Who are you to say that why don’t you be the voice for Tigray instead of siding with tplf if you keep supporting tplf you will pay the price አሕዋትና አሰዊእና ኢና ለየሰውዕኩም እንተኮይንኩም አይፈልጥን
There is no difference b/n Mulu N. and Getachew R., Gene. Yohans Mengag and Gen.Tsadkan, DW tv and Walta tv, Tigray tv and Fana Bs. All are working tirelessly to facilitate the Ethiopian long term project of creating a Tegaru free nation and horn.
General Tsadkan- you have had a lot of respect by the people of Tigray. I think you have spoiled that trust. The sooner you leave your post, the better. I think it’s game over
You are one of the top hopes of the people for the future of Tigray! I believe that the people will not deny you its support in your endeavour for the peace, democratization and development of Tigray.
He is one of the patriot Tigray. Please Respect & Trust G. Tsadkan. Good Explantion . His Idea Is The Only Solution To Solve Tigrays Problem. Go Ahead.
Brilliant General did they're know he drops everything to save his people he have choice to good life with his family but he chooses his tigrai people they should trust him he have no another Agenda working for his people otherwise he's would've very comfortable life with his family's
መርገም አዩ ትግራይን ህዝባን ብቂመኛታትን ሰካራማትን ለያቡን ክትምራሕ ምብቃዓ
atume seteyet deme dhire degime keme gedafi ekume tigitu
ካብቶም ዘቀየሙ ሓደ ድካ እስኪ ዘቀየምክምዎ ምክንያት ንገረና🤔
ደም ህዝቢ ትግራይ ምስታይ ይኣክል፡ካብ እንግዳዕ ህዝቢ ትግራይ ውረዱ።
❤❤❤❤❤ትክክል
መንግስቲ ዝበሃል የለን ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ዘሎ ንሱ ውን ስርሑ ብኣግባቡ ዘይሰርሕ ናይቶም ቀተልትና ምስሌነ እዩ። ናይ በሓቂ ተሕፍሩ ኢኹም ደቂ 16ተ ዓመት ሂወቶም ገቢሮም ዘምፅእመየዎ ናይ ሰላም ውዕል ሓንሺሽክምዎ ጎሓሉ።
ፃድቃን ሓፊርናልካ ካባኻ ካልእ እዩ ነይሩ ትፅቢትና ትግራይ ሸይጥካያ shame on you💔
ኩልኹም ናይ ህዝቢ ምንም ኣይግድሰኩምን ከብድኹም እምበር ኮዳማት🤑🤑🤑🤑🤑
ጀ ፃድቃን 1"_ ብጌታቸው ዝምራሕ ሕውሐት የለን2" በልፅግና መሠልከኝ
እናራእካ ኣይትዕወር ክቡር ሓው
ፃድቃን ከምዙይ ኢሉ ናብ ክሕደት ክአቱ እዩ ኢለ ገሚተ አይፈልጥን ምኽንያቱ የኽብሮ ስለዝነበርኩ እየ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን። ምሕረት የውርደሉ እየ ዝብል።
እሳካ ኣክበሪካዮ ኣይ ኣክበሪካዮ ታይ ከይ ጎዲሎ እይ ንባዓሊካ ቀረየካ እንበር
@@ትግራይሃገረይእያዓለምይራኪድ መዓኮሩ ሕጸቦ
አየ አቦይ ፃድቃን TDF ንትግራይ ምሕላው ተሳኢንዎስ ናይ ኢትዮዮጵያ መከላከሊ ተማሕፂንካ?
አበይ ሓልዩ ሐዚ ? ሰብ እንትቅተል እንትዝረፍ አበይ አሎ ? ማሕተምን መዝገብ ቤትን ምቁፅፃር ህዝቢ ምሕላው ዩ ?
አይበለን መፀለምታ እዩ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ንምርሓቅ ዝተገበረ ፕሮፓጋንዳ እዩ ።
I think Tesadken should leave Tigray alone.
