What are you talking about? The people of tigray is dying everyday by hunger. But you guys are stalling gold from Shire Why don't you stop them the tribes over there if you really were about the tigray No more, trust you guys. You are only talking, but your inside is Evil
Kindue zeyserahkum kemey moral alekum txarefu very shameful Kurub tegaru kab smit wuxu Eti hade gigna kixref kemu kea eti neti hade kixerf kulom bzay merahi kiterfu ekum. Ab meriet waga zkefil merahi ab dege tekemitka kitxaref kemey elu moral trekbu hfret aysmakumn kurub? Nska bel nea hagzena tebelekum tkedu do? Once a gunfight started it will not return your enemies will intervene Tigray will be like Amhara Fano can’t unite because of the media in diaspora
ጅግና 3ተ ምዕራፍ ንበረልና ❤️🙏🙏🙏
ናይ ልምዲ ጀነራል ትዛረቦን ትገብሮን በበይኑ እዩ፡ብሕጂ ዝታለል ትግራዋይ ኣይክህሉን እዩ።
ሱቕ እሉ ብስምዕት እዩ ዝዛረብ ከምዝበልካዮ ተግባሮም ካልእ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዝዛረቡ ድማ ካልእ እዩ ።
ባሃላዊ ጀነራል ምግበይ ዘፍ ዶ በልካ ኣንታ ፈገር ህዝቢ ምስ ወዳእኻስ ሳላም ኢና እንደሊ ካካካ😂 ያ ምጅርም ገበነኛ ህዝቢ ምስ ጸነተ ሰላም ምባል ክንዲ ኣየናይ መሃይም ፍጥረት ከም ዝኮንካ ኢኻ ተፍልጥ ዘለኻ ኣንታ ባህላዊ ጀነራል !!!"
ኣባት ድስኩር ብዘረባ ዝህነፅ የለን
ድሕንነትና ብሓይልና ክሕነይ ዓመታት ሓሊፍዎ።ዓቅሊ ፅበት
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ። ናብ ዓብዪ ደረጃ የብቅዕኻ ። ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉ጀግና ንበረልና ኩርዓት ህዝቢ ትግራይ
በጃካ ንነብሶም ንህዝቢ ዘይኮኑ መራሕቲ ትግራይ
ለይባ ሰለስተ ምዕራፍ ነጋደይ ኵናት
ሌባ ዝበሃል ከማኻ ዝበለ እዩ
እዛ መዚቃ እዚኣ ከንደይ ሰሚዕናያ ዋላ ሓደ መረዳእታ ኣቕሪቡ ዝዛረብ ግን ኣይረኣናን ስለዚ ናትካ እውን ካብቲ ናይ ፀላእቲ ተልእኾ ዝተፈለየ ኣይኮነን!! ኣፍካ ምኽፋት ቀሊል ስለዝኾነ ኹሉ አፍ ዘለዎ ይገብሮ እዩ ቅኑዕ ሰብ ንዓዱ ዝሓስብ ድማ ብመረዳእታ ይነቅፍ!?
ዝብኢ! ንስኻ ዘጊብካ ስለዝሓደርካስ ሰላም ትብል ህዝቢ መሬቱ ተወሪሩ አብጭቃ እናደቀሰስ ብጥሜት እናሞተስ ሰላም ትብል አለኻ?? እቲ ፁቡቅ ነገር ቡዙሕ ትግራዋይ ይደናገር ነይሩ ሕጂ ግን ግልፂ ኮይኑሉ እዩ። ደናቁር ምንም ፍልጠት ዘይብልኩም ናይ አእሙሮ ዱኽማናት ምኻንኩም ግልፂ ኮይኑ አሎ ሕጂ!! ግን ሎሚ ግዜ ዓሪቡኩም ህዝቢ ትግራይ ክነቅሕ ጀሚሩ እዩ!!
ካብ ሐዚ መስዋእቲ ባቫኹም እያ ክትጅምር
Jegna general! Thank you gor your services! Thank you gor standinh by Tigrai!
