ATV:ወረርቲ ዝሰዓሩ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ምስቲ ሃንቀው ክብሎም ዝጸንሐ ህዝቢ እናተራኸቡ፡ ተዓወት! ትግራይ ስዒራ፡ ኤርትራ `ውን ክትስዕር ያ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.ค. 2021
  • Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
    PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
    GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
    Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
    Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
    Twitter: / atvasena
    Facebook: / assenna-2110272969199739
    Facebook: / amanuel.eyasu.94
    email:aseye.asena@gmail.com
    Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.

ความคิดเห็น • 233

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k 3 ปีที่แล้ว +97

    ተጋሩ ጃጋኑ ሰብ ስረ : ን ፍሽሽታውያን ልፍንቲ ህግደፍን ደርግን ብዝርድኦም ቓንቓ ኣዛሪብኩም ድሙቕ ታሪኽ ሰኒድኩም ! ! !

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว +5

      Amen Temsegen Tekkl wowoww 💖💖😍😍😍😍💘💘💞💞💟💟💪💪💪💪

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 3 ปีที่แล้ว +5

      ✔︎

    • @M2Meriem
      @M2Meriem 3 ปีที่แล้ว +4

      Absolutely 💯☝️💞💞💞🤜🤛💝💝

    • @destugaltigray4238
      @destugaltigray4238 3 ปีที่แล้ว +6

      ያ ናይ ወለድና ጅግንነት እዩ ፀኒሑና

    • @weldeabghebregziabiher6593
      @weldeabghebregziabiher6593 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ብተጋሩ የሕዋትና ኣዝየ ኮሪዐ ግን ከም ኤርትራዊ ጉህየ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒኤ ።

  • @stepbystep8459
    @stepbystep8459 3 ปีที่แล้ว +74

    ኣሰና ድምፂ ውፁዓት፣ ድምፂ ፅንዓት፣ ድምጺ ተስፋ፣ ድምፂ ምጽንናዕ፣ ድምፂ ሰዓርቲ፡፣ድምፂ ሓቂ፡ ኣጆና!! ንኺድ ጥራይ!

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 3 ปีที่แล้ว +74

    👌👉🩳
    👌👉🩳
    👌👉🩳 ብመልሓስ ዘይኮነስ 👇
    ብተግባር ዘርኢ ጎብለል ህዝቢ ,ዩ👌

  • @user-rw9op4bb2z
    @user-rw9op4bb2z 3 ปีที่แล้ว +41

    ተጋሩ ብጅግንነቶም
    ደጋጊሞም ንዓለም
    ደመስከሩ ኣናብስ ድከኑ ህዝቢ።

  • @wxzlli
    @wxzlli 3 ปีที่แล้ว +50

    ተጋሩ ሰብ ስረ እንቋዕ ኻባኹም ተፈጠርና 💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊👈

    • @tigray4212
      @tigray4212 3 ปีที่แล้ว +2

      ጓልቶም ሰብ ስረ

    • @mg-kb9cr
      @mg-kb9cr 3 ปีที่แล้ว +3

      ብሐቂ

    • @wxzlli
      @wxzlli 3 ปีที่แล้ว +2

      @@tigray4212 👍👍👍👍👍

    • @amanielaregawi7278
      @amanielaregawi7278 3 ปีที่แล้ว +2

      millen ጓልቶም ጀጋኑ ኣሜንንን

    • @sabag2099
      @sabag2099 3 ปีที่แล้ว

      Dr abiy nab gudguad yeetyukum kab godagudukum dma awutsikum qomushTtat hiji wun ktdsequ ekum delikum mesleni ab resukum alona shobia beoal sre

  • @ove6164
    @ove6164 3 ปีที่แล้ว +17

    ትግራዋይነት ብቃል ዘይግለጽ ምስጢር እዩ💘

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666 3 ปีที่แล้ว +17

    ተሃዊኸ ኣለኹ፡ ሃይሊ ትግራይ ኣብ ኣስመራ ክርእዩ። ሰላም ንሓዋሩ ክነስተማቕር ኢና። ሃየ ፎርሳ ንድያብሎስ ንጉሓፎ።

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 3 ปีที่แล้ว +28

    ተመስገን ፈጣሪ ልዝይ ዘርእኻኒ እልል ክልል ክልል ልክ ልክ ክልል ክልል💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @Godsdaughter16
    @Godsdaughter16 3 ปีที่แล้ว +20