ትግራይ onlie ሚዲያ 😈ጄኔራል ፃድቃን 😈ለምን የትግራይ ሰራዊቲ እንዲፈርስ ይፈልጋል ሚል ገብታቹ እዩ 🙏ከ6አመት በፋት ያቀደው እቅድ BBC ትግርኛ ሄዳቹ እዩ 🙏🙏🙏🙏
እም ጆንሳይድ ዝገበረ ክሕልወካ አታ ጉሒላ ተነቃቂሕና ኢና
Please back off from people Tigray. You are deceiver
Who are you to say that why don’t you be the voice for Tigray instead of siding with tplf if you keep supporting tplf you will pay the price አሕዋትና አሰዊእና ኢና ለየሰውዕኩም እንተኮይንኩም አይፈልጥን
What a joke. Who are you to tell him back off...
ጀነራል ጸይቂ!!!
ከመይ ጨካን ኣራዊት ምዃንካ ትግራዎት ጥራይ ዘይኮኑስ መላእ ኢትዮጵያ ፈሊጦሙኻ ኢዮም።
ንህውሓት ንምጥፋእ ህዝቢ ትግራይ ይጥፋእ ዝበሉ ብልጽግናን ንስኻን እንታ'ዩ ፍልልይኩም?
ሓቅኻ ስድራኻ ኣብ ውሑስ ቦታ ኣቐሚጥካ ብዘርኢ ትግራይ ምስ መጽነቲኡ ብልጽግና ተሰሊፍካ። ጀነራል ጸይቂ!!!
ገጽካ ትከወል ድሁል ጸይቂ ጀነራል!!!
በይዛ. ወያነ. ጀነራል ብልፅግና ወይም. ብልግና. ከሐድይ. አጭበሮባር. እዩ ደም. ስዉአት. ይፍረድኩም
ፍረ ዘይቋፅር ፀርፊ
ኦሮምያ ፍሉይ ሐይሊ ካብ 500.000 ብላዕሊ አሰልጢኖም አብ ተጠንቀቅ ይርከቡ አምሐሩ እውን ናይ ባዕሎም ሐይሊ አለዎም... TDF ተተበቲኑ ሐደጋ አይፈጥርን ዶ Genera🙏
ብልጽግና ኢኻ
Aberha kasa Eni debris ewun nay bilstigna egri kilihsu keydom yehizin .kab mejemerya tezilihsu neyrom hizbina zibebstho stegem aymtefeteren
I bet you are delusional how's the gold business anyways😂
እምበይተኻ መንጀሪኖ ኸ 😂
DW ዓኽ ቱፍ ኢልናኩም
ንምንታይ😄
Best Explanation!! maturity at its best.
አዝም ስባት አዝኦም ተጋሩ ድዮም ውይስ አኮንንን ክሕተቱ አሎውም
Aymesleniy😢😢😢
Haswai banda 😅😅😅😅😢😢😢😢😢
ሓቂ መራር እያ እሱ አይሓሰወን
There is no difference b/n Mulu N. and Getachew R., Gene. Yohans Mengag and Gen.Tsadkan, DW tv and Walta tv, Tigray tv and Fana Bs. All are working tirelessly to facilitate the Ethiopian long term project of creating a Tegaru free nation and horn.
Exactly🎉
Tigray needs only TDF period 🎃 x👍👍
ጀግና ኣያና ጀነራል ፃድቃን ቁኑዕን ባዓል ዓቅምን ብሉፅ መራሒ ናይዚ ግዜ ቀፅለሉ👍👍👍👍👍
ጀነራል ፃድቃን ወታደራዊ መራሒ ጥራይ ዘይኮነስ ፖለቲካዊ መራሕውን እዩ ።ክብሪ ይግቦኦ አያና
😃😃😃😃😃
ክቡር ጀነራር ትወርድ ኣለካ ። ግዛዊ ምምሕዳር እዩ በይ መንግስቲ ከምዘየለ እናፈልጥካ መግስቲ ምባል ኣድላዪ ድዩ?
