"መፃኢ ዕድል ክልተ ፆታ . . . !"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.5K

  • @zem1988
    @zem1988 หลายเดือนก่อน +516

    ነቢዕኪ ኣንቢዕክና ፣ ሲሒቅኪ ኣስሒቅክና ንግስቲ ሓፍትና ፣ ብርትዒ ኣጆኺ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነኺ ኣሎና ኤርትራውያን ፣ እንቋዕ ሓጎስርኪ ፣ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wediakoni
    @wediakoni หลายเดือนก่อน +139

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ተመስገን ኣምላክ 🙏 እንኳዕ ከምዚኣ ኢልኪ ክትስሕቂ ረኣናኪ ምሉእ ምሕረት ይግበረለኪ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و หลายเดือนก่อน +8

      ኤሪትራዊያን ኣብ ዓድን ደገን ንዘለኩም ገበርቲ ሰናይ ብትገብርና ሓገዝ የቀንየለና ምስግናና ይብፃሕኩም 🎉

    • @niraedesalegn
      @niraedesalegn หลายเดือนก่อน +12

      ኤርትራውያን አሕዋትና ከምቲ አብ ጎና ዝኮንኩም እመብርኃን አብ ጎንኩም ትኩን

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል หลายเดือนก่อน

      ደምርኒኒኒ

    • @Titichanel_ሽ2ነ
      @Titichanel_ሽ2ነ หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و หลายเดือนก่อน

      @Titichanel_ሽ2ነ ኣቲ ችዲ ኣይ ገበርይ

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir หลายเดือนก่อน +107

    ኣጆኪ። ኣምላኽ። ክረድኣኪ። አዩ። ንግስቲ። ሓፍትና። ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌲🌲🌲🌲🌲

  • @Tigrinya-Tium
    @Tigrinya-Tium หลายเดือนก่อน +229

    ተመስገን እንቋዕ ከምዚ ኢልኪ ራእናኪ ፍትውቲ ሓፍትና ንግስቲ፡ ሓውኪ ካብ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 หลายเดือนก่อน +3

      Eta bandera dea nay MELEY BLUE 💙 ZEYTIGEBRA

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 หลายเดือนก่อน

      @@aastersamuel4175why he is Eritrean

    • @radyaesmael-ex7vk
      @radyaesmael-ex7vk หลายเดือนก่อน +1

      Wa entay yemlktka nai bander ayyyy😂😂😂😂😂​@@aastersamuel4175

    • @TsegahailemariamGhiwot
      @TsegahailemariamGhiwot หลายเดือนก่อน +2

      የቀንየልና ኣሕዋት።።

    • @SsWw-e6w
      @SsWw-e6w หลายเดือนก่อน +2

      🙏🙏🙏

  • @KubromZerezgi
    @KubromZerezgi หลายเดือนก่อน +29

    አንቃ ደስ በለኪ ንግስቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ደስ ኢልና ሓውና ውን ቀጹሉ ንፍዕ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hhg622
    @hhg622 หลายเดือนก่อน +68

    እንቖዕ ሓጎሰኪ ንግስቲ ሓፍትና ሓጎሰይ ወሰን የብሉን, ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውሪደልኪ.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @niraedesalegn
      @niraedesalegn หลายเดือนก่อน +7

      ኤርትራውያን አሕዋትና ከምቲ አብ ጎና ዝኮንኩም እመብርኃን አብ ጎንኩም ትኩን

  • @astregatesh4310
    @astregatesh4310 หลายเดือนก่อน +222

    ንእግሲቴ ብጣዓሜ ፂብቅቲ ኢኪ እንደገና ኩልሻዓ ተቆነንይ ቢጣዓሜ እዩ ዘፀበቀልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @XediBerhe
    @XediBerhe หลายเดือนก่อน +77

    ንግስተይ ተሓኪምኪ ቆልዓ ወልድኪ የርእየና ኣነ እውን ስእለት ንቅድስቲ ማርያም ተስእለ ኣለኹ❤❤

    • @minassieteklegiorgis8692
      @minassieteklegiorgis8692 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @brhaneye
      @brhaneye หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የስምሮ 🙏

