ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣምላኽ ምሳና ይኩን ነገራት ድማ ብጥበቡ ይሸፍነልና፡ከቢድ እዩ እዋኑ
ገብረ ንዴት
Serawit Tigray TDF TDF jeganu Haben ✊💪💛❤️
Anger!Sick!Fear!Ohh Tigray 💔
ብፍላይ አንቀፅ 7 ከምቲ ቅድሚ ሀዚ "አንሕና ህወሓት ኢና " ዝበልኩሞ ንህወሓት ካብ ተሓታትነት ንምትራፍ ዝዓለመን ዝወገነን ንህዝቢ ዘይሓስብ ኮነ ተባሂሉ ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ ንኽናቖርን ሰላም ክስእንን ዝገብር ጥራሕ ዘይኮነስ መፍቶት ፀላእቲ ናብ ዝገደደ ዓዘቕቲ ዘእቲ ግጉይን ሻራውን አንቀፅ ስለዝኾነ ብዕሊ ይቃወሞ
እወ ብሁፁፅ ናይ ንህዝቢ ፀገም ክረአ ኣለዎ ዕጥቂ ምፍታሕ እውን ጌጋ እዩ።
ትኽክለኛ መግለፂ ❤❤❤
Good job TDF 🎉🎉🎉
ግርም
ኸዚ ግርም 👏👏👏👌 ተግባር ተግባር ተግባር
ኣቲም ጀጋኑ
እዋኑ ዝሓለወ ዉሳነ
This is the right decision even though a little delayed
ሐዚ ትኽክለኛ ናብ ገደል ልኣተና ይመስለኒ።
ከመይ?
Timely decision 🎉🎉❤❤
ኣይ ደቂ ዓድዋ። ንደብረፅዮን ይኹን ንኣለም መን እዩ ኣብ ዓጋመ፣ ኣብ እንደረሰታ፣ ተምቤን ራያ ክቅበሎም?
ከምቲ ንጌታቸዉ ዘይተቀበልኽሞ ንሕና ዉን ንናትኹም ኣይንቅበልን።
ዝበዝሕ ዓብዚ ሰልፊ ዝተሳተፉ ዝረዐናዮም ልምዓት ጉጅለታት ኣሕዋትና ከካብ ገዛና ከም ጥሪቶም እናጎሰሱ ወሲዶም ኣሕዋትና በርሓ ተሪፎም ዕኖ ተጋሩ ደም ዕናበኸየት ንሶም ሽርጦምን ሓፍቲ ዘሪፎም ተመሊሶም ኣይ ትግራይ ሰብዶ ኸምዚ ሞራል ይስዕን!
ትክክለኛ መገለፂ
🎉🎉🎉
አየ ገሬ ዘማኡ ንኣለም ሰማዕ የብልክን እዝ ምፍሪራሕ ፋሽኑ ሓሊፉ እዩ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ውዕል ፕሪቶሪያ ሸርሒ ናይ ጸዓዱ ብምዃኑ ዋላ ሓደ ንህዝቢ ትግራይ ይኹን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ረብሓ ኣልቦ እዩ
Gebre Adyet 👍💪💪💪💪💛❤️
ልበዝሁ ናጦር መራህቲ እቱ ውሳነ ረጊጾም ወጺኦም ። እቶም ሙሉእ ጥቕማ ጥቕሚ ልረኽቡ ብሀደ ልበስበሰ ድርጅት ልኣምኑ ልወሰንዎ ፀረ - ዲሞክራሲ ጄኔራላት አብ ውሽጥ ፣ አብ ወፃኢ ዘሎ ትግራዋይ ፈሊጥዎም እሎ ።
ሕጊ መጀመርያ ይከበር ባንዳ ይቀበር
ናይዳ ኣደመ ከደምቲ ዘውፅኡዎ መግለፂ
ዋውውው 💪💪
ካብ ብሄር ፖለቲካ ንውጻእ ንቐደም።በሓንቲ ሃገር ጥራሕ ንእመን።ውግእ ሰልችይና ግደፉና በጃኹም።ደቅኹም ኣመርዒኹም ናይ መን ደቂ ዳግም ክተወድኡ ??መንእሰይ ትግራይ ንንቓሕ !!ሞት ንህወሓትሞት ንኣብይ ኣሕመድኢትዮጵያዊነት ይለምልም !! 7:29
መግለፂኹም እግዚኣብሄር የፍርሶ።
👍👍👍❤️💛❤️💛❤️💛❤️✌️✌️✌️Thank you.God bless!
