ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ንኹላትኩም ደቂ ሓላል መሬት : ብዙሕ ኮሜንት ሪእናሞ : ብዝገርም ማዕረ ክንደይ ፍቕሪ እዛ ደርፊ ከምዘለኩም ቃልኩም አቐሚጥኩም አለኹም እሞ : ናይ ተኽላይ ደርፍታት ውን ካብ ቀደሙ ፉቱው እዩ ; ስለዚ ካልእ እውን ንኽበፅሓኩም Subscribe ምግባር ውን አይትሕመቑ; ነዛ ቻነል ብሙሉእ ፍቕሪ Subscribe ገይርና ነዕብያ !!!ክብረት ይሃበልና ነቲ ብሉፅ comments ዝሃብክምዎ 🥰💝🥰 EVE Entertainment 20 March 2022
አረ ቐፅለሉ ናይ ተክላይ ተሃሊካ ምዓረየ
ተክላይ መን ይባሃል 🙏🙏
በጃኻ ናተኽላይ ደርፊ ሙሉእ ኣብ ዩቱብኩም ፀዓኑልና ብዙሕ ሰብ ይፈትዎን ይደልዮን እዩ ብና10ጀምዓይ ሰብስክራይብ ጌረልካ ቀፅለሉ
Serkty berber
BaElay Eye zmenwa ❤❤❤❤❤
ኣብ ዓዲ ከለኹ እሠምዓ ነይረ ፡ ሎሚ ድማ ድሕሪ 7ተ ዓመታት ብፍቕሪ ሓንቲ ቅጭን ተዘሪረ ዝያዳ መቂራትኒ ።2022 ትሠምዓ ዘለኻ like ኣግርጭው
😁😍😍
አነ ✌️✌️
መስሓቅ ኢካ 🤣🤣🤣
😅😅
ኣታ ብናተይ ፍቅርተዘይኮይኑ ፋሕብትን ይበልፍቅርኩም ዑቡድ🙄😳😳
*መን ኣሎ ኣብ Tik Tok ሰሚዕዋ ናብ* TH-cam ዝመጻ
Ane
ane aleku
@@ሓውቀያሕ an dima lomi ysema aleku before five years 2015 nay measker hiwet tezekirni ewe uffff
Ane keman aleku haaa
ተጋሩ ቡሩካት ሰባት
Tnx zhawey bluxey❤❤
አወ ሓቅኻ ወደይ አዚ ብሩኽ ህዝቢ ገርሂ ንሕና እንደኣልና ብሰንኪ አዚ ሽፍታ ስርዓት ርጉማት ንባዕልና ኣይጠዓመናን ፈቀዶ ስደት ተበቲንና ነዐኦም ከኣ ለኪምናዮም
አጆና ህዝቢ ፈጣሪ ይሓልዎ
❤❤❤
455ትጤናጤና ይስጥልኝ 444444ትትትትትትትትትጥትትትትትትትትት5ትት ይስጥልኝ ጤና ይስጥልኝ ❤ላይ ላይ ላይ ላይ ጤና ይስጥልኝ 4ጤና ይስጥልኝ ላይ ጤና ይስጥልኝ ላይ ት@@yesno5335
ኣብ ዩቱብ ክንደይ ደልየ ሲኢነያ እዛ ደርፊ ሕዚ ግን ረኺበያ ላይክ እስኪ ግጨውኒ ከምዚ ከማይ ዝኾነ ❤️❤️❤️
@@tekleweyni-q4oሽም ናይቲ ደራፊ ደኣ ዝይትተሓበረኒ
@@admasfltet4753 ተክላይ በርሀ (ጭልፊት )❤❤❤
@@admasfltet4753 ተክላይ ጭልፊት ይበሃል ወዲ ዕ/ሓሙስ
ኣብ ዩቱብ ተክላይ ጭልፊት ኢልካ ረከቦ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ብዙሓት ደርፍታት ኣለውዎ እዮም
Ata anes 2014 ኣጸሊላትኒ ነይራ ።ሕጂ ክኣ ስእነያ ነይረ ድሕሪ ኮለል ረኺበያ So Thanks more nic pic music.❤💯👌
Iove you ereyy me too
2014 🤙👌🏼👍kemay
Ane kaa ab 2015 atselilatna niera ab measker yzkro abyet zhalefe hiwet
Wela ane ewn 2014 ab Sudan nezia trah eye zsemi nere Thanks bzuh gzye sieneya nere
ኣብ 35 ዓመተይ ብሓንቲ ሂዋን ብፍቅሪ ተማሪከ እዛ ዳርፊ ክሰምዕ ይውዕልን ይሓድርን ኣለኩ
ሐጂ ከኣ ምሽ 36 ኣለካ ሕራይ ኢላትካ ዶ😂
ኣጀካ😢
@@kuluNsenay21ዓለም ከምኡ እያ ምስ ትፈትዎ ኣይትነብርን 😢
@@ትግራይደመይብዘይ ንሳ ቆቢዕ ዘይብሉ ፈላሲ ኮይነ ዓለም የሕልፋ ኣለኩ ዓለም ቦሻዕ😢
ኣጆካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤
