The pain of waero Tegaru women and girls is beyond comprehension…. It hurts me the most. Welelay anbesa eki emo.. thank you for your dedication and service. I wish I could be there with you all!
God bless tigray and my people 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቢክየይ ድምፃዊ ጅግና ተጋዳላይ ዘመን ኣለምሰገድ ኣምፀአልና ዘመን ትብሉ ብላይክ ግለፁለይ እና ተጋሩዋይ ደመይ ሰላምና ይመልሰልና 💛❤👏
Anbessa waero.
@@seareseare6040 ♥️👈
Zemen nkalay gize kimexe
መፅዩ ኔሩኮ
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey yknaeyaley
አብ ክሳድኪ ዘላ ናይ ቅድስት አርሴማ ስእል አድህኖ ናጋውን ዕለት 6 ቅድስት አርሴማ እዩሞ ሓላዊትኪ ትኩን በረከታን ረዲአታን አይፈለየና አሜን ፫✝️♥️💛💔
አሜን !!! 🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን (3)🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ💓💛💓💊
ኣሜን
አሜን
ኣነውን ከገጥመልኪ
ስለ ጅግንነትኪ
ናይ መን ደኣ ክትሕዚ
ናይ አዴኪ እምበር ❤️❤️💛 ሮዚ
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey
ህፃን ቆልዓ ኢየ ገድፈያ ዝገርም ኢዩ ብዓወት ብሰላም ተመለሲ ረዛ ሓፍተይ❤❤❤❤❤😥
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey😀
ሮዛ ሓፍተይ ብሓቂ ጀግና❤
ድሕሪ ሰላም ክንራኸብ በዓል ሙሉእ ተስፋይ እየ🙏
#ሮዚዬ #ጅግና #ተጋዳሊት
ንዓክኳ አይበቅዕን ብሽምኪ ንኩለን ዝጠቅስዩ
ኩሉ ገዲፍኪ በረካ ወፂኪ
ዋዕሮ ምባልውን ክውሕደኪ
ብጉሓቱ አይምብርከክይ ዝበልኪ
ንዓናውን ፈዳይት ሕነ ኮይንክልና ኢኪ
ሕድሪ ጀጋኑ ወለድኪ ዘየዕበርኪ
ቀፅልልና ኢኪ በርትዕልና አለና አብ ጎንኪ ✊✊✊♥️💛♥️💛♥️💛
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewete
ዋዕሮ ዝብል ቃል ይንእስኪ እዩ ብስሩ ዛሓፍተይ😍
በረከት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!🙏
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ኣብ ዘለኹምወ ሰላምኩም ይብዛሕ ሃገሪና ሰላም ይዉረድልና እዙይ እዉን ካሓልፍ እዩ ጅግናየ ዋዕረና ኣጀኺ ሓላላይ😢😢💓💓💓
ኣሜን
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey
ሰላምኩም ይብዛሕ ክብራት ደቅ ቅድስት ሃገረይ ዋዕሮየ ማርያም ኣክስም ምስኣኽ ትኹን💊💊💊💊💪💪💪💪💖💖
ዋዕሮ ናተይ ብሓቂ ኣቤት ዓቅሊ ፅንዓት ሓቦ ይበል ተጋሩዋይ❤❤⛱⛱
ተጋድላቲ ጅግና እንካዕ በስላም መፅኢ ኩም በርክት ሓውይ
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
እንኳዕ ብሰላም መጻኣኩም ጀጋኑና ሰላምን ራህዋን የውርደልና ፈጣሪ👏👏👏
ኣነስ እዘን ዋዕሮታትና ክርኢ ከለኩስ ኣይትሓጓስ ኣይብክያት እናተሓዋወሰኒ ኣበይሞ ሐዚ ምሳክን ተዝህሉ ስደት ስደት😢😢😢
ዋዕሮ ትብል ርእየ ክጎይ መፅአ🙏💊💊💊❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃኺ💊💊💪💪 ቀዛሕታ ግን ዝናፈቕናዮም ተዋሰእት ሃገርና💊 አምፀአልና እልናካ አብኻና😣
ሰለምካ ይዛሓ ❤️❤️❤️🥰🥰💊💊💊💪💪💪ዊዕሮ ትግራይ
ማዓረይ ጽንዕቲ ባዓወት ተመለሲ ❤💛❤
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey
ኣሜን(3)🤲🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ💛❤️✊🏽 ን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠርኩም ጀጋኑ ♥️💛✊🏽