  • @HuriyaMohammed-eh9te
    @HuriyaMohammed-eh9te หลายเดือนก่อน +125

    እዝ ባህል ዝባሃል እኮ ክከፍእ ምስክነይት ብዘይ ሓጥያታ ክንደይ ተፈትና ኣጆክ ንግስት ሓፍተይ ንጹቡቅክ እዩ ረብ ካኣ ምሳክ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN หลายเดือนก่อน

      የቅንየልና ክብር ሓው ወይ ሓፍቲ❤❤

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN หลายเดือนก่อน

      ሓፋተይ አምላክ እስራኤል መሊኡ ይመሓርኪ ከም ወርቂ ተፈቲንኪ ጀግና ኢኪ❤❤❤

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน +33

    አጆኺ መዐር ጓለይ ድሕሪ ጸላም ብርሀን አሎ ሞት ጥራይ እዩ ዘይሐልፍ ካብ ሕጂ ግን ብርሀን እዩ ቅድመኺ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✝️

  • @FevenHaile-p5s
    @FevenHaile-p5s หลายเดือนก่อน +103

    Ajoki Ngsti haftey kulu gize ab gonki alena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 😘😘😘😘

  • @HenosSolomon-r6w
    @HenosSolomon-r6w หลายเดือนก่อน +72

    አሰይ አሰይ ንግስቲ ሐፍተይ አምላክ ሰናይ ዮ"ሕጂውን አጆኪ አብ ደገ ውን አምላክ ከዳልወልኪ እዮ ሰብ አምልክ ሰናይ ዮ"

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w หลายเดือนก่อน +224

    ከሙዙ ከማይ ናይ ሰብ ሓጎስ ዝሕጉሶኩም ላይክ ❤ተመሰገን ንገዛይ ደሞ እተው #ማርያምን ኣይክፍሎን ኣይተስክፉ

  • @weghtiweghi9706
    @weghtiweghi9706 หลายเดือนก่อน +32

    ብጣእሚ ኢና ተሓጊስና ንግስቲ ሓፍትና ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ ምሉእ ጥእና ይግበረልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

    • @niraedesalegn
      @niraedesalegn หลายเดือนก่อน +1

      ኤርትራውያን አሕዋትና ከምቲ አብ ጎና ዝኮንኩም እመብርኃን አብ ጎንኩም ትኩን

  • @semiramichael9955
    @semiramichael9955 หลายเดือนก่อน +26

    ኣሰይይይይ ክብሪ ንኣምላክ ንግስቲ ሓፍተይ ሰሓቅኪ ይብዛሓልኪ ብልጽቲ ኣምላክ ሙሉእ ፈዉሲ ይግበረልኪ🤲 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @habtomalhabtome2166
    @habtomalhabtome2166 หลายเดือนก่อน +22

    ተመሰገን ፈጣሪ እንቋዕ ሓጎስኪ ረኤና ንግስቲ ሓፍትና ዝጽእ ሕክምና ካኣ ኣምላኽ ክውድኣልኪ ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dawittekeste6798
    @dawittekeste6798 หลายเดือนก่อน +11

    አጆኪ ንግስቲ ሀፍትና ንሕና ኤርትራውያን አብጎንኺ አለና ዘይወጌህ ለይቲ ዘይሀልፍ ሽግር የለን🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SaraTsegay-g1k
    @SaraTsegay-g1k หลายเดือนก่อน +17

    Ajoki ngsti hftey kulu gizi ab gonki alna❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KibretAsefaw
    @KibretAsefaw หลายเดือนก่อน +32

    ኣሰይ ንግስቲ ሓፍተይ ብኺያትኪ ናብ ሳሓቕ ዝቐየረ ኣምላኽ ይመስገን ጅግና ኢኺ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yositeylove130
    @yositeylove130 หลายเดือนก่อน +10

