ሕጂውን ሓደስቲ ኣቲየን | ጻዊዒት ጌታቸው | ዓሊ ሱሌማን ናብ ሽወደን ገጹ| ሓደሽቲ ዜናታት 04-07-2024 @E4E

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
    ZENA TIGRIGNA
    #eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
    ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

ความคิดเห็น • 4

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Wedi Eri Elllllllllllll Ellllllllll
    🇪🇷💪💪💪🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉መርሓባ ጅግና ወዲ ኤረ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @fthawi2218
    @fthawi2218 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