ስኣን መንገዲ ተጋዳሊት ብዘይ ምካነይ የሕዝነኒ
ሱዑዲያ ዘለና መንገዲ ይከፈተልና✊🏽✊🏽🥺
ቀዛሕታ ዋትስኣብ ክንረክበካ ንደሊ
ናይ ብሓቂ መንፈሳዊ ቅንኢ እንየና
አግዚኣብሔር ምስ ህዝቢ መንግስቲ ሰራዊት ትግራይ ይኹን አሜን
ኣሜን(3)🤲🙏🙏🙏
ዶናት ኣምፀአልና በረከት❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጀጋኑና ኣጃኪ ዋዕረና 💔💔ሰላምን ፍቕሪን ን ትግራይ ዓደይ ኣጃና ክወግሕልና እዩ💖✊
እዋይ ህዝበይ ዝረከበካዮ ብዓወት ተመለሲ ዋዕረና❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
እንኳዕ በሰላም ምሳኹም ተጋርዋኒይ ዋዕሮና እግዚአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና 🙏😘❤️💛
ዋዕሮና ብዓወት ይምለስኪ ትግራይ ዓደይ ብርሃንኪ የርእያና
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ አጆና ክሓልፍዩ እግዚአብሔር አምላክ ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትን ብዓድን ብበረካን ተወፂዕና ሓሊፉ ነውግዖ የምፀአልና 💔😢 ራጎ ዝሞቱ አሕዋትናውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😥💔😭😭😭😭
አሕሕ አሜን ህዝበይ ተሳቕዩ አውያት ኮይኑ ምግቡ😭
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ደቂ ትግራይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና🙏❤💛
ፅብቅተይ እኳዕ እሞ ሕንኔክን ፈደይኪን ። ንሕራና ካአ ሕነ ክንፈዲ ግዜ ይሃበና ፈጣሪ
ኣበት ፅንዓት ጅግንነት ኣባኪ ኣሎ ዋዕሮ❤️💛💊❤️💛💊✊✊✊
እንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ጀጋና 👏
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ብዓወት ተመለሲ ዋዕሮና💛❤🌍
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey
I like kezahita;
ሓፍትና ሮዛ ጀብጀብ እዉን ብልፂቲ ተጋዳሊት።
ብዓወት ተመለሲ ዋዕሮና💛❤💛❤💛❤
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey
ናይ ብሓቂ ተጋሩ ፅንዓት ኣብየት ሓቦ አብየት ጅግንነት በኣኩም ተሓብነ ከርዐ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ @ ጥዕና ያሃብኩም ሓላላተይ ብጣዕሚ ተወፅክን ደቅ አንስቶዮ አሕዋተይ አጀና ኩሉ ክሓልፍ እዩ በርትዑ ክብለኹም ይፈቱ ብዓወት ተመለሱ አብ ቃልሲ ዘለኩም አሕዋተይ ካኣ ናፍቀኩም 😭😭😭😭😭
እንካዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ዓደይ መኣረይ ኣጆና እመብርሃን ክተዉግሐልናያ 💗💗💗
Mahbere Kirsusat getskum tirhak antum chnewti
ዋዕሮ ጅግና ሓፍትና ብሰላም ይመልስኺ🙏🙏🙏❤❤❤❤💛💛💛💛💪💪💪💪💊💊💊💊💔💔💔💋💋💋እህህህ ህዝብና
ኣምላክ እስቲ ምሳኩም ይኩን ምእንተ ህዝብኩም ሂወትኩም ትህቡ ዘለክን /ኩም🙏❤️💛❤️💛
ጀግና ጋል ጀጋኑ ሓፍትና አብ ጎኑኩም አለና አጆኩም ሓበናታትና ትግራይ ትስዕር 🙏🙏🙏💊💊💊
ዋዕሮ ተጋዳላት ሮዛ💘 ብዓወት ተመለሲ ምስ ብፆትኪ 💊💊💊💊
Beautiful and inspiring story. !!!!
Thank you KEZAHTA TH-cam!!!!
From ERITREAN
ዋዕሮና✊❤💛❤💛💪
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ብሰላም ተመለሲ ማዓረይ💘💘💘💘💘💗
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
እግዚኣብሄር ሰላም ዓድና የርእየና ኣሜን❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐
በረከትሓወይ❤❤😍😍😍😍
Egziabher amlak misakum yikun jeganuna, thank you Qezahta Media.