    Negsti haftey jegna eki mesaki alena kesab mewedata zayday
    🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berihadesta2771
    @berihadesta2771 หลายเดือนก่อน +46

    እዋይ ሓፍተይ ደም ነቢዕኪ ንብዓት ራሄል 😢 ሕጂ ክኣ ሲሒቅኪ ምስ ርኣኩ ደስ ኢሉኒ ብሓቂ ኣምላክ ይመስገን 🙏 ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ❤ 🇪🇷

  • @loversofgodthinkbeforethey8677
    @loversofgodthinkbeforethey8677 หลายเดือนก่อน +45

    ኣጆኺ ሓፍተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @niraedesalegn
      @niraedesalegn หลายเดือนก่อน +1

      ኤርትራውያን አሕዋትና ከምቲ አብ ጎና ዝኮንኩም እመብርኃን አብ ጎንኩም ትኩን

  • @dingleywahsey9318
    @dingleywahsey9318 หลายเดือนก่อน +32

    Sik ele yishk aloku tehaguse kibri niamlak 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤

  • @hananmehamed7079
    @hananmehamed7079 หลายเดือนก่อน +12

    Weyy haftey mareyy enqa feshek elki ranaki 🥺❤️❤️🇪🇷

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb หลายเดือนก่อน +30

    ንግስቲ ሓፍትና ሕጂ ውን ኣብ ጎንኺ ኣለና ኣጆኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yorusalemgebregzabhier2309
    @yorusalemgebregzabhier2309 หลายเดือนก่อน +19

    Ajoki ኣምላክ ዕላማ ኣለዎ ጽብቅቲ ሓፍተይ ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nebiataraya9998
    @nebiataraya9998 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሰይ ንግስቲ ሓብትና እንኻዕ ተሓጎስኪ ንሱ ዩ ነሩ ድልየትና ኩሉ ሰብ ደንግጽልኪ ዪ ሞ ብሓይሊ ፈጣሪ ክትወልዲ ኢኪ ውላድኪ ክንጽበ ኢና ሰላ ኒዓኪ ሓብትኪ ኤርትራዊት❤🇪🇷

  • @shishaybeyene282
    @shishaybeyene282 หลายเดือนก่อน +17

    እንቃዕ ኣምላክ ኣብቲ ቡሩሁ ተስፋ ፈጣሪ ኣብጻሓኪ ንግስቲ ሓፍተና ኣጆኪ💯 ኣብ ጎድንኪ ኣለና❤❤❤🇪🇷🇪🇷✅

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 หลายเดือนก่อน +25

    She is so pretty, humble and sweet. Very strong woman! Stay blessed 💙💙💙🙏🇪🇷

  • @LuwamKifle-lo7xh
    @LuwamKifle-lo7xh หลายเดือนก่อน +23

    Ajoki haftey ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wahs1235
    @wahs1235 หลายเดือนก่อน +105

    ሕጅስ ሰብ እንዲኺ ጽብቕቲ ሓፍትና ጨካናት ሰባት ኣጋጢሞሙኺ እምበር። ኣጆኺ ብዛዕባ ስራሕ ኣምላኽ ኣይትጨነቒ።

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅኪ መዓረይ ደምርኒ 🎉

  • @Helen-p7v
    @Helen-p7v หลายเดือนก่อน +12

    Mulu Mihret ygberelki izahaftey Nigsti 🇪🇷 🇪🇷 🎉

  • @saroniyob7722
    @saroniyob7722 หลายเดือนก่อน +7

    Enquaee Hagoseki Haftey natey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jesusiscoming5503
    @jesusiscoming5503 หลายเดือนก่อน +12

    ንብዓትኪ ኣንቢዑና ስሓቕኪ ኣስሑቑና ጽብቕቲ ሓፍትና፡ ሕጂ ዉን ብሩህ ኢዩ መጻኺ ንርስኺ ሓሊፍኪ ንቡዙሓት መጻናንዒት ክትኮኒ ኢኺ፡ 🇪🇷 🇪🇷 ኣሕዋትኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Iprisethelord
    @Iprisethelord หลายเดือนก่อน +21

