Wedi Tikabo "ከዲዕና'ዩ"🤔 ኣያ ድራር ናብ Sami Shikor ከይኸድ ይእገድ😭

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 48

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃብትሸ ወትሮ ዕሞቀት ዘለዉ ፈልጠትካን መልእከትካን አዚየ የመሰግነካ አይትታዓንቀፍ ዘመንካ ይባረከ። 💕💕

  • @hamassien323
    @hamassien323 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይብሓቂ ፍትሓዊ ኢኻ ሃብቶማ ❤❤❤ኣዝዩ ዝድነቕ ኣወንታዊ ሓሳብ።ተባረኽ ዝሓወይ🎉❤

  • @desalegoytom3432
    @desalegoytom3432 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጠዓሚ ንፍዕ ዚወደይ ከመካ ይብዝሑላ መእንታን ህዝቢና ካብ ዘለዎ ጸበባ ክናገፍ🎉🎉🎉🎉

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedu Tkabo nay behaqi snetbebawi👍💚👍
    Wel come to Europa 💐💙

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    You right Habtega 💙💚💙💚💙💚

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ወሎዶይ ዎሎዶ ጽባሕ ትመጽእ ኤርትራ ነዚ ፉቱዉ ብስሩሑ ዝታኣማመን ወድትኻቦ ይፈልጥዩ ዝዓልቦ ይፈልጦዩ ክርዳድ ከምዘሎ ኣብ ጉዕዞ ምክሪ ዝደሊ ኣይኮነን ሞራል ጥራይ ንሃቦ ዉሽጡ ሰብ ዝነቦ ሃንስ ትካቦ ጅግና ዩ።

  • @wediadem8503
    @wediadem8503 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙💚💙

  • @Johannesbeyene
    @Johannesbeyene 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👑 Wedi Tikabo ❤❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome Wolodoy media

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bj 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💯

  • @GennetAraya
    @GennetAraya 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    He is The best. Gentelman

  • @fqr-iz1tn
    @fqr-iz1tn 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Holland ከ ኣይመእን ድዩ❤❤❤

  • @senaittewelde9018
    @senaittewelde9018 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welodey 💙💙🙏

  • @mebrahtombesrat-ml6ff
    @mebrahtombesrat-ml6ff 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🤝🏿🌿🤝🏿🌿🤝🏿🌿🤝🏿🕊️🕊️🕊️🎼🎼🤝🏽🎼እዎ welcome ⚖️🌿💙🌿💙

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Viva wedi tekabo

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Arhu gele ilka nimen nmhram ika habtom hasabatka trah zeytgelx bzaeba eti zqetluna zelewu thasib do

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abzi nay drar zebelkayo gen totally gega aleka nabu zatewe menesay enda Sami shekor drar kedhinom kal mexyu kedhinom zey heseb eu drar nebsu kedhin aykalen gemel 🐪 tebhelu hasiru eu 💚

  • @AmanuelAbrehe
    @AmanuelAbrehe 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዎለደይ ፒሮ ዳግሺን ናይ ባሐቂ ተቃላሳይ ኢካ ካብ መሰመረካ ፈለክ ከይትብል ጺናዒ

  • @dahabisayas5657
    @dahabisayas5657 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ambsa❤

  • @ArontedAki-v5v
    @ArontedAki-v5v 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay bahaki enkua dea metseka jigna wedi tekabo please hakeka wolodoy kehegez alewo wedi tekabo jigna delayi fethi hagezewo.

  • @tropo5254
    @tropo5254 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abeyt denkuerna fo dtnkuer sfed😅😅😅

  • @hshsbvetndvrxnebs6151
    @hshsbvetndvrxnebs6151 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳሚ ሽኮር እንድዩ እሞ ዝኸስብ ዘሎ ነያ ድራር ክንሰምዕ ክንብል ነክስቦ ኣለና

  • @gueshgrmay8216
    @gueshgrmay8216 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስማዕ ለባም ሓወይ ንሓደ ኣውራጃ ሕማቅ ዝዛረቡ ሰባት ከድካ ስለማን ኣኽቢቡ ህበይ ክብል ይውኤል ስለዚ ጸማም እዝኒ ዘለዎም ሰባት ኣይሰሙዑን እዮም ስለዚ ብጌጋ ኤኻ ተረድካዮ ሕሉፍ ድሞክራሲያው ኣይትኹን

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nska hede weslata ela

    • @absan27
      @absan27 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኢኻ

  • @tesfazghitewelde9326
    @tesfazghitewelde9326 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Habtom : can you ask Wedi Tikabo why he is not available for media interviews. We have serious questions to ask him.
    What is his current understanding of the war of 1998-2000? . Is he proud of the years in spent in the so called National Service ( National Slavery) . His position about Shabia ; his position about Isaias slave army etc .
    Let him open his mouth so as to understand his thinking. Let him be available for media interviews like Kiflom , Kiros , and Freselam etc .

