና ብዙሓት ኢና ። ቤተክርስትያን ምምጻእና ንእግዚኣብሄር ደሊና ዲና መጺና ዋላ ነቶም ሰባት ክሳዕ ምርዳእ ዩ ዝኣብየካ ። በቲ ኮይኑ በቲ ፡ እቶም ደቃ ፡ ኣብታ ርትዕትን ኣጽናፋዊትን ሓቐኛን ፡ እምነት 318 ኣቦታት ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንጸንዕ ፡ ነቶም ብስምዒትን ብድፍረትን ብጸርፍን ዝምድሩ ዘለዉ ኣሕዋትና ክምለሱ ፡ብጸሎትኩምን ትምህርትኩምን ደግፉና ። ናይ ቃላት ጌጋይ ኣሪምኩም ከተንብቡለይ ብትሕትና ይሓትት የቐንየለይ !
ቃለ ሕይወት ያሰማልን መምህር
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና መርጌታ ሓውና !!!
Amen amen amen qele hewat ysmalna
Amen amen amen kal hiwet yesmaalna nay agelgulot zemenka egziabhier ybarkelka:: edmen yhabelna neana metan khshena. memhr megabie hadis
amen amen amen kale hiwet yesmealna nay agelguletkum zemen ybarikelkum nana ktemena amen
ኣሜን (3) ካላ ሂወት የስማኣልና ኣብና ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏💒💒💒💒💒
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina xega ab leil xega yhabika fetar
Kal hiwet yesmalna kubur abonan memehernan edemen tnan yhabkum ezgeabiher amen amen amen
Amen amen amen kali hiwet yesmeana
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም
ቃለ ሕይወት የስመዓልና መጋቢ ሓዲስ መምህር ኣማኑኤል!እግዘኣብሔር ጸጋን ጥዕናን ይሃበልና!
Text you copy will automatically show here👍👍👍
Kale hiwot yesma'alna! Egziabher newih edime misti'ena yihabka,newih nay agleglot zeben
memhir!
Amen 🙌 amen 🙏 amen 🙏 Kal hiwet yasmal
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ከብር ኣቦና እግዚኣብሄ ፀግኡ የብዝሐልኩም ዝተማሃሮናዮ አብ ልብና የሕድሮ አሜን
አሜንንን ቃለ ሂወት የስመአልና አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ አሜንንን 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna abona
እሞ ከምዚ ጌርኩም ክትቃለስ ብሓቂ ጊዚኡ እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ንመምህርናን ሓውናን ነመስግነኩም ኣሜን!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልነ ለነ እግዝኣብሔር ጸጋ የብዝሕ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ማምህርና መርጌታ ዘኣማኑኤል
ቃል ህይወት ያስመዐልና👏❤❤❤
ቃል ህወት የስማዕና
ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን(3)።
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna nay agolgulet zebenkum ybarek kber ymesgen lueul Egzabhier
የቀንየልና ስለቲ ዙስተምህርካልና ቀጽሎ ጽቡቅ ቅዱስ ትምህርቲ
Kalehiwot yesmalna
Amen amen amen kal hiwet yesmalna kbur hawna nayzemnka agelglotka egzabihir
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣቦና እግዘኣብሔር ጸጋን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen kale hiwet yesmealna aba
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣና ኣባ
ናይ መን ስጋ ንበለአ
ምዉት ብሰብነቱኡ
ሃያው ብመለኮቱኡ
ነብሰይ ዝተፍለየኦ
መለኮት ዝተፍልየኦ
ኣበን መፈአስቁዱስ
ሃልዋን ዝኮንዎኦ
አዝጋብሄር
ወልድ ስጋ ንበለአ
ናይ መን ስጋ ትበልዕ ነፍሲ፡ ናይ እግዚኣብሔር ወልድ፡ ምውት ብሰብነቱ ህያው ብመሎኮቱ፡ ነፍስ ዝተፈለየቶ መሎኮት ዝተዋሃሃዶ ኣብን መንፈስ ቅዲስን ህልዋን ዝኮንዎ ስጋ ወልደ እግዚኣብሔር ንበልዕ።
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna memhr hawey edmen teanan yehabekum fetari
ቃለሂወትየሰምዓልና🙏🙏⛪⛪⛪🙏🙏
Kal hiwet yesmalna Abona.