    Amlak msaki ykun 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @tsehayearaia2450
    @tsehayearaia2450 หลายเดือนก่อน +9

    Ngsti haftey mkrti anka shaki raku ajoki jigna eki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk หลายเดือนก่อน +53

    ከም ወርቂ ተፈቲና ዘደመቀት ብልፅቲ ሂዋን እንድዓ ቃላት ስኢነላ ንዓ ዝገልፅ ትባዓታ ጥንካሬኣ ሓቦኣ በቃ ኩሉ ነገራ ቃላት ዘይገልፃ ተባዕ ጋል ጋል ኣንስተይቲ ኣኪ ንግስትዋይ ከም ስምኪ ንግስቲ ኢኪ እግዚእብሔር ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስምረልኪ ዝሓፍተይ ሓሳብ ልብኪ ሰሚሪ ሕልሚኪ ጊሂዲ ደግማይ ንምስገና ክትመፅና ብተስፋ ንፅበ ንግስትዋይ ❤

  • @filate7
    @filate7 หลายเดือนก่อน +9

    Temesgen enka ktshqi rehanaki ngsti haftena ajoki fetari entay yseano 🇪🇷🇪🇷❤️♥️

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን አምላኬ ምሉኡ ምሕረት ይግበረልኪ🤲🤲🤲

  • @TesfaXbah1
    @TesfaXbah1 หลายเดือนก่อน +46

    አንቃዕ ሓጎሰኪ ምዓረይ ክምዚ አልኪ ምሪኣየይ ብጣዕሚ ሕጉስቲ አየ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ገርሂልበይምስጢርዩንጽባሕ
    @ገርሂልበይምስጢርዩንጽባሕ หลายเดือนก่อน +21

    ዝሓፍተይ ኣምላክ ጸግዒ ውጽዓት አዩ ኣጆኪ ኣንበሳ ኢኪ 🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @bereketissak3344
    @bereketissak3344 หลายเดือนก่อน +10

    ኦውውውውውው እንካዕ ሲሕቕኪ ረኣናኪ ጽብቅቲ ሓብትና እግዝኣቢሄር ሰናይ ዩ🙏🙏🙏🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷✋🇪🇷💕✋🇪🇷።

  • @Naodey577
    @Naodey577 หลายเดือนก่อน +21

    Msaki nebia msaki tehagise temesgen fetari enkae des beleki ajoki ab godnki alena Eritrawit haftki 🇪🇷 ❤

  • @yorusalemgebregzabhier2309
    @yorusalemgebregzabhier2309 หลายเดือนก่อน +17

    ኣሰይ ጽብቅቲ ፍሽክታ ደጋጊመ ሪአያ ዘይምኖ ዕላላ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @21Mariyam
    @21Mariyam หลายเดือนก่อน +43

    ኤሪትራዉያን ሰብ ዓበይት ልብ ከሜንት ብሙልኣስ እሳቶም❤

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 หลายเดือนก่อน +35

    Temesgn ngsti haftey ajoki kulu nsenayki eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bahrnameretna5687
    @bahrnameretna5687 หลายเดือนก่อน +112

    Segab mewedeta mesaki alena haftna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @tekliamelke477
    @tekliamelke477 หลายเดือนก่อน +10

    እንቃዕ ደስ በልኪ ነግሸይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dingleywahsey9318
    @dingleywahsey9318 หลายเดือนก่อน +34

    Bteami tehaguse enkan des beleki nigsti. Ajoki egziabher mulu mihret kigebrelkiyu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷.

  • @titib3054
    @titib3054 หลายเดือนก่อน +23

    Ufff Temsgan 🙏amlak meski yekun haftey natey ❤ajoki tsgam halfay eyu amlak mulu tena yhabeki🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zewdiaman7720
    @zewdiaman7720 หลายเดือนก่อน +5

    God is great. We are soooooo happy for you 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤.

