ኣስተምህሮ ዲ/ን ኣስመላሽ ኣንጻር ቅዱስ ሲኖዶስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 76

  • @amin-s8t
    @amin-s8t 4 วันที่ผ่านมา +9

    ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና ብሕጊ ኣምላኽ ክንብለኻ ክሕደትኻ በዚሑ ተኣረም እንታይ ኽዓብሰልካ እዩ ህልኽ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትምህርትኻ ዘከራኽርን ዘጠራጥርን ተስተምህር ዕላማኻ እንታይ ምንፍቕና እዩ እንተኾይኑ መድረኽና ግደፈልና ኣንጻር ቅዱስ ሲነዶስ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣንጻር ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝንቡዕን ንፉቕን ትምህርቲ ዘስተምህር ዘሎ መናፍቅ ክንብሎ ንክእል ኢና ምኽንያቱ ንድንግል ማርያም ድንግልንኣ ዘቃለለ ንወልድን መንፈስ ቅዱስን ኣን ዝበለ ንቅዱስ ቁርባን መቀጸልታ ዝበለ ዓገብ ዝብሎ ሲኢኑ ኩልሳዕ ከተመካንዩ ትነብሩ ንሙኻኑ ደቂ ተዋህዶ ዲኹም እቶም ትሕለቕሉ ዘለኹም ካብ ፈኣታሪ ድንግል ማርያም ቁዱስ ቁርባን ካብ ሃይማነትኩም ንላዕሊ ን ድ ኣስመላሽ ትማጎቱ ኣበይ መን ድዩ ዝፈርደኩም ኣብ ግዜ ምጻት ፈራዲ ብርትዒ መድሃኔ ዓለም እዩ ነስተውዕል ፍርዲ ኣምላኽ ንፍራሕ ካብ ንሰበኽቲ ነምልኽ ኣክንዲ ንዝተጋገየ ምእራም ንዝእርም ምቅዋም እንታይ ይበሃል ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ድንግል ማርያም ብጸሎታ ትደግፈና። ንድያቆን ኣስመላሽ ሓውናውን ዕድመ ንንስሓ ይሃቦ ፈጣሪ ከምዚ ዓይነት ኽሕደት ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ኢና። ዓገብ ዝብል የለን ወይ 8ይ ሺሕ ዘመን ነቲ ጥዑም መሪር ነቲ መሪር ጥዑም ንመናፍቕ ኣማኒ ገይራ ትቕበል ዘመን እንታይ እሞ ብዓል ኣቡነ ፊሊጶስ ኣቦታት ቢዘን እንተዝሰምዕዎ ግን ሕጂ ውን ድ ኣስመላሽ ይቕሬታ ሕተት ንኹልና ውን ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን።

    • @-gabrielabsari6458
      @-gabrielabsari6458 วันที่ผ่านมา

      Abet kne ab gize xom eyu ka zjmrekum

    • @wediaraya4968
      @wediaraya4968 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ይገርም ኢዩ።​@@-gabrielabsari6458

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 3 วันที่ผ่านมา +11

    ሲለምንታይ ኢካ ቢውሽጢ ዘይቲራዳዳእ ዓግብ ዓግብ ኩሉ ጊዜ ኪትከሲስ ኢዚ ዘሪኢ ጺሊኢዩ ዘምስል ኢዝጊዯ መሐረና 🙏🙏🙏💕

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 2 วันที่ผ่านมา

      ናይብሓቂ ኩሉ ስብከቱ፡ ምክሳስ ጥራሕ ዩ

  • @Agape_media2024
    @Agape_media2024 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኦ ጎይታ ሓጥያትና ሓዲግካ ተዓረቕና። ኣብዚ ጾም ንኣፍና ቀፊር ክንገብረሉ ደግፈና።

  • @Annbm-p2q
    @Annbm-p2q 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abeyet meharena krstos biwshti zeytgebrwo koynkum dedhri diyakon ashmelash da kedkum gega ktaryu😢 zeamaniel ageb ageb. Zey gage seb yelen, ezi tgebrwo zelekum gin nay wlqi qine eu.