ጅግና ጀነራል ምግበይ ክብሪ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓሻዊ
ጅግናና
ትኽክል አንታ ጅግና ንገሮም ንዞም ከዳዓት
ሳእኒ ኣቢይ ብምስዓም ዘጽርዩ ውርደተኛታት 😂
ረሳሓት። ኣታዮ ንቅሑ እንዶ።
እሞ እንታይ ድኣ ወርቂ ምዝት አቀዲምካ ብአካ ትመፅእ ሰላም የለን
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
One of the heroes in the Tigray people keep it up proud of you dear brother ❤
ህዝብና በአኻን ንአኻ ዝመስሉ ልክዖም ዘይፈልጡ መሓይማት አብስቄት ይርከብ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ካብቶም ዝሰርሑ ዘለዉ ንስኻዶ አይኮንካን
እቲ ዝለመድካዮ ዓስቢ ከይተርፈካ ድዩ? መን ኢኻ ኣንታ ንስኻ ኣፍካ ትኸፍት ዘለኻ?
ባሓቂ እዚ ሰብኣይ ትግራይ ካብ ዘፍረየቶም ዕንቊ ሰባት ሓደ እዩ።ዘረቡኡ እዉን ርትዓዊን ሓቅን እዩ።ኣነ ቅር ትብለኒ ዛላ ኣብ ወራር ወርቂ ሓሜት ብዚሒዎ ኣሎ።ካብዚኣ ነፃ ምዃኑ እንተንፈልጥ መሊእና ምደገፍናዮ።
ወርቂ ዝስረቅ ብሰላም ዩ😂
እዙይ ትትናገር ተሎ ነይረ እየ ተመሲጥና ኢና ንሰምዖ ነይርና ታሪክ ካ ብፀለም ቀለም ከይፃሓፍ ዙ ልባሃል ለሎ ምስትክካል የድሊ እዩ
ንምንታይ ዘይተባህለ አርእስቲ ሂብኩም ተውፅዎ ይገርምዩ
ብውነ ነዳምጽ ሓው ኩሉ ስምዓዮ 5:10 ኣለትካ እታ ኣርእስቲ❤❤❤❤
ጀነራል ምግበይ ጅግና ❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ባሓቂ ወታሃደር ዩ ምግበይ ኣዛራርባ ከምዚ ዩ ናይ ወታሃደር ፡ከምዚ ናይ ወዲ ወረደ እእእእእእእ እንዳበልካ መእሰሪ ዘይብሉ ኮለል ኣይብልን
ዘረባ ኣይብላዕን ኣብ መድረክ ሓቂ ተምስል ብውሽጢ ትሰርሕዎ ግን ካሊእ ንመንእሰይ ትጭፍጭፍ ህዝቢ ህዝቢ እንዳበልካ ኣይተታልል
ጀነራል ምግበይ ጀግና ወዲ ህዝቤ ትግራይ እዩ
በየናይ መለክዒ ኢኹም ንምግብይ ትፀርፍ አይትሓፍሩን ምግበይ ውላድ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ብተግባር ክአ ጀግና ኢዩ ባንዳታትን ደቂ ባንዳታት ንምግበይ ክትዝልፍ ብቕዓት ሞራል የብልክሙን
እዝጊ ኣዛረበካ ፡ እንጀራ ዓለም ብላዕ ። እልፊ ሸየጥቲ ክብሮምን ክብሪ ህዝቦምን ፡ ንጅግና ክዝልፉ ዘሕዝን'ዩ ።😢
ንፉዕ ጀነራል
ኽኽውን እዩ ወዲህዝቢ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ
ኣብ ዘለኻሉ ዞባ ወለዶታት ዘብርስ ኬሚካል እናተደፍአ ጠጠው ኢልካ እናረአኻ ወይ እናተሓበበርካስ ሽሕ ግዘ ህዝቢ ህዝቢ ምባል ሸፈጥ'ዩ።
ህልውና ህዝብ ትግራይ እሎም ክዛረቡ እውን ሞራል የይብሎምን ሓሰውቲ 100% ።
ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዝዛረቡ ካልእ ተግባሮም ድማ ካልእ ሓሰውቲ ።
ጅግና ኣቦና እስኪ ንበረልና
TIGRAY LEKIMWA ALLO NEBERELNA KKKKKKKKKKKKKKKKK
mgbeyyyy herosss❤❤❤❤❤❤😂😂
Greed kills Tigray
መሰዋእትነት መክፍል አለበብን ይላል ራሰህ መስዕዋት ሁን የትግራይ እናት ዳግም የሚታለል የለም ይህ ንግግር የዛሬ ከሁለት ዓመት በፈት ነው
ኣስተርጋሚ ምኻንካ ድዩ ወይስ ብዓል ዕላማ ኢኻ ኣብ ዘይማይካ እንታይ ኣትወካ!?