  • @FyoriEmbaye
    @FyoriEmbaye หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኪ ንግስቲ ሓብትና ከም ወርቂ ተፈቲና ዝደመቀት ጋል ሄዋን ኣጆኪ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረትን ሰሓቀን ይግበረልኪ ❤❤❤ ሓዉኪ ካብ ኤርትራ

  • @gbximucht2376
    @gbximucht2376 หลายเดือนก่อน +53

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ምቅርቲ እኪ

  • @JosanZeru-v4u
    @JosanZeru-v4u หลายเดือนก่อน +6

    Ajoki leli kulu ftari msaki alo kbrti haftey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @Senait96
    @Senait96 หลายเดือนก่อน +37

    Asey asey ajoki zhaftey 🇪🇷

  • @EyobTes-xz2st
    @EyobTes-xz2st หลายเดือนก่อน +18

    Ajoke 🇪🇷👍

  • @dawitwoldu680
    @dawitwoldu680 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤ ajoki kulu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Eritreawi mski eyu

  • @Dahab-s5d
    @Dahab-s5d หลายเดือนก่อน +8

    ዝሓገዝኹም እግዚአብሔር ብዝጎደለ ይምልአልኩም ንግስቲ ሓፍትና ሙሉእ ደስታ ይግበርልኪ ወሊድኺ በዚሕኺ የርእየና❤❤❤❤

  • @milldawit6295
    @milldawit6295 หลายเดือนก่อน +40

    🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ተምስገን ነግስቲ ሓፍተይ ኣጆኺ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @kidanefisaha2615
      @kidanefisaha2615 หลายเดือนก่อน

      Demuruni entiy malet eyu plissés ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778 หลายเดือนก่อน +4

    Ertirain brothers and sisters thank you thank you. Words can't express how grateful we are. God bless you 🙏🙏🙏

  • @harenazeru3873
    @harenazeru3873 หลายเดือนก่อน +19

    Ajoka haftina ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @BigJ6765
      @BigJ6765 หลายเดือนก่อน +2

      I love Eritrean ❤️ ❤❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይይ ብእውነት ብጣዕሚ ደስስስ ኢሉኒ ተመስገንንን ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ዛሓፍተይ

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 หลายเดือนก่อน +22

    እንቋዕ ደስ በለኪ ንግስቲ ሓፍትና
    ብሓቂ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም በእውነት ሰብ ክትሕግዙ ፍሉያት ኢኹም ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኹም።
    ንሕና ተጋሩ ካብኦም ንምሃር ኣብምሕጋዝ ብጣዕሚ ኢና ድኹማት።ስለዚ ኣብምሕጋዝ ንጎብዝ በይዛኹም

    • @amannguse
      @amannguse หลายเดือนก่อน +4

      Pleas nselam kzarebu mkerwom Tegaru nEritrea kexelmu kekafieu ksab hji zgebrwo zelewu hmak neger bAmlak yraywo ,,Eritreawi gn kes ktfeltwo tesfa ygebr
      Zdefera Hawa eu ,,zhageza kea Eritreawi eu slemntay hmak yzarebu alewu Tegaru yhazn ye sorry

  • @biniamdebesay8534
    @biniamdebesay8534 หลายเดือนก่อน +2

    Egzabyhier amlak kulugzye msakie ykun ajokie zahaftey ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 หลายเดือนก่อน +31

    Ajoki marey miskin seb kela bseb buzuh shigr zehlefet amlak ab gonki ykun❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน +1

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน +1

      ​ደምርኒ ምቅርተይ ❤

    • @abrisheykesibe4310
      @abrisheykesibe4310 หลายเดือนก่อน

      @@ፅሪቲካሕሳይDemrni demireki eye

    • @asmerthabte2492
      @asmerthabte2492 หลายเดือนก่อน

      @@ፅሪቲካሕሳይ tay malet u demrni sory ayteredann

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ หลายเดือนก่อน

      @asmerthabte2492 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማለት እዩ ነዓይ ድማ ግበርለይ