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 4 วันที่ผ่านมา +7

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
    ✅ሓቀኛን
    ✅ኣጽናፋዊትን እያ
    ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ
    ናብ ልቦም ይመልሶም
    ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @akberet2776
    @akberet2776 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቅንኢ ከቢድ ህማም እዩ
    ልብን ኩሊትን ዝምርምር እግዛብሄር ይፍረድ ምክንያቱ

  • @ET-wt2du
    @ET-wt2du 3 วันที่ผ่านมา +8

    ክልተ ሰባት እዮም ጽሒፎማ ነታ መጽሓፍ ፡ መርጌታ ሳሙኤል ገብረሚካኤል'ውን ጸሓፊ ናይዛ መጽሓፍ እዩ። ንኣብነት ፡ በብምዕራፍ ተኸፋፊሎም ጽሒፎማ ንበል ( ከም ምሳሌ) ፡ ነዛ ክፋል እዚኣ ድማ መርጌታ ሳሙኤል ጽሒፍዋ እንተኾይኑኸ ፧ ክልቲኦም ንኹሉ ርእዮም ኣርቲዖም ከምዘሕትምዋ ፍሉጥ እዩ፡ ግን ድርብ መለክዒ ኢኻ ተጠቂምካ ፡ ስለምንታይ ስም መርጌታ ሳሙኤል ምስ ዲ/ን ኣስመላሽ ክትጽሕፎ ዘይደለኻ ፧ ኩሉ ትገብርዎ ዘለኹም ሃይማኖታዊ ክትዓት ርትዕን ሓቅን ዝጐደሎ ፡ ህልኽ ዝመልኦ እዩ።

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 4 วันที่ผ่านมา +5

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ኣቦና፡ኣብ እትገብርዎ ጾሎትኩም ዘክሩና😢

  • @AlayGere
    @AlayGere 4 วันที่ผ่านมา +17

    ብውሸጢ ተረዳድኡ ጽቡቅ ኣይኮነን ከምዚ

    • @EmebrhanAdey-nm4dp
      @EmebrhanAdey-nm4dp 4 วันที่ผ่านมา +1

      Abina eko entesemieikum hshuk beluwo

    • @MELECH12
      @MELECH12 2 วันที่ผ่านมา

      @@EmebrhanAdey-nm4dp emo report gierna zeneexiwa eza channel seb rebishu eko wulqawi gudayu nab bietekrstiyan endaxegee

  • @gmasabraham2491
    @gmasabraham2491 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kubur memhrna edmen tiinan yhabkum

  • @Bereket-w3t
    @Bereket-w3t 4 วันที่ผ่านมา +1

    Zekheberkum liqawenti betekristiana selam eblekum.ezom hmaq rieto zxehfu menafqan neti abi temhrtkhum (sebketkum) nkhseiru zekaiduwo fetene eu.emo nkhentu xaeri fre zeyblom kehadti eyom.Nehna tekheteltkhum ena betaemi bezuh nmehar alena, berteu ajokhum Amlakh yehagezkum.❤❤❤

  • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ
    @እመእግዚኣብሔርምስሌነ 3 วันที่ผ่านมา +11

    መርጌታ እታ መጽሓፍ ናይ በይኑ ድያ ኔራ ንምንታይ ንበይኑ ኣምጺካዮ ኣድልዎ ገጽ ከም ዘለካ ብዙሕ ተገንዚበ እዚ ዉን ስጋዊ ጽልኢ ምካኑ ንምርድኡ ዘሸግር ኣይኾነን።

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 2 วันที่ผ่านมา +2

      ብርግጽ

    • @ማይተኸላ
      @ማይተኸላ 2 วันที่ผ่านมา +2

      ሑዱር ስጋዊ ጽልኢ ዘለዎ ኢዩ ዝምሰል መርጌታ ሳሚኤል ግና ስሙ ኣይጠቀሶን

    • @Annbm-p2q
      @Annbm-p2q 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Bhaqi hawey wey haftey. Bzuh gize n diyakon ashmelash kewdqwo yftnu etom zeamaniel, amlak ykre ybelelom😢. Ember ezis nay wilqi xile eu zelewom.
      Diyakon ashmelash ezi kulu mulue edmiu zeberketo xbuk neger da bzaebu hanti zeyzarebu ezi koney elka eu