ግዚያዊ ዋላ ይኹን መንግስቲ መንግስቲ እዩ
እንታይ ዳ ክበሀል ?ግምት እምበር። ናይ ገሊኡ ሪኢቶ ከመይ ዝበለ ድንቁርና ከምዝተሸከምና እዩ ዘመላኽት።
Your explanation is based on facts
You are a man of principle
Long live general tsadkan
are you from GSTS???
ጀነራል ፃድቃን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኽካ❤
ፃድቃን ይአኸለኻ በሳላ ምግዳልኻ ምግዳልኻ ዝዘረፍኻዮን ሰሪሕኻ ዘፈረኻዮን ምልየናት ዶላራት ከፈኢልኻ ብላዕ ህዝቢትግራይ ደጊምኻ ደጋጊምኻ ደምአይተንበዓዮ ግደፈ ግደፈ ግደፍ ግደፈ ገ
አጆካ ክቡር መራሒና ቀፅለሉ መንእሰይ ሓዱሽ ወለዶ አብ ጎድንኹም ኢና ዘለና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጅግና አያና አጀኻ አለናአብድኖኻ ከይትስኮን
ጀግና ለተናል ጀነራል ፃድቃን ትግራይ ከማኻ ዝበሉ 5 ጀጋኑ ጀነራላት እንተዝህልውዋ ኣበይ ምበፅሐት ዋላ ንስኻ ምኣኸልካያ ምስቲ ጀግና መንእሰይ ትግራይ : እንተኾነ ግን ብጉጅለ ደብረፅንተት ዝምራሕ ዓለታዊን ሌባን ጠላም ንኸብዱን ንወንበርን ዝግደስ ፀረ ህወሓት ናይ ጥፍኣት ጉጅለ ንትግራይ ንዓመታት ብዝሰርሖ ነትዎርክን ናይ ህዝቢ ገንዘብ ካብ ውድብ ሰሪቁ ብወፃእን ውሽጢ ዓድን ነትዎርኩ ተጠቂሙ ትግራይ እንካብ ፀገማ ከይትወፅእ ኳኺቶ ኮይኑ የድምያ ኣሎ :: ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ነዚ ዃኺቶ ካብ መሬት ትግራይ እረዮ ብሽም ህዝብን ውድብን ዝምሕል ዝጥሕል ሕማም ሸሮኽ ጎሓፎ:: መንእሰይ እቲ ስልጣንን ውድብን ናትካዩ በሓቶ ህዝብኻን ዓድኻን አድሕን::
እንተ ለተናል ጀነራል ፃድቃን ታሪኽካን ጀግንነትካ እናደመቀ ክነብርዩ::
ትግራይ ትስዕር!!!
We need our lands back First !
ትግራይ ለውጢ ትደሊ ! ኣጆኻ ጄነራል ❤
ዘራፊ ኣምባገነናዊ ጉጅለ ህወሓት ሓሻኽር ስብሓት ክቕበሩ እዮም !
Rip
ጀኖራል ፃድቃን ናይ ጀጋኑ ጅግና 3 ወሎዶ
ህዝቢ ትግራይ ክሕሾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ጀነራል
General Tsadkan- you have had a lot of respect by the people of Tigray. I think you have spoiled that trust.
The sooner you leave your post, the better. I think it’s game over
Are you telling us Tigray deserves only authoritarian?? We love General stadeqan.