እዚ ናይ ሰራዊት መግልጺ ዝበሃል
ውድቀት ትግራይ ኢኹም ካብ ፖለቲካ ትግራይ ኢድኹም አኩቡ::ትግራይ ሰብ አለዋ::
ናይ ህወሐት ወታደራት መግለፆ እንበር ናይ ህዝብ ትግራይ ሰራውት አይኮነን መሕፈርቲ እኹም ብኸመይ ናብዙይ ወርድኹም
እዞም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ በርገር ን ከብዱ ሕሰምኩም ከባዝሑ ይመጽእኹም ኣለዉ ማለተይ ትግራይ መጻወቲ ሜዳ ክገብርዋ ብልጽግና ዝሰርሓ ዘሎ ጸወታ ማለት ዩ። ነዚኦም ከ ከመይ ትሪእዎም። ሎሚ ኣንጻር ሻዕብያ ምቅላስ ከቢድ ኽኸውን ዩ።
Sad day for Tigray!
VIVA T.D.F 💪💪💪
ሃጠው ቀጠው
ብልፄ ኣድጊ
መን እዩ ናይ ፀላኢ ተለኣኣኺ? ውርደኛታት እዮምባ!!
ንስኻን ከማካን ዝኣመሰሉ ሉሙሳትን ከዳዓትን ነውራማት ባንዳታትን.....
meresagirmay ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ ሉሙሳትን ነውራማትን ከዳዓትን ባንዳታትን ....
ገቻቸውን አእርኽቱይ
ሕዚ ወታደር መሲልኩም!! ፅርየት፣ ቅንዕናን፣ ዓቕሚን ዘለዎም ሰባት ንላዕሊ ኣሸጋሽጉ። ገንዘብ እናተቐበለ ፖለቲካ ዘካይድ ሰብ ናብ ንግዱ ክኸድ፤ ንዝኾነት ግልጋሎት ብዘይጉቦ ዘይሰርሕ ቢሮክራት ክለግስ፣ መሬት መንዚዕኻ ኣብ ምሻጥ ተሰሊፉ ዘሎ ዓጎራ መድሓኒት ክግበሮ ··· ቱሰራዊት ወሳኒ ታራ ክጫወት ማለትውን ከም ሙቡቱ ሴሴኮ ዘይኮነስ ከም ጀነራል ጆርጅ ዋሽንግተን ክኾን ዘይሕለል ፃዕሪን ደገፍ ህዝቢን የድልዮ። ካብ ዕንይንይ ምኻድ ይሕሽ!!!
ዝወጸ ጸረ ዲሞክራሲ መግለጺ ተቀባልነት የብሊን
ደበረፂዮንሰ ታይዶ እሉ እዩ ወሎዶይ ንቂሕ☝ካብዞም ክዲሪታት
ዓቅሊ ጽበት
በትሪ ፈርሓት መሲላ።ምቅናይ በለ ኪሮስ ኣለማዮ
ህወሓት=ሻዕቢያ-ትግራይ ናብ ወታደራዊ ኣመራርሓ።
ብጣዕሚ ዘሕጉስ መግለፂ። ትግራይ አብ ኢድኩም እያ ፀጥታ ሓይልታት ትግራይ። ጠንኪርኩም ትግራይ አሕውሱ። ፓለቲከኛታት ትግራይን ምሁራት ትግራይን ተስፋ ቆሪፅናሎም።ፈጣሪ ሓይልን ጥበብን ሓይልታት ትግራይ ይባርኽ።
ደም ተጋሩ ምስታይ ዝለምድኹም ና ህወሓት ቆራዲድ ብ ምዕራፍ 4 ኹናት ደስ ከምዝብለኩም ታይ ሕቶ ኣለዎ። ኹፉኣት መርገም ትግራይ ። ይኾነኩም እዶ
TDF ሕጂ አሰብኡት ኾንኹም ጽቡቕ መግለጺ ነቶም ባንዳታት አብ ትሕቲ ቑፅር መዓል የድሊ እዩ፡ብሕልፊ ጻድቃን ባንዳ እዩ እሞ አይዞኹም ህዝብ ምሳኹም እዩ ❤❤❤
ጻድቃን ባንዳ፡ ጸረ ህዝብና እዩ። TDF ❤❤❤
Hzbi tigray amlK msakum ykun . Nay merahtkums rienayo.
