1ይ ክፋል መደብ ምስ ስድራበት ኣብ እስርበት ዘሎ ኮለነል ስርናይ ብዓልቲ በቱን ጋሉን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • መደብ ምስ ስድራበት ኣብ እስርበት ዘሎ ኮለነል ስርናይ ብዓልቲ በቱን ጋሉን

ความคิดเห็น • 258

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  24 วันที่ผ่านมา +26

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @TommTomme
      @TommTomme 24 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ተፈታዊ

    • @TommTomme
      @TommTomme 24 วันที่ผ่านมา +1

      ሰላም ተፈታዊ፡ ኣነ ንስርናይ ይፍልጦ ንሚዛን ውን ይፍልጣ ኢየ፡ ስርናይ ባዕሉ ኢዩ ኣብ ሽግር ወዲቑ፡ ምክንያቱ ሚሒር ምትህልላኽ ምስ ሓላፍቲ ኣብዚሑ፡ እቲ ቀንዲ ናይ ስርናይ ኣብ ሽግር ዘውደቆ ድማ፡ ምስ ወዲ-ዑንቃይን ክፍላይ-ተከለ ማንጁስ ኢዩ፡ ክምዚ ክሲ ድማ መስሪቶሙሉ፡ ን ኣሕዋቱ ስግረዶብ ኣስጊርዋም ትብል ክሲ ኢዩ ተመስሪትዋ፡ ክሳሲኡ ድማ ተኽላይ ማንጁስ ኢዩ፡ ወዲ-ዑንቃይ ክሙኡ ድማ ወዲ-ሊቀ ምስክር ኮይኖም ቀሪቦም፡ ወዲ-ሌቀ ክሙኡ ሰሚዐ እንበር ኣይራኣኹን ኢሉ፡ ተክላይ ማንጁስ ክሙኡ ድማ ወዲ-ዑንቃይ ፡ ኣብዚ ቤት-ጽሕፍት ኣሕዋቱ ሓዲሮም ስግረ-ዶብ ክይዶም ዝብል መርትዐ ኣምጺኦም፡ ኣጋጣሚ ድማ ሓደ ንስርናይ ሓው ስግረ-ዶብ ዝወጸ ኔሩ፡ ነዚ ድማ መምኽንይታ ተጠቂማሙሉ፡ እዚ ጥራይ ኣይኮነን፡ እዚ ፍልዮማ ኣኪባ ትብሎ ዘላ? ስርናይ ቅድሚኡ ምስ እሰያስ ዝተዳፍሩሉ ኣብ expo ኣኪባ ናይ ሓላፍቲ ዝነብረሉ ኢዩ፡ ብድሕሪ እዚ ስርናይ ደስኪሉ ኔሩ ን6 ወርሒ ዛኣክል፡ ቅድሙኡ ግን እሰያስ ማዓልታዊ ብቴሎፎን ርክብ ኔርዋም ምስ እሰያስ፡ እሰያስ ድማ ባዕሉ ደዊሉ ናብ ስራሕ መሊስዋ፡ እቶም ቀንዲ ክሰስቲ ሂወቱ ክጠፍእ ዝገብርዋ ፡ ተክላይ-ማንጁስን ወዲ-ዑንቃይን ኢዮም፡ ካብ ኣስመራ ድማ ኬድና ካብ ቤት-ጽሕፍቱ ወሲድናዮ ፡ ን ውዲ-ዝነበሽ ካብ መኪና ኣየውረድናዮን፡ ካብ ተሰነይ ካብ ናቱ ቦጦሎኒ ኬድና ወሲድናዮ፡ ኣብቲ ጥቓ እንዳ ዜና ድማ እሱርቤት ድማ ኣሲርናዮም ፡ ቅድም ወዲ ዝነበሽ ድሓር ድማ ስርናይ ኢና ኣሲርናኦም ፡ እቲ ቀንዲ ድማ ናይ ክልቲኦም ኣሕዋትኩም ስግረ-ዶብ ኣስጊርኩም ኢዮም ተባሂሎም፡ ክልቲኦም ድማ ስልጣን ስለዝነብሮም ኢዩ፡ ኣብ ኣስምራ ኣብቲ ጥቓ እንዳ-ዜና ድማ ተኣሲሮም፡ ብድሕሪ እዚ መርመራታት ምስ ተኻየደ፡ ወዲ-ዑንቃይ ተኽላይ ማንጁስ ሰናይ 3 ሰብ ድማ ምስክር ኮይኖም ንስርናይ ኣሽኪሎማ፡ ግን ብፍጹም ኣይዋዓልክዋን እንተ-በለ ፡ሰማዒ ኣይርኽበን፡ ካልእ ምስክር ኣምጹኡለይ እዚኦም ባእሲ ኢዮም ምሳይ እንተበለ ዝሰምዐ ኣይረኽበን፡ እቲ ዝምርምሮ ዝንበረ ንስርናይ ድማ ወዲ ኣከለጉዛይ ኢዩ፡
      ብድሕሪ ቅሩብ ሰሙናት ውዲ ሓጎስ ዝተባሃለ መራሕ ኽ/ሰራዊት ድማ ንምንታይ ይእሰር ኢሉ ፍቱኑ ክጣበቕ ፡ ን ወዲ-ሓጎስ ድማ ተኽላይ ማንጁስ ብዛዕባ ስርናይ ይጣበቕ ክምዘሎ ናብ ኣብርሃ-ካሳ ደዊሉ ሓቢሩ፡ ወዲ ካሳ ድማ ን ወዲ ሓጎስ ክእሰር ኣዚዙ፡ ን ወዲ-ሓጎስ ድማ ኬድና ኣምጺናዮ ፡ ካብ ከረን ኣምጺና ኣሲርናዮ፡ ወዲ ሓጎስ ግን ድሕሪ 2 ዓምት እሱርቤት ተፍቲሑ - ኣብ ደንጎሎ ኣብ under ተኣሲሩ ኔሩ፡