  • @sarayohannes180
    @sarayohannes180 หลายเดือนก่อน +10

    ኣጆኺ እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ። 🙌 🇪🇷 🇪🇷

  • @elsaabraham2671
    @elsaabraham2671 หลายเดือนก่อน +10

    ተመስገን ንኣምላኽ እንኩዕ ሽግርኪ መፍትሒ ተረኸበሉ ብኻትናን ንብዓትናን ኣምላኽ ሰሚዕዎ ፡
    ተጋሩ ሓግዝዋ ተመርዓዉዋ ኣይተጸምዉዋ ዝተበድርለቶን ግፍዓን ይኣክል ካብ ኤርትራዊት ሃገራዊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zmamberaki5030
    @zmamberaki5030 หลายเดือนก่อน +3

    Ajoki kulu gzhe abthti amlak msaki abgonki alena 🎉❤❤mlue mhret ygberelki ngsti haftna 🙏🙏🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +58

    ንግስትየ መዓረይ እንቃዕ ፍሽኽ ኢልኪ ረኣናኪ ጋልነይ ♥️🙏

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ

    • @ፀሃይ-ደ3ጘ
      @ፀሃይ-ደ3ጘ หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ🙏

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +1

      ​@@MashoGalberጌረልኪ ♥️

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน

      ​@@ፀሃይ-ደ3ጘጌረልኪ ♥️

    • @ፀሃይ-ደ3ጘ
      @ፀሃይ-ደ3ጘ หลายเดือนก่อน +1

      @@Arsulove-ke6xd እሺ ማዓረይ😘

  • @efremamenay2973
    @efremamenay2973 หลายเดือนก่อน +4

    Thanks God God is good all the time. You deserve it sis keep smile 🇪🇷 🇪🇷

  • @Maryamey2116
    @Maryamey2116 หลายเดือนก่อน +9

    Mlue hagos ygberelki haftey mearey🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +179

    ኤርትራውያን አሕዋትና ከምቲ አብ ጎና ዝኮንኩም እመብርኃን አብ ጎንኩም ትኩን🤲🥰አይኮነን ምስ ኤርትራውያን ሓው ልሓው አብ ዝፀላለአሉ ግዜ ከምዚሉ ብፅቡቅ ሓቢርና ክንርከብ ከለና ንአምላከይ የመስግን ፓሎቲከኛታት ልቦና ሂቡ ልህዝብና ሓድነቱ ክህበልና ድማ ኩለና ንፀሊ❤🎉😢 ንግስተይ ንግስቲ ኢኪ ከም ሽምኪ🥰 ነቶም ብተፈጥሮ ከምዚታት ዘጋጠሞም አሕዋት ነናአእስ ግን አም ቅድሚ አምላክ ንደቂቃ ደው መበሊ ከም ንስእን አይንዘንግዕ ምክንያቱ አብዚ ዓለም ተፈቲንና ንሓልፈሉ እንበር ዘልአለም ንነብረሉ ከምዘይንና ትፈልጡ ኢኩም ስለዚ ነብስና ንፍቶ😢😔

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h หลายเดือนก่อน

      ኣተጽምምና ውዕግን ምስቆማላት ለመትይ የሕወት ክንኸውን እንደልን

    • @TesEritrean
      @TesEritrean หลายเดือนก่อน

      አዚ ናይ ህልና ጉዳይ አዩ ውልከ ሰብን መንግስትን በበይኖም አዮም​@@rehan222-l1h

    • @ኪብሪ
      @ኪብሪ หลายเดือนก่อน +8

      ኣታ ሕማቅ ትጽሕፍ ዘለካ ልብም በል እዚ ሕጂ ትለገጸሉ ዘለካ ቃልትካ ተመሊሱ ኣብ ርእስካ ከይከውን ኣምላክ ልቢን ኮላሊትን እዩ ዝምርምር❤