👍👍👍
Thank you Hero for the given us clarity 🙏 🙌 big respect 🤛
ኣያና ዕደመ ያሃብካ እንኮ ጀነራል ትግራይ❤🙏
❤❤❤❤ good idea because still we are live with Ethiopia I support you
ለዚህ ፕሮግራም መቅረብ ቴዲ ርዕዬት ሊመሰገን ይገባዋል የመቀሌ ወጣት በቢራ ናውዞ የጀበና ቡና ይዞ በድለላ መርቅዞ ይብተከተካል ሁለቱ ግሩፕ አይረቡም ለፃድቃን የነበረኝ ክብር ተሟጧል የትግራይ ህዝብ ለመከፋፈል ድብቅ አጀንዳ ይዞ የመጣ የሳር ውስጥ እባብ ነው
መጭበርበሪ
ጥር ንፃድቃን ክትነቅፍ😂 መጀመሪያ ሀሁኻ ወድእ ብላዘር
😂😂😂😂 ማን ነሽ ደግሞ ኣንቺ ? ፋኖ ራሱን ችሎ ይዋጋ
ሓጫጪ ኢኻ
ክብረ ቢስ ኢካ
ክቡር ሓውና ሌ.ጀ. ፃድቃን ንተጋሩ ካብ ዘቅረብካዮ ዝሓሸ መማረፂ ዕዩ!
የሔን እዛ short memory ለሆነ ህዝብ ንገረዉ ፃድቃን TDF ሀገሩን ሳይሆን እናተን ሊበሎችሁ ከመጡት አድኖችሁ ነበር አሁን እንደጋዳፊ በትግራይ ምድር ሳትጎተቱ ወደ ሸዋህ ተመለስ
ብጣዕሚ የሕዝን እቲ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ አብዚኦም ምውዳቁ ህዝበይ ንቃሕ
ብሱሑት ፓለቲኩኡ ሚልየን ህዝቢ ለጽነተ ፣ ትግራይ ለብረሰ ጉጅለ ስብሓት ፣ ኣውራ ጸላኢ ዓባይ ትግራይ እዩ ። ስለዝኾነ ድማ ንሓዋሩ ክቕበር ኣለዎ ።
ቁፅሪ ሓደ ባንዳን ፀላኢ ህዝቢ ትግራይን ዙጃዕባብ ጀነራልዩ☝️
ሰራሓካ ሰራሓ ሃቲፊ😏
ሰራሕ ኮይኑካ እምበር ወልደ ምህረት ምስ ዞም ከዳዓት ክንሪአካ ደባሪ እዩ
ከዳዕ በካዕ
ሰብ ፀሊእኻ ናብራ ይትረፍካ ብላዘር፣ መጀመሪያ ሰብ ኩን፣ ሰብ ብሰብነቱ ኣኽብሮ no more ፅልኢ
ኣንበሳ ክብር ጀኔራል ፀድቃን ገብረ ትንሳኤ ነዊሕ ግድም ይሃብካ የቐንየልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Entum cadretat
jegna
😃😃😃
ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ፀላእትኻ /ብደምካ ዝሰኸሩ፡ ኣብ ጓጓኻ እዮም ዘለው እዞም ቆራዲድ ካብ ነብስኻ ቀንጢብካ ክትኣለይም ይግባእ።
❤መንግስቲ አብ ትግራይ የለን ፃድቃን ጌታቸውን ተከተልቱን ሽባ ለማስ እዩ 100% አይሰርሕ አይተስርሕ❤ኮንቱ
❤ውክልና አብ ኢትዪጵያ አይድልየናን ትግራይ ሀገር እያ ቺድ❤
መጨረሻየን አስምርልኝ የሚለውን ፀሎት ኣለመርሳት ጥቅሙ ከንደዚህ ኣይነት ውርደት ያድናል።
ንዓካ ንምጥፋእ ናብ በራካታት ትግራይ እውን ክንወፅእ ኢና ኣድላይ እንተዃይኑ
በቃ በረካ ክትወርድ ወሲንካ😂
በል ሰናይ ይፅናሕካ ውረድ
ክትጠፍእ ድካ ከተጥፍእ ሓቢርና ንሪኦ።
Wrdtna neta Abkanda zela adaka ktehasb nyruk nzi hmak jnrals nbrka ktwrd hooooo