F-16ን Mirageን ኣብዪ ከምዝገዘአ ይፈልጡ ዶ?
ትግራይ ብደም ዉሕጅ ክትሽፈን እያ።
ትክክል ሕጂ ዘንጊዕኩም
This the right decision
How???
Medhn hjike entay tibli eza channel anxar hzbi tigray eya.
I will never support this kind of anarchy! Supporting anarchy TOLF is not helping our people. Just say TDF overthrow the interim government
መግለፂ ኣደመ።ግን ኣይረኣይኑን ዘለው ጉጅለ ኣደመ??
ገብረ ዓሌተኛ ዘይ ቦታኻ ኣትይኻ ንደብረ ፅንተት ዝድግፍ ወግድ ንበሎ ኩላና መንእሰይ ትግራይ
ንፃድቃን ፀይቂ ዝድግፍኸ
Nay banda megaberia.
Highly expected, thougth a bit late. TIGRAY RELELIES ON YOU.ITS SHAME FULL FOR THE POLITICAL AND OTHER ELITIS OF TIGRAY.We are proud of you, you are not only military heros but also political
They just sided with debretsion....really debrestsion realllllyyyyy
❤❤❤
ስም ፖርቲ ገሊፅካስ ንሱ ዝበሎ ይኹን ይበሃል???? ታይ ኮይኖም ሳልሳይ ወያነ ዝበሎ ይኹን ዘይብሉ ደኣ???
ሳልሳይ ወያነ ዶ ኣብ ድርድር ኣሎ እዩ ሕወሓት እኮ መሪሕ ቃልሲ ኮይኑ ፕሪቶሪያ ዘከተመ ውድብ እዩ ሰራዊትና ድማ ንዝደከመ ደኪምካ ይበልዎ ካብኡ ህዝቢ ሓራ ይዉፃእ ሽዑ ሕወሓት ነርክበላ ኢና
Shame on you
What’s up?
Viva TDF !!!
መግለፂ ቅዋም ደቂ ዓድዋን ከባቢኣን በ ገብረ ገብረፅንተት ዝምራሕ ጉጅለ ዕንክልል ተባሒሉ ይስተኻኸል
@@ራያራዩማ-ፈ8ዠ ተረዋእ ወዲ ጋሕባ
@@ራያራዩማ-ፈ8ዠ ታዴካ ይምልከተካ ዕንክሊል ንስካ ኢካ ባንዳ ሸዋጢ ዓዱ😤😢
ሃሳስ
@BettyBet-sk5wj ጋሕባ ኢኺ ነፍላል
@BettyBet-sk5wj አንቲ ዓጣሪት
Kkkk ata denkoro
እዚ ዓዴት ደጋፊ ጨቃኒ ጉጅለ ምካኑ ተፈሊጡ ዝሓደረ ገበነኛ ጉጅለ እዩ ተቀባልነት የቡሉን
እፎይ ተመስገን፡ሀርሰ ከሓድር እየ ኣተም ጀጋኑ የዕሳባ ኮረም ኣላማጣ ይፅበየኩም ሎ ኣቱም ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ እንወዳቸዋለን፡
ኲናት እናተኸፈተስ ክትህርስ፣ ኣብዪ ሰራዊቱ የፀግዕ ኣሎ እዩ።
Kemu eyu zewaxak lmsms waga yeblun
ሓሠውቲን ጠላማትን ንሥኻትኩም ኢኹም ኣቱም በካዓት
ከም ህዝቢ ዘቀራርበና ዘይኮነ ናይ ሓደ ወገን ፀግዒ ዝሓዘ መግለፂ'ዪ:: ፈሪሐልካ ህዝበይ
ታይ እዮ ዘፍርሓካ ኹልሻዕ 2 ተ2ተ ሠብ አብ ሓደቢሮ እንዳመደብኻ ናየናይ ወገን ኢኻ እናተብሀለ ንኽንደይ ግዜ ክንፀንሕ እዮ
ዓይኑ ዘውፀአ ፈጣጣ መግለፂ እዩ። ድርኡ ህዝቢ እዩ ምርዳእ ኣቢዎ እምበይ እዚኦም ደመኛታት ህዝቢ እዮም። ኣዘዝቲ ሰራዊት ዓድዋ።
መሃይም ካድረ ግምት ድሕረት መለለዩ
This guy is a core member of corrupt TPLF
ገብረ ዓዴት ልቲ ጅግና ሰራዊት ዝዉክል ዘይኾነስ ናይቲ ጉጅለ ዕንወት ዝውክል ኣብ ትግራይ እዚ ጉጅለ ካብ ስልጣን እንተርሒቑ እዚ ሰብ እዉን ክነብር ዘይኽእል እዩ። ኸዚ ለ ናይ ትግራይ መከራ ክፍታሕ ዝኽእል ካብዚ ነፃ ዝኾኑ ኣካላት እንተተፈጢሮም ጥራሕ እዩ።
ሕጋዊ ውሳነ እዩ።
ከመይ ወታደራት ፖለቲካዊ ዉሳነ እንትዉስኑ ሕጋዊ ኢልካዮ?
