ጻኒሒት ምስ ደቀይ ኣብ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 226

  • @WilliamHaftom-u6z
    @WilliamHaftom-u6z 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +27

    ናይ በሓቂ ናይ ኣምላክ ስብ እካ እም ፈጣሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ብደቅካ ተሓጎስ❤❤❤❤❤❤❤

  • @WediTeklay-t2n
    @WediTeklay-t2n ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ሰልጠነ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ኣኩሪዒካና ማራ ደስ ኢሊኒ መግለጺ ሲእነልካ

  • @FilimonBrhane-zy4xb
    @FilimonBrhane-zy4xb 38 นาทีที่ผ่านมา +2

    ብጣሚ ደስ ዝብለካ ዕላለን ሰልጠነ ብጣሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈረ ጻርካ ከኣየርእየካ

  • @frezghiokube3241
    @frezghiokube3241 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ዝሓለፈ ይኣክል ፡ሰላም ንግበር።
    ቃል ፉርቱና ሓፍትና ኣዝዩ ወሳኒት ቃል ኢያ። እግዚአብሔር ይኣክል ይበለና ንሕናውን ሰላም ኢና ንደሊ ምስ ተጋሩ ኢትዮ ኣሕዋትና።
    ሰልጠነ ሓውና ድማ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ፡ምስ ደቅኻ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @ZeresenanayT
    @ZeresenanayT 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ሙሉእ ዕድመን ጥዕና ይሃበክ ምስ አቦኽንን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ጽቡቅ ደስ ዘብል ዕላል ስድራ ቤት። ጎይታ ምሳኻትኩም ይኹን፡ ንሰናይ ከም ንጎይይ ይግበረና።

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 10 นาทีที่ผ่านมา +1

    ዓቢ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ስልጣነ ሓወይ❤😢

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 57 นาทีที่ผ่านมา +4

    ስልጡነይ ዘይርሳዕ ውዕለታ እዩ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @Andom-hb8lx
    @Andom-hb8lx 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቅኻ ሰልጠነ ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samiwedihabesha7175
    @samiwedihabesha7175 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ሰልጠነ ናይ ብሓቂ ሰብ ኮንካ ተረኺብካ ኣብዚኣ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ 💙💙👍✅

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 32 นาทีที่ผ่านมา +1

    ስልጡን ኩርዓትና ኢኻ💙💙💙💙💙

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ሰልጠነ ሓወይ ለባም ስብ አምላክ ሙሉኡ ጥዕናን ቅሳነትን ይፈጠረልካ እዘን እሕዋትና እዉን አጀክን በረቲዕክን ተማሃራ ❤❤❤❤

  • @HevenTesfaye
    @HevenTesfaye ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ፈጣሪ ኣብ ጽቡቅ ደረጃ ኣብጺሑ የርኢካ!

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ሰልጠነ መቸም ካብዚ ዝዓቢ መኽሰብ የለን ኣብዛ ዓለምሞ ዕድለኛ ኢኻ ከምቲ ትዛረብዎ ዘለኹም ኣብ መርዐአንን ደርዐአንን ምስ ደቅኻ ምስ ኩሎም ስድራቤትካ ክንሪኤኩም ኣምላኽ ፈቒድዎ ብፍላይ ምስ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተጋሩ ኣሕዋተን አንተዝገብሮ ፈጣሪ ጽቡቕ ጌሩ ድብልቕልቕ ክንብል ተስፋ ንገብር ቆጽሊ ኣውድቑለን ተቐዳደሙ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @wedihaile7800
    @wedihaile7800 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምኮን እኩል እዩ፣ ናይ ሰልጠነ ግን ልዕሊኡ እዩ። ❤❤❤

  • @efremfsshaye4278
    @efremfsshaye4278 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰልጠነ ብጣሚ ጽብቅ ።ኣጀኩን ንፍዓት ❤❤❤

  • @ቃሉፈቃርኣድኣ
    @ቃሉፈቃርኣድኣ ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ፁሩያት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ደቅካ ሰልጠነዋይ ናይ ብሓቂ ለባመይ እካ🙏🙏🙏😌

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    Esey xbukat💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @SesenJeudh
    @SesenJeudh ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ሰለሞን ትግራይን 🤲👍🫶