ትግራይ ከለኩ 2013 ይሰምዓ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ቲግ ቶግ ረኺበያ❤❤❤
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኩሉ ማዓልቲ ዝሰምዓ still know i listenig 17/7/2022
Dihri newih gize degim yisema aleku 25.08.2022
ኣነ እም በዛ ደርፊ ተጸሊለ ደየ ዓቢደ ንክረክባ ኮለል ኢለ
@@samikeshi5279 ኡንን
በጃኻ ሰሙ እባ ንገረኒካሊእ ሙዚቃ ኣለዎደልየ ሲኢነዮthanks You ❤❤❤❤
teklay chlfit
ተከላይ
ተክላይ በርሄ ዩ ስሙ ብዙሕ ደርፊ ኣለዎ
ተክላይ ጭልፊት❤🎉❤
ሰላማት ደቂ ሓላል መርየት ተጋሩ💊💊💊💊🥰🥰🥰💊💊
ብዛ ናይ ተክልሽ ደርፊ ናይ ኩሎም ደቂ ዓደይ ደቂ ሰፈረይ ትዝታ ኣሎኒ ኣብ መርዓ ጨፊርናሉ ከም ዘይሓልፍ😢😢
ድሕሪ ክንደይ እዩ ኮለል ኢለ ደልየ ረኪበያ..♥
Wala ane
Congratulations to you you and me too 💝🇻🇳
@@ሓውቀያሕ 😂😂
shimu eba nigeruni
ዋላ ኣነ ክብረተይ❤
ብ ክሊብ ክስራሕ ዝነበሮ ደርፊ ዮ ። ብጠዓሚ፡ዮ ተንክፍን ጥዑምን ኣይገርምኩምን።
እዛ ደርፊ ግን ከማይ ዝዓብደላ ይህሉ ዶ ስደት ከይጀመርኩ ኣብ ዓዲ ይሰምዓ ነይረ ሐጂ ክኣ ድሕሪ ክንደይ ኣለሻ ረኪባያ ❤ከማይ ብምእላሽ ዝደከምኩም እስከ👉👍
🫶🏻🫶🏻🫶🏻👍🏻👍🏻❤❤❤
ኣነስ ኣብ ማዓስከር ሕንጻጽ ኣጸልልትኒ ነራ ሽዑ ሓድሽ ኣፍቃሪ እየ ነረ ክሳብ ለሚ ናይ ተሌሎፎነይ መቀበሊ ኣላ እዛ ደርፉ ደርፉ ትግርኛ ንዘላአለም ይንበረልና ንመላአ ተዛረብቲ ትግርኛካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየሎም ብስም እዛ ደርፉ ፍቅርን ሰላምን ንተዛረብቲ ትግርኛ !!!!
ዓርኩ ትፈልጦ ድካ ስሙ
Amen lebamey❤
Kkkkkkkkkk ሓቅኻ ኢኻ ኣጋጢሙኒ ደይኮነስ አቲ ሓሳብካ ስለዝተረዳኣኒ አየ መወዳትእኡ ግን ስሊጡካ ክኸውን ተስፋ ይገብር
@@ዓቅሊአዩሓይሊሂወተይ ya
@@ዓቅሊአዩሓይሊሂወተይ ጭልፊት ወይ ተክላይ በርሀ ይበሃል ተዘይተጋግየ
ኣታ ኒኣይ ከተጸሊለኒ ደሊያ ቢሰኒካ ሲራሕ ተሰጉገ ወላ ቢሒሊመይ ኪደጊማ ይሓዲር ሚሲዛ ደሪፍ ሚሲመይ ካኣ ዲሓን ኣይቱኩን ኣሪከይ ከሊያቲኒ ዘለኩዎ ባለይ ኢየ ዚፈሊጦ ቢጣሚ ደስ ዘቢል ሳራሕ ቀጺሎ ላይክ ሳቢሲኪራይብ ካኣ ኣይነዉሒደሉ
ብዙሕ ደርፍታት ኣሎ ብሉጻት ስርሓት ብሰንኪ ኣዛራግሓ ድዩስ ወላ እንታይ ኢዩ ኣይርድኣን ይትረፍ ሰማዒ ክረኽቡ ወላ ዘይፍለጡ መሳኪን ምስ ምሉእ ብቅዓቶምን ጣዕምታት ዘለዎ ደርፍታቶሙን ካብዚኣ ዝጥዕም ደርፊ የለን ግን ሰማዒ ቪውስ የብላን ናብ ክሊብ ሃምቦፍ ካልእ ነገራት ዘለዎ ግን ኣብ 24ሰዓት 200.000 ምተራእየት ግፍዐኛታት ዝኾኑ ህዝቢ
ክክክክክ
ሓቂካ ሑቡሸይ ምሰ ሃንብፍ እየ ዘሎ 😉😉😉
You are right
ናይብሓቂ ሓወይ እዙይስ ናተይ ሕቶ እዩ❤❤
❤❤❤❤❤❤ ዝፈትዋ ደርፊ የቀንየልና ክቡር ሓዉ ቀቢጸ ኢየ ሲኢነያ ኔረ❤❤
መን ኣሎ ከማይ ዝፈትዎ 🥰🥰
Aykemayin😍
Ane❤✌️
ድሕሪ ክንደይ ግዜ ከለል እለ እየ ሎሚ ረኽበያ ደስ ትብል ዜማ ክፍትዋ❤❤❤
መን እዩ ሹሙ እባ ንገርኒ እቱ ደራፊ
ተክላይ ጭልፊት
ከም ኤርትራውን ክሰምዕዋ እዚ ቭዲዮ ከለው እንታይ ዝብል ዘሎ ትግርኛ ዝመስል ይብል ኤርትራዊ ? 7 ትግርኛ ናይ ኤርትራ ስሚዐ ክገርመኩም
ዝፈትዋ ዜማ ትግርኛ ደሕሪ ክንደይ ዓመት ረክበያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊😍😍😍😍😍😍💊💊💊