      ኮ/ል ስርናይ ድማ ኣብቲ እስርቤት-እንክሎ - ቅድሚ ምእሳሩ ብዝነበሮ ናይ ምክትታል ዶባት ናይ ምዓርግ ደረጃ ንኽውስክ ተሓጽዩ ስለዝነብረ፡ ኣብቲ ምዕዳል ምዓርጉ ናብቲ ንሱ ተኣሲሩሉ ዝንበረ under ናይ ደንጎሎ ተዋሂብዋ ኢዩ፡ ግን ስርናይ ብሰንኪ ሕማም ኣብ 2014 ኣብ ደንጎሎ ፡ካብዛ ዓለም ተፋንዩ ኢዩ ፡ ቅበጽዋ፡
      ኢድሪስ ዝባሃል ትግረ ውን ስርናይ ምስ ተኣስረ ሓሪቁ ምስ ወዲ ዑንቃይ ምስ ተፍሓፍሑ ኣድሰኪሎማ፡
      ብድሕሪ እዚ ወዲ-ዘነብሽ ወዲ ደቀ-ምሓረ ኢዩ እንት-ዘይተጋግየ፡
      እዚ ወድ ዘነበሽ ዝባሃል ሽዑ ኢዩ ተረሺኑ ፡
      ረሸንቱ ድማ እዞም ዝስዕቡ ኣስማት ኢዮም፡
      ኩሎም እዞም ብታሕቲ ጺሒፍልካ ዘለኹ ኣስማቶም የብለይን ፡ ግን ብክመኪና ባዕልና ነግዕዞም ኔርና ናብ እሱርቤትን ክሙኡ ድማ ኣብቲ ትሕቲ እንዳ-ዜና ድምጺ ክስመእ ዘይክእል መረሸኒ ኣሎ፡ ኣብ እንባት-ካላ under መረሸኒ ኣሎ፡ ኩሎም ድማ ኣብ ክልቲኡ እዚ ቦታ ተረሺኖም ኢዮም፡
      ረሸንቶም ድማ ፡
      ( ኪዳነ-ሸቶ ዓዲ-ምሎኽ-ሰይቶ ሰንዓፈ }
      ፍሳሃየ- ሃይለ ውሽጢ ዓዲ-ቐይሕ ሓዳሩ ኣብ ኣስመራ ኣሎ ሕጂ)
      የማነ ኣፍወርቂ ዓዱ-ክባቢ ደቀምሐረ
      እዞም 3 ሰባት ብትእዛዝ ኣብርሃ-ክሳ ክሙኡ ድማ ወዲ-ካሕሳይን ብሓላፊ- ወትሃደራዊ ሰለያ ጊይቶም መቐለን ፡ ንኽርሸኑ ዝተፈረዱ ኢዮም።
      ዓዲ_ኻላ 4 ሰብ ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰባት ክሱሳት ተረሺኖም፡
      ምስ ብዓል ስማሶም ወዲ-ቐሺ ምስ ናይ ፍቕረ ዝንብሩ መሳርሕቱ ድማ ብሓባር ተረሺኖም፡
      ነዚ ናይ ምርሻን ትእዛዝ ዘማሓላለፍ ድማ ባዕሉ ኣብርሃ-ካሳ ኢዩ፡
      ነዞም ናይ ሳማሶም ወዲ-ቐሺ መሳርሕቱ ወይ ድማ ምሱኡ ርክብ ዝንበሮም ክሙኡ ድማ ፡ ብሽማም መኪና ተመዝጊበን ዝነብራ ብሓፈሻ 19 ሰብ ተረሺኖም ፡ ካብዞም 19 ሰብ ብቐርባ ንተክላይ-ሃብተሱሉስ ክሙኡ ድማ ን ብ/ጀ ዓንዶም-ዓፋን ፡ ናይ ቀረባ ደቂ ሓወቦኦምን ክሙኡ ድማ ን ወዲ ሃብተሱሉስ ውዲ-ጋል ሓወቡኡን ዝርክብዋም ኣስታት 8 ሰባት ብቐረባ ዝዛመዱ ኢዩም፡
      ድሕርሮም ድማ ካብ ተሰነይ ኣሳጋገርቲ ደቂ-ሰባት ተባሂሎም ኣብ ማይ ስርዋ ክሙኡ ድማ ኣብ ዓላ ተኣሲሮም ዝጸንሑ እሱራት ፡ ንኽርሸኑ ዝወሰነ ሓላፊ ወዲ-ኻሕሳይ ዝባሃል ኮይኑ፡ ነዚ ጉዳይ ንኽርሸኑ ካላኣዩ ዝፍርመ ድማ ጎይቶኦም መቐለ ኢዩ፡ እዚኦም ድማ ዝበዝሑ ደቂ ተሰነይ ክይኖም ፡ ካብ ጋሽ ባርካ ዝዓበዩ ሕውስዋስ እሱራት ኢዮም፡ ብመኪና ናብ ጊንዳዕ ኣብ ቀዳመይቲ ጉዕዞ 14 ሰብ ወሲድና ፡ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ድማ 21 ስብ ወሲድና ፡ 35 መንእሰያት ድማ ኣብ ውሽጢ ክልተ-ስሙን ተረሺኖም፡
      ኣብ ደንጎሎ ድማ ምስ ኮ/ል ስርናይ ሲዒቦም ዝተኣሰሩ፡
      ኣብ ስርሒት ፍርቶ ምስ ወዲ ዓሊ ዝተሳተፍ፡ ኩሎም ኣብ ደንጎሎ ተኣሲሮም ኣለው ፡ ካብዚኦም ድማ ፡
      ስርናይ ብሂውት የለን
      ወዲ ግዝዋ እንዳ 42 መካናይዝድ ነሩ ብሂወት የለን
      ወዲ ኣሚሪካ ኣሎ
      ሙስጣፋ ማይቱ
      ዓበደላ ጃበር ኣሎ፡
      እዚኦም እቶም ዝዝክሮም ኣነ ግን ብዙሓት ስልዝኮኑ ኣይዝክሮምን ኢየ፡
      ኣነ ድማ ተኣዚዘ ዛኣስርን ዘባጻጽሕን ኢየ፡
      እንተ-ኾነ ግን ስድራቤተይ ኣብ ኢትዮያ ስለዘለው ፡ ክዛረብ ኣይክእልን ኢየ፡
      እዚ ዳዊት ዝተባሃለ ደራሲ ፡ ስውእ ተጠሊሙ ዝብል ውን ኣቡኡ ምሶኦም ተኣሲሩ ኣሎ፡ ኩሎም ግን በበይኖም ገዛ ኢዮም ዝዕጽወ ፡
      ሓደ ኩናማ ድማ ካብ ትግራይ ዝተወሰደ ምሶኦም ተኣሲሩ ኣሎ፡