መን እየ እዩ ዝብል ዘሎ እዙ ሰብ'ዚ ባ::
🤔🤔🤔
ቦይ ናይ ቅድሚ 2 ዓመት ላምፃእኩም ኝኝ ኣይትበሉ
🤨🤨🤨
ንስኻን ከማኻ ዝበሉ እናሓለው አብትግራይ ሰላም ክህሉ አይኽእልን!!
ንዘፃረፈ,ውን ዲኻ ላይክ ትብሎም
ባህላዊ ጀነራል መግበይ ከምቀደምካጥራሕ መህደሚኻ መማረጺድለ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ጀነራል ዘረባ😀
Herooo×××××💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
After all these devastation you are begging for peace and stability wow!!! We hope this ideology is genuine.
ሓሳዊ ህዝቢ ኣይትሸዊድ ሓቂ ሓዝ
ሓሳዊ ራኢ ኣልቦ vissionless
ከምዚ ፈካሪ ሃዳሚ ሰብ የሎን ፡ ምግበይ ኣብ ቅድሚ ህዝብን ካሜራን ሓፍ ሓፍ ምባል ጅግና እዩ ፡ ንምዃኑ ጅግና ዘይብላ ሃገር ጅግና ካበይ ክመጽእ ክክክክክክክ ዓዲ ከደምቲ
አድጊ
@fitsum5629 ኣነሞ ዘርኢ ኣድጊ ዘይብለይ ካብ መቀለ ኣይዉለድ ካብ ፍንፍኔ ካብ ሽዋ ኣይዉለድ ካብ ወለጋ ወድዛ ረሳሕ ዓሌት ስርናይ ርድኤት በሊዕካ ምፍካር ደቂ ርሹናት ።
ኣቡይ ትፈልጦ
@QsanetTion ንሓደ ተራ ሰብ ኣይኮንካን ትሓተኒ ዘሎካ መግበይ ኣብ ቅድሚ ኣንስቲ ቆልዑ ምፍካር ስላ ተክሎኖጂ ንርኦ ኣሎና ፡ ምግበይ ሃዳሚ ሳላ ሻዕብያ ንፈልጦ ክክክክክክክ
Kilite gize iba azaribkuna 😢
ዶኦብ,ይተሓንፀአፅ,በአል,አይትፍራሕ,ምእግበይ
እሞ ህዝቢ እንዳተጎሳቀለ አብ ግዚያዊ ምኽደራ ዘለው ሰባት ንክሸጥዎ እናተሰማምኡ ሰራዊት ከፍርሱ እንዳተሰማምኡ. መሬት ትግራይ ክምለስ ከይኮነስ ብሬፍሬንፍም ክውስድዎ እናተሰማመአ እንዳፈለጥኩም እንታይ ተአዩ አለኹም ንለምዶ ከይኮነስ ንፅቦዮን ክኾን ዝግቦኦ ምስ ህዝቡ ዝወገነ. ውድብ ህውሃት ን ምስ ህዝቡኹምን ኩኑ ወሰን ወሰን አይቲኺዱ. ንሱ አየድኽነናን ሓድነት ከይመፅእ ዝሰርኹ ናይ ግዚያዊ ምኽደራ ጉጅለ ሒዝካ ከመይ ኢሉ ሓድነት ይመፅእ ?