እዚኣ ክሰምዕ ከለኩ ኣብ ሰደት እናተጓዓዝና ምሰ ከማይ ዝበሉ ተጓዓዝቲ ብ 2009 ዓ.ም ሰሚዕናያ ግን
ዋይ 16 ዓመተይ እፍቅር ብኩሪ ፍቅረይ ጋብዝኒ እክ 25 ዓመተይ ርክበያ ስምዕካ ዘይተፅገብ ዘፈን
ብጣዕሚ ደስስስ ትብል ደርፊ ያ እታ ዝፈትዋ ቀጽለሉ ብሉጸይ ❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብ ጂዛን ጥዑም ጊዜ ሓሊፉ ቤዛ ዴርፊ love from Eritrea
መኒኦ ማይ ላእተየ ልሰምዓ ነበረ ኣብ ዓዲ ኣይ ጊዜ😢
በጃኹም እቲ ካል ደርፍታቱ እውን አምፅእልና ክንደይ ግዜ እየ አልሸዮ😳💛❤💛❤💝
ኣ💥ሰ💫ይ ሎሚ ረኪበያ ዝፈትዋ ድርፊ ቀፅሎ ባዓል ጥዕም ድምፂ💯♥♥
ኣታ ብናይ ዝወዲ ደርፊ ድቃስ ስነ ❤♥በጃኹም እቲ ካልእ ደርፍታቱ እውን shere ግበሩልና ♥♥♥
Men eyu semu ba negereni
@@amanuelhabte7506 ጭልፊት/ተክላይ ይባሃል
@@ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ Buzuh Thanks haftey nateyy
ኮኮብ ደራፊ ቢታአሚ አና ኒፍትወካ ኣጀካ ላዛ ቲግሪና ቢሃኪ ሚኒዋ ጎበዝ ህርመት ቲግሪና ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዓሚ እየ ዝፈትው ዝዳራፊ ድሕሪ ክንደይ ኮለል ረኪቦዩ ❤❤❤
ብ2011ዓ/ም ዝነበረ ፍቅር ምሰ አሕዋተይ ሽካብ ሐዝ ሰመዔአለኹ ዘይመንዋ ብኽይ ኢየ ዝውዕል 😢😢 አይ ትዝታ ዓደም ትመለሱኹ ም ቤተሰብይ ንጫወተላ ኢና ዳዊኡ ተብቅዕናሰ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
ብልጽቲ ስራሕ ኢያ ኔራ ግዳስ ሰማዒ ኣይረከበትን እምበር ።
meri mezgebo thanks 🙏 kbretey
ኣረ ኣነስ ነዚ ቆልዓ እዚ ዝገልፅ ቃላት ሲኢነ ፁሩይ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😘
ኣይይይ ተዘክሮ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ❤❤❤❤
ኣነስ ንመጀመርያ ግዜ ሕጂ ኢየ ስምዔያ ጥዕሚቲ ኢያ ናይ ብሓቂ 2008 ወይ 2014 ድስማዒኩማ ኣለኹም ተኺላይ ኢዩ ሹሙ መሲ 2 ተ ደርፊ ሪኤሉ ኣለኹ
ትሸንፍላቸው ውያኔ በሁሉም በርቱ።
ዋውውውውወገለ ዓይነት ኣብ ቲክቶክ ረክበያ ናይ ብሓቂ መጸለል
ካብ ቲክቶክ & ናይ ሰልጤ ሳዕስዒት ሪኢኻ ዝመጻኻ ላይክ ጠውቕ ዝዓርከይ።
ክክክክክክክክ 🙄🙄🙄
እዋይ ዛ ደርፊ ኣብ ክንደይ ኮሊለ ረኪበያ ❤❤❤🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤ thanks ❤❤❤❤❤❤❤
Kemzi kemay
ተክልሽ ወዲ ዓደይ ማዕረይ ብዘለካዮ ሰላም ኩነለይ ምስ ስድራካ ምስ ቤተሰብካ ሓላለይ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
emo mulue shimu endo nigerena teklay ---------------
@@alamatatoday8002teklay chilfit
ተኽላይ በርሀ@@alamatatoday8002
ሰላምኹም ይብዛሕ ኣሕዋት ወኣሓት ጋቢዘኩም ኣለኹ እዛ ጥዕምቲ ዜማ
ብጣዕሚ ዝፊትዋ ደርፊ እያ❤
ኣይ ትዝታ 💘ዝፈትዋ ደርፊ 💊💕ግዜ ተመለስ እንዶ 💔💔💕💕
ደስ ትብል ደርፍ ዝሓመላ አያ 💊🥰
ኣነስ በዚ ደራፊ ክፅለል ደልየ❤️💛በጃኩም ካሊእ ብዙሕ ደርፊ ኣለዎ ሸር ግበሩልና
ጭልፊት ወዲ ሰፈርና ❤
መን እዩ ስሙ ?
