ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ የ ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ ማሃሪን ኣዛናጋዕን መደብ ዩ ቀጹሉዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
በሥላሴ ሰም አሰይይይይ ደሰ ክትብሉ ጉባኤ ቅዱሳን ዝባረኸ ጉባኤኹም ይባርኽ ብሓቂ ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሜን 🤲❤️❤️❤️❤️❤️አነዉን ምሳኹም እናተሳተፍኹ እየ ነይረ ሸልማት ይግበኤን እዩ😂ሓቂለ ሕልናይ ናፈተሸኹ😍
ውይ በስመኣብ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ነይሩ ኣርሰይ ክንፍትሽ ዘይፈልጦም ክፈልጥ ገይሩኒ እዩ ቃለ ሂወት የስምዐልና እድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንውሐልና
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egziabhier amlak ybarkkum ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ደስስስስ ክብሉኻ ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤
ቃል ህወት የሰመኣልና እግዛቡሄር ይባርኩም
ዋዉዉዉዉዉዉዉዉ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ👏👏❤❤👏👏
❤ወይ በስመአብ ስያምሩ እግዚአብሔር ጸጋውን አብዝቶ ያድልልን ❤❤
ጋንታ ፍቅሪ ኣዋልድ ጥራይ እንዳፈለጥኦ ውሳነ የለን ኣጀኩን ድጋፊክን እየ
ኣሰይይ ደስስ ክትብሉ ዞምሓተይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ቀጽልሉ❤❤❤
Kulu seb bzaba ezgabier ente zmabar selam yewerdelna ketslu
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ኣምላክ ይባርክ ደስ ዝብል መደብ ዩ" ቀፅልሉ♥️✝️🌺♥️✝️♥️
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ ይብዘሐልኩም አግዛብሔር አምላክ 🙏❤❤❤❤
አሰይይይይ ቃል ህወት ያስመዐልና ከምዚ ድበለ ህወትስ ትዕድሊት እዩ❤❤❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ግን ሪኢቶ ኣለኒ አነ ዉን ማለት እቶም ኣወዳት ነፀላ ይግበሩ ቃል ኣምላክዮም ከምዚ ፅዎታ እምበር ንቃል እግዚአብሔር ከምዙይ ክቀርብ የብሉን አነ ፅዎታ ፅዎታ እመበር መምሀሪ ኣይረከብኩሉን እቲ ሕቶ ፅቡቅዩ ኣቀራርባ ኣማላልሳ ግን ኣይከምኡንዩ ኣቋሪፀዮ እየ ወፂአ ከመይ ኢሉከ ይርደአካ ፅዎታ በዚሕዋ ሰእሎ ኣድህኖ ከዓ ተጠቀሙ
ቃለ ሂወት የስመዐና ደስ ዝብል መደብ👏❤️
ቃል ሂወት የስዐልና ፍቁሪተይ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ጭዎታ❤
አሰይይይይይ ደስ ክብል ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራተይዋ❤️❤️
ቃል ህይወት የስማዓልና ኣመን ❤❤❤❤
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna brukatey egziabher amlak ybarkkum nxela ka gbrula ahwatey sle dfrtey yqreta❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
20.000 ነብጸሓያ ኽብራት ይሕወተይ ኣሓተይን❤❤❤❤❤
ኣሰይይ ቃል ሂወት የስመዓልና ጽቡቅ መደብ ቀጽልዋ ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤
ቃለ ህይወት የስምዓልና ፍሉይ ብምዃኑ እሞ ካኣ ኣዝዩ ብሉጽ ምስ ብሉጻት ኣጆኽም ኣሕዋት ቀጽልዎ
ቃል ህይወት የስምዓልና❤🎉
ፀጉኡ ይብዘሐሉኩሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ካቡራተይ🙏🥰ኣሰሩኩሙ ይስዕበኒ ኣሕዋተይ🤲🤲🤲
Asey. Mukurat kale hiwet yesmealna
ቃል ህይወት ይስምዓልና ኣዛናግዕን ትምህርትን ዘለዎ እዩ ደስ ዝብል እዩ ቀጽልዎ
ቃል ህይወት የስምዓልና
ቃለ ሂወት የሕዋት ደስ በሃሊ እዩ እቲ ደያቆን ግን ነጸላ ወይ ሻርባ መሳሊ እንተ ዝገብር ብዝያዳ ደስ ምበለና ኔሩ ቀጽልዎ
ቃለ ህይወት የስመዓልና ደቂ እመብርሃን
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ከጽሉሉ ቡዙሕ ናተምሃርና እና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ፈጣሪ ኣሜን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💞❤️💞❤️💞
ፀጋኡ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ደስ ክትብሉ ማዓት እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ ያንብርኩም❤
ዋው ብጣዕም ደስ ዝብል ቃል ህይወት የስመዐልና❤
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 qal hiwet yesmealna yehwatay Mariya amlak xgu ybzhlkuom qxlwuo ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሓልኩም እግዚኣብሔር
Kale hiweta ysmalna ❤❤❤🎉🎉🎉
Amen amen amen kali hiwet yesmian🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቃል ሂወት የሰማዓልና ቀጽልዋ
ቃል ህይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
ኣስይይይ አሕዋተይ መዓረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና ኑፉዓት
❤🎉ቀፅሉሉ ደሰሰሰሰ ትብሉ❤🎉😂
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ፍቁራት ኣሕዋተይ ቀጽልዎ❤❤❤
Amen amen amen kalhiwet yesmaona ❤❤❤
ብሓቂ ጸጋ አምላክ የብዝሕ ፍቁራተይ ቀጽልሉ ደስ ክብል 👏
Betami ekum tekneu. Behaki amalk mariyam kudus mikeal xega ab leli xega yebxhalkum. Hgus hiwet yehabkum natey ahwat.