    • @Annbm-p2q
      @Annbm-p2q 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Zegerim eu

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 4 วันที่ผ่านมา +4

    AZIU XUBUQ MEBRHI
    EGZIABHIER AMLAK YBARKIKUM 🎉🎉🎉🎉

  • @alemtesfai525
    @alemtesfai525 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kela hiwet yesmalna abona

  • @AlazarAraya-o8e
    @AlazarAraya-o8e 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ደብረ-ገነት
    @ደብረ-ገነት 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @keshiteklegebremedhin5891
    @keshiteklegebremedhin5891 2 วันที่ผ่านมา +1

    Bezi timhrty nay abona kineferigb timhrty dogma zitease polgiousawi timhrty do yimesil hakey

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190 3 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 4 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤

  • @Meseret-G
    @Meseret-G 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ንዓኹም ይኹን፡መጀመርያ ኣብቲ ደኺምና ከይበልኩም ኣብ ዕቀበተ ሃይማኖት እትገብርዎ ኣጎልጉሎት፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስቢ ሰማይ ይሃብኩም፡ብምቅጻል ኣብ ወንጌል ዮሓንስ ምዕራፍ 3 ዘሎ "ሰብ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን እንተይ ዘይተወልደ ንመንግስተ ሰማይ ኣይኣቱን ኢዩ ዝብል ኢልኩም ገሊጽኩሞ" ጽቡቕ እወ ከምኡ ኢዩ።ኣብ ማርቆስ ወንጌል 16፥16 ዘሎ ኸድኣ ዝኣመነን ዝተጠምቀን ክድሕን ኢዩ ዝብል ዘሎ ኸ ድኣ"ስለዚ ኣብ ሞንጎ ዉልድነትን፡ድሕነትን እንታይ ኢዩ ፍልልዩ።ሰብ ከይተወልደ ዲሒኑ ክብሃል ይኽእል ዲዩ፡ወይ ድሒኑ እንተተባህለኸ፡ከይተወልድ ድሒኑ ምባል ዉን ዝክኣል ኣይኮነን። ስለዚ እዞም ክልተ ወንጌላዉያን ተጻራሪ ጽሒፎም ክብሃል ዉን ኣይክኣልን።

  • @FithawiFisahaye-m4w
    @FithawiFisahaye-m4w 3 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና የሕዋተይ፣ እንኮዕ ኣብጽሓና 14 ኣቡነ ኣረጋዊ ክቡራት ኣሕዋተይ ኦርቶዶክሳዉያን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብስም ኣቡነ ኣረጋዊ ከትሓልፉን፣ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን እዩ እሞ ድማ መንፋሳዊ ቻነልና ነዐቢ።

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 2 วันที่ผ่านมา +1

    Bhaki tehawawisuna terakibom entezredadu ember diyakon asmelash bsbketu knday hzbi nab nsha zmelese kabtom alewona nblom memharana eu

  • @Haymanot-21
    @Haymanot-21 3 วันที่ผ่านมา +6

    ድሊትኩም እንታይ ምኻኑ እግዚኣቢሄር ይፈልጥ ኢዩ። እግዚኣቢሄር ይፍረድ

    • @LeulHayelom
      @LeulHayelom 3 วันที่ผ่านมา +5

      ድሌት ደአ ማሕበረ ቅዱሳን ንምሕጓስ እዩ እምበይ እዚ ደአ ናይ ፈሪሳዊ አታሓሳስባ እዩ ዘሎ ሎሚስ ፈሊጥናዮም ኢና ተመስገነ

    • @MELECH12
      @MELECH12 2 วันที่ผ่านมา +2

      @@LeulHayelom ኣቱም ጎረቤትና መወዳእትኡስ ነቒሕኩም ዘሐጉስ እዩ።እዚ ማሕበር ቅዱሳን ዝብል ስም ሒዙ ኣንጻር ቤተክርስቲያንና ዝሰርሕ ዘሎ ትካል ግብረ ሽበራ ዝፈርሰሉ ግዜ ክንርኢ ንናፍቕ ካብ ኤርትራ

