Saba ካብ ተጋሩ ግጥሚ ምቅባላ ጌጋ ኣይኮነን Amanuel Berhe

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 23

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤

  • @tigrignapost
    @tigrignapost วันที่ผ่านมา +1

    ዋዉ ወሎዶይ ብሓቂ ንፍዕ ከምዚ ገርና ናይ ደቂ ዓድና ዕሽነት ክቃላዕ'ዪ ዘለዎ !!

  • @HabenHaylu-jy4mi
    @HabenHaylu-jy4mi วันที่ผ่านมา

    ወሎዶይ ጽቡቅ ደስ ባሃሊ ኣነ ናይ ተመስግን ማዓሮ ክንድኡ ፍርሒ ኣየድልን

  • @Merimeri-w8z
    @Merimeri-w8z วันที่ผ่านมา +1

    welodoy yake 🥰👍✅✍️💙💙💙

  • @wediadem8503
    @wediadem8503 วันที่ผ่านมา

    Chelsea 💙💙

  • @eluzai-g1j
    @eluzai-g1j วันที่ผ่านมา

    ይሞችኻ ወድ ዓበይቲ ኣጆኻ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HagosSium
    @HagosSium วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ኣቃራርባ ኣሎካ ዎሎደይ። እዛ ጉዳይ ግን ዝተከወለ ንምስጢር ኣሎዋ ስለምንታይ ከ ዝተወሰኑ ስነ ጥበባውያን ለማኖ ይኮኑ መመሊሱ ይገርመካ

  • @berhanemesgen5583
    @berhanemesgen5583 วันที่ผ่านมา

    ሃብቴጋ ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ። ግን ካብ መራሕቲ ሃይማኖትናን ካብ ብዙሓት ስነጥበባውያን ሃገርናን ተስፋ ቆሪጽና ኢና።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcom Wolodoy media

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ወድ ዓበይት 👏💙🥰

  • @juliessakah
    @juliessakah วันที่ผ่านมา

    እዞም መነኮሳት 80% ኣብዓለም ዝግበርን ዝበሃልን ኣይፈልጥዎን ኢዮም ለይትን ቀትርን ኣብ ጸሎትን ምስጋና ምስ እግዚኣብሄር እምበር ዝሰምዕዎ ረድዮ ተለቭጅን ኣብ ውሺጢ ሃገር ዝካየድ እውን ምንም ዝፈልጥዎ የብሎምን ከምዚ ክብል ከለኹ በኣካል ስለዝነበርኩን ስለዝፈልጦን ኢየ ስለዚ ኣበይ ኔርኩም ኣብጸገምና ዘይሕገዝኩሙና ውይ ፍትሓት ምግባር ኣቢኹም ገለ ኢልካ ክትከሶም ግቡእ ኣይኮነን።

  • @GebreyesusPetros-do8iw
    @GebreyesusPetros-do8iw วันที่ผ่านมา

    ኣታዓቢ ሰብ ቡሉጺ ኢለካ ኣለኹ ኣነ ተኸታታሊ ናትካ

  • @ጓልሽረዕባይሃገርሰብ
    @ጓልሽረዕባይሃገርሰብ วันที่ผ่านมา

    😂😂😂

  • @BeyeneAbrahayo
    @BeyeneAbrahayo วันที่ผ่านมา

    ኣብ ገለ ኣትየ ይብል ኣሎ ወዲ ስደተኛ

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 วันที่ผ่านมา

    ወሎደይ ቶም ዳሃለዉ ዝሞቱ ዳሰምዑ ዝጸሞሙስ ጠፊእዎም ዶ መለካ ኣብዘይምንባር ምንባር ምሕንካር ስለ ዝመረጹ ዮም ሞ ብራቮ ኢካ።

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 วันที่ผ่านมา

    ንግዳማት ዝዋጻእ ገንዘብ ነዉሪ ዩ ና ኢዶም ስለ ዘያቱ ናብ ኣዝማድኩም ላኩዎ ቲ ትህብዎም ዳሓር ብዓይነት መግቢ ገዚኦ ይህቦም ።

  • @ashey50
    @ashey50 วันที่ผ่านมา

    ተጋጊኻ ወሎዶይ ሑመራ ብምባሉ ኣይኮነን መከራ ናብራ ብምባሉ ኢዩ።

  • @abihangi9223
    @abihangi9223 วันที่ผ่านมา +1

    ድንግል ጋል ክፈጥረለይ አዩ ቀዳማይ ኮሞንቲ ጽሕፈ 😂😂

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂ay hdeg ando😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @kidanehagos7457
    @kidanehagos7457 วันที่ผ่านมา

    ትሕዝቶ ወይ ግጥሚ ናይ'ዛ ደርፊ ብዘየገድስ ንመጻኢ ናብ ትግራይ ገጽኩም ተወስ ከይትብሉ'ዩ ዕላማ ናይ'ዛ ህየሳ ንኩሉ ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ

  • @tesfalemontura7801
    @tesfalemontura7801 วันที่ผ่านมา

    I think so not about humora
    Eritra hadera mekera zbelaya asekifato welodoy hawey

    • @ጽቡቅናፊቐ
      @ጽቡቅናፊቐ วันที่ผ่านมา

      Bkemey felitka dos Hiphap aredieka yu

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 วันที่ผ่านมา

    ንግዳማት ዝዋጻእ ገንዘብ ነዉሪ ዩ ና ኢዶም ስለ ዘያቱ ናብ ኣዝማድኩም ላኩዎ ቲ ትህብዎም ዳሓር ብዓይነት መግቢ ገዚኦም ይህቦም ።