ስላምካ ይብዛሕ በረከት ጀግና ወዲ ህዝቢ💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💪💪💪💪🐅🐅🐅💊💊💊💊
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ዋዕሮና ፅንዓት ሓቦ ኩሉ ኣባኺ ኣሎ ኣጆኺ🏖♥🌹💊🙏
ዋዕሮና 💊💊💊🔥🔥🔥✊
ዋዕሮ ብዓወት ተመለሲ ምስ ብፆትኪ ጅግናየ❣️❣️ ብምንታይ እየ ሞ ክገልፀኪ ምልአት ልቢ ኢኪ
አቤት አቤት ጅግንናት ብዓወት ተመልሲ
ሮዛተይ ጀጋና ማዓረይ ኦ አምላክ አባይ ሰላምን ፍቅር አዉርደልና አና ንአልሞ ሰገደ አምፅኡሉኒ
አብ ህዝቢ ትግራይ 21ክፍለዘመን ክፍፀም እዩ ኢልካ ዘይሕሰብ አስካካሒ ግፍዕን ወጀልን ተፈፂሙና ልብና ተሰሩ ንዓኽን ከማኽን ዋዕሮታት ምስረአና ስባርና ይፅገን ሓዘና ይድበስ ንብዓትና ይሕበስ ተመስገን እንካዕባ ናይዳማተይ አይኮንኪ አማዕድየ ዝሪኤኪ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
እሞ ታይ ቃላት ክረኽበልኪ ንዓኺ ዝገልጽ በቃ ፍረ ፃምእ ቃልስኺ ህዝቢ ትግራይን ትግራይ ባሕላን ሕልማ ሃህዲ ይኹን በቃ አነ ንዓኺ ዝገልፅ ንብዓተይ እናፍሰስኹ እየ አዳሚፀኪ እሞ ዕላማኺ ቅኑዕ ዝረገፅኽዮ ጹኑዕ ትግበሮ ማርያም ጺዮን አዴኺ አዴና😍💔
ፅብቅተይ ብዓወት ተመለስ😘❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ዛዋዕሮ ሓፍተና ኮሪዓልኺ ኣለና ኩላተና ኣብ ገንኪ ቀልኩም ኣይነዓበርን ።❤💛✊
ዋዕሮ ኣጆኪ ቀጽልሉ ብሰላም ምጽና ክንጽበይኪ እና
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ንሃገርና ሰላም ምሕረትን ይልአከልና
Mahbere Kirsusan diki?
@@goiteomgezaei9066 አቤት አይተረደአንን
ኪርሱሳን እንታይ ማለት እዩ
@@lemlemyoutube ቅርሱሳን ዳኣ ንሰወኻትኩም
@@goiteomgezaei9066 አብ ምንታይኪ ውዕልና
ዘይ ርኩስ ካልእ አይትፈልጥን ድካ
አብዙይ ቻናል ካልአይ ግዚ ይርአካ አለኩ ርኩስ ርኩስ ክትብል ክፍእ ሰብ ካብ ክፍል ልቡ ክፍል ይዛርብ
@@lemlemyoutube ጥፍኢ ረሳሕ
,እንካዕ ብሰላም መፅኪ ክብርቲ ሓፍትና ብፂቲ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ህዝብ ትግራይ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ተጋዳሊት ሮዛ ጅግና 💐💐💐💐💛❤️
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ጅግና ሓፍተይ
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏💔
ጀግና ጓል ጀጋኑ መርአያ ትግራዋይነት 💪💪💪🙏🙏🙏
Tigray people stay strong 💪🏾 ❤️💛❤️💛💪🏾
ጋል ዓደይ ማዓረይ ኣጆኪ ረኪበ ክክሕሰኪ ተሰፈ ኣለኒ
ቤኪ ሓወይ ንኣይሰምዕን'የ እባ ኣምፀአልና🤲🤲
The pain of waero Tegaru women and girls is beyond comprehension…. It hurts me the most. Welelay anbesa eki emo.. thank you for your dedication and service. I wish I could be there with you all!