    • @akberet2776
      @akberet2776 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Menyom mahber qdusan ke Ertrawyan ke alewu diyom maletey nay ethiopia kem zelo efelt eye

  • @yakobtsegayhaile9096
    @yakobtsegayhaile9096 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Memhr yqrieta gboruley ezi tgebruwo zelekom aziu zey krsriyanawi srah iu nmanm seb zteqm aykonen nhna nteqem menshmu kemzi xihifu menshumu kemzi ilu.zeykone hade meraf hizkum mexikum qal amlak ktmhurna kalekum ina nmahar seb kihide keybele kemey gierka ab media twex beyenay gubaaie beyenay wgzet iu ezi srah areduni eski hawarya Paulos nmelket negzabhier ktabeq kolo lke aynebern aqudus estifanos ka kqetlwo kelewu lke zelewu ymeslo nieru gn kulu ms berhalu negzabihier mtbaq gedifu negzabihier msrah jemiru bzi ka brhan bietkrstyan koynu negzabihier kntabeq diu zelena knserh ???? Memhr melsuley menafqan wey ka kale elama zeleni seb aykonku entay da qedamnet hadnet zbl akayda iu kewtena zkel::kemdfrt aytqxeruley memhr defire tekone ka yqrieta ka❤

  • @SenaitTeweldebrhan-l7s
    @SenaitTeweldebrhan-l7s 3 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmalna Abatachn abxeletkum zekurna

    • @ህድእምባልከድሊኢዩ
      @ህድእምባልከድሊኢዩ 2 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ቂመኛ ጸሎት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ኣይበጽሕን ኢዩ።

  • @RigatBahlbi
    @RigatBahlbi 4 วันที่ผ่านมา +12

    ሰላም ክቡር ኣቦና ሕጊ ድዩ ዘየለ ኮይኑ ኣብ ማስ ሜድያ ንዝተጋገየ ምእራም ይሓይሽ፡ ጠቕሊሉ ነቲ መእመን ዘናውጽ እዩ እዚ, ኣቦታትና ብወሽጢ ዘይትእርምዏ እንተ ተጋግዩ ኮይኑ፡ በጃኩም ሓደ ሰብ ብዝተጋገዮ ንክጠፍእ ኣይንስራሕ፡ካብ ጌጉኡ ተኣሪሙ ንክምለስ ብፍቅሪ ኣርምዋ።

    • @amin-s8t
      @amin-s8t 4 วันที่ผ่านมา +2

      ሕጊ ቃል ኣምላኽ እዩ ድያቆን ኣስመላሽ ድማ ኣንጻር እቲ ሓጋጊ ሕጊ ቅዱስ ሲነዶስ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣንጻር ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝንቡዕን ንፉቕን ትምህርቲ ዘስተምህር ዘሎ መናፍቅ ክንብሎ ንክእል ኢና ምኽንያቱ ንድንግል ማርያም ድንግልንኣ ዘቃለለ ንወልድን መንፈስ ቅዱስን ኣን ዝበለ ንቅዱስ ቁርባን መቀጸልታ ዝበለ ዓገብ ዝብሎ ሲኢኑ ኩልሳዕ ከተመካንዩ ትነብሩ ንሙኻኑ ደቂ ተዋህዶ ዲኹም እቶም ትሕለቕሉ ዘለኹም ካብ ፈኣታሪ ድንግል ማርያም ቁዱስ ቁርባን ካብ ሃይማነትኩም ንላዕሊ ን ድ ኣስመላሽ ትማጎቱ ኣበይ መን ድዩ ዝፈርደኩም ኣብ ግዜ ምጻት ፈራዲ ብርትዒ መድሃኔ ዓለም እዩ ነስተውዕል ፍርዲ ኣምላኽ ንፍራሕ ካብ ንሰበኽቲ ነምልኽ ኣክንዲ ንዝተጋገየ ምእራም ንዝእርም ምቅዋም እንታይ ይበሃል ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ድንግል ማርያም ብጸሎታ ትደግፈና። ንድያቆን ኣስመላሽ ሓውናውን ዕድመ ንንስሓ ይሃቦ ፈጣሪ ከምዚ ዓይነት ኽሕደት ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ኢና።