@@yohnnesjanhoy8667 Teklay Berhe chilfi eyu zebehal bro
@@soliwan1932Slide clipboard items to delete them
G natey abey kon thlu mukurey 4 amet mulueu keyte selachka nfkri leminkani alemey hji ke ezi adl ezi mhabkani do bulutsey yzkr ka mukrey wala atsika keloku ab zelekwa bota metsika ktsema keleka za derfHji gn nbeyney eda tetasku ms nafkotey ysema aleku nay eidey ewn rekibeye zyaday aytamenn eseke selam temeles segarey selam yrakbena ካልእስ ይትረፍ ይቅረታ ክሓተካ ከብረት ሓቅቐልካዴ ፈቃረይ ኣነ ናይ ሕልና ዕርፍቲ ክረክብ ግን ሰላም ሃልወለይ ሰላም የራኽበና gይ
😢
ሹም ናይዚ ደራፊ አስኪ ፃሓፉለይ አሕዋት
Offfff anes dhri kndey kolel lomi rekibeya mara eye zeftwa eza drfi,2015 fluyy tezkiro aleni nezia ksmea enkleku nbat eiu zemexeni💯💯✅❤❤🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ አያ 🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕም ዝፈትው ወደንይ ይዝከረ
ትርጉሞ,ባይገባኝም,,ሰውዳቹህ,,ዝፍናቹህ,ወሰጤ,ነው❤❤❤❤❤
እውይ ብዛ ደርፊ እዚኣ ኣነስ ሓሚመ ከመይ ድያ ኬፍ ዘላታ❤❤❤
ምሳይ ብሂወት ዘየለዉ መሓዙተይ የዘክረኒ ዝደራፊ💔😥
ዋይ ብጣዕሚ ደስ ብሃላት ተምሃራይ 5ይ ክፍሊ እናሃለውኩ ይሰምዓ ነይረ ገና ገሐመለ ከይፈለጥኩ ብዝኾነ ከየንቲን ሰብ ሚድያ ሰማዕቲ ትግርኛን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቐንየልና ኩሉኹም ሓባይብ
me7th😭
Cool adisse aksom Barack terfena eshekuna mekase nekesena mewexa
ብጣዕሚ ደስ እትብል ዜማ ትግሪኛ ኣስሚዕና የቀንየልና ፍትው ሓው።ብሉጽ ፍርያት ፣ብሉጽ ስነ ጥበብ ።
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
aapqapaapappppqapapaapqqpa@@maspriv9s277 q
ተጋሩዋይ❤❤
እቶም ካልኦት ደርፍታቱውን ልአኸልናባ ዝሓውና
መኣረይ ፍቅራይ
Dhri kindey rekibya bitaemi des tibil derfi smu ziflto seb xhafuley.
Kabe tik tok eya mexa keday kolil eu niru
ቀጽሎ ኣንበሳ ብጣዓሚ ደስ ትብል ደርፊ
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብትክቶክ ሰሚዕዋ ዝመፀ ላይክ ደቂ ዓበይቲ😍😍
ስሙ ንገሩኒ ብጣዕሚ ይአ ድፎትዮም ደርፍታቱ❤
ጭልፊተይ ጡዑም ዱሙፁ🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤😊
እዝ ግዜ ናፈቀን ሰላም ንወዲ ሰብ
የዚ ልጅ ስሙ ማነው ሙሉ ቪዶውን እፈልጋልጋለው በጣም ነው ደስ የሚለው
ተክላይ በርሀ (ጭልፊት)
Des zbl derfi
❤❤❤❤❤❤ዝፈትዋ ደርፋ❤❤❤❤
Nenewih gezie delie zesankwa derfi lomi rekibeya Thanksss
I am glad I found this song I love it from 🇪🇷
ደርፊ ዚኣ ሰሚዐ ዘይሞንዋ🥺🥺
Ane.btaemi.aye.zfotwa.zaderfi.1000.gziye.ayezsema.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አውይ ትዝታ 2010 ኣክ ኣነስ መንዩ ረጊሙኒ ስደት ዝወፃኹ😬😢
ትግራዋይ ሙካን ክጥዕም እሰያስ ኣደናጊሩኒ ኔሩ ዘይመንነተይ ኤርትራዊ ኢሉ።
Feshkal Kid Nihna Eritreawan Bi Eritreawinetina Gin Tegaru kem Gorebetina Nekbrom Ember Derif Semiena Meninetena AynliwtinMihret Yewridelka
ኣይጥዕምንዩ ወ ኣይይይ
tigray tigray mefrey jeganu aymchiwunyu eman eba wedey
መን ኢዩ ሽሙ እዚ ደራፋይ እስኪ ንገሩና ንዓና ካኣ ክፈትዎ ጉድ ኢየ ❤❤❤
ኣብ ዓዲግራት ኣፍቃሪት ነራትኒ መስመር ሰሪሑ ሰሚዐ ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል እባ ተሓባበሩኒ ጋይሳት
ደውለለይ ከራክበካ እየ ሰበይ 💞💞
ስሙዑለይ እስከ ደቂ ሃላል መሬት
My first comment on TH-cam for ma favorite song
ድምቅቲ ጥዕምቲ ደርፊ❤❤❤
Tigray❤❤❤ this song ግዜ ይመለስ
Wawwww brother thank you so much for this music how you find it jesus. Wawwww I am going to subscribe becuose of this bro.