  • @MeretHizkayu
    @MeretHizkayu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ንገዝሚ ኢሉ ከይትብሉኒ ፡ ስልጡን ሓወይ ሓንቲአን ሃበኒ በቃ ❤❤❤❤

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ኣምላኽ ይሓልወን ፍረ ድኻምካ የርኢኻ

  • @MaergHans
    @MaergHans 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሰልጠነ ለባም 💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @ትጂጋልቀሺ
    @ትጂጋልቀሺ ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብእግዚአብሔር ርከቦ ስልጣን ሓወይ❤❤❤

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ኣሰይ ፅሩያት❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @merry7267
    @merry7267 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Congratulations 💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉

  • @HansaaHansaa-gj4dr
    @HansaaHansaa-gj4dr 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፍረ ፃምእካ ትርእ ይግበርካ

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ❤ MR SELTENE YOU ARE WONDERFUL EXAMPLE IN THIS WORLD ❤

  • @tesfamariamabreha9670
    @tesfamariamabreha9670 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    Seltene bravo ambesa bhaki wedi keshi ezi eyu eti nay hlna hagez ajoka genzebka ysesin 💙💙

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰልጠነ ዓብዪ ሰብ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rota8742
    @rota8742 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amlak ybarkKa Seltene Keshi Ghirmay 🎉

  • @gualtigray181
    @gualtigray181 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Seltene hawyeee God bless you ❤❤❤❤

  • @shishayweldegergis8825
    @shishayweldegergis8825 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ወዲ ቐሺ ግርማይ ብር ክትብል ታሓጎስ።

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጽቡቅ ሰራሕ ሰልጠነ ፣ ኣሰይ ጽቡቃት ኣዋልድ❤ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @YonasTele
    @YonasTele 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰልጠነ ሐዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር አምላክ ምስ ደቅካን ቤተሰብካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ብሓቂ ልባም ሰብ❤❤❤❤😢😢😢

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Keep up the good work bro💙💙💙

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Dad good job bless you and your beautiful family

  • @MeryHagos-su3kz
    @MeryHagos-su3kz 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሰልጠነ ዓብዩ ሰብ🥰❤

  • @MesreteMarkos
    @MesreteMarkos ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሰልጠነ

  • @tesfahiwetyohannes2443
    @tesfahiwetyohannes2443 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Really Great siltun hawey GBU ❤❤❤

  • @ስደትይኣኽለና
    @ስደትይኣኽለና 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሰልጠነ congratulation ❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!!!

  • @tesfahiwethaile1583
    @tesfahiwethaile1583 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Edmen Tnan Yhabka msdekika ❤❤❤❤❤

  • @FulmayaSunamay
    @FulmayaSunamay ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደቂ ዓደይ❤❤❤❤

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta5155 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣቦን ወላድን ይፋላለ ኢዩ ።ሰልጠነ ኣቦ ኢኻ❤።

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube5903 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    My girls understand life and upmost is to be educated continue studying for life. Bless you forever be strong and happy loving children.

  • @MiliMili-d3b
    @MiliMili-d3b 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፈረ ፃዕርካ ብፈጣሪ ርኮቦ ሰልጠነ ሓወይ❤🎉

  • @Tesfamariamdebesay
    @Tesfamariamdebesay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ደስ ይብል tefetawi 🎉🎉🎉

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ፁብቕ መፃኢ ዕድል ኣለክን እንተነፊዕኽን ዝብለክን ኣቦኽን ኣብግብሪ እንተዳኣ ኣርኢኽነአኦ መፃኢ ሂወትክን ኣብጎኑ ኬንክን ኣብሰላም ዓዲ ኣቲኽን ልዕሊ ሰብ ትነብራሉ ዕድል ኣብኢድክን እያ ንእስነት ኣጥቂዑክን ካብቲ ንሱ ዝደልዮ ተወፂኽን መፃኢ ሂወትክን ከይተበላሸዋ ጥንቅቕ ኢልክን ነንሕድሕድክን እናተማኸርክንን እናተሓጋገዝክን ትምርትኽን እንተወዲእኽን ኣብጎኒ ኣቦኽን ኮንክን ትነብራሉ ዕድል ኣለክን ሰልጠነ ኣሽንካይ ንደቁ ንማንም ዝኸውን ዓብይ ሰብ እዩ ሓደራ ዝብለክን ዓርከይ ዓርከይ ትምርትኽን ምስወዳእኽን ተርክባሉ ኢኽን ሰይጣን መፃኢ ዕድልካ ከባላሹ ሰብ እዩ ዝልእኸልካ ነዚ ነገር በፆሎት ሰጊርክን ዕላማኽን ክትሃርማ እየ ዝምነየልክን ፈጣሪ ይሓልወክን ዘንደቀይ ንፍዓ ከይተጉህዮኦ ከብኩሉ ዝፀልእ ኣቦኽን ቃሉ ዘዕብር ዝበሎ ዘየተግብር ንፍዕ ሰብ እዩ ዝፈቱ እንተ ኣጉሁዩኽኖኦ ብቐሊል ኣይክምለሰልክንን እዩ እመናኒ ኣሽንካይ ንደቁ ንኻልእ ዝኸውን ሰብ እዩ ቃሉ ኣየዕብርን እዩ 🙏ንፍዓ 🙏ንፍዓ 🙏ንፍዓ😍