    • @EmebrhanAdey-nm4dp
      @EmebrhanAdey-nm4dp 4 วันที่ผ่านมา +1

      Ab mntay dyu eti giega zelo

    • @AmanualMedhanie
      @AmanualMedhanie 3 วันที่ผ่านมา

      ​@@amin-s8tሰላም እቲ ኣብ ጸሎት ሃይማኖት ዘሎ ተስረተ ሃጥያት ዝብል ከ ጌጋ ድዩ?

    • @keshiteklegebremedhin5891
      @keshiteklegebremedhin5891 2 วันที่ผ่านมา +1

      Gega aykonen

  • @tedmekonnen5977
    @tedmekonnen5977 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቦይ ቀሸ
    “ እንጌራ ኣልዒሉ ድማ ኣመስጊኑ ቘሪሱ፥
    እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ዘሎ ስጋይ እዩ፡ እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ፡ ኢሉ ሃቦም።”
    ------
    ሉቃስ 22፡ 19

  • @merkebnaynoh
    @merkebnaynoh 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi nay hlk srsh eyu plese mksas gedfkum teredadua ezi nebska mebay gn xbuq iykonen

  • @aziebtadesse3411
    @aziebtadesse3411 4 วันที่ผ่านมา +3

    ቃለሂወት የስመአልና ❤

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 3 วันที่ผ่านมา

    Amenn amenn amenn magabie hadis zeamanuel kale hiwet yesmalna xbuk melsi grum u kbri yhabkum abza nay lomi melsi gena kurub tegagikum malet eza mexhaf nay klte sebat malet memhr samuel gebremikaeln diyakon asmelashn eya emo nkltiom eya eta ermat ktkewn nierwa eza nkale gzie tetearem zegoy eyu zenkef emo kab egri melhas yenkef eyu

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 4 วันที่ผ่านมา +2

    Timq!!!!et mesel wuldinet Ember hdget hatiat AYKONEN

  • @maekeleyonas560
    @maekeleyonas560 3 วันที่ผ่านมา +4

    ብውሽጢ ተራዳደድኡ ምእመን ከይከፋፈል

  • @SaintGabriel-s6p
    @SaintGabriel-s6p 3 วันที่ผ่านมา +2

    EgziAbHier ymesgen,
    Memhr btaemi ntsur timhrti eyu.
    Netom zgageyu nay yqrieta gizie hyabom.
    Etom kab kindi neti Haqi msemaen nhaqi qal mmskaren tebeqa nay wulqe sebat kab mkuan nwtsae.
    Berteu memher.

  • @robielgebrehiwet8712
    @robielgebrehiwet8712 3 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር መም ዘኣማኑኤል ኣዝዩ ቅኑዕ ዝኮነ ኣጋላልጻ ንእትህቡና ትምህርቲ ኩሉ ግዜ ነመስግን
    ከምርእይቶ ግን እዛ መጽሓፍ ጥምቀት እትብል ናይ 2 መምህራን ክሳብ ዝኮነት ናይ ክልቲኦም ስእሊ ክትልጡፉላ ኔርኩም ይብል ንድያቆን ኣሽመላሽ ጥራይ ይመስል ምስ ይቅሬታ ፡ናይ ኩሎም ቅዱሳን ተራዳእነት ምስ ኩላትና ይኩን