Thanks for listening
ኣታ እንታይ እዩ ናይ ተኽላይ በርሀ ድርፍ ማዓት እየ ዝሰመዕ አብ ይት አትካ ዝየለ ብሰማይዶ በመሬት ገይረ ከዛዉረክ ዝብን የለን በዝሕ እዩ ግን ተለቅቀን ዘለዋ ዉሕዳት እን❤❤❤❤💛❤❤❤
ናይ ተኽላይ ደርፊ ብዙሕ ኣብ ይትዩብ ዝሰኣንክዎ ኣሎ ብፍላይ ድማ ሕዘልዋ እትብል😥 ግን ንምንታይ ይኾን ኣብ ይትዩብ ዘየለ🤔
ብከደይ መከራ ረክበያ ብጣዕሚ እየ ዘፈታ
😢ኣይ ግዜ🖤💔
Measker Hnxax zekires eyyyyyyyy I love this music so much tezekrotatey ndhrit ymlsenimo suk eles kemgele kwunnnnn👂👈❤❤❤❤❤❤❤ ablel
ቀቢጸኢየሲኢነያኔር❤❤❤ፅብቅት
I am in love with this song😅🥰
ብሰንኪ ደቭ
ሎሚ ይሰምዓ አለኩ ምልእቲ እምበር አብ ቲክቶክ እየ ዝሰምዓ ኔሬ ክጥዕም ዜማ
እመኑ ኣይትእመኑ ትግራዋይ ኮይኑ ብዛ music ዘይጨፈረ የለን😢ኣየ ግዜ😅
🥰🥰🥰🥰🥰😍😍❤️❤️💪🦁🐅🐅🐅🐅😍😍😍🥰🥰🥰🥰 mara des tebel derfi eya 😍😍😍😍🥰🥰🥰👍👍👍👍🥰🥰❤️
ይበል ደርፊ ኣበይ ታሓቢኡ ነይሩ እዚ ደፍታት እዚ
Teklay berhe!! ybehal
@@RobelA-tj2ri ኣበይ ቻናል እዩ ዝርከብ ካሊእ ኣለዎ
Selam tigray adey
Wowww 👍🏽👍🏽 negeruni semu pls
መን እዩ ስሙ
Realy it is the best sound the ton,keep it up.thank you so much.
ሰላም ንኹላትኩም ደቂ ሓላል መሬት : ብዙሕ ኮሜንት ሪእናሞ : ብዝገርም ማዕረ ክንደይ ፍቕሪ እዛ ደርፊ ከምዘለኩም ቃልኩም አቐሚጥኩም አለኹም እሞ : ናይ ተኽላይ ደርፍታት ውን ካብ ቀደሙ ፉቱው እዩ ; ስለዚ ካልእ እውን ንኽበፅሓኩም Subscribe ምግባር ውን አይትሕመቑ; ነዛ ቻነል ብሙሉእ ፍቕሪ Subscribe ገይርና ነዕብያ !!!
ክብረት ይሃበልና ነቲ ብሉፅ comments ዝሃብክምዎ 🥰💝🥰
EVE Entertainment 20 March 2022
አረ ቐፅለሉ ናይ ተክላይ ተሃሊካ ምዓረየ
ተክላይ መን ይባሃል 🙏🙏
በጃኻ ናተኽላይ ደርፊ ሙሉእ ኣብ ዩቱብኩም ፀዓኑልና ብዙሕ ሰብ ይፈትዎን ይደልዮን እዩ ብና10ጀምዓይ ሰብስክራይብ ጌረልካ ቀፅለሉ
Serkty berber
BaElay Eye zmenwa ❤❤❤❤❤
ኣብ ዓዲ ከለኹ እሠምዓ ነይረ ፡ ሎሚ ድማ ድሕሪ 7ተ ዓመታት ብፍቕሪ ሓንቲ ቅጭን ተዘሪረ ዝያዳ መቂራትኒ ።
2022 ትሠምዓ ዘለኻ like ኣግርጭው
😁😍😍
አነ ✌️✌️
መስሓቅ ኢካ 🤣🤣🤣
😅😅
ኣታ ብናተይ ፍቅርተዘይኮይኑ ፋሕብትን ይበልፍቅርኩም ዑቡድ🙄😳😳
*መን ኣሎ ኣብ Tik Tok ሰሚዕዋ ናብ* TH-cam ዝመጻ
Ane
ane aleku
Ane
@@ሓውቀያሕ an dima lomi ysema aleku before five years 2015 nay measker hiwet tezekirni ewe uffff
Ane keman aleku haaa
ተጋሩ ቡሩካት ሰባት
Tnx zhawey bluxey❤❤
አወ ሓቅኻ ወደይ አዚ ብሩኽ ህዝቢ ገርሂ ንሕና እንደኣልና ብሰንኪ አዚ ሽፍታ ስርዓት ርጉማት ንባዕልና ኣይጠዓመናን ፈቀዶ ስደት ተበቲንና ነዐኦም ከኣ ለኪምናዮም
አጆና ህዝቢ ፈጣሪ ይሓልዎ
❤❤❤
455ትጤናጤና ይስጥልኝ 444444ትትትትትትትትትጥትትትትትትትትት5ትት ይስጥልኝ ጤና ይስጥልኝ ❤ላይ ላይ ላይ ላይ ጤና ይስጥልኝ 4ጤና ይስጥልኝ ላይ ጤና ይስጥልኝ ላይ ት@@yesno5335