ናይ ትግራይ ባጫ ደበልየ
የሸርሙጣ ልጅ የኢሳያስ ሞዴስ
ሓሶት
ንምግበይ ምስ በጨጭ ምዝማድ ንባዕልኻ በጨጭ ምዃንዩ
ናይ መዓዝ እዩ
ሓሳዊ
Don't insalted our leaders Banda beletsegena te
ምግበ ተጎምባሒ ኣበይ ዳኣ ጠፊኢኻ እዚ ኩሉ ፈኸራ ጉራን ዓፋሪ ባህላዊ ጽወታና እንዳበልካ ባ ክንደይ ዕሸላት ኣጥፊእካ 1.5 ሚሊዮን ኣበይ ዳ ሕጂ ዘይዘከርካዮም ወራዳ
Baliqay
ሓሳዊ!
ስቅ ኢልካ ኢኻ ሓተፍተፍ ትብል ዘለኻ!! ሰራቂ ማአድን ናትካ ፕሮፓጋንዳ ቡዙሕ ግዜ ተሰሚዑ ፉሹል ካድረ ማሌሊት!!
aytefeletkun elu eko eyu hateftef zbl zelo 😃😃
ዋ ሰብ ዶ ክብረት ይግበኦ ይመስለና
Wela AB temket kola eyom medere zegeberkumna eziom 0000
አቱም ንጀጋኑ ጀነራላት ትግራይ እትጻረፉ ድቃሉ ካብ ትግራዋይ ሰብአይ አይተወለድኩሙን አደኹም ካበይ ከምዝደቀለትኩም ጠይቅዋ ነገሩ ፈቲኹምውን አየኮንኩምን እነዳ ቀናእኹም ኢኹም እሞኮ ጀግና ንሙካ ተዕድልቶ የድሊ እዩ ኮ ስቅኢልካ ሸንታም ዎች አፍኩም አየተጭኑው ሌያቡ ሰረቅቲ
ኣብ ንሱ ዝመርሖ ዓውደ ዉግእ
1 ሚልዮን መንእሰይ ብዘይ ኣላዩ
እቶ ኢናበለ ንነብሱ ተሓቡኡ ተሪፉ
ኣብ ሞዩኡ ዚተሳዕረ ሊምዳዊ ጀንራል
ብዛዕባ ፖሊትካ ኣበይ ኢሊዎ
ወተሃደርር ኣብ ፖሊትካ ኢንተዘየዛተወ ዩምረጽ
ኣብ ትግራይ
ካብ ቀሺ ክሳብ ሊምዳዊ ጀነረላል ኩሉዩ ተጸሊሉዩ
ንስኻኸ ኣበይ ነይረካ
ድሕሪ ኸዚ ለ መስዋእቲ ክንብል ?
ሰራቂ ወርቂ ሓሳዊ መላኽዒ
What are you talking about? The people of tigray is dying everyday by hunger. But you guys are stalling gold from Shire Why don't you stop them the tribes over there if you really were about the tigray No more, trust you guys. You are only talking, but your inside is Evil
Higawun poletican kbl knebr EU adu arekibu kkk
ኣቱም ሓቀኛታትን ሃገራውያንን ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ብምድልዳል ሰጢምኩም ብጥንቅቐ ንፍትን ርትዕን ድው ኢልኩም መጉቱምበር ሓደገኛታት ዓለቕትን ጠላማትን ኣብ ሕብርትኹም ኣትየሙኹም ኣለዉ ።
This is old
Kkkk alem zedenke yebel away werdet kndezheba yegeber Milon hizibi atefau away werdet AB Ferdi kekerbu zegebom
ሓሳዊ ፣ ፀፍ ጭልጥ ኢልካ ምንጋር ትኽእለሉ ኢኻ። ሰካራም።
ዓፋሪ
Kindue zeyserahkum kemey moral alekum txarefu very shameful
Kurub tegaru kab smit wuxu
Eti hade gigna kixref kemu kea eti neti hade kixerf kulom bzay merahi kiterfu ekum. Ab meriet waga zkefil merahi ab dege tekemitka kitxaref kemey elu moral trekbu hfret aysmakumn kurub? Nska bel nea hagzena tebelekum tkedu do?
Once a gunfight started it will not return your enemies will intervene
Tigray will be like Amhara
Fano can’t unite because of the media in diaspora
አመበሳ
ከዳዕ ንስኻ ትግራዋይ ዲኻ?
ከዳዕ ንስኻ ኢኻ ዓኻይ ጭራቱ
Golden boy 😂