  • @Isel-lh9cl9iq60
    @Isel-lh9cl9iq60 4 วันที่ผ่านมา +8

    ብዉሽጢ ዘይተረዳድኡ እንታይ ክገብረልና ኢካ ናብዚ ትምጽኦ

    • @amin-s8t
      @amin-s8t 4 วันที่ผ่านมา +3

      መን ከ ናብዚ እቶ ኢልካ እዚ ዓውዲ ትምህርቲ ንመናፍቃን መልሲ ዝህብ ሕጊ ተዋህዶ ዘስተምህር ካብ ዓለትን ሸርሕን ዝነጽሀ ቻነል ኢዩ ንሕና ንነቕሐሉ ኣለና ተመጻደቕቱ ተኸቢድኹም ኣይትእተዉ ዘገደደኹም የለን መስለኒ ግን ከይትጠፍኡ ብህድኣት ሰሚዕኹም ተመሃሩ መኽሊት ኣኽቡ ንኣክብ ጸሎት ንግበር ነቶም ቅኑዓት ኣቦታት ንስዓቦም ።

    • @EmebrhanAdey-nm4dp
      @EmebrhanAdey-nm4dp 3 วันที่ผ่านมา +2

      Abey eyu wshte ab dege aykonen dyu wexieu zelo

    • @Isel-lh9cl9iq60
      @Isel-lh9cl9iq60 3 วันที่ผ่านมา +1

      @@EmebrhanAdey-nm4dp
      ኣይ ወዲ እመ ብርሃን ኣደይ
      እመ ብርሃን ኣደይ እንዳ በልካስ
      ኣንጻርነት መልሲ

    • @MELECH12
      @MELECH12 2 วันที่ผ่านมา

      @@amin-s8t መን ኢኻ እባ ከምዚ ኢልካ ሰብ ክትዝልፍ፡ኣእምሮኻ ዘይተስርሖ ግዳ፡ኣምላኽ ክትድሕነሉ ዝሃበካ ጽባሕ ንግሆ ከኣ እትሕተተሉ ምሉእ ኣእምሮ ካብ ሃበካስ፡ሃበስ ቀደስ ገዲፍካ ንድሕነት ነብስኻ ዝኾነካ ስንቂ ኣክብ ፡ክስቶ ከምዚ በለ ከምዚ ገበረ ዝብል ክሲ ኣየድሕንን፡ቤተክርስቲያን ስርዓት ኣለዋ ፡

  • @mdreagazit6794
    @mdreagazit6794 3 วันที่ผ่านมา

    Ezia dea tmihrti Pelagiosn celetiosn iya. Gubae epheson tewegisom iyom. Kebid mnfikina iyu ezi, godolo emnet.

  • @wedimasoni4604
    @wedimasoni4604 3 วันที่ผ่านมา +5

    ወንኣምን ብአሐቲ ጥምቀት ለስርየተ ሓጥአት ኣብ ጸሎት ሃይማኖት'ከ እንታይ እዩ ትርጉሙ ኪሉ ግዜ ንደግሞ ጸሎት እዚ ዲኣ ከመይ እዩ።

    • @TesfitMhreteab
      @TesfitMhreteab 3 วันที่ผ่านมา

      ትርጎሙ ደኣ ነቲ ብዓለና ሓጢያት ንገብሮ ይደምስሶ

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 2 วันที่ผ่านมา

      @@TesfitMhreteab
      ሓጥያት ዝገበረ ሰብ መን ኢሉካ ብጥምቀት ከም ዘድሕን?

    • @TesfitMhreteab
      @TesfitMhreteab 2 วันที่ผ่านมา

      ክብሩ ሓወይ​@@akiyor3615

    • @TesfitMhreteab
      @TesfitMhreteab 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@akiyor3615ክብሩ ሓወይ አዚ ትምህረት ብዛዓባ ህጻናት አዩ ዘሎ ህጻናት ከአ ዝጥምቁ ወልድነት ስላሴ ንመርካብ ደኣ አንበር ሓጢያት ሰለ ዘለዎም ኣይኮነን፡አዚ አዩ ናተይ አሞነ