    አምላክ ክብር ንአካ💛❤️🙏🏾🙏🏾 አዴና ማርያም ምስጋና ንአኪ 💛❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @munamoh8479
    @munamoh8479 3 ปีที่แล้ว +30

    ትግራዋይነት ክቡር መንነት

  • @mankanatube9198
    @mankanatube9198 3 ปีที่แล้ว +51

    ተልዓል ደላዪ ፍትሒ ኤርትራዊ ተዓጠቅ

    • @n.k3901
      @n.k3901 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣንታ እንታይ ክንዕጠቕ ንሕና 30 ዓመት ኣብ ዘረባ የሕሊፍናዮ እምበር ጊዜስ ሕጂ እያ ኔራ😡

    • @badmeeritrea833
      @badmeeritrea833 3 ปีที่แล้ว

      Eritrawi kemakum aykonen, ahwatu kiweqiee ilkum tihasbu intehalikum yewahnetkum kem koborta tenexifkumo deqsu...Qedem wen ab gize sewra wala nenhidhidu inte tegarachewe, Ethiopia kitmexom kela temelisom bihabar koynom yiwequuwa nerom...Tarik Eritrawian qidem fileto, sahsah Agame...

    • @n.k3901
      @n.k3901 3 ปีที่แล้ว +1

      @@badmeeritrea833 እንታይ ታሪኽ ትፈልጥ ንዓኻ ምሓሸካ፡ ነቲ ብደም ኣቦታትና ዝመጸ ናጽነት መጻወቲ እቶም ጥራሕ እግሮም ዝሰጎጉዎም ተረፍመረፍ ደርጊ ጌርዎ ዘሎ መን ድዩ? ንስኻን ወዲከማኻን ደቂ ይሁዳ መራሒኹም ሕድሪ ስውኣት ንጥቕምኹም ሼጥኩም ሕጂ መሬት ምስጸበበት ኣሕዋት እቲ ብመከርኡ ትስዕስዑ ዝነበርኩም ህዝቢ ኤርትራ ክትኮኑ ኪድ ጎንደርካ ኬድካ ኮቦርታ ተነጺፍካ ኣተሓዝኖም ሕጂ እምበር ህዝቢ ኤርትራስ ፍትሒ ዝረኽበሉ ጊዜ ቀሪቡ እዩ።

    • @badmeeritrea833
      @badmeeritrea833 3 ปีที่แล้ว

      @@n.k3901 Niskas xuruy Agame ika, Eritrawi intetkewen aynika inareaaka ab katrame miguhafnaka nerna...dirbay Agame...

    • @mankanatube9198
      @mankanatube9198 3 ปีที่แล้ว +1

      @@badmeeritrea833 riiipppppppppp

  • @user-fp3fo4lb2s
    @user-fp3fo4lb2s 3 ปีที่แล้ว +50

    ኣምላኬ ሓደራካ ሙሉእ ሓጎም ግበሮ ንስካ እካ ኩሉ ትክእሎ ኣምላኬ

    • @askaluasfaha6203
      @askaluasfaha6203 3 ปีที่แล้ว

      Ajoki haftey Natey, Amlak ykealo u Kgebro u, 🙏🙏🙏

    • @fretesfa6121
      @fretesfa6121 3 ปีที่แล้ว

      Amen!!!