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ቀፅልሉ
ጽቡቅ ትምህርቲዩ ሪኢቶ ኣለኒ 1 ጸወታ ኢልኪ ትጽውዕዮ ኣለኺ 2 ቃል ኣምላኽ አንዳ ማሃርኩም ስአሊ ቁዱሳን የብልኩሙን 3 ቃል ኣምላክ ክትምሁሩን ክትማሃሩን ከለኹም ሕፍር በሉ ብፍላይ አተን ኣዋልድ ፍሽኽ ይአዳውክን ኣብ ሰለፎም ኣይትግበራ ቡጉቡአ ኮፍ በላ 4 ኣወዳት ዲያቆናት አንዲኹም ቃል ኣምላኽ ትሕተቱ ኣለኩም ነጸላ ግበሩ
ካባኹም ስለ ዝፈልጥ ወይ ካኣ ንሱኹም ክትሓፍሩ ኢለ ኣይኮንኩን ግን ጌጋና ክንአረም ስለ ዘለናየ ዝተረፈ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ ቃለ ሂወት የስማዓልና የቀኔለይ ኩቡራት የሕዋት
@@2packDiamondአረ ላዝምዩ ሪኢቶካ ክትገልፅ ዘለካ አነ ንባዕለይ ሪኢቶ ኣለኒ ከምዚ ፅዎታ እምበር መምሀሪ ኢሎም ዘቅረብዎ ኣይመስለንን ቃል እግዚአብሔር ኮ ብፍርሃት ጥንቅቅ ኢልካ እምበር ከም ዝመፀልካ ኣይኮነንን እታ ሓታቲትለ እያ ቀሊላዋ መጀመርያ
ብጣዓሚ ንፉዓት ኣብዚ ሎሚ፡ኢዋን ክምዚ ክትማህራ አሞ ደማ ኣብቲ አሞነት ዘይብሉ ዓዲ ቃላት የለን ቃል ሂወት የስማዓልና❤❤ቅ
Qale hiwet yesmealna yehwat ganta efrata ajekum degafitkum eye💪💪💪
Des ktblu amlak ybarkum yhalwekum. tom awedat kea kidan habesha tezgebru kndey mexebeke neru ajokum .
good job brethren! May our Almighty God bless you all!🙏
ቃደመቲ ባዕለይ ቃል ህይወት የስመዐልና
ፀግኡ የብዘሕልኩም🎉❤❤❤
ደስ ዘብለካ መደብ እዩ kexlwo🙏🙏🙏🙏⛪
ኣሰይይይ ቃል ህይወት የስመአልና ፍቁራተይይ 😊😊😊
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዛት
Wow xbuq medeb qexlwo meresa background music geleaynet ktEm
🎉ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ❤ክብራት አሕዋተይ
አሰይይይይ ደሰ ከብል ቃል ሂወት የሰመዓልና
ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤ ደስ ዝብል መደብ❤❤
Nay bhaki des zbl medeb egzabihier xeguu yebzhalkum kexlwo🙏🙏🙏
Qal hewit yesmalna azkum des teblu qexlwo
Welcome brukat! Xbuq medeb azenagan meharn so thanks 🙏🏾
Qale hewti yesmaln❤❤❤
Egzabiher tsegueu yebzehelkum kburat yehwatey ❤❤❤❤
Kal hiwey yesmelna nufuat ❤❤ 🙏🥰btaemi des zebl medeb maharn mezenagen kexlwo yehwatey 👍🥰😁🤣
Good job
Des zbl bhaqi ❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤
👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤
ኣብ መንፈሳዊ ትምህርትን ሕቶታትን ሰሓቕ እንተበዚሕዎ መሃሪ ኣይክከውንን ኢየ ቡሩካት የሕዋት
Amlak misakum yekun🎉🎉🎉❤❤❤❤
qale hiwet yesmalna❤❤❤
qale hiwet yesmalna
Qale senay
ተዕድልኩም❤😢
Mukurat yehwat egziabher edme yhabkum des zeb medeb eyu
አልገባኝም ግን ጨረስኩት😊❤❤❤🎉ማይክ ተጠቀሙ የምትለዉ ብቻ ነዉ የገባኝ😂
❤❤❤
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ግን የሕዋተይ መንፈሳዊ እንድዩ ነጸላ ነቶም የሕዋተይ ማለት ኣወዳት ነጸላ ንግበር ኣምላክ ጸጋ ቅብ ርእሲ ጸጋ ይሃብኩም
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍃💐💐❤❤❤❤💐💐
❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏
Bertu gobozoch
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bteami xbuq medeb agzeabihier amlak xega ab rasi xege yebzehalkum agzeabihier amlak qxluwo
Tsbuk medeb kburat.
ኣዴና ማርያም እሞ ዘይዓረገት እዙይ ጌጋ ትምህርቲ እዩ ብዘይ ክርስቶስ ዝዓረገ የለን።😊
ዓሪጋ እያ ❤❤
ቃል ህይወት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉❤❤

ፀጋኡ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
ደስ ክትብሉ ማዓት እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ ያንብርኩም❤