ኣብ ዩቱብ ክንደይ ደልየ ሲኢነያ እዛ ደርፊ ሕዚ ግን ረኺበያ ላይክ እስኪ ግጨውኒ ከምዚ ከማይ ዝኾነ ❤️❤️❤️
❤❤❤
@@tekleweyni-q4oሽም ናይቲ ደራፊ ደኣ ዝይትተሓበረኒ
@@admasfltet4753 ተክላይ በርሀ (ጭልፊት )❤❤❤
@@admasfltet4753 ተክላይ ጭልፊት ይበሃል ወዲ ዕ/ሓሙስ
ኣብ ዩቱብ ተክላይ ጭልፊት ኢልካ ረከቦ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ብዙሓት ደርፍታት ኣለውዎ እዮም
Ata anes 2014 ኣጸሊላትኒ ነይራ ።
ሕጂ ክኣ ስእነያ ነይረ ድሕሪ ኮለል ረኺበያ So Thanks more nic pic music.❤💯👌
Iove you ereyy me too
2014 🤙👌🏼👍kemay
Ane kaa ab 2015 atselilatna niera ab measker yzkro abyet zhalefe hiwet
Wela ane ewn 2014 ab Sudan nezia trah eye zsemi nere Thanks bzuh gzye sieneya nere
ኣብ 35 ዓመተይ ብሓንቲ ሂዋን ብፍቅሪ ተማሪከ እዛ ዳርፊ ክሰምዕ ይውዕልን ይሓድርን ኣለኩ
ሐጂ ከኣ ምሽ 36 ኣለካ ሕራይ ኢላትካ ዶ😂
ኣጀካ😢
@@kuluNsenay21ዓለም ከምኡ እያ ምስ ትፈትዎ ኣይትነብርን 😢
@@ትግራይደመይብዘይ ንሳ ቆቢዕ ዘይብሉ ፈላሲ ኮይነ ዓለም የሕልፋ ኣለኩ ዓለም ቦሻዕ😢
ኣጆካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤
ትግራይ ከለኩ 2013 ይሰምዓ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ቲግ ቶግ ረኺበያ❤❤❤
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኩሉ ማዓልቲ ዝሰምዓ still know i listenig 17/7/2022
Dihri newih gize degim yisema aleku 25.08.2022
ኣነ እም በዛ ደርፊ ተጸሊለ ደየ ዓቢደ ንክረክባ ኮለል ኢለ
@@samikeshi5279 ኡንን
በጃኻ ሰሙ እባ ንገረኒ
ካሊእ ሙዚቃ ኣለዎ
ደልየ ሲኢነዮ
thanks You ❤❤❤❤
teklay chlfit
ተከላይ
ተክላይ በርሄ ዩ ስሙ ብዙሕ ደርፊ ኣለዎ
ተክላይ ጭልፊት❤🎉❤
ሰላማት ደቂ ሓላል መርየት ተጋሩ💊💊💊💊🥰🥰🥰💊💊
ብዛ ናይ ተክልሽ ደርፊ ናይ ኩሎም ደቂ ዓደይ ደቂ ሰፈረይ ትዝታ ኣሎኒ ኣብ መርዓ ጨፊርናሉ ከም ዘይሓልፍ😢😢
ድሕሪ ክንደይ እዩ ኮለል ኢለ ደልየ ረኪበያ..♥
Wala ane
Congratulations to you you and me too 💝🇻🇳
@@ሓውቀያሕ 😂😂
shimu eba nigeruni
ዋላ ኣነ ክብረተይ❤
ብ ክሊብ ክስራሕ ዝነበሮ ደርፊ ዮ ። ብጠዓሚ፡ዮ ተንክፍን ጥዑምን ኣይገርምኩምን።
እዛ ደርፊ ግን ከማይ ዝዓብደላ ይህሉ ዶ ስደት ከይጀመርኩ ኣብ ዓዲ ይሰምዓ ነይረ ሐጂ ክኣ ድሕሪ ክንደይ ኣለሻ ረኪባያ ❤ከማይ ብምእላሽ ዝደከምኩም እስከ👉👍
🫶🏻🫶🏻🫶🏻👍🏻👍🏻❤❤❤
ኣነስ ኣብ ማዓስከር ሕንጻጽ ኣጸልልትኒ ነራ ሽዑ ሓድሽ ኣፍቃሪ እየ ነረ ክሳብ ለሚ ናይ ተሌሎፎነይ መቀበሊ ኣላ እዛ ደርፉ ደርፉ ትግርኛ ንዘላአለም ይንበረልና ንመላአ ተዛረብቲ ትግርኛካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየሎም ብስም እዛ ደርፉ ፍቅርን ሰላምን ንተዛረብቲ ትግርኛ !!!!