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 24 วันที่ผ่านมา

      @@TommTomme emo xbuk dikum gerkum jeganu asirkum netom zeazezkzm bomba zeytetwulom

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 24 วันที่ผ่านมา

      @@TommTomme 😭😭😭😭😭zehizin entay eyom anesom nwedi bini tfelto do

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 24 วันที่ผ่านมา

      @@TommTomme plz sle weladitika hine fdeyulom😭😭😭😭😭

  • @Kidane13
    @Kidane13 24 วันที่ผ่านมา +24

    ናይ ብሓቂ ጅግና ኣደ።ልዕሊ 3 ሰዓት ዓቕሊ ገይረ ዝሰማዕክዎ ኣይዝከረንን።ናይ ብሓቂ ናትኪ ግን ኣይተፈለጠንን ከማን።

    • @Anxarhasot
      @Anxarhasot 19 วันที่ผ่านมา +1

      Me to

  • @ghebarrezene3934
    @ghebarrezene3934 23 วันที่ผ่านมา +10

    ናይ ብሓቂ ስርናይ ብሃገር ዝግደስ ብሰራዊት ዝግደስ እዩ ኒሩ ። 1998 ምስከተትና ታንክ ረሻሽን ሒዝና ንጀንጎረን ክንሕግዝ ሱዳን ኣቲና ሕጂ ሰራዊትና ኣይንከስርን ብምባል ደው ኣቢሉና ብሰላም ተመሊስና ።ጅግና እዩ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ።

  • @yohannesyemane5569
    @yohannesyemane5569 24 วันที่ผ่านมา +10

    ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ !!! እንቓዕ ክሰርቕ ፡ ክሑሱ ፡ ከደናግር ኣይተኣስረ እንበር ታሪኩ ኣፍ ኣውጺኡ 'ዩ ዝዛረብ ዘሎ !!! ንስኪን ከኣ ክትሕበና ጥራይ 'ዩ ዘለክን ኣጆክን በርትዓ 💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 24 วันที่ผ่านมา +12

    ሚዛን ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኪ ሕጂ መሊስኪያ ተጋድልቲ ብጸቱ ተእሲሩ ኣይሓቱን እዮም ።ህዝቢ እንተ ሓቲትዎም ከኣ ተጋደልቲ ምስጥር ኢሎም ይሓብእዎ ንሲቢል ከይሰምዖ።

  • @wedieri6762
    @wedieri6762 24 วันที่ผ่านมา +8

    ኣጆኺ ሚዛን ክንዲ ዓሰርተ ኢኺ ምስዚ ኩሉ ሽግርኪ ክንደይ ጸገም ሓሊፍኪ ነዞም ደቅኺ ምዕባይኪ ክትኮርዒ ይግበኣኪ፡ እዘን ጽቡቃት ደቅኺ ገጽ ወላዴኤን ክርእያ ናይ ልቢ ጸሎተይ እዩ🙏

  • @michaelh599
    @michaelh599 24 วันที่ผ่านมา +12

    ኣጆክን ስድራቤት ጅግና ኮ/ር ሰርናይ :💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🙏🏾🙏🏾💙💚💙💚

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 24 วันที่ผ่านมา +24

    ንተጋዳላይ ስርናይ ሓራ ኮይኑ ትርእያላ መዓልቲ ቀረባ ክትከውን እትስፎ::

  • @user-yl2rq3wr9p
    @user-yl2rq3wr9p 24 วันที่ผ่านมา +10

    ኣገላልጻ ይበል ጅግና ዝኾነት ኣደ ኣጆኺ 💙💙

  • @Kidane13
    @Kidane13 24 วันที่ผ่านมา +11

    ኣብ ዝቕጽል ክፋል ብሃንቀውታ ክንጽበየኪ ኢና።ካብ ስርናይ ንላዕሊ ንስኺ ኢኺ ጅግና።

  • @nazeratehagos4279
    @nazeratehagos4279 24 วันที่ผ่านมา +6

    የቀንየልና ሰልጠነ ናይ ባሐቂ ፁቡቅ መደብ እዩ ኔሩ ተባረክ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌿💙💎

  • @AblellsolomonAraya
    @AblellsolomonAraya 19 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ በላሕ ኣደ ከብድካ ዝበልዕ ቃለ መሕተት ተፈታዊ ሓወይ ብጣዕሚ ንፍዕ እካ❤❤❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 22 วันที่ผ่านมา +3

    ደስ ዘብል መደብ!
    ክብረት ይሃብክን!
    Thank you.