  • @user-xg5bz9qz3f
    @user-xg5bz9qz3f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣስይ ሽኮራትይ ❤❤❤❤❤❤🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Tgiray
    @Tgiray 39 นาทีที่ผ่านมา

    Nay Behaki Seletn Abeyi Sebe❤❤

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እቶም ጽቡቅ ስራሕ ዝሰርሑ ከምባዓል ሰልጠነ ውሕዳትዮም /
    በንጻሩ ግን ሕማቅ ረሳሕ ታርክ ዝሰርሕ ከም ህግደፍን ባርያታቱን ክኣ ቡዙሓትዮም እሞ ንጽቡቑ ስራሕ ንሕሰብ

  • @timnitguesh3656
    @timnitguesh3656 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Tsega Egziabhre mexakum yekun ❤❤❤

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ሰብ ኮይኑ ሰብኣውነት ምስዝህልዎ ጥራይ ኢዩ ሰልጠነ ተባረኽ ፍቕሪ ናይዚ ክልተ ህዝቢ ኣብ ሓደ መኣዲ ክዓስል ኣምላኽ ፍቓድካ ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 8 นาทีที่ผ่านมา

    💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️

  • @davidgidey4713
    @davidgidey4713 นาทีที่ผ่านมา +1

    💙💛❤🙏🙏🙏💯💛❤💙🙏🙏🙏❤💛💙🌻

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    good gob seltene hawey the same peoples trgray and eritrea tanks

  • @creationsolved
    @creationsolved 58 นาทีที่ผ่านมา

    Bless them

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ሙኻን እኹል ዩ ሰልጠነ ተዓዊትካ ኢኻ ብሓቂ ።

  • @Ghideyghabtegergish
    @Ghideyghabtegergish 38 นาทีที่ผ่านมา

    Wawww behakiii beial abi xega eika ftary adeiluka ane benieshity koliku enite abiye orfane kikifet eya zminey nereie ftary hade meality timinety ysemireali ykiewen ❤

  • @meryGabersaisey
    @meryGabersaisey 17 นาทีที่ผ่านมา

    🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እውይ ኹናት ንመን ይጠቅም ንመራሕት ንመን የሳቅ ንህዝብ ንመን ምንባሩ ንኽፀልእ ይገብሮ ንህዝብ ንመን ደም የብክ ንህዝብ ኣሃህ ናይ ዝበዝሑ ህፃውንት ትግራይ ዕፃ እዩ 😢😢😢❤❤ኣባይኽን ማርያምን ብኽያተይ ክቃፃፀሮ ኣይከኣልኹን ስልጡነይ ባዓል ሕልና ኩቡር ሓውና ክንድ ሽሕ

  • @SameeraSameera-ec9ox
    @SameeraSameera-ec9ox 15 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @freweinimesfun2118
    @freweinimesfun2118 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙🌿💙🌿💙🌿💙👏👏👏

  • @amanisak8551
    @amanisak8551 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Seltene, God bless you more and more...abi seb

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bitaemi des zibli sirah seltene hawey teawotika eka ezigabhiri ybarika 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿👍🥰

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Seltene bal dereb helena💙💙💙💙💙💙