Nay behaki subuk tmhrti.. beflay notom Menaffikan yehwaTina N-Edena DINGEL Maryam zey-amlukula..
KBRI, wedase, amluket n-zelalem n-Egzabher abona ykuno. Amen(3)
ተመስገን አግዛብሄር ኣምላክ ዝተባረኸ ይኩን ነቦታትና ዝሃበና ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መ/ጌታ ዘኣማኑኤል እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን 30 60 100 ፍረ ክንፈሪ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ኣሜን።
Amen Amen Amen
ቃለ ሕይወት የስምዓልና፣ መምህር ።
በጃኲም ከምዚ ገርኩም፡ ካብ ጋሻ ትምህርቲ መታን ክንድሕን፡ ኣብ ጊዜኡ መልስን ትምህርትን ሃቡ ።
እግዚኣብሄር ዓስቢ ትምህርትኲም ይክፈልኲም !!!!
ኣሜንንንን ቃለ ህወት የሰምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓና
መሪጌታ ብሓቂ ጽቡቅ ትርጉም ኣንድምታ ካብ ኩሉ እናማሳጠርካ ቅዳሴ ማርያም ዘ ኣባ ሂርያቆስ ዘሃገረ ቢሂንሳ ጹቡቅ ገሊጾሞ ኳ ተለው ንዝርድኦ ይርድኦ እኳእዩ ፈሊጦም ሰብ ከሕሙ ንድንግል ከቋሺሹ ዝሓስቡ እሶም ጥዕና ዘይብሎም ወላድ ቲ ገበልዩ!!!
አሜን ቃል ሂወት የሰማአልና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም ይበርክ አምላክ
Amen ame amen qalehiwate yesmalna kubur Memhirna
አሜን ቃል ሂይወት የስማዓልና
ተዋህዶ ዘባአማን ኣዚና ኢና ነድንቀካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ። ጽባሕ ንጎሆ ወሎዶ ንወለዶ ዝተርፍ ጽሩይ ዶኮሜንታዊ ትምህርትታት ኢና ንደሊ። ዘመንኩም ይባርክ መምህር ኣማኑኤል ዘኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ።
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና
🙏Amen Amen 🙏
ቃለሂወት የስምዓልና መምህር ምጋብየ ሃዲስ ኣቦና መርጌታ ዘኣማኑኤል ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋ ኡ የብዝሓልኩም 💒💒💒💒💒🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ከማኹም ይብዝሑ 🙏🏾🙏🏾
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna abona egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum temesgen egziabher amlak kibare niaka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህር ዘኣማኑኤል
ናይ መን ስጋ ንበልዕ ናይ እግዚኣብሔር ወልድ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ስጋ መለኮት ዝተዋህዶ ኣብን መንፈስ ቅዱስን ህልዋን ዝኮኑዎ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና ጸጋ የብዝሕ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህራችን ብዕድሜ ብጥዕና ይሐልወልና !
አባቶቻችን ይቤተክርስቲያን በግርማና በጸጋ ያኑርልን
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና፡
ስሚዕና ንምትግባር የብቅዐና
አብትገብርዎ ጸሎት ዘክሩኒ ክቡር መምህርና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ኣዲስ ኣማኒኤል እግዛብሒውር ኣምላክ ጸጉኡ ኣብዚሑ ይሃብካ።
Kalhiwet yesmaln
Qale Hiwet Yesmalna.
አሜን አሜን አሜን አቦና ቃል ሂወት የስመዐልና አቦና ክብርን ምስጋናን ንድግል ይኩን ጸጋኡ የብዝሐልኹም መጋቤ ሃዲስ
Weladit amlak shima zitemesgene Yikun. Abona nhzbi. Eritran nhagere Eritran tseluyulna.sidet meriruna. Neti timhuruna bteami nrmesgin.fetri edmen tienan yihabkum.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ፆሎቶም ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
ከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ክብርን ምስግናን ውዳሴን ኣምኮን ንእግዚአብሔር ኣምላክና ይኩን ሎሙን ኩሉሳዕን ንዘላኣለም ኣለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
Kalhiwet yesmealna megabea hadis amaniel hawey mls mls belna eka metan knmehar
ቃለሂወት የስመዓልና የኔታ
Amen amen amen behaki gilitsilits abilkuma qalehiwet yesmalna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabher xegiau yebzihalkum memhrina
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ በረኸትን ረድኤትን ኣማላድነትን እመ ኣምላክ ኣይፈለየና።
Qale Hiwet yesmalna.