ኣምላኽ ምሳና ይኩን ነገራት ድማ ብጥበቡ ይሸፍነልና፡ከቢድ እዩ እዋኑ
ገብረ ንዴት
Serawit Tigray TDF TDF jeganu Haben ✊💪💛❤️
Anger!
Sick!
Fear!
Ohh Tigray 💔
ብፍላይ አንቀፅ 7 ከምቲ ቅድሚ ሀዚ "አንሕና ህወሓት ኢና " ዝበልኩሞ ንህወሓት ካብ ተሓታትነት ንምትራፍ ዝዓለመን ዝወገነን ንህዝቢ ዘይሓስብ ኮነ ተባሂሉ ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ ንኽናቖርን ሰላም ክስእንን ዝገብር ጥራሕ ዘይኮነስ መፍቶት ፀላእቲ ናብ ዝገደደ ዓዘቕቲ ዘእቲ ግጉይን ሻራውን አንቀፅ ስለዝኾነ ብዕሊ ይቃወሞ
እወ ብሁፁፅ ናይ ንህዝቢ ፀገም ክረአ ኣለዎ ዕጥቂ ምፍታሕ እውን ጌጋ እዩ።
ትኽክለኛ መግለፂ ❤❤❤
Good job TDF 🎉🎉🎉
ግርም
ኸዚ ግርም 👏👏👏👌
ተግባር ተግባር ተግባር
ኣቲም ጀጋኑ
እዋኑ ዝሓለወ ዉሳነ
This is the right decision even though a little delayed
ሐዚ ትኽክለኛ ናብ ገደል ልኣተና ይመስለኒ።
ከመይ?
Timely decision 🎉🎉❤❤
ኣይ ደቂ ዓድዋ። ንደብረፅዮን ይኹን ንኣለም መን እዩ ኣብ ዓጋመ፣ ኣብ እንደረሰታ፣ ተምቤን ራያ ክቅበሎም?
ከምቲ ንጌታቸዉ ዘይተቀበልኽሞ ንሕና ዉን ንናትኹም ኣይንቅበልን።
ዝበዝሕ ዓብዚ ሰልፊ ዝተሳተፉ ዝረዐናዮም ልምዓት ጉጅለታት ኣሕዋትና ከካብ ገዛና ከም ጥሪቶም እናጎሰሱ ወሲዶም ኣሕዋትና በርሓ ተሪፎም ዕኖ ተጋሩ ደም ዕናበኸየት ንሶም ሽርጦምን ሓፍቲ ዘሪፎም ተመሊሶም ኣይ ትግራይ ሰብዶ ኸምዚ ሞራል ይስዕን!