  • @petroszekarias7045
    @petroszekarias7045 24 วันที่ผ่านมา +5

    Well done seltene and mizan for this interview,,,May God be with you mizan and your children,,,Ur husband is honestly ❤ man.

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 24 วันที่ผ่านมา +7

    ኣቦኣ ትኣስሩ ብዓል ሰገን ወንጀለኛ ይኸዉን ምስበለት ተስፋ ዝቖረፅኩ😢 ኣየ ነዝ ሕብረተሰብ ምቅላስ ስቕእልካ እዩ ህዝብኻ ማዓስከራትን ትሕት ሜሬትን ኡይ እናበለዶ እምባሕ በል ይበሃልዩ ወደይ😮😮

  • @truespeach2023
    @truespeach2023 24 วันที่ผ่านมา +11

    ዘሕዝን ታሪኽ፣ካብ ኤርትራ ምፍጣርካ የጽላኣካ፣ናይ ኣምላኽ ተኣምር ኣይፍለጥን ኢዩ እሞ፣ኣዋጾኦ ይፍጠረሉ፣ኣጆኺ እምላኽ ክረዳኣኪ ኢዩ።

  • @tibletsmelake
    @tibletsmelake 24 วันที่ผ่านมา +9

    ንስርናይ መዋጽኢ ይፍጠረሉ ❤❤❤ ሓላፍነታዊ ሰብ ኔሩ።

  • @afeworkbahre2558
    @afeworkbahre2558 23 วันที่ผ่านมา +7

    እታ ንእስቲ ቖልዓ ዘለዋ ዓቕሊ፡ ብዙሕ ባህጊ ከምዘለዋ ካብ ትዕግስታ ትርዳእ።

  • @Idferi525
    @Idferi525 23 วันที่ผ่านมา +6

    መጽሓፍ ኢያ እዛ ሰበይቲ።

  • @dawithadgu5923
    @dawithadgu5923 24 วันที่ผ่านมา +13

    Brave mother 🩵🩵🩵

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 24 วันที่ผ่านมา +7

    ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ ሰብ የለን። ሰብ ኣይሞተን ዝበሃል ድማ ብታሪኹ እዩ።💐💙✊

  • @Berhane-
    @Berhane- 22 วันที่ผ่านมา +3

    ሰልጠነ ጽቡቕ መደብ ፡ 👍👍👍🙏🙏🙏💙💚💙😘🥰😘🌹🌹🌹

  • @redaebirhane5060
    @redaebirhane5060 23 วันที่ผ่านมา +3

    Waaaaw ajoki kibrty adena ms gual ki. Sebayki geben kemzeyblus kabaki kitfelto. Nay bhaki emnty bealti kalkidan.... Kureat yisemaki enkuae kem ezom ketelty aykone... Mnbar nhaki nhlina kitnebir keleka eyu mekeret zelewo.. ❤❤❤❤❤

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 24 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጆኽን በርትዓ ኤርትራ ስሚ ጀጋኑ ኢያ ኾይና ጋል ኾነሬል ሰናይ ጂግና በርትዒ ንፍዒ የሕዋት ኣለናኺ ኣይትጃጅዋ 😇😇😇😍🤍

  • @luwamgebrehiwet922
    @luwamgebrehiwet922 24 วันที่ผ่านมา +9

    Heru gal jgna eki eski keman jgna eki ich bin stolz auf dich ajoki ente kielki ka b English,deutsch gierki neti nay papaki und nay gezakum Geschichte/tarik kulu alem kfelto ente gierki xubuk nieru naki wn des mbeleki mkrtey ajoki btami ena nfetweki nekbreki gal kuburat eki 🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 24 วันที่ผ่านมา +4

    ዘተሓሳስበኒ ከም ሕብረተሰብ ኩኖ ግዳይነት ስምዒትን ምዕዝምዛምን ዝክፈል ከፊልና ንህላውነትና ደው ዘይምባልዩ፡
    ንከም ብዓል ቢተውን ስርናይን ቁኑዓትን ተባዓትን ኣሕሊፍካ ምሃብ - በለጸኛታት ሙካን

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 22 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ስርናይ'ስ ንዓኺ ዝረኸበ ዕድለኛ'ዩ: ተዘንትውሉ ኣለኺ: ሓቂ ንኸይተርፍ: ብዙሓት'ኮ ኣሕሊፎም'ዮም ዝወሃሃቡ።
    እዝግሄር ይመስገን!
    Thank you.