    • @user-ke5ol5rd4s
      @user-ke5ol5rd4s 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💛❤️💛❤️💛🙏🙏🙏

    • @saraarth6130
      @saraarth6130 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏

  • @justicesquare8807
    @justicesquare8807 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣታ እዞም ትግራይ ክንደይ ይሓስሙ። ንእሰያስ ማእዝኑ ክሳብ ዝስሕት ኣባህሪረሞ እምበር!!
    ትግራይ፡ ለይቲ ለይቲ ኣብ ሕልሙ እናመጻኹም እናባህረርኩም ድቃስ ከሊእኩሞ!!!
    እዋይ ፡ ኣታ ክንደይከ ትጭክኑ! ኣይ ክንደይ ሰብ እኳኢይ ብሓጎስ ፍንጭሕ ኢሉ። ንዓኻትኩምሲ ምሉእ ዓወት ብዓወት ይግበረልኩም!!!!!!! ዝበለጸት ሃገር ይፍጠረልኩም!!!
    ኣብ መሬት ዘይወድቅ ምርቃዩ። Tigray people, please don't let us down!!!
    ኤርትራዊ ጸረ ወራር ግፍዒን ዓመጽን!
    ፍትሒ ንኹሉ!!

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 3 ปีที่แล้ว +47

    አምሓሩን እንዳ ህግደፍ እንታይ ይብሉ ይህልው እዞም አራዊት አምሓሩ ሕርር እሎም ከይሽንፉ ምትራፊም🤣🤣🤣

    • @user-bp6jp4qh3j
      @user-bp6jp4qh3j 3 ปีที่แล้ว +4

      ተሐቢኦም ይበኪዮ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว +3

      ሕርር ይበሉ'ንቲ እዞም ዓባቓት

    • @freedompeace3359
      @freedompeace3359 3 ปีที่แล้ว +2

      ትማሊ 4 ህግደፋውያን ጦጦ ኢሎም ይዘራሪቡ ኔሮም ብዓይነይ ዝርአክዎ እዩ.
      አብ ገጾም ሕጉሰኛታት ከምዘይነበሩ ብደንቢ ይርአየኒ ኔሩ.
      ሕርር ይበሉ ገጾም ትርሐቅ.
      አጆኩም ተጋሩ👏
      ንሕና ኤርትራውያን ዝተወጸዓና ሕብረተሰብ እይና. ከማኩም የማስለና.
      ህግደፍን ህግደፋውያን አቢቂዖም እዬም.
      ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ.
      ሐለቁኦም ከምሳዳም ህድማ ከምዝገበር.
      እዚ ጉሒላ.

    • @Hhh-qy7gp
      @Hhh-qy7gp 3 ปีที่แล้ว

      @@freedompeace3359 ኤርትራ ዉያን 98 ፐርሰንት ናትና ፀገም እምበር ናትና ሰላም ዘይትደልዩ ኢኩም ስለዚ ንዓና ተምስሉ ሃተፍተፍ ኣይትበሉ ኣፀቢቅና ፈሊጥናኩም ኢና ከመይ ዝበልኩም ምኳንኩም ።

  • @user-qz7ez6rx3p
    @user-qz7ez6rx3p 3 ปีที่แล้ว +18

    ክብሪ ንጀጋኑና💪💪

  • @birhantesfe4281
    @birhantesfe4281 3 ปีที่แล้ว +14

    እንቓዕ ሓጎሰና እዚ እዩ እቲ ሓቂ።
    ሓቂ ዝሓዘ ህዝቢ ፈጺሙ ኣይሳዓርን።

  • @abebebeso2506
    @abebebeso2506 3 ปีที่แล้ว +15

    አንደገቡት መውጣት የለም ❗️
    እንደጀመሩት መጨረስ የለም ❗️
    ትግራይ አሸንፋለች 🙏🙏🙏

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 3 ปีที่แล้ว +8

    👌😅😂👏
    👏👏👏👏
    ከምተጋሩ የማስለና🕊
    🕊🕊🕊🕊🕊
    ዓወት ንህዝብታት
    🕊🕊🕊🕊🕊

  • @temelsoluaula8420
    @temelsoluaula8420 3 ปีที่แล้ว +8

    መግለጺ ሲኢነልካ ህዝቢ ትግራይ ኣፈይ ተዓጽዩ ምሉእ ሰላም ይግበረልኩም😥❤🤲🙏

  • @user-sj5sz1xs6q
    @user-sj5sz1xs6q 3 ปีที่แล้ว +18

    ከምቲ ክቡር መራሒና ዶክተር ደብረጽዮን ዝበሎ እንቋዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና ትግራይ ስዒራ✌✌🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤

  • @Jonifetawiadiu
    @Jonifetawiadiu 3 ปีที่แล้ว +14

    እንኳዕ ትግራዋይ ኮንኩ እግዚአብሔር ይመስገን 🏖🏖🏖🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🏖🏖ፈጣሪ

  • @n.k3901
    @n.k3901 3 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ሓጎሰኩም ህዝብን መንግስትን ትግራይ ❤️💛❤️💪👍 ዓለም ኣርኢኹማ ናይብሓቂ ጽንዓትን ሓድነትን እንታይ ምዃኑ 💯 ከማኹም የማስለና

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o 3 ปีที่แล้ว +10

    እልልልልልል ተመስገን ጎይታይ ሙሉእ ዓወት ግበረልና ጉልበቶም ባርኸልና ብሰላም ምለሰልና ጀጋኑ ሰራዊትና ቅድስተ ቁዱሳን ጸሎትኪ ምስኦም ይኩን ኣሜን 3+✝️⛪️💖💖💖🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @dejenamedia7719
    @dejenamedia7719 3 ปีที่แล้ว +19

    ደቂ ትግራይ... ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይ💝
    ደቂ ፅዮን - ደቂ ነጃሺ ውላድ ወርቂ ፅራይ💝💝
    ደቂ ጀጋኑ - ደቂ ተኮስቲ ደቂ ጨመቲ 💝💝💝
    ሰብ ፀሎት - ሰብ ዜማ - ቀደስቲ-ዘየምቲ💝💝💝💝
    ሰብስክራይብ - ግበሩለይ - እስቲ💝💝💝💝💝

  • @user-co5ex3jq2e
    @user-co5ex3jq2e 3 ปีที่แล้ว +11

    ተመስገን እልልልልልልልል ክብር ለድንግል ማርያም ይሁን አሜን 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘💊💊💊💊💊💪💪💪

  • @samueleyob328
    @samueleyob328 3 ปีที่แล้ว +16

    ዝነበረ ህሞት ናጽነት ኤርትራ 1991 ኣዘኻኺሮምኒ .

  • @user-oo6hf7ll7l
    @user-oo6hf7ll7l 3 ปีที่แล้ว +18

    ተጋሩዋይ ሳብስክራይቭ በሉለይ ናይ ሓንቲ ደቂቃ እያ

  • @Ak-hs5qt
    @Ak-hs5qt 3 ปีที่แล้ว +5

    ትግራዋይነት ክቡር ማንነት💪ዘለኣለማዊ ዝኽሪን ሞጎስን ነቶም መአንተ ህዝቦምን መሬቶምን ዝሓለፉ ሰዋኣትና💔💪

  • @hiruthirut178
    @hiruthirut178 3 ปีที่แล้ว +11

    ትግራይይይይ ት

  • @fitwihadgu
    @fitwihadgu 3 ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩ፣ ናይ ብሓቂ ልበይ ሲዒርኩሞ። አርቲስት ናይ ትግራይ ካአ ብጣዕሚ አድኒቐኩም። ምስዚ ቀልጢፉ ዝተዓጻጸፍ ዘሎ ኩንታት፣ ነቲ ኩነታት ዝገልጽ ልቢ ዝስሕብ ደርፍታት ቀልጢፍኩም ንሰማዒ ምቅራብኩም አድናቆተይ ንዓኹም። ጽቡቅ ስራሕ። ቀጽልዎ።

  • @user-eh8lq1of5j
    @user-eh8lq1of5j 3 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን እግዚአብሔር ኣባይ😭🙏🙏❤💛✊💪

  • @temsgenfetari5178
    @temsgenfetari5178 3 ปีที่แล้ว +3

    Korelkum sebe aekli sebe raei tigrwite meknay 💚💛💜💓💔💕💖☝☝☝☝☝☝☝

  • @nmenalewonmenalewo7868
    @nmenalewonmenalewo7868 3 ปีที่แล้ว +16

    Delay selam zdeli Eritreawi hji wred ateq hji ena msana tqalisom knbl haye enhe golgol eneh meda