ትክክለኛ መገለፂ
🎉🎉🎉
አየ ገሬ ዘማኡ ንኣለም ሰማዕ የብልክን እዝ ምፍሪራሕ ፋሽኑ ሓሊፉ እዩ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ውዕል ፕሪቶሪያ ሸርሒ ናይ ጸዓዱ ብምዃኑ ዋላ ሓደ ንህዝቢ ትግራይ ይኹን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ረብሓ ኣልቦ እዩ
Gebre Adyet 👍💪💪💪💪💛❤️
ልበዝሁ ናጦር መራህቲ እቱ ውሳነ ረጊጾም ወጺኦም ። እቶም ሙሉእ ጥቕማ ጥቕሚ ልረኽቡ ብሀደ ልበስበሰ ድርጅት ልኣምኑ ልወሰንዎ ፀረ - ዲሞክራሲ ጄኔራላት አብ ውሽጥ ፣ አብ ወፃኢ ዘሎ ትግራዋይ ፈሊጥዎም እሎ ።
ሕጊ መጀመርያ ይከበር ባንዳ ይቀበር
ናይዳ ኣደመ ከደምቲ ዘውፅኡዎ መግለፂ
ዋውውው 💪💪
ካብ ብሄር ፖለቲካ ንውጻእ ንቐደም።
በሓንቲ ሃገር ጥራሕ ንእመን።
ውግእ ሰልችይና ግደፉና በጃኹም።
ደቅኹም ኣመርዒኹም ናይ መን ደቂ ዳግም ክተወድኡ ??
መንእሰይ ትግራይ ንንቓሕ !!
ሞት ንህወሓት
ሞት ንኣብይ ኣሕመድ
ኢትዮጵያዊነት ይለምልም !! 7:29
መግለፂኹም እግዚኣብሄር የፍርሶ።
👍👍👍
❤️💛❤️💛❤️💛❤️
✌️✌️✌️
Thank you.
God bless!
እዚ ናይ ሰራዊት መግልጺ ዝበሃል
ውድቀት ትግራይ ኢኹም ካብ ፖለቲካ ትግራይ ኢድኹም አኩቡ::ትግራይ ሰብ አለዋ::
ናይ ህወሐት ወታደራት መግለፆ እንበር ናይ ህዝብ ትግራይ ሰራውት አይኮነን መሕፈርቲ እኹም ብኸመይ ናብዙይ ወርድኹም
እዞም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ በርገር ን ከብዱ ሕሰምኩም ከባዝሑ ይመጽእኹም ኣለዉ ማለተይ ትግራይ መጻወቲ ሜዳ ክገብርዋ ብልጽግና ዝሰርሓ ዘሎ ጸወታ ማለት ዩ። ነዚኦም ከ ከመይ ትሪእዎም። ሎሚ ኣንጻር ሻዕብያ ምቅላስ ከቢድ ኽኸውን ዩ።
Sad day for Tigray!
VIVA T.D.F 💪💪💪
ሃጠው ቀጠው
ብልፄ ኣድጊ
መን እዩ ናይ ፀላኢ ተለኣኣኺ? ውርደኛታት እዮምባ!!
ንስኻን ከማካን ዝኣመሰሉ ሉሙሳትን ከዳዓትን ነውራማት ባንዳታትን.....
meresagirmay ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ ሉሙሳትን ነውራማትን ከዳዓትን ባንዳታትን ....
ገቻቸውን አእርኽቱይ
ሕዚ ወታደር መሲልኩም!! ፅርየት፣ ቅንዕናን፣ ዓቕሚን ዘለዎም ሰባት ንላዕሊ ኣሸጋሽጉ። ገንዘብ እናተቐበለ ፖለቲካ ዘካይድ ሰብ ናብ ንግዱ ክኸድ፤ ንዝኾነት ግልጋሎት ብዘይጉቦ ዘይሰርሕ ቢሮክራት ክለግስ፣ መሬት መንዚዕኻ ኣብ ምሻጥ ተሰሊፉ ዘሎ ዓጎራ መድሓኒት ክግበሮ ··· ቱሰራዊት ወሳኒ ታራ ክጫወት ማለትውን ከም ሙቡቱ ሴሴኮ ዘይኮነስ ከም ጀነራል ጆርጅ ዋሽንግተን ክኾን ዘይሕለል ፃዕሪን ደገፍ ህዝቢን የድልዮ። ካብ ዕንይንይ ምኻድ ይሕሽ!!!