  • @tekleteklezghi2371
    @tekleteklezghi2371 24 วันที่ผ่านมา +9

    ሌ/ኮ ስርናይ ፍቱው ሰብ እኮ እንተነበረ ኣብ 1993 ናይ ተጋደልቲ ኣድማ ምስ ፈሸለ ግን ንሓንቲ ቦጦሎኒ ናይ ኮማንዶ ኣብ ኣድማ ዝተሳተፈት ኣብ ናቅፋ ኣምጺኦም ንስርናይ ከጻርያ ሓላፍነት ምስ ሃብዎ ብዙሓት ሰባት የሕሊፉ ሂቡ እዩ:; ብኡ እዩ ክኣ ናብ ስለያ ዝተቀየረ:: ወ/ሮ ሚዛን ክኣ መስራቲት ባር ክሻ ናይ ናቅፋ እያ:;

    • @user-zj5xt4qg4f
      @user-zj5xt4qg4f 19 วันที่ผ่านมา

      @@tekleteklezghi2371 ab bare diya dema tesrhe nera hesreti

    • @dawitgoitom4188
      @dawitgoitom4188 17 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@user-zj5xt4qg4fክክክክክ በቃ ካብ ጸርፊ ወጻእስ እዚ ርእስኹም ትጥቀሙሉ ዶ ጭቃ ኢዩ መሊኡ ዘሎ መስለኒ በል እስከ ኣብ ኤርትራስ ካብ እንዳባርን እንዳሻሂን ወጻኢ ስራሕ ኣሎ እምበኣር ኢዩ ካልኣይ ከኣስ መን ኢዩ ኩለን ባር ዝሰርሓ ሕሱራት ኢየን ኢሉካ ወጽያ ዘይለመነት ደቀይ የዕብዩለይ ዘይበለት ደሊኻ ሓንጎልካ ኣስርሓዮ መብቆሊ ጸጉሪ ጥራይ ኣይትግበሮ ሰበይ

    • @mawibja9779
      @mawibja9779 15 วันที่ผ่านมา

      እቲ ዚገርም ኣዳርስር መጺኣ ሲ 3 ማኪና ረሞርኪዮ ዕንጭይቲ ሒዛ ትከይድ ዚንበርት እያ ኣብ ዚመጸቶ ከምቲ ዚብልካዮ ካኣ ኣብ ናቕፋሲ እንታይ ከዝነበርት ሲ ደሓን ኒየማን ኒግደፎ

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 9 วันที่ผ่านมา

      @@mawibja9779ageb mestea ywredka

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 23 วันที่ผ่านมา +3

    ሰልጠነ ናይብሓቂ ገላጺ ደባት ኣምላኽ ምስ ሰብኣይኪ የራክብኪ ኣምላኽ ባዕሉ ይቅጽኣዮም ኣጆኺ ኣምላኽ እንቃዕ ኣብ ዓዲ ሰላም ኣትኪ ኣለኺ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา +1

    አነ ዚፈሊጣ ገበኒ አላ ኢኒተደይ ሓሲኻ ገለ ገበኒከጋጊዩኻ ይፉቱኒዮም።መገዲ ይደሊዩ ሚሲጢር ኢኒተፈሊጢካ ኢኒተደኒጉኻ ኒባሪነቲ የካሪጁኻ።ኒዓይ ወናኒቲ hivሊኢኾሚለይ2023።❤❤❤

  • @user-fq2sz4ur8s
    @user-fq2sz4ur8s 21 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ ሰበይቲ ሲ, ንሳ ክትከውን ነርዋ ኮረነል,, ንፍዕቲ ያ, ሰበኣይክ ቁኑዕ ዩ ኔሩ, ምስ ሸዓብያ ከኣ ቁኑዕ ኣይ ሰርሕን ዩ, ብዝኾነ ደቅኺ ሒዝኪ, ቁማር ናይ ስደት በዲህኪ, ኣብዚ ምብጻሕኪ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኺ, ሰበኣይ ኢኺ ንስኺ,, bless u

  • @habtomg4590
    @habtomg4590 24 วันที่ผ่านมา +3

    Very interesting true story and we are proud of you mom!!!

  • @binites7284
    @binites7284 24 วันที่ผ่านมา +6

    Abet abet betami eyu zehzen

  • @MulughetaHailu
    @MulughetaHailu 24 วันที่ผ่านมา +7

    Very interesting, this interview was a summary of how Eritrea looked under the reigns of Isayas Af. This, the interview exposed the war lords, lawlessness, and ill treatment of women

  • @Nhamedu487
    @Nhamedu487 24 วันที่ผ่านมา +7

    Ajokn tray xubah Kali mealti eya 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👑💙👑🦁💙👑👑🦁💙💙

  • @philmonfilmon2069
    @philmonfilmon2069 24 วันที่ผ่านมา +8

    ኣንታ እዚ ሰልጠነስ ሎምስ ወሲኩሉ እምበር ነቲ ኣብ መንጎ እንዳኣተወ ምኩላፍ ተመሊስካ ስለ ዘይትሰምዖ እኮ ኢካ ካብ ጌጋካ ዘይትመሃር በጃካ ተመሊስካ ስምዓዮ እሞ ቁሩብ ክትመሃር

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 24 วันที่ผ่านมา +2

      Zserh ygage srah kemeu medakemti

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 23 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኽን ኣደን ጓልን ዋዓሩ ስድራቤት ጅግና ተጋዳላይ ስርናይ መን ይፈልጥ ኣምላኽ ናብ ቤቱ ይመልሶ ይኸዉን 🙏🩵🩵🌺🌺
    ወዲ ምስግና ኣብ እስርቤት ሞይቱ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ንሱ ከይከዉን

  • @yafetabrham758
    @yafetabrham758 24 วันที่ผ่านมา +8

    ኣንታ ኢዚይ ሰምሶም ትብልዎ ዘለኩም ኣብ ከባቢ ዓረዛ ኣቃቢጸሞ ኢዮም ።

  • @TesAsfaha-es9qy
    @TesAsfaha-es9qy 24 วันที่ผ่านมา +7

    ስርናይ 2005 ክእሰር ኮሎ ልክዕ ምስ ናቱ ምእሳር፡ኮረኔል ሃይለ ስላሴ ሓጎስ መራሒ ክ/ሰ 33፡ምልክት ብርጌድ ነበር ቶዮታ ፡ወዲ ዘነበሽ በርሰናል፡ክ/ሰራዊት

  • @MFish7980
    @MFish7980 17 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሐቂ ሓርበኛ አደ ምስ ፍትውቲ ጋላ። አምላኽ ይባርኪ!