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና መጋቢ ሓዲስ መምህር ዘኣማኒኤል
Amen amen amen kal hiwet yesmalna sela qalatu zkebern stemesgenn ykun
Qale hiwet yesmialna. Abotatna zmhro xruy tmhrti abzi alo. siga adena kidste kidusan dngil mariam aynibelien ena.
Amen kal hiwet ysmalna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና አግዘኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና መጋቤ ሓዲስ።ዝተማሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና ክጽሕፈልና ናይ እግዚአብሔር ሰናይ ፍቃዱ ይኩን።አምለክ ጸጋ ይብዝሓልኩም ንዓኩም ክኣ ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ።
Qal hiwet yesmealna burukat yehwatna egzabher nay agolgulot zemenkum yibarkelkum
amenn amen amenn kale hiwet yesmalna gerum des zebl
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዘዐግብ ትምህርቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወና ኣቦና
ክብርን ምስጋናን ንሉዐል እግዚአብሔር ይኩን አሜን
መምህር ኣማኑኤል ቃለ ህይወት የስምዓልና፡ሰሚዕና ኣብ ክንዲ ሓደ፡ ሳላሳ,ስሳ ፡ሚእቲ ሰናይ ፍረ ክንፈሪ ኣምላከቅዱሳን ሚስጢሩን ጥበቡን ይሃበና ።
ጸጋ የብዝሓልኩም መምህር ከምዚ ገርኩም ዲኣ ኣሎቡምና እንበር ጠፊእና ኢና ዘሎና
ጉዙኣት ዓለም ኮና
Egziabher xegeu yebzhalkum abona
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስመዓልና መምህአና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም።
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና::
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ክጽበያየ እየ ጸኒሐ ምክንያቱ ካብ ተዋህዶ ኢና እናበሉ ስጋ ናይ ድንግል ማርያም ኢና ንበልዕ ኢሎም ኣፎም መሊኦም ዝተዛረቡ ኣለዉ ልክዕ ካብ ድንግል ማርያም ካብ ስግኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ወሲዱ ኢና ንብል እንበር ስጋ ናይ ድንግል ደም ናይድንግል ኢና ንሰቲ እዚ ህጸጽ ገጋ ናይ ክሕደት እዩ ከምኡ ውን ሞሎኮት ምስቲ ካብ ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ስጋን ደምን እዩ ደኣ ተወሃሂዱ ንብል ሞሎኮት ምስ ድንግል ማርያም ተወሃሂዱ ኣይንብልን ኢና መሕደሪ ሞሎኮት ኢና ንብል
megemerta kelem aytegudl melokot agudilkaka hawey melekot ztewehahado sga dngl maryam ena nbelie ezi kea like likawunti adisu ezra merget weldetinsae, merget maebel abeyti memharan likawunti nay ethiopea gelixomo alewu slezi kes elka astewuel merget amanuel kea gobo ybl alo entay koynu ayfeletkun gn likawunti zmlswo enber meamen (chiwa) kassahun ,wedemaryam ,sultan zmles aykonen please likawunti nmelket
@@alexgirmai3186 ኣሌክስ ሓው፡ ዘተዋሐደ ምስለ መለኮት ዘነሥኦ እምእግዝእትነ ማርያም፡ ( መለኮት ዝተዋሕዶ ካብ ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ሥጋ እምበር መለኮት ዝተዋሕዶ ሥጋ ድንግል ማርያም ኣይኮነን።)
ክቡር ሓው ኣሌክስ የቀንየለይ ኣኽቢርካ ስለ ዝመለስካለይ፡ የግዳስ መለኮት ኣጉዲልካላ ዝበልካኒ (ቀለም ኣጉዲልካ ) ኣበይ ኮን ይኸውን እታ comment ተመሊስካ ኣንብባ please. ካልኣይ ዝከኣል እንተ ኮይኑ ናይዞም ኣቦታትና ሊቃውንቲ ከምኣ ኢሎም ዝመሃርወን link please ስደደለይ