ዓርኩ ትፈልጦ ድካ ስሙ
Amen lebamey❤
Kkkkkkkkkk ሓቅኻ ኢኻ ኣጋጢሙኒ ደይኮነስ አቲ ሓሳብካ ስለዝተረዳኣኒ አየ መወዳትእኡ ግን ስሊጡካ ክኸውን ተስፋ ይገብር
@@ዓቅሊአዩሓይሊሂወተይ ya
@@ዓቅሊአዩሓይሊሂወተይ ጭልፊት ወይ ተክላይ በርሀ ይበሃል ተዘይተጋግየ
ኣታ ኒኣይ ከተጸሊለኒ ደሊያ ቢሰኒካ ሲራሕ ተሰጉገ ወላ ቢሒሊመይ ኪደጊማ ይሓዲር ሚሲዛ ደሪፍ ሚሲመይ ካኣ ዲሓን ኣይቱኩን ኣሪከይ ከሊያቲኒ ዘለኩዎ ባለይ ኢየ ዚፈሊጦ ቢጣሚ ደስ ዘቢል ሳራሕ ቀጺሎ ላይክ ሳቢሲኪራይብ ካኣ ኣይነዉሒደሉ
ብዙሕ ደርፍታት ኣሎ ብሉጻት ስርሓት ብሰንኪ ኣዛራግሓ ድዩስ ወላ እንታይ ኢዩ ኣይርድኣን ይትረፍ ሰማዒ ክረኽቡ ወላ ዘይፍለጡ መሳኪን ምስ ምሉእ ብቅዓቶምን ጣዕምታት ዘለዎ ደርፍታቶሙን ካብዚኣ ዝጥዕም ደርፊ የለን ግን ሰማዒ ቪውስ የብላን ናብ ክሊብ ሃምቦፍ ካልእ ነገራት ዘለዎ ግን ኣብ 24ሰዓት 200.000 ምተራእየት ግፍዐኛታት ዝኾኑ ህዝቢ
ክክክክክ
ሓቂካ ሑቡሸይ ምሰ ሃንብፍ እየ ዘሎ 😉😉😉
You are right
ናይብሓቂ ሓወይ እዙይስ ናተይ ሕቶ እዩ❤❤
❤❤❤❤❤❤ ዝፈትዋ ደርፊ የቀንየልና ክቡር ሓዉ ቀቢጸ ኢየ ሲኢነያ ኔረ❤❤
መን ኣሎ ከማይ ዝፈትዎ 🥰🥰
Aykemayin😍
Ane❤✌️
ድሕሪ ክንደይ ግዜ ከለል እለ እየ ሎሚ ረኽበያ ደስ ትብል ዜማ ክፍትዋ❤❤❤
መን እዩ ሹሙ እባ ንገርኒ እቱ ደራፊ
ተክላይ ጭልፊት
ከም ኤርትራውን ክሰምዕዋ እዚ ቭዲዮ ከለው እንታይ ዝብል ዘሎ ትግርኛ ዝመስል ይብል ኤርትራዊ ? 7 ትግርኛ ናይ ኤርትራ ስሚዐ ክገርመኩም
ዝፈትዋ ዜማ ትግርኛ ደሕሪ ክንደይ ዓመት ረክበያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊😍😍😍😍😍😍💊💊💊
እዚኣ ክሰምዕ ከለኩ ኣብ ሰደት እናተጓዓዝና ምሰ ከማይ ዝበሉ ተጓዓዝቲ ብ 2009 ዓ.ም ሰሚዕናያ ግን
ዋይ 16 ዓመተይ እፍቅር ብኩሪ ፍቅረይ ጋብዝኒ እክ 25 ዓመተይ ርክበያ ስምዕካ ዘይተፅገብ ዘፈን
ብጣዕሚ ደስስስ ትብል ደርፊ ያ እታ ዝፈትዋ ቀጽለሉ ብሉጸይ ❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብ ጂዛን ጥዑም ጊዜ ሓሊፉ ቤዛ ዴርፊ love from Eritrea
መኒኦ ማይ ላእተየ ልሰምዓ ነበረ ኣብ ዓዲ ኣይ ጊዜ😢
በጃኹም እቲ ካል ደርፍታቱ እውን አምፅእልና ክንደይ ግዜ እየ አልሸዮ😳💛❤💛❤💝
ኣ💥ሰ💫ይ ሎሚ ረኪበያ ዝፈትዋ ድርፊ ቀፅሎ ባዓል ጥዕም ድምፂ💯♥♥
ኣታ ብናይ ዝወዲ ደርፊ ድቃስ ስነ ❤♥በጃኹም እቲ ካልእ ደርፍታቱ እውን shere ግበሩልና ♥♥♥
Men eyu semu ba negereni
@@amanuelhabte7506 ጭልፊት/ተክላይ ይባሃል
@@ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ Buzuh Thanks haftey nateyy
ኮኮብ ደራፊ ቢታአሚ አና ኒፍትወካ ኣጀካ ላዛ ቲግሪና ቢሃኪ ሚኒዋ ጎበዝ ህርመት ቲግሪና ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዓሚ እየ ዝፈትው ዝዳራፊ ድሕሪ ክንደይ ኮለል ረኪቦዩ ❤❤❤
ብ2011ዓ/ም ዝነበረ ፍቅር ምሰ አሕዋተይ ሽካብ ሐዝ ሰመዔአለኹ ዘይመንዋ ብኽይ ኢየ ዝውዕል 😢😢 አይ ትዝታ ዓደም ትመለሱኹ ም ቤተሰብይ ንጫወተላ ኢና ዳዊኡ ተብቅዕናሰ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
ብልጽቲ ስራሕ ኢያ ኔራ ግዳስ ሰማዒ ኣይረከበትን እምበር ።
meri mezgebo thanks 🙏 kbretey
ኣረ ኣነስ ነዚ ቆልዓ እዚ ዝገልፅ ቃላት ሲኢነ ፁሩይ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😘
ኣይይይ ተዘክሮ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ❤❤❤❤
ኣነስ ንመጀመርያ ግዜ ሕጂ ኢየ ስምዔያ ጥዕሚቲ ኢያ ናይ ብሓቂ 2008 ወይ 2014 ድስማዒኩማ ኣለኹም ተኺላይ ኢዩ ሹሙ መሲ 2 ተ ደርፊ ሪኤሉ ኣለኹ
ትሸንፍላቸው ውያኔ በሁሉም በርቱ።
ዋውውውውወገለ ዓይነት ኣብ ቲክቶክ ረክበያ ናይ ብሓቂ መጸለል
ካብ ቲክቶክ & ናይ ሰልጤ ሳዕስዒት ሪኢኻ ዝመጻኻ ላይክ ጠውቕ ዝዓርከይ።
ክክክክክክክክ 🙄🙄🙄
እዋይ ዛ ደርፊ ኣብ ክንደይ ኮሊለ ረኪበያ ❤❤❤🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤ thanks ❤❤❤❤❤❤❤
Kemzi kemay
ተክልሽ ወዲ ዓደይ ማዕረይ ብዘለካዮ ሰላም ኩነለይ ምስ ስድራካ ምስ ቤተሰብካ ሓላለይ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
emo mulue shimu endo nigerena teklay ---------------
@@alamatatoday8002teklay chilfit
ተኽላይ በርሀ@@alamatatoday8002
ሰላምኹም ይብዛሕ ኣሕዋት ወኣሓት ጋቢዘኩም ኣለኹ እዛ ጥዕምቲ ዜማ
ብጣዕሚ ዝፊትዋ ደርፊ እያ❤
ኣይ ትዝታ 💘ዝፈትዋ ደርፊ 💊💕ግዜ ተመለስ እንዶ 💔💔💕💕
ደስ ትብል ደርፍ ዝሓመላ አያ 💊🥰
ኣነስ በዚ ደራፊ ክፅለል ደልየ❤️💛
በጃኩም ካሊእ ብዙሕ ደርፊ ኣለዎ ሸር ግበሩልና
ጭልፊት ወዲ ሰፈርና ❤
መን እዩ ስሙ ?