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 18 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰልጠነ ምስ ኩቡራት ስድራቤት ኮረነል ስርናይ ብምቅጻል አነ አብ መወዳእታ 1997 አብ ከባብ ቶጋን ነርና ስርናይ ሓላፊ ናይ ሙሉኡ ስሌያ ናይቲ ግንባር ነሩ ብሰራዊት ብጣዕሚ ፉትው ሰብ ዩ ካብ ስርናይ ንላዕል ድማ ጅግና ብዓልት ቤቱ ስብአይን ስበይትን ካብ ሓደ ዕላ ይቅድሑ ከምዝባሃል ጅግና ሰበይቲ አቅርብኻልና ።

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 22 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ዘብል መደብ ኢልካ ጥራይ ዝሕለፍ ኣይኮነን'ዚ: ቤ/ት ታሪኽ ናይ መሪሕነት ህ.ግ. እውን'ዩ ብዓብዩ። 'ተፈታዊ Talk Show' ክኣ በዚ'ያ ኩሉ ግዜ ተፈታዊት ትኸውን። ብዙሓት ዓበይቲ ናይ ታሪኽ ሃገራውያን'ዮም ኣብ'ዚ ምስክርነቶም ብዛዕባ ክፍኣትን ሃስያን ናይ መሪሕነት ሻዕብያ ሂቦምና።
    ንጋሻ-መደብ ምስ ስድራኺ: ነዚ ንቅሓታዊ ኣበርክቶኺ: ፍታሕ: ዕድመን ጥዕናን እምነ: ሓቂ መታን ትዓቢጡ ከይተርፍ።
    Thank you.

  • @ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
    @ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 24 วันที่ผ่านมา +8

    ንሕና ከም ተቓለስቲ ጨኪንካ ምቕላስ ጥራይ እያ በኣ ኢና ካኣ ነጥፍኦም።
    ብዝኾነ ኣብዛ ሃገር ዘሎ መርገም ማዓት እዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና💙💙💙💙💙💙💙።

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 24 วันที่ผ่านมา +2

      Ane zbil fedain ksrhalu alo zey fekido bar eyom zehadru ezom aremanat

    • @mizuaraya
      @mizuaraya 21 วันที่ผ่านมา

      @@freweynikidane4943 asa eya tesaena zela kemu keytefetere ftah yelen

  • @hadisheyob1272
    @hadisheyob1272 24 วันที่ผ่านมา +3

    Ajoki mizan kulu kehalfi eyu 💙💙💙❤❤❤

  • @isaachagos7956
    @isaachagos7956 24 วันที่ผ่านมา +3

    ይሕተቱ !!!! ሐቂ ኣንበሳ

  • @berhanedesta1051
    @berhanedesta1051 24 วันที่ผ่านมา +6

    ብዓልቲ ቃል ኪዳን ማለት ከማኪ ዘይ ከም ብዓል ጓል ኣንከረ . ኣልጋነሽ ቺና ኣፍንጫ ሓሰማ ምስ ኣሰርቲ ሰብኡተን ጓይላ ዘሙቃ

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 24 วันที่ผ่านมา +3

    Ajokin kewegh eyu💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 24 วันที่ผ่านมา +5

    ኣነ ኒሚዛን ኣብታ በት መግቢ አየ ዚፈልታ ስርናይ ሃደ ካብቶም ኒሚልኪ ዘይ ገርሂ ዚተራአዮ ቢቢካአት ዚካታአ ተባአ መራሂ አና ኒፈልቶ

  • @lululove6054
    @lululove6054 24 วันที่ผ่านมา +6

    Ufffffff Ak Ak eway Gud Shabiya 💔💔💔💔😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 11 วันที่ผ่านมา

    GOD bless you 🙏. Sister ❤❤❤.

  • @Men1109
    @Men1109 23 วันที่ผ่านมา +3

    ሓይሊ ኣደ ካባኺ ሪኤዮ

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ንፍዕቲ ክብርቲ ሓፍትና እንቋዕ ብደሃን መጻኺ😍🙏

  • @tedrosabraham3926
    @tedrosabraham3926 24 วันที่ผ่านมา +3

    Sentene betami xbuk medeb keep it up

  • @tesfamariamgebremedhin8690
    @tesfamariamgebremedhin8690 24 วันที่ผ่านมา +6

    Bhakiiiiiiiii zehzin eu mkittal dobat EU neyru

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 24 วันที่ผ่านมา +6

    ኣንታ ሰልጠነ ! እንታይ ዓይነት ሴፍ ዝኾነት ዋዕሮ ኢኻ ኣቕሪብካልና ሎሚ ! ኣቱም ሰባት ! አርትራ ክትዓኑስባ ! - - - - - - -

    • @kokobberhane2231
      @kokobberhane2231 24 วันที่ผ่านมา

      Nay bahaki waero jigina zikonet sebeyti, Amlak yibariki ❤❤❤

  • @abrahamisak7011
    @abrahamisak7011 22 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅሪ ሓዳር ፍቕሪ ሰብኣይ ኣብ'ዚኣ ሓብትና ረኪብናዮ ቕድሚ ሕቶታት ምሕታትካ ጉቡእ መጽናዕቲ ግበር ንሚዛን ካኣ ኣዳልዋ ኻልእ ንመጻኢ መደብካ ንበይና ምስትምጽእ ጽቡቕ ምኮነ እቲ ናታ ሙድ ይስበር ኣለሎ ብሓሙታን ጓላን ጽቡቅ ንክሰነድ ማለት'የ

