ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዝደጋገም ወረ ፀላእኹ።
ጌታቸው ዝፈትው ሰብ አነ አያጋጠመንን ኩሉ እዩ ዝፀልኦ ንምንታይ አይእመንን ሐሳዊ መላኽዒ እዩ
ዝተጎለለ እንታይ እዩ?
ሐንቲ ህወሓት እያ ዘላ:ሐደ መራሒ ዘለዋ፡፡ጉጅለ ዝበሀል ካብ ውድቡ ጥርናፈ ዝወፅ/ንውድቡ/ ንመሪሕ ነቱ ዝከሐደ ጥራሕ እዩ፡፡ብሕጊን ስርዓትን አገላልፃ ጉጅለ ደብረጽዮን ዝብሀል የለን፡፡
ሓሰውቲ ደምበ ዕንክሊል ዶቦት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ስራሕ ናይ ፌደራል ምዃኑን ናይ ፌደራል ሓይልታት ካብ ትግራይ ይውጹ ኣይብልን ውዕል ፕሪቶሪያ
,ብገንዘብ ዝዓወሩ መራሕቲ ህወሓት ህዝብ ትግራይ ካብ ፀገም ከይወፅእ አበኪሮም የሠርሑ ኣለው ። ህዝብ ትግራይ ካብ እዚኣቶምንዶ ይውፃእ።
በጃኻ ህወሓት ሓደ ዩ ሰብ ኣይትረብሹ ።ብጉባኤ ዝሓለፈ ዩ ህወሓት ሕጊ ፍለጡ
Tigray ne Debretsion entezetegelagelet kulekule eya ketwerede Menaessey Tigray tessee. 😮mes zu sebeeaaye tesfa aynebrekan
😂 ክንደይ ትደፍሪ ጋለይ ሓሳዊት ናይ ህዝቢ ትግራይ ብሄራዊ ረብሓ ኣሕልፉ ዝሃበ ኸዳዕ እዩ
ናብ ኮኾብ መዲያ፡አዚ ዓርቢ ዘመሓለፍካዮ ጸብጻብ ኣብ ልዕሊ መረት ዘየሎ ጻዕዳ ሓሶት አዩ አሞ አዚ ቅስቃሰኻ ሓቅነቱ ትሕቲ ዘሮ አዩ ዘውርዶ አሞ ትሕዝቶኽስ ትሕቲ ዘሮ አዩ፡፡አቲፋኖስ ደብረጽዮን፡፡
ኩሉኩም ኣውላደል ሓራምምምምምምም ያኪላብብብብብብብብብ
ጉጅለ ዶክተር ደብረፄን ግምት ስርሑ ክሰርሕ ካብ ምሕጋዝ ኣብ ምዕንቃፍ ተፀሚዱ ይርከብ። ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኩሉሻዕ ድሕሪ ምውዳእ ቃልሲ ንውልቀ ሰባት ዝጠቅም ንህዝቢ ዝርስዕ እዩ ኔሩ ሐዚ እውን ተደጊሙ ዝገርም እዩ። ናብ ቃልሲ ኣቲና ካብ ምባል ፀገሞም ብልዝብን ብምዝርራብን ክፈትሕዎ ኣለዎም።
ሓሸውቲ ሚድያ ኪኹም ቁዱዱዳት
No more Dr debretsion groups
No more power for Dr debretsion dump group TPLF
ዝደጋገም ወረ ፀላእኹ።
ጌታቸው ዝፈትው ሰብ አነ አያጋጠመንን ኩሉ እዩ ዝፀልኦ ንምንታይ አይእመንን ሐሳዊ መላኽዒ እዩ
ዝተጎለለ እንታይ እዩ?
ሐንቲ ህወሓት እያ ዘላ:ሐደ መራሒ ዘለዋ፡፡ጉጅለ ዝበሀል ካብ ውድቡ ጥርናፈ ዝወፅ/ንውድቡ/ ንመሪሕ ነቱ ዝከሐደ ጥራሕ እዩ፡፡ብሕጊን ስርዓትን አገላልፃ ጉጅለ ደብረጽዮን ዝብሀል የለን፡፡
ሓሰውቲ ደምበ ዕንክሊል ዶቦት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ስራሕ ናይ ፌደራል ምዃኑን ናይ ፌደራል ሓይልታት ካብ ትግራይ ይውጹ ኣይብልን ውዕል ፕሪቶሪያ
,ብገንዘብ ዝዓወሩ መራሕቲ ህወሓት ህዝብ ትግራይ ካብ ፀገም ከይወፅእ አበኪሮም የሠርሑ ኣለው ። ህዝብ ትግራይ ካብ እዚኣቶምንዶ ይውፃእ።
በጃኻ ህወሓት ሓደ ዩ ሰብ ኣይትረብሹ ።ብጉባኤ ዝሓለፈ ዩ ህወሓት ሕጊ ፍለጡ
Tigray ne Debretsion entezetegelagelet kulekule eya ketwerede Menaessey Tigray tessee. 😮mes zu sebeeaaye tesfa aynebrekan
😂 ክንደይ ትደፍሪ ጋለይ ሓሳዊት ናይ ህዝቢ ትግራይ ብሄራዊ ረብሓ ኣሕልፉ ዝሃበ ኸዳዕ እዩ
ናብ ኮኾብ መዲያ፡አዚ ዓርቢ ዘመሓለፍካዮ ጸብጻብ ኣብ ልዕሊ መረት ዘየሎ ጻዕዳ ሓሶት አዩ አሞ አዚ ቅስቃሰኻ ሓቅነቱ ትሕቲ ዘሮ አዩ ዘውርዶ አሞ ትሕዝቶኽስ ትሕቲ ዘሮ አዩ፡
፡አቲፋኖስ ደብረጽዮን፡፡