ደም ዘይጸግብ ህበይ ሕጂ ምስ ኤርትራ ዲኻ ክትዋጋእ ደሊኻ😂😂😂
ኢሳያስ ዶ?ይመስለካ ኣሎ ክክክ
ኣቱም ጉጅለ ስብሓታውያንን ኮራኩር ደብሪፆን ዒንክሊልን ኣይተዕገርግሩ ትግራይ ለውጢ እዩ ዘድልያ ንስካትኩም ኢኩም መንእሰይ ንክውዳእ ትሰርሑ ዘለኩም ጀ/ር ፃድቃን ጌታቸው ረዳ ንቅድሚት ጉጅለ ኣለም ገ/ዋህድክኩነኑ ኣለዎም መንእሰይ ንቃሕ
Ata fesam hasawi nska ika alitawi tsebi seb
Gujele tsadkan denakur bandatat
ለውጢማ ረኺብካያ እኮ ካብ ሰላም ላብ ኪናት ካብ ህዝባዊ መንግስትነት ናብ ግዝያዊ ምሕደራ ካብ ልምዓት ላብ ህውከት ካብ ዕብየት ላብ ድኽነት ካብ በሄራዊ ልዕልነት ናብ ሸዋዊ ተአዛዝነት ወዘተ ....
እንታይ እሞ ክብለካ ለውጢ እካስ በዚሑ እኳ አጭኒቁልና
ግን ይቅረታ አብዚሐልካ ትግራዋ ዲኻኸ ?
ተዘይኮንኻ እዝኹላይ መልሲ ፅሑፍ አይግበአካን።
አብ አሜሪካ አብ አውራፓ ተቀሚጥካ ፃድቃን ናቱ ገዲፉ ሒወቱ ንትግራይ ክብል ካብ ወፃኢ ሐገር ናብ አዱ ተመሊሱ ዘፈወየ ሰብ ክትመዝን ክትፈርድ ፣ድፍረት፣እዪ፣አቅሚ የብልኻን፣ፃድቃን፣ክትፈርድ አቅሚ የብለይን የብልካን። ነስተውእል !!
ተንኮለኛ ዝኾነ ሰብ
Mecham emigebah sew adelehm mahayem
ሁለቱም ጊዜያዊ አሰተዳደር ውስጥ ያሉቱም ሆነ ድርጅቱ ውስጥ ያሉት ነቀዞች ለትግራይ ህዝብ ሆነ ለኢትዮጵያ የማይሆኑ ወንበር ስልጣን ናፋቂዎች ለህዝብ ጥቅም ብለው ትንሽ ሸብረክ የማይሉ ግትሮች ናቸው።በእናንተ ትግራይ ሰላም ትሆናለች ብየ ለማሰብ ተስፋ ቆርጫለሁኝ የሚያሳዝን ነው።
a man of principle
What are you kidding me
ሌ/ጀኔራል ፃድቃን ብሱል አሰተውዓሊ መራሒ ሙኻኑ ናይ ደገ ዓድታት ዝመስከሩሉ መከላከያ ኢትዮጵያ እንዳመረሐ እንዳሀለወ እውን እንፈልጦ ብሱል መራሒ እዩ እሞ እትፅሕፍዎ እትሐስብዎ አሰተውዕሉ ምእንተ ህዝቡን ዓዱን ኢሉ እምበር አብ ዝደለዮ ዓዲ ምንባር ዝኽእል ካብቶም ጀጋኑ ወታደራዊን ፓለቲካውን መራሕትና ሓደ እዪ እሞ ናይ ህወሓት ሕኹትኩት ንውርደት አብፅሕዎ ህዝብና ፀላእቲ ዝቀንእሉ ፓለቲካዊ ብስለትን ሕብረት ትግራይ ዘሸርሽር ነገር አይትፍጠሩ ሰውአትና እናሓሰብና ዝስተኻኸል ይስተኻኸል ዘይስተኻኸል የግልስ በቃ።
እታ ሕጂ ኾፍ እልኩምላ ዘለኹም ወንበር ኣነ ኾፍ እለ ዝሰርሐላ ዘለኹ ወንበር እየ። ኾይኑ ግን ነዛ ወንበር እለ ህዝቢ ንህዝቢ ኣይኣጋጬ
ጻድቓን ገበነኛዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢
ግርም ኣገላልፃ እዩ ክቡር ጀነራል🙏
ክብሪ ይግብኣካ።
❤እንቢ ግዝአት ትግራይ ብአምሓራ ብልፅግና ዝተወረ ከይተመለሰ ዕጥቂ አይንፈትሕን እንቢ እንቢ ቺድ ባንዳ ብልፅግና❤
እዝጊኣብሄር ጎይታይ ካብ ምኽባር ናብ ውርደት ኣይተውርደኒ "ፃድቃን"?