  • @Redairise
    @Redairise 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምስሉ ስለ ዘይፍለጥ እምበር ንሳ ኢያ ትሓቂ

    • @SultanSultan-f7k
      @SultanSultan-f7k 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣይትጋገ እንታይ ማለት እዩ እምበር ኢልካ ዘረባ. ሓልዩ ድዩ ዘቕርቦም ዘሎ? ጸላኢኻ ኣብ ዝጠለቦ ኣኼባ ትእከብ እንተኾይንካ ንምንታይ ደኣ ትቃለስ? ገዛ እንዳ ጸላኢኻ እንታይ ክትመሃር ወይ ክትምህር ትኣቱ? ጸላእትና ሓቂ ዶ ጠፊእዎም እዩ? እቲ ዘቃልሰና ዘሎ ጠፊእዎም ኢልካ ትሓስብ?ኣሕዋት እንታይ ዋሕዲ ሚድያ ኣጋጢሙ ደኣ ናብ ዘይ ትፈልጦ ትኸይድ?

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hakikaaa Sami shikor hgdef eyu ::

  • @Mussi-g2b
    @Mussi-g2b 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሑሙማት ዮም ናይ ስዊዝ መምሃሪ ንስነጥበባዉያን ኮንኩም!!!!!

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kay tkadwo nay agdef eyom zadmwo zelwu

  • @butsuamlakgebremedhin1895
    @butsuamlakgebremedhin1895 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ርኢቶኻ ጽቡቕ እንድዩ እቶም ጽልኢ ኣብ ናይ ሳሚ ሽኮር ዝዛረቡ ከኣ ኣንጻር እንተዘይ ረኺቦም ሕድሕዶም ጥራሕ ከሓምዩ ስለ ዝሰልችዎም እቲ ኣርእስቲ ከቓርጽዎ ይኽእሉ እዮም ዝምልሰሎም እንተረኺቦም ግን ይገዱ እዮም ኣብ ካልእ ግን መልሲ ክወሃቦም ኣለዎ ብዝኾነ ርግእ ምባል ጽቡቕ እዩ ሳሚ ኣተንሽን ዝረክብ ከኣ ኣንጻር ሰባት ምስ ዝረክብ ኢዩ።

  • @hshsbvetndvrxnebs6151
    @hshsbvetndvrxnebs6151 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @zamurselomon2702
    @zamurselomon2702 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢታይ ኮኒካ ኩሉ ጊዜ ፋራታት ቲብል ተኻን

  • @Peace-n-Love3
    @Peace-n-Love3 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You look a fair guy, but to tell you one thing no one is attacking Akelegizay, Akelegizay is Attached and created enemies by some Akelegizawyan.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nska eka hesawi adrah geza manewi hebtom kedae

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hebtom weslata EU kulu gze EU zkawem yrdaka felso eka

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hji wun xbuk alo dagafit agdef ei Kay tatwula

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nska nbalka tekalsay ay konkan

  • @teklehailu6924
    @teklehailu6924 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌጋ ጌጋ ጌጋ ንባዕልኻ ተቃላሳይ በሃሊ ዶ አይኮንካን ንምንታይ ደአ ንስኻ ዘይትኸዶ?
    ካሊእ ደገፍቲ አያ ድራር አቡኡ ከምዝአትው ዶ ትፈልጥ አብዚ መንጎ እዚ ይኸስብ ከምዘሎ ትፈልጥ ዶ ?
    ኢልካዮ ኒ2ሰባት አጋጭዩ ይጻወቶሎም አሎ አንበሳ ኢልካዮ
    እሞ እዚ እንደሕር አሚንካሉ ንስኻ እውን ኒ2ሰባት እንዳጋጨኻ ገንዘብ ክተካዕብት ድልየትካ እዩ ማለት።
    ንስኻ እኳ እቲ የማናይ ዓይነይ ትብሎ ማስቲካ አብታ ገዛ ስለዝዕደመልካ ኒማስቲካ ክተሔጉስ ኢልካ ኢኻ ነዚ ሕልኩስ ሳሚ ዝብልዎ አብ ጎድኑ ትኸውን ዘለኻ።
    ኒክልተ ወገን ቢማዕረ ሪኡ ዘሟጉት እንተዝኸውንስ ሐቅኻ ምበልናካ ንስኻ እትአምነሉ ንዘለኻ እንዳዋቅዔ እንዳበልካሲ ,
    እንተኾነ ምዓስ ጠፊኡካ ብዓል ዓላማ እንዲኻ!!
    ተሔዝን አብዚ ዕድሜኻ እዚ!!

  • @SultanSultan-f7k
    @SultanSultan-f7k 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወሎደይ .ኣርሑ ናይ ሚድያ ዶ በልካ ? እቶም ናይ ሚድያ ኣርሑ ኢልካ ትላገጸሎም ዘለኻ ንሶም እዮም ነዚ ወለዶ ስሒሎም ኢብዚ ኣብጺሖሞ.እንተኾነ ግን ገና ቀደም ከንፈርካ ክትከፍት ከለኻ ጃኬት ዮናስ ከም ዝተኸደንካ ቅድሚ ወርሒ ፈሊጥናካ.ግን ጃላ ኣይትኹን ወይ ጡዑይ ጌርካ ተኸደና ወይ ኣዉጸኣያ. ክንዳኻ ዘይኣኽላ በኣኻ ይዉዕላ. መሓፈርካ ንመቃልስትኻ ናይ ሚድያ ኣርሑ ክትብል. ንስኻ ኸ ናይ ባይታ ኣርሓ ማለት ድዩ? ሕጂዉን ክርደኣካ ምስ ጸላእትና ኩዕሶ ኣይትጻወትን ኢና! እቶም ጋንታ ጃላ ግን ኪዱ ምስ ጋንታ ህግደፍ ተጻወቱ.