አንካዕ ብሰላም መጻካ በረከት ሓወይ ማዓረይ ኣጆኻ ህዝበይ ♥️💛💊🙏ምቅርቲ ሮዛ ሽኮር ንፍዕቲ ብጣዕሚ♥️💛💊🥺🙏ኣጆኺ ኣምላኽ ኣሎ ምሳና ዕደመ ይሃብኪ ምቅርተይ ዓሕሕ 🥺🥺🥺
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋኒ
እመብርሃን ትሓልወለይ #ሰላም_ንህዝበይ& ሃገረይ💝
You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey
Thank you my hero sisters for your service
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ዋዕሮ ጓል ሃገር ትግራይ💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊🐅🐅🐅🐅🐅
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ አጀኪ ዝያዳይ 👑👑👑👑👑👑👑👑😭🙏✝️
ዋዕሮና 💛❤✊
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ሮዚ ሸኮር❤❤💪
ቸሎ በሊ ደርፍኪ ልቀቅልና ዋዕሮይ
ዋዕሮዋይ ብዓወት ተመለሲ መዓረይ✊💊💔
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
Tigray is proud of you. Long live TDF. Tigray will prevail! Ajokum
ኣጆኺ ዛጋኣለይ ክወግሕ እዩ 😭🥰🙏🏼💙🧸🌻☂️ኣሻሓት ክዉለዱ እዮም💞🧸✝️⛪️☂️🔑🔔👑💊🐑🎻🌿🌿🌿🌿✝️✝️
Thank you for your service, Rosa. May the Lord God bless my sweet Tigrai people.
ትግራይ ትስዕር ብሓሊ አምላክ ።
💯✔️
ዋዕሮ ጅግና ❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪🙏🙏🙏
ብሰላም ብዓወት ትመለሲ🙏❤️❤️❤️❤️😍😍😍
ፍልይቲ ኢኺ ማዓረይ ምስ ብፆትኪ ብዓወት ተመለስና ዋዕሮና💜 እንተ ንሕና ም ብቅንኢ ልብና ይነድድ አሎ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰልኪ ፈጣሪ😭😭💔
አጆኪ ዝሃፍተይ💖💖💖💖💛 ሮዚ💖💝💖💝
እንኳዕ ድሓን መፃኹም ጀጋኑ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ ሓፍትና ብሰላምን ዓወትን ተመለሱልና ጀጋኑና ፅኑዕ የርግፅኹም ኣምላኽ አሎ ምሳና ኩሉ ክንሰግሮ ኢና ኣጆና
Aba You tube channal MULU GAL ABA SELAMA ብምአታው ሳብሰክራይብ gebaereley ahewetey marey
ዋዕሮ ❤💛
ዋዕሮ ዛሓፍተይ ማዓረይ ብዓወት ተመለሲ
ትምኒት ወልዳይ ኣምፅኡልና
ብዓወት ተመለሲ ሮዛ ጅግና
እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ዋዓሮ ሓፍትና
Egzabher nay adena selam yemlseln jegn eki haftey
ዋዕሮዋኒ ዛምበይተይ ኣጆኪ ጂግና ጓልዞም ጀጋኑ ዓወት ንህዝበይ💛❤💛❤❤❤✊✊✊✊✊✊✊🙏
አጀኪ ሮዛ ሓፍተይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪⛱⛱⛱⛱❤❤❤🙏🙏🙏
ዋዕሮ ትግራይ !!
ጓል ህዝቢ ትግራይ ጀብጀብ ዋዕሮ
😭😭😭😭አዶ ትግረይ ዝወረዳ ይአክል ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ግፍዕን መከራ ዘወዶ ከይድገም ሀፍቲ ወዐሮ ጅግና ከተሰኾንኺ ሀሪንኺ ንፀላእቲ ዘወረድኪ ጅግና ወአሮታት ትግራ ኩልኽህ መርአያ ፅንአት ኢኽን ብዘረባ ዘይግለፅ
ብዓውት ተመለሲ ጀግና ዋዕሮና💖💖💖💖
አፍፍፍፍ 😭ኣጆኸይ ምዓረይ
ዋዕሮ ትግራይ ጅግና
ጀግና ዋዓሮ ትግሪይ ባዓወት ተመለስ።💪💪💪💪💪❤💊💊💊💊💊💊❤💛💛❤💛❤❤💊💊🏖💪
ጅግና ከም ወለድኪ ዝገርም ጅግንነት እ/ር ይከተልኩም TDF
God bless tigray and my people 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ በሓቂ ጅግና ቀጽልዮ ሮዛ 💚💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💝💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏
💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏be selam temelise zehafty