ትግራይ እናእነወ ክብሪ ይግብኣካ ማለት ንፃድቃን አይግብኦን ህዝቢብጥሜት እናሀለቀ እናሞተ😮
መንግስቲ ኣሎድዩ ምምሕዳርን መንግስቲን ኣይትሓዋውስ
አጆኮ አቦና አቦ ዲሞክራሲ አቦ ሐቂ አቦ ፅንዐት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
Hero❤❤❤❤❤❤
❤ግዝአት ትግራት 48% ሚኢታዊ ዘየምልስ አመራራሓ ገደል ይእቶ ጥራይ ከይኮነ ብሕጊ ይጠየቅ ትግራይ ሸጥኩማ እኩም❤
ወልቃይት ትባሃል ዘረባ የላን ?
❤ፃድቃን ኢትዪጵያ እንታይና እያ ገደላ ትእቶ አይንአምናን ዕጥቂ አይነውርድን እንቢ ቺድ ረሳሕ ብልፅግና ዕጥቂ አውሩዱ ሕፈር❤
ንምንታይ እዚ ቃለመሕተት ተቆራራጹ
❤ግዝአት ትግራይ ብአምሓራ ብልፅግና ዝተወረ ከይተመልሰ ዕጥቅን ሰራዊትን ክንውስክ እንበር አይንቅንስን በቃ ፃድቃ ንቀደም ትግራይ ነፃ ትውፃእ ካብ አምሓራ ብልፅግና❤
አቦ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር አያና
ጀግና ኣቦና ❤❤❤
❤❤❤❤love u general
ጋእድሜ ለቴዲ ርዮት ቀርቦ ለመናገር ችሏል በቂ የሆነመልስ ባይሰጥም
You are one of the top hopes of the people for the future of Tigray! I believe that the people will not deny you its support in your endeavour for the peace, democratization and development of Tigray.
He is a cheap traitor
ፃድቃን ❤
He is one of the patriot Tigray. Please Respect & Trust G. Tsadkan. Good Explantion . His Idea Is The Only Solution To Solve Tigrays Problem. Go Ahead.
Hero❤
Brilliant General did they're know he drops everything to save his people he have choice to good life with his family but he chooses his tigrai people they should trust him he have no another Agenda working for his people otherwise he's would've very comfortable life with his family's
ሓሳዊ
❤❤❤❤
❤ከም እስራኤል ቡቁዕ ሓይሊ ሰራዊት ትግራይ የድልያ በቃ መከላከያ አይንአምንን ትግራይ ትውንኖ ሰራዊ ቡቁዕ የድልየና እዩ እንቢ ዕጥቂ አይንፈትሕን❤
❤ፅግም ጥራይ ዝዛረቡ መራሕቲ ትግራይ መፍቲሒ ክልተ ዓመት ዘይገብሩ ብቅልጡፍ ካብ ስልጣን ውረዱ ንዝሰርሕ ስልጣን አረክቡ ብዘይ ክብረትኩም ብህዝብኩም ተቀጥቂጥኩም ከይትወርዱ ዱሁላት ትግራይ ክትመርሑ ብቃዓት የብልኩምን❤
Man of principle!!!