  • @Bibi--ebi
    @Bibi--ebi ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ባዓል ሕልና ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ ምስ ደቅካ ክማካ ኣብ ዓለም ዉሕዳት እዮም እሞ ሰብ ካባካ ክማሃር ካኣ ልቦናን ርእስን ያሃቦ❤ ብር ክትብል ታሓጎስ ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ኣስልጦ ዓውትን ያሃብካ ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ❤❤❤

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 53 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰልጠነ እንቃዕ ሓጎሰኻ ምስ ደቅኻ ተራክብኻ።

  • @AbrhamZerayTemelso
    @AbrhamZerayTemelso 8 นาทีที่ผ่านมา

    ማይ መኸደን :አጉላዕ :ወቅሮ :ነጋሽ: ፍረወይኒ: ዕዳጋ ሓሙስ: ዓድግራት

  • @GhennetKhifleiesus
    @GhennetKhifleiesus 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እቲ ንሕና ንደልዮ ዘይኮነስ
    እቲ ንዓና ዘድልየና ትገብረልና ኣለኻ
    ዓባይ ሰብ ።

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙💙💙

  • @amanamani966
    @amanamani966 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well done seltene did great job

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane4435 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mihiramulu409
    @mihiramulu409 48 นาทีที่ผ่านมา

    🙏🙏🥰🥰🥰

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ዕጥናን ይዓድልክን ፈጣሪ

  • @harinawilliam3649
    @harinawilliam3649 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Congrats 🎉 stay safe & bless 😂❤❤❤

  • @Michael-Tekle
    @Michael-Tekle 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Congratulations brother Seltene. May God be showered with you with your blessings.👍

  • @hirityisaksen1223
    @hirityisaksen1223 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dear Seltene, Actions speaks louder than words, and yours tell an incredible story. Ladies, we´re so proud of the woman you've become and what you've achieved so far. Seltene U should show us when they were surprised. Bravo!
    ❤💯

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤🎉🎉

  • @BereBere-o9w
    @BereBere-o9w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ገብራይ መቅሰን ❤❤❤❤

  • @MY-hk2tt
    @MY-hk2tt 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Kemey ahguskani seltun arkey amlak yebarekeka zehawey.des eluni des yebleka.

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ባዓል መትከል ኣቦ ኢኽን ረኺብክን ዘለኽን ኩላትኩም ዕድለኛታት ኢኹም ንስኻውን ክኸውንሲ በላሕቲ ቆሉዑት ኢኻ ረኺብካ ዘለኻ ይመቸኹም ኣምላኽ ይዛዝመልኩም🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @yonasmichael2889
    @yonasmichael2889 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤️💪💪💪💪

  • @mokiyeandom6485
    @mokiyeandom6485 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙

  • @HiwetLegese
    @HiwetLegese 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Edemen tienan yhabekum ameleke 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️

  • @Maico-NM
    @Maico-NM 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you very much Seltene hawna❤

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you seltene for doing 🙏 the right thing for helping beautiful girls at bad times I'm prodded of you 💙 🎉❤

  • @yosiefokbamichael9209
    @yosiefokbamichael9209 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Seltene abo zektamat amlak edmen tenan yhabka ❤💙

  • @shishayentertainment992
    @shishayentertainment992 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ እዘን ቋልዑ ክልብማ 😊

  • @blackstar7660
    @blackstar7660 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ብሰማይ ርኸቦ፥ ምሉእ ክኸውን ግን እታ ኣብ ውልቀ ሰባት ወሪድካ ጸለመ ግደፋ ከምቲ ምስ ኣረጋይ ሓጎስ ትገብሮ ዝነበርካ😂

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዓውዩ ሰብ🎉🎉🎉

  • @eritreanlovetv9794
    @eritreanlovetv9794 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Betaemi des yebel Enqae gex negex areayekum❤🎉

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well done seltene ❤❤❤❤

  • @yemaneyohannes8188
    @yemaneyohannes8188 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Seltene you are kind and you are very wise person ❤

  • @okubaykiros1473
    @okubaykiros1473 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selam2704
    @Selam2704 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰለጠነ ማለት ፍቅር ሰላም ❤

  • @zufankiros8389
    @zufankiros8389 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💊💙💊💙💊💙❤️❤️❤️👍🙏🙏🙏

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    💙💙💙💙💙💙😘😘😘💐💐💐💐

  • @hagosrobel2851
    @hagosrobel2851 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Brave ❤❤