    • @desaleberhe5842
      @desaleberhe5842 หลายเดือนก่อน

      ሓሳድ ኤርትራዊ መሲልካ ኣይትዛረብ ኤርትራዊ ከምዚ ንስኻ ትራረቦ ዘለኻ ኣይዛረብዩ​@@rehan222-l1h

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +4

      @@rehan222-l1h ከምቲ ከማካ ዝበለ እናረአኩም ነብስኩም ብጫካነ ንሰይጣን ተግዝኡ አይኮንኩን ዝብለኩ ነቶም ከም ሰብ ዝሓስቡ እየ ዝብል ዘለኩ♥😘🌹

  • @ሃገረሰብናይሰብሃገር
    @ሃገረሰብናይሰብሃገር หลายเดือนก่อน +29

    ሓፍተይ ኣጆኪ ኩሉና ኣብ ጎንኪ ኣለና ሰላምን ቅሳነትን ይፍጠረልና ኣሕዋት ኢና ካብ 🇪🇷 ኢየ።

  • @ትግራይእዮዓደይ
    @ትግራይእዮዓደይ หลายเดือนก่อน +63

    እፍፍ ኤሪትሪያውያን ብምኽንያት እየ እኮ ዝፈትዎም 🇪🇷 💜😇

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h หลายเดือนก่อน

      መጋል

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h หลายเดือนก่อน

      ስለ ዝቀተልኽይ እታይ ምኽንያት ኣለኪ ኸልእ ዳኣ ረስ

    • @ደስታ-ፃዲቅ
      @ደስታ-ፃዲቅ หลายเดือนก่อน

      ​@@rehan222-l1h አይብሃሊ አይ 😢

    • @mohammedsalih4995
      @mohammedsalih4995 หลายเดือนก่อน

      @@rehan222-l1h ንሕና ብሓፋሻ ዝወረዳ ሕማቅ ንኹኑን ቲ ዝሕዝን ግን በቀረባ ዝፈልጥዋ ኣሕዋታ ዘይንቡር ጌሮማ እቲ ቪድዮ ኣይሰማኻዮን (ኣይሰማኽዮን) ዲኺ ብዝኾነ ኣበይ እንታይ ይጽሓፍ ምፍላጥ ኣገዳሲ ዩ

    • @Titichanel_ሽ2ነ
      @Titichanel_ሽ2ነ หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @fqrimengedey3614
    @fqrimengedey3614 หลายเดือนก่อน

    Abzia natey sabiscirb gberuley burukatey akedime yemesn 🙏

  • @sabatesfay1801
    @sabatesfay1801 หลายเดือนก่อน +25

    I'm Eritrean, and we are with you, my sister 💙💙💙💙

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @BigJ6765
      @BigJ6765 หลายเดือนก่อน

      ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-k3qዞር በይ ሠገጤ
      ሥራ ስሪ

    • @ከሙኡዩዘሎትወረ
      @ከሙኡዩዘሎትወረ หลายเดือนก่อน

      ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q እንታይ ክንድምረኪ ደምሩኒ ኣብዚሕኪ ኣብ ቡዙሕ ጹሑፍ ?

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน

      @@ከሙኡዩዘሎትወረ ሳብስክራይብ ዝያዳይ 🥰🥰🥰🥰😂😂😂

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ኢኪ ንግስተይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Uealisreal
    @Uealisreal หลายเดือนก่อน +24

    Habtey halaley ajoki kulu nxbuku u etom rgumat zgeberwo u aghina ember 2 hzom zfteru da melom ezi ka teftro u ezi kulu halfki berhanki terilu keribki iki Habtey anbesa.