@@alexgirmai3186 selam kbur hawey defirka aytbel ember qdst ortodox tewhado betekristyan ab qdusat mexhafti temerkisa tmhr ember memhr egele ilwa ila mewekesi aytgebrin iya dehar ka ezom zteqeskayom kbur abo nay arbatu gubayat memhr kemu aybelun zeybelwo aynelgbelom konko amharic zeytfelit entekoynka amharicha nzgeltu htet tewesaki ab mntay aristi iyom kema ilom mflat agedasi iyu bzkone fqadecha endhr koynka bmessenger ktrekbeni tkil ika mhadhdna knmekaker knmhahar ab mewedata "nay zkone seb xegi aynkun" gega ms zrkeb dima bfqri miram da ember mwnjal ortodoxawi mnnet aykonen
Amiennnnn sle zmharkmuna Egzabher amlak xgiu yebzhalkum Edmen tinan kae yhabkum 🙏✝️❤️🙏💙💒💒💒
ኣሜን(3)
ቃለ ሂወት ክቡር መምህር።
ነዚ ምቁር ቃል ዘስተንትን ኣእምሮ ይዓድለና።
ንጽህተ ንጹሃን በረኸታ ትደራርበልካ ክቡር ሓውና።
ቃለ ሂወት የስምኣልና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ጽሩይ ናይ ተዋህዶ ትምህርቲ።
እግዝኣብሄር ይኽበር ይመስገን ይኹኖ እዛ ቅንዕቲ እምነት ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዓኹም ዝሃበና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ቃለ፡ሂወት የስመኣልና፡መጋቤ ሃዲስ።እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልኩም!!!
ቃለሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርከልካን ይቀድሰልካይ ኣሜን
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hewunan memhrnan nay agelgulet edimakun zemen kumun egziabhir amlak ybarkelkumun tsega yebzhelkum amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና፡
ኣሜንንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Qale hiwet yesmelna mehr amanuel zebeaman
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መጋቢ ሃዲስ ዘማኒኤል ጸባ ስተ ደስ ዘብል ትምህርቲ እግዚኣቢኣሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እቶም ዜይተማሃርኩም ክርስቶስ ኣማላዲ ዩ ትብሉ መናፍቃን ከለኹም ካባ ዝተኸደንኩም
ናትኩም ዜይገበርኩም ሰባት ገጋ ሚሂሮም ኢልኩም ንሰባት ብጸድፊ ተጽድፉ
መን ኣበር ይርከቦ ካብ ሃመማ ስጋ እትደልዩ
ቡኡነት ልቢ ንግበር ኩልና ኣውራ ድማ እቶም መጣቃዕት ዘለና (1ይቆሮ 1፥11-16 እወ ነፍስ ወከፍኩም ኣነ ናይ ጳውሎስ እየ ኣነስ እባ ናይ ኣጵሎስ ኣነ ናይ ኬፋ እየ ኣነስ እባ ናይ ክርስቶስ
ኒሕና ከኣ ጸግዒ ናይ ሓደ ናይ ሓደ ኣይንኹን
እቶም ጌጋ መንገዲ ዘለና ነብስና ንኽጥዕማ ንመለስ ትሕት ንበል ሂወት ኣብ ትሕትና ዩ ኩላትና ንመሃር ከም በዓል ኣቦና ቁዱስ መንቃርስ ዓቢ
ናይ ብሓቂ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመልዐና
ቃል ህይወት ያሰማዓልና አቦና እግዚኣብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልኩም ኣብ ልብና የሕድሮ ፈጣሪ አሜን።
ኣቦና መምህር ዘኣማኒኤል ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ነዓና ደማ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen Qalehewat yesmulna!!!
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona
Qal hiwet ysmealna Mergeta Memhrna! Nay Zemene Agolguletkum Yibarkhelkum !
ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዓልና መም
ቃለ ሂወት ይስማኣልና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኔኤል ብዙሕ ስብ ትምህሩ ኣሎክም ቀጽልዎ!!!
Kale hiwet yesmealna nay agelglotkum zemenkum ybarek libi zeresrs kal ab lbna yehdro
Amen qal hiwet yesmealna abonan memhrnan Amanual bzuh temahirna amlak asbukum yikfelkum nhna kulu gziebealum hubunat ena tmhrtikum wn dnqi EU abona
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ! ! !