@@yohnnesjanhoy8667 Teklay Berhe chilfi eyu zebehal bro
@@soliwan1932Slide clipboard items to delete them
G natey abey kon thlu mukurey 4 amet mulueu keyte selachka nfkri leminkani alemey hji ke ezi adl ezi mhabkani do bulutsey yzkr ka mukrey wala atsika keloku ab zelekwa bota metsika ktsema keleka za derf
Hji gn nbeyney eda tetasku ms nafkotey ysema aleku nay eidey ewn rekibeye zyaday aytamenn eseke selam temeles segarey selam yrakbena ካልእስ ይትረፍ ይቅረታ ክሓተካ ከብረት ሓቅቐልካዴ ፈቃረይ ኣነ ናይ ሕልና ዕርፍቲ ክረክብ ግን ሰላም ሃልወለይ ሰላም የራኽበና gይ
😢
ሹም ናይዚ ደራፊ አስኪ ፃሓፉለይ አሕዋት
Offfff anes dhri kndey kolel lomi rekibeya mara eye zeftwa eza drfi,2015 fluyy tezkiro aleni nezia ksmea enkleku nbat eiu zemexeni💯💯✅❤❤🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ አያ 🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕም ዝፈትው ወደንይ ይዝከረ
ትርጉሞ,ባይገባኝም,,ሰውዳቹህ,,ዝፍናቹህ,ወሰጤ,ነው❤❤❤❤❤
እውይ ብዛ ደርፊ እዚኣ ኣነስ ሓሚመ
ከመይ ድያ ኬፍ ዘላታ❤❤❤
ምሳይ ብሂወት ዘየለዉ መሓዙተይ የዘክረኒ ዝደራፊ💔😥
ዋይ ብጣዕሚ ደስ ብሃላት ተምሃራይ 5ይ ክፍሊ እናሃለውኩ ይሰምዓ ነይረ ገና ገሐመለ ከይፈለጥኩ ብዝኾነ ከየንቲን ሰብ ሚድያ ሰማዕቲ ትግርኛን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቐንየልና ኩሉኹም ሓባይብ
me7th😭
Cool adisse aksom Barack terfena eshekuna mekase nekesena mewexa
ብጣዕሚ ደስ እትብል ዜማ ትግሪኛ ኣስሚዕና የቀንየልና ፍትው ሓው።ብሉጽ ፍርያት ፣ብሉጽ ስነ ጥበብ ።
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
aapqapaapappppqapapaapqqpa@@maspriv9s277 q
ተጋሩዋይ❤❤
እቶም ካልኦት ደርፍታቱውን ልአኸልናባ ዝሓውና
መኣረይ ፍቅራይ
Dhri kindey rekibya bitaemi des tibil derfi smu ziflto seb xhafuley.
Kabe tik tok eya mexa keday kolil eu niru
ቀጽሎ ኣንበሳ ብጣዓሚ ደስ ትብል ደርፊ
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብትክቶክ ሰሚዕዋ ዝመፀ ላይክ ደቂ ዓበይቲ😍😍
ስሙ ንገሩኒ ብጣዕሚ ይአ ድፎትዮም ደርፍታቱ❤
ጭልፊተይ ጡዑም ዱሙፁ🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤😊
እዝ ግዜ ናፈቀን ሰላም ንወዲ ሰብ
የዚ ልጅ ስሙ ማነው ሙሉ ቪዶውን እፈልጋልጋለው በጣም ነው ደስ የሚለው
ተክላይ በርሀ (ጭልፊት)
Des zbl derfi
❤❤❤❤❤❤ዝፈትዋ ደርፋ❤❤❤❤
Nenewih gezie delie zesankwa derfi lomi rekibeya Thanksss
I am glad I found this song
I love it from 🇪🇷
ደርፊ ዚኣ ሰሚዐ ዘይሞንዋ🥺🥺
Ane.btaemi.aye.zfotwa.zaderfi.1000.gziye.ayezsema.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አውይ ትዝታ 2010 ኣክ ኣነስ መንዩ ረጊሙኒ ስደት ዝወፃኹ😬😢
ትግራዋይ ሙካን ክጥዕም እሰያስ ኣደናጊሩኒ ኔሩ ዘይመንነተይ ኤርትራዊ ኢሉ።
Feshkal Kid
Nihna Eritreawan Bi Eritreawinetina Gin Tegaru kem Gorebetina Nekbrom
Ember Derif Semiena Meninetena Aynliwtin
Mihret Yewridelka