Man of revenge against Tigray interests.
man of jasus
ድምጺ ወያነ Ere tv እምበር መስልኩም
Please release from power free Tigray
ህዝቢ ለውጢ ደልዩ አሎ 😀😀 ድማ ይበሃል
ትግራይ 🙏
❤ብአምሓራ ብልፅግና 40% ሚኢታዊ ግዝአት ዝተወረ ማዓስ እዩ ክምለስ በቃ ሸጥካዮ አንታ ዱሑል❤
ዓክ ቱፍ ኢልናካ ንስካ ናይ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ክተምልስ ብህዝቢ ትግራይ ክትሽቅጥ ካሓዲ😢😢😢😢
ድምጺ ወያነ ምስ አዚ ካሓዲ ሰብ ሓቢሮም ብህዝቢ ክጓሓፉ እዮም ። ክሕተቱ ዝግብኡ ህዝቢ ዘልዕልም ዘለው ሕቶታት እኳ ክሓቶ አይደፈረን ። እዚ ማለት እዚ ሚድያ አክብሮት ዝህብ ንህዝቢ ዘይኮነስ ንግለሰብ እዩ ። ስለዚ እዚ ሚድያ ናይ ህዝቢ ሚድያ አይኮነን ዝባሃል ዘሎ ብምኽንያት እዩ ።
General tsadkan lmeti 31 kerika tay eyu delika zzterefe menesey ab nay asem ternot ktergfo delika dyu😢
ጀነራል ጻርቃን እሞ ዓብይ ኣሕመድ ሕጊ ዘኽብር ኮይኑስ ሺግር ናይ ትግራይ ክፈትሓልካ ትሓስብ ኣለኻ ማለት ድዩ? ተሓጺብካ ጭቃ:: ንስልጣን ክትብል ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ክተእቱ ዘሕዝን እዩ
አዚ ጽድቓን ገበነኛዩ ከዳዕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮😮😮😮
ህግደፍ ጸህጻት ምጺራፍ. ጀሙሮም ።
ቁርዲድ፣ ሓሳድ፣ ጠላም ብዙሕ ምበልኩ ንግዘ ንግደፈሉ‼️‼️‼️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️
Leave Tigray alone, Mr.
❤ግዝአት ትግራይ ዝተወረ ብአምሓራ ብልፅግና ክምለስ ወይ ትግራይ ከመሓድሮ ክትርኮቦ ግዛአት ጥራይ እዩ tdf ዕጥቁ ዝፈትሕ በቃ እንቢ ግዝአተይ ከይተመልሰ ዕጥዊ አይፈትሕን❤
እፍፍፍፍ😢😢😢😢😢💔👎👈🚫
ኣብ ትግራይ ንተጋሩ ዝጠቅም ብሱል ሓሳብ ዘለዎ ውግንናዑ ንሕዝብን ንዝተወፅዑ ተጋሩ ሌ.ጄ ፃድቃን ኣብ ግምት ዘለው ዝተወሰኑ ሰባት ትግራይ ንዝትደለዮ ለውጥ ንቅድሚት ካሰጉሙዎ ይኽዕሉ እንተስ ዓደመ ግና ነቲ ሓቅ እናጭበርበርኩም ትነብሩሉ ግዜ ዘበት ንከይምለስ¡
Hehe banda tsadkan nekusgetu eku ayehasben
❤ብአምራ ብልፅግና ዝተወረ 40% ሚኢታዊ ካብ መከላከያ ወፃእ ኩሉ ዑጡው ወፂኡ ቶኮኑ ንምንታይ ብትግራይ ዘይማሓደር ዘሊልካ ናብ ኤረትራ ግዝአት ትግራይ ይመለስ ትብል ? ኩሉ ይመለስ ግዝአት ትግራይ ግን ብአምሓራ ብልፅግና ዝተወረ ግዝአት ማዓስ እዩ ትግራይ ተማሓድሮ ?❤❤