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 หลายเดือนก่อน +2

    Wawwww amazing and good job 🇪🇷🙏❤️❤️❤️❤️

  • @STAMA123
    @STAMA123 หลายเดือนก่อน +24

    ልንግስቲ ዝሓገዝኩም እግዚአብሄር ይሐገዝኩም ጅግናን በላሕን ሓፍተይ.አጆኺ ቐፅሊ ❤

  • @nebitsehaye9453
    @nebitsehaye9453 หลายเดือนก่อน +4

    Aseyyy haftey natey ajoki enqae emo sehiqeki reana ab tehti egziabhiar bheji nzelo wen ab goneki Alena ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharigrimay6653
    @meharigrimay6653 หลายเดือนก่อน +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እንቋዕ ሓጎሰኪ ዝነባዕክዮ ኣንቢዕና ሳሓቂ ኣስሒቅና

  • @yorusalemgebregzabhier2309
    @yorusalemgebregzabhier2309 หลายเดือนก่อน +10

    ብሓጎስ ነቢዐ 😢😢 ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ የፍቅረኪ እዩ እቲ ብዙሕ ፈተና ዝሓልፍ ኣምላክ ዝሓረዮ እዩ ከም ኣቦና እዮብ ኣብርሃም ሳራ ሩት ሃና መወዳእታ ግን ኣምላክ ዝከሓሶም እዮም ስለዚ ኣጆኪ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ዘመን-ተቀይርካኒ126
    @ዘመን-ተቀይርካኒ126 หลายเดือนก่อน +18

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኪ መዓረይ❤❤🇪🇷

  • @ኣፎቖላ
    @ኣፎቖላ หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LemlemGidey-u7u
    @LemlemGidey-u7u หลายเดือนก่อน +18

    ❤❤❤🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣጆኪ ንስኪ ኣብነታዊት ጓልንስተይቲ ኢኪ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 หลายเดือนก่อน +1

    Temesgen Amlakey eway kitbelh btaemi mehart🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @Ghgvbngcc
    @Ghgvbngcc หลายเดือนก่อน +8

    Asey ngsti habtna enqae fshk beli tsbqti ftret Ajoki zahbtey abnetawit iki neten tehabien zelewa bskfta❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @yarusimon1936
    @yarusimon1936 หลายเดือนก่อน

    Temesgen Amlak aboy 🙏🙏🙏 enqae tehagoski haftey ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን ኣምላኽ ሰሓቓ ልብኻ ብሓጎስ ይመልእ። ፍቕሪ'ዩ ዘጸብቐልና ኣሕዋት። ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ካብ ሓውኺ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @You-td4vt
    @You-td4vt หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዞኪ ንግስትዋይ ኩሉ ነገር ክግለፀልኪ እዮ ክትወልዲ ክትከብዲ ኢኪ❤❤❤❤

  • @Sel-s1b
    @Sel-s1b หลายเดือนก่อน +10

    Asseyyyyy ane's aykealkun nere hji msreakuki des elni 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷mlue mhret awridu wiladki yeriena kbrti haftey

  • @efremhaile4940
    @efremhaile4940 หลายเดือนก่อน +5

    Betami tsebuk 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq หลายเดือนก่อน +14

    Asy zahftay egthaber yemasgen ❤❤🇪🇷🙏

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo หลายเดือนก่อน +12

    ንግስተይ መፈፃምታኪ የርእየና ዛንቤተይ ተመስገን ዝዝቃደመ ❤️🙏

  • @gullala4624
    @gullala4624 หลายเดือนก่อน +23

    አጄኪ ንግስቲዋይ ማዓረይ አነለ ናይ ኪዳናምህረት ዝአከብኩወን 240 ክለእከልኪ እየ ንግስተይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selammulugeta7771
    @selammulugeta7771 หลายเดือนก่อน +15

    Ajoki sis mhret yewrdalki ❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @Tysonpox
    @Tysonpox หลายเดือนก่อน +9

    Ajoki mearey❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @ምንባርእኮኣይድገምን
    @ምንባርእኮኣይድገምን หลายเดือนก่อน +7

    ብሓጎስ ነቢዐ በእውነት እንካዕ ከምዚ ኢልኪ ረኣናኪ ንግስቲ ሓፍተይ❤❤❤ ተመስገን ኣምላክ

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 หลายเดือนก่อน +7

    AJOKI NIGSTI HAFTINA ..KULU NITSBUKI EYU ❤❤❤ AMLAK MISAKI EYU ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