ቃለ ሂወት የስመዓልና !መምህር ኣማኑኤል ። ኦርቶዶክሳዊ ዘጸናንዕ ቃል ንሕዝቢ ክርስትያን ንክተመሓላልፉልና ግዜኹም ብምውፋይ፡ ነቲ ብናጻ ፡ብገድሊ ዝተመሃርክምዎ ብናጻ ፡ብቐሊሉ ነቲ ሰብ ብዝርድኦ ንምምሃር ንእተካይድዎ ጻዕርታት ብልቢ የመስግን ። እግዚኣብሄር ኣምላክ እሴት ጻድቃን ይዓድልኩም።
ኣብዚ ሕጂ ምእመናን ተረባቢሾምሉ ዘለዉ ግዜ፡ ኣብ ክንዲ ዘጸናንዕ ፡ ንልቢ ዘረስርስ ንሂወት ዝኸውን ቃል ካልእ ንእዝኒ ጋሻ ዝኾነ ረባሺ ትምህርቲ ዝመሓላለፈሉ ዘሎ እዋን ፡ ኩሉ ኦርቶዶክሳዊ እንታይ ክሰምዕ ኣለዎ ? ኣየናይ ቻነል ክርኢ አለዎ ? እንተዝሕበሮ ጽቡቕ ኮይኑ ይስመዓኒ ። ማለት መንዛሕትና ንናይ ሥጋዊ ናብራ ከነመቻችእ ፡ካብቲ ብቐሊሉ መምህራን ሊቃውንት ክንረኽበሉ ንኽእል ሃገርና ወጺና ፡ ኣብ ስደት ስለ እንርከብ ፡ ብኢደዙር ብ መራኸቢ ብዙኃን ዝመሓለለፍ ትምህርቲ ፡ ካብ ልሳን ተዋህዶ ወጻኢ ንዘለዋ ቻነላት፡ ቤተክርስትያንና ዘፍረየቶም ንኣጎልጉሎት ዝመዘዘቶምን ብፍላጥ ናይ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ፡ እዚአን እዚአን ቻነላት ረኣዩ እንተ ዝበሃል ጽቡቕ ኮይኑ ይስምዓኒ ።
እዚ ክብል ከለኹ ፡ ዋላ ኳ ኣብ ኢትዮጵያ ትቕመጡ እንተሃለኹም ፡ ማዕረ ቲ ኣብ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዘለኩም ኣበርክቶ ፡ኣብ ናይ ኤርትራ ቤተክርስትያን ዓቢ ኣበርክቶ ስለ ዘለኩም የ ። ካብ ድኻምና ፡ ትሕቲ ዜሮ ዝኾነ መንፈሳዊ ብቕዓትና ዝተላዕለ ፡መብዛሕትና ስብከት ክንሰምዕ ኣብ ንሓስበሉ ግዜ ፡ ኣብ ክንዲ ኦርቶዶክሳዊ ንሂወትና ዝልውጥ ኣለሊና መሚና ንሰምዖ ፡ንእዝኒ ባህ ዘብል ፡ ቃላት ኣማላኺዖም ዘቕርቡ
ርቱዕ ኣንደበት ዘለዎም ሰበኽቲ ኣብ ምንዳይ ኢና ነሕልፎ።
አረ ገሌና ንቤተክርስትያን ኣብ ንመጻሉ ፡ እቶም ንክንሰምዖም ባህ ዘብሉና ሰባት ምስ ዘይህልዉ ፡ ጸላዕላዕ ዝበለና ብዙሓት ኢና ። ቤተክርስትያን ምምጻእና ንእግዚኣብሄር ደሊና ዲና መጺና ዋላ ነቶም ሰባት ክሳዕ ምርዳእ ዩ ዝኣብየካ ። በቲ ኮይኑ በቲ ፡ እቶም ደቃ ፡ ኣብታ ርትዕትን ኣጽናፋዊትን ሓቐኛን ፡ እምነት 318 ኣቦታት ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንጸንዕ ፡ ነቶም ብስምዒትን ብድፍረትን ብጸርፍን ዝምድሩ ዘለዉ ኣሕዋትና ክምለሱ ፡ብጸሎትኩምን ትምህርትኩምን ደግፉና ። ናይ ቃላት ጌጋይ ኣሪምኩም ከተንብቡለይ ብትሕትና ይሓትት
የቐንየለይ !