ዝወጸ ጸረ ዲሞክራሲ መግለጺ ተቀባልነት የብሊን
ደበረፂዮንሰ ታይዶ እሉ እዩ ወሎዶይ ንቂሕ☝ካብዞም ክዲሪታት
ዓቅሊ ጽበት
በትሪ ፈርሓት መሲላ።ምቅናይ በለ ኪሮስ ኣለማዮ
ህወሓት=ሻዕቢያ-ትግራይ ናብ ወታደራዊ ኣመራርሓ።
ብጣዕሚ ዘሕጉስ መግለፂ። ትግራይ አብ ኢድኩም እያ ፀጥታ ሓይልታት ትግራይ። ጠንኪርኩም ትግራይ አሕውሱ። ፓለቲከኛታት ትግራይን ምሁራት ትግራይን ተስፋ ቆሪፅናሎም።ፈጣሪ ሓይልን ጥበብን ሓይልታት ትግራይ ይባርኽ።
ደም ተጋሩ ምስታይ ዝለምድኹም ና ህወሓት ቆራዲድ ብ ምዕራፍ 4 ኹናት ደስ ከምዝብለኩም ታይ ሕቶ ኣለዎ። ኹፉኣት መርገም ትግራይ ። ይኾነኩም እዶ
TDF ሕጂ አሰብኡት ኾንኹም ጽቡቕ መግለጺ ነቶም ባንዳታት አብ ትሕቲ ቑፅር መዓል የድሊ እዩ፡ብሕልፊ ጻድቃን ባንዳ እዩ እሞ አይዞኹም ህዝብ ምሳኹም እዩ ❤❤❤
ጻድቃን ባንዳ፡ ጸረ ህዝብና እዩ። TDF ❤❤❤
Hzbi tigray amlK msakum ykun . Nay merahtkums rienayo.
F-16ን Mirageን ኣብዪ ከምዝገዘአ ይፈልጡ ዶ?
ትግራይ ብደም ዉሕጅ ክትሽፈን እያ።
ትክክል ሕጂ ዘንጊዕኩም
This the right decision
How???
Medhn hjike entay tibli eza channel anxar hzbi tigray eya.
I will never support this kind of anarchy! Supporting anarchy TOLF is not helping our people. Just say TDF overthrow the interim government
መግለፂ ኣደመ።ግን ኣይረኣይኑን ዘለው ጉጅለ ኣደመ??
ገብረ ዓሌተኛ ዘይ ቦታኻ ኣትይኻ ንደብረ ፅንተት ዝድግፍ ወግድ ንበሎ ኩላና መንእሰይ ትግራይ
ንፃድቃን ፀይቂ ዝድግፍኸ
Nay banda megaberia.
Highly expected, thougth a bit late.
TIGRAY RELELIES ON YOU.
ITS SHAME FULL FOR THE POLITICAL AND OTHER ELITIS OF TIGRAY.
We are proud of you, you are not only military heros but also political
They just sided with debretsion....really debrestsion realllllyyyyy
❤❤❤
ስም ፖርቲ ገሊፅካስ ንሱ ዝበሎ ይኹን ይበሃል???? ታይ ኮይኖም ሳልሳይ ወያነ ዝበሎ ይኹን ዘይብሉ ደኣ???
ሳልሳይ ወያነ ዶ ኣብ ድርድር ኣሎ እዩ ሕወሓት እኮ መሪሕ ቃልሲ ኮይኑ ፕሪቶሪያ ዘከተመ ውድብ እዩ ሰራዊትና ድማ ንዝደከመ ደኪምካ ይበልዎ ካብኡ ህዝቢ ሓራ ይዉፃእ ሽዑ ሕወሓት ነርክበላ ኢና
Shame on you
What’s up?
Viva TDF !!!
መግለፂ ቅዋም ደቂ ዓድዋን ከባቢኣን በ ገብረ ገብረፅንተት ዝምራሕ ጉጅለ ዕንክልል ተባሒሉ ይስተኻኸል
@@ራያራዩማ-ፈ8ዠ ተረዋእ ወዲ ጋሕባ
@@ራያራዩማ-ፈ8ዠ ታዴካ ይምልከተካ ዕንክሊል ንስካ ኢካ ባንዳ ሸዋጢ ዓዱ😤😢
ሃሳስ
@BettyBet-sk5wj ጋሕባ ኢኺ ነፍላል
@BettyBet-sk5wj አንቲ ዓጣሪት
Kkkk ata denkoro
እዚ ዓዴት ደጋፊ ጨቃኒ ጉጅለ ምካኑ ተፈሊጡ ዝሓደረ ገበነኛ ጉጅለ እዩ ተቀባልነት የቡሉን
እፎይ ተመስገን፡ሀርሰ ከሓድር እየ
ኣተም ጀጋኑ የዕሳባ ኮረም ኣላማጣ ይፅበየኩም ሎ ኣቱም ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ እንወዳቸዋለን፡