  • @simretatoy8419
    @simretatoy8419 13 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻሜ ኤርትራዊ ሙኻንካ ዘሕፍር😢 ኣዳርሰር ዝኸፍአ ቤት ማእሰርቲ ኢዩ ን 3ተ ወርሒ ተኣሲረሉ ዝነበርኩ ቦታ'ዩ😢😢

  • @senaitgebre4873
    @senaitgebre4873 24 วันที่ผ่านมา +3

    I love you Mizu jgina❤ Selam betkum ybzah dagmay yerakbkum Ms abekum jigina tegadalay Srnay. Kidney azekrkina nay kedem.

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 24 วันที่ผ่านมา +7

    ኤርትራና ሓበን ናይ ስደተኛታት ኮይናትልና ኣላ ኩርዑ ደቂ ሓላል መሬት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 24 วันที่ผ่านมา +2

      😂😂 ክገርመካ ህዝብኻ ማዓስከራት ኣፍርቃ እስርቤት ኤርትራን ኡይ ይብል እዞምበራዩ ድማ እምባሕበል ይብሉ እንታዩ ዝኸዉን ዘሎ እዝህዝብ😂😢 እምባሕ ዝኾነ ማዕልት ??

  • @amanjemal9203
    @amanjemal9203 14 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา +1

    መይቶም ከለው አይተተሰሪካን ይብሉኻ።ሒጊ የቢሒናን ቁዋም የቢሊናንሞዩቱ ይቢሉኻ።ዶሞዚ የቢሊናኒ ሲረቂ ሓሱ ይቪሉኻ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @Habeschah1
    @Habeschah1 4 วันที่ผ่านมา

    አጆኺ ሚዛን ሐፍተይ ክወግሕ እዩ ንባዕል ቤትኪ እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሉ

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 18 วันที่ผ่านมา

    ጀግኒት ሰይቲ ጀግና ጓል ጀግና 💙💙💙💙💙💙💙

  • @awetsolomun7872
    @awetsolomun7872 24 วันที่ผ่านมา +5

    Kebdka zebele tarik shabya kem Asa

  • @abrahambeyene3913
    @abrahambeyene3913 24 วันที่ผ่านมา +4

    Very sad story and this happening to a lot of Eritreans. Wake-up degefti this could happen to you too

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ሲሪኒይ ዲኻኢሊዎ።አፊሉቡ ሂጡሪ ጣዒዳሻሺ ተጀኒኑ 1990አቢ ባጺዒ❤❤❤።

  • @yonaskidane5398
    @yonaskidane5398 24 วันที่ผ่านมา +3

    She smart

  • @akezazeray4254
    @akezazeray4254 24 วันที่ผ่านมา +2

    Wawww Mizan kemey aleki mis dekiki xegazab eyu sumu ( srnay ka saga selam belles seltene hawey

  • @binites7284
    @binites7284 24 วันที่ผ่านมา +2

    Ezom eyo merhte ertritra betami eyu zehzen

  • @seluselu3925
    @seluselu3925 24 วันที่ผ่านมา +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 19 วันที่ผ่านมา

    ባባ ስርናይ ጂግና ኣጆኺ ሩመላ ተሓበኒ ጽባሕ ካልእ ኢያ ኣጆኺ ኣነ ኣቦይ ሙሉ እ ዕድሚኡ ነዛ ሃገር ተቃሊሱ ተሰዊኡ ውን ኣነ ውን ኣብ ስደት ተደርቤ ኢዛ ሃገር ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ስለ ዝኮነ ኣጆና ኣጆኹን ሚዛን ውን ጂግና ኣጆኺ ንፍዕቲ ኣደ ኣብነታዊት ኢኺ ኢሞ ቀጽልዮ ተባረኻ

  • @aron5023
    @aron5023 15 วันที่ผ่านมา

    እንዳ ህግደፍ በላዕቲ ሰብ

  • @mulubrhane9041
    @mulubrhane9041 24 วันที่ผ่านมา +2

    ሂወት ስርናይ ካብ ወዲ ካሳ ኢና ንደሊያ ።ካልእ ናዓይ ሓላፊየይ ኢዩ ነሩ ኣብ ስለያ 271 ካሳብ ሱዳን ናኣቱ ሓደሓደ ማሓገዝናያ ነርና

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሲሪናይ አይጎረሒን ቢቀኒዱ ኤርትራ ኢዩገበኑ ሩዲዩ ኪልል ኢትዮጲያሙኺና አይተረዱኦን አቶ ኢሰያስ ተኒቤን ተጊሪዋዩ ኢትዬጲያ ታራኺ ጂግና ሰሚዒና።ሓወይ ዘበጦም ሓወይ1978ተሰዊኦ ሰሪናይ 1990ጻዒዳ ሻሺ ተሽፊኑ የምሓዲር ነይሩ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @michaelabatregh3768
    @michaelabatregh3768 24 วันที่ผ่านมา +2

    ሐያል ሰበይቲ ሐቀኛ ::