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 4 วันที่ผ่านมา +2

    Psalms 51 ትግ - ዳዊት
    5: እንሆ፣ ብአበሳ ተወለድኩ፣
    እኖይ ከኣ ብሓጢኣት ጠነሰትኒ።
    EZIA NAY QUDUS DAWIT BE KEMEY NEZAMDA MISTI NSATOM ZIBLWO ZELEWU???
    EGZIABHIER AMLAK AGELGLEYKUM YBARK🎉

    • @MmWerede
      @MmWerede 3 วันที่ผ่านมา

      እዚ ዳ ትርጓሜ ዳዊት ዘይተንብቦ። ሓውይ ግና ኣደኡ ንዳዊት ንእሴይ ግዲፋ ኣብ ጎበሬታ ንዝነበረ ጎበዝ ከም ዝፈተወት እሴይ ፈለጠ፡ ንግዚኡ እሴይ ገይሸ ኣለኹ፡ በላ። ንምሸቱ ተመሊሱ ድማ ኳሕኩሓ፡ መን ኢኻ እንተበለቶ ድማ ናይ ጎረቤታ ጐበዝ ስም ጸዊዑ ነገራ፡ ንሳ ድማ ማዕጾ ከፈተቶ፡ እሴይ ምሳ ደቀሰ በዚ ዳዊት ተጸንሰ። ተወልደ፡ ስለዚ ብቁሙ ነዚ ኢዩ። ብምሥጢሩ ድማ ብዛዕባ ኣብ ኣዳም ዝነበረ ኃጢኣት ንምዝካር ዝበሎ ኢዩ፡ ይኩን እምበር ኣብ ዘመነ ሃዲስ ኪዳን እዚ ኣዳማዊ ሓጢኣት ፈጺሙ ተደምሲሱ ኢዩ። ስለዚ ሓወይ ኣብ ልሳነ ተዋሕዶ ኣቲኻ ጥንተ ኣብሶ ዝብል ፈትሽ፡ ከሙ ድማ ሃይ፡ኣበ ኣብ 80፥17 ኣብ ትርጓሜ ተመለከት፡

    • @kiflesolomon6333
      @kiflesolomon6333 3 วันที่ผ่านมา

      @MmWerede
      KUBURAT AGELGELYI AMLAK EGZIABHIER YBARKIKUM
      YEQENYELEY DMA KULU GZIE EYE ZIKATATELEKUM AMLAK AGELGLEYKUM YBARK

  • @GulbetBereket
    @GulbetBereket 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
    ቃል፡ሂወት የስመዓልና መምህር፡ መጋቢ ምስጢራት ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ።
    እዚ መጽሓፍ ከም ናይ ዓለም ታራ መጽሓፍ ኣይኮነን።መንፈሳዊ ምጽሓፍ ካብ ኮነ፡ብናይ ቤተክርስትያ ሲኖዶስ( ሳንሱር) ተገይሩ ክሕተም ይግባእ።
    ኣይኮነን ግን ብኢደ ዋንንካ መንፈሳዊ መጽሓፍ ከተሕትም (ክውገዝ) ጥራይ'ዩ ዘለዋ።
    ምክንያቱ ናይ ስሕተት ትምህርቲ ዘለዋ፡ንቤተክርስትያን ኣብ ዕንወትን፡ዓዘቅትን ስለ ዘእቱ።
    እዞም ሰባት ነዚ መልእኪ ተሚዖም ይቅሬታ ክህቡን፡ክእሩምዋን ይግባእ።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤትክርስትያን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!

  • @welites9510
    @welites9510 3 วันที่ผ่านมา

    If you don’t know the teachings of catholic faith on Eucharist, don’t lead people to a wrong path. Chatholics don’t BELIEVE MISALYAWI, they believe real blood and body of Jesus Christ. If you don’t know the theology and go to the school of theology.

  • @adulissiltaneeritrea3010
    @adulissiltaneeritrea3010 3 วันที่ผ่านมา +2

    Bihaki eti ziabeye negere dihinet eyu kale hiwet yesimealina nizeitegageui meiram kea gibui eyu