  • @SeleTesfay
    @SeleTesfay 3 วันที่ผ่านมา

    Ajoki tray 💙💙💙💙💙

  • @abdelbasedhamed2220
    @abdelbasedhamed2220 24 วันที่ผ่านมา +6

    💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 22 วันที่ผ่านมา +1

    Deki Daniel Geremi eyen selestie Karneshim Gereme adi Hiruy Tedla Bayru

  • @niyatinopresent308
    @niyatinopresent308 24 วันที่ผ่านมา +3

    Ajokin Sdrana Keribna ena 🫶🏿💙

  • @mu-ue1gs
    @mu-ue1gs 24 วันที่ผ่านมา +3

    ካብዞም ተቃወምቲ በጃ ሓላፊ ዝነበረ ሰብኣይ ኣብ 2010 ኣብ ሱዳን ዝነበርኩሉ ግዜ ብ ዕላል ዕላል ኣስመራ ቤት ጽሕፈት ከም ዝነበሮም ዳሕራይ ምስ መንግስቲ ሱዳን ዕርቂ ጌሮም ከም ዝተመለሱ የዕሊሉኒ ። ን ኮነሬር ስርናይ ኣልዒሉ ኣይጸግቦን ዩ ኣብ መርዑኡ ውን ከም ዝወዓለ ጽቡቅ ርክብ ዩ ኔርዎም።

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 21 วันที่ผ่านมา

    ኣኽ ከምዚአ ዝበለት ምጭውቲ ቆልዐ ብዘይ ኣቡአ ኪትዐቢ ሚዛን ብዘይ ባዐል ቤታ ኪትነብር ጌሮማ ኣምላኽ ዲኣ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ባዐል ነጂስ ካልአይካ ውን ኩሉኹም ይግደፋውያን ኣምላኽ የልዕልኩም ኣጆኺን ኣምላኽ ምሳኽን ኢዩ ኣጆኺን ቡሩኻት

  • @otcanful
    @otcanful 24 วันที่ผ่านมา +2

    She is beautiful girl

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin 24 วันที่ผ่านมา +2

    ንኢሰያስ ደኣ ልዕሊ 100 ዝኮኑ ቆልዑ ኣለውዎ

  • @TesAsfaha-es9qy
    @TesAsfaha-es9qy 24 วันที่ผ่านมา +4

    ብዛዕባ ወዲ ዘነበሽን፡ካልኦትን ዝተኣስሩ እንታይ ትብልና

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኢሞ ሲርናይ ቢኒያም ግርማዩ ዘይቲቢሊና ❤❤❤።

  • @Meles-k8p
    @Meles-k8p 19 วันที่ผ่านมา +1

    Selam naka seleten❤

  • @teklebrhansolomonembaye606
    @teklebrhansolomonembaye606 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wwwwww. Kbrit. Weladit. Mis. Xbikt. Gaulki. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 2. Gize. Semiaya. ❤❤❤❤

  • @muluebirhansimon2500
    @muluebirhansimon2500 18 วันที่ผ่านมา

    ኮሎነል ስርናይ ማዕረ ክንደይ እሙን ኣብ ሰቤይቱን ከም ዝነበረ ስኒ ኣን ሰበይቱ ትርእዮ፡ ኣዝያ ትናፍቖ ኣምላኽ ሓንቲ ምዓልቲ ክትርእዮ የፍቅደልኪ

  • @DanielSiyoum
    @DanielSiyoum 8 วันที่ผ่านมา

    እጆኺ:

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 22 วันที่ผ่านมา +1

    Mizan Amanuel Wedi haweboki motu semiena mot harbegna wedi Amoy mearey wedi Haweboki , gin Mot Yonas Dikas keliena emo entay tifeltiyo aleki way Ane deki Daniel Jeganu hade dehri hade Thefiom ahhhhhh

  • @achinyolandatedros9145
    @achinyolandatedros9145 19 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙 Hero Familie

  • @awetberhe4437
    @awetberhe4437 24 วันที่ผ่านมา +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኢዚዲእ ወዲቢሪናይ ማኒታ ሚቲበደዲዩ ኢንተቲቢሉና ሚሓሸ ዑቁበ አቢሪሃዩ በሉና ኒህዚቢ ኤርትራ ደበሲ ኪኾነና ።❤❤❤

  • @teklayfisahaye4355
    @teklayfisahaye4355 24 วันที่ผ่านมา +4

    Srnay malet kfae zeyblu xada malet eyu

  • @seluselu3925
    @seluselu3925 24 วันที่ผ่านมา +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💞💙💙💙💙

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 24 วันที่ผ่านมา +4

    Ketshukur eta kola 😅❤

  • @gitup7918
    @gitup7918 24 วันที่ผ่านมา +2

    OROMAY OROMAY OROMAY OROMAY OROMAY OROMAY OROMAY

  • @SemertMarkos
    @SemertMarkos 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሚዛን ሀፈተይ አጆኪ 🎉🎉❤❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 22 วันที่ผ่านมา

    ሓወይ'ሲ ክልተ ዓይነት ኮለኔላት'እዮም ዘለዉ: እቶም ሓደ ጌና ኮንጎ/ሽዳ ዘይቀየሩ: እቶም ካልኦት ድማ መነባብሮኦምን: ደቆም ዝኽደንዎን ዝረግጽዎን ዝሕሽሽዎን: ኣብ ቤ/ት ብቀሊሉ ዝልለ: ዝተፈልየ ሙኻኑ ይነግረኒ ኔሩ: ከም'ዚ እኮ እዩ።
    ኣጆኽን! እንቃዕ'ሞ ብህይወት ተረፍክን: ዘሎ ሰብ'ሲ ዝኾኖ ኣይስእንን እዩ።
    God bless.
    Thank you.

  • @Meles-k8p
    @Meles-k8p 19 วันที่ผ่านมา

    Nay behaki jegena sebeyte selam naki kab Tigray ❤