  • @user-fc1fz3fr7d
    @user-fc1fz3fr7d 3 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኣቦይ መመኪሒትና ፅዮን ማርያም ምሉእ ግበርዮ

  • @robelweldegebrel7491
    @robelweldegebrel7491 3 ปีที่แล้ว +13

    ናይ አብይ ሓሶት መጽሓፍ ተጻሒፉ ናብ ዕዳጋ ክውዕል ኣለዎ ብስሩ

  • @user-yp1ho5pj1p
    @user-yp1ho5pj1p 3 ปีที่แล้ว +10

    ተመሰገን አምላክ ከብዚኦም ዝፈጠርካኒ ❤🙏

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia5956 3 ปีที่แล้ว +2

    Welcome! Assenna ❤️

  • @user-un5ng7hh9l
    @user-un5ng7hh9l 3 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ድና
    ፍለጡና
    ከይትሩሳዕና
    ተረሰዑኹሙና
    ክናፈልጠኩሙ እና
    ጀጋኑ እና

  • @NC.237
    @NC.237 3 ปีที่แล้ว +4

    Tigray people are really brave people respect ✊ congratulations 🎊🎉🍾🎈

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 3 ปีที่แล้ว +2

    ዘይዕፀፍ በትሪ መንነት ህዝቦምን መሬቶምን ኩቡር "ዋጋ" ብምኽፋል ድፋዕ ፀላኢ ሰቢሮም ድርብርብ ስረ ዝዓጠቑ ፈዳይ ሕነ ጀጋኑ ተጋሩ ወሎዶ ወይን ንሓንቲ ግዜ እኳ ሽኻል ፅንዓቶምን ህዝባዊ መስመሮምን ከይሰደዱ ባዕዳዊ ፈሽሽታዊ ወራሪ ፀላኢ ኣብ ዝኣተዋ እናኣተዉ ዝተዉሃቦም ጉቡእ ብዝተዉሃቦም ደቓይቕ ብዝግባእ ኣወሃሂዶም ሃገራዊ ግቡኦም ፈፂሞም መሰስ እናበሉ ዝርከቡ ጀጋኑ ወሎዶናን ጀጋኑ ክልተ ምዕራፍ ኣያታትናን ልዕሊ ክብሪ ክብሪ ይግበኦም ደቂ ህዝቢ ......
    👍#እዚ_እዩ_ትግራዋይነት_ብግብሪ❤ክብሪ ንዓኻ ህዝበይ ጀጋኑ ወሊድካ ኢኻ ! ኣጆኻ ፀልማት ኣግዶ ብጀጋኑ ደቅኻ ክተዉገሖ ኢኻ።

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 3 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ዝውሕዶ ህዝቢ ።

  • @thetruthalwayswins340
    @thetruthalwayswins340 3 ปีที่แล้ว +5

    May God bless Tigray and Tigraian Thank you brother 🙏🙏

  • @user-yx5tm1tt9i
    @user-yx5tm1tt9i 3 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ተመስገን ንአምላክ እንታይ ይሳአኖ ማርያም ፅዬን ሀደራኪ ሙሉእ ግበርዬ ንህዝብኪን አድክን ሀልዊ እንድኢ አንስ ነዚ ቅኑእ ፅኑእ ህዝቢ ንምግላፅ ቃላት ሀፂሩኒ

  • @danieldebesay8518
    @danieldebesay8518 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ካብ ኣውሮፓ እቶ እቶ ይብለኒ ኣሎ ተጋሩዋይ ቢራ እንዳሰተና ምዝንጋዕ ንግደፎ ሕጂውን ሓዲኣ ኣላ መሬትና ተቆራሪፁ እዩ ኣበርቲዕና ንቃለስ ቃልስና ኣይተወደአን ፀላእትና ጨሪሶም ከይጠፉኡ ኣሰና የቅንየልና ኣማኑኤል ምስ መሳርሕትካ

  • @jemalm8008
    @jemalm8008 3 ปีที่แล้ว +5

    "We stand with tigray!!!"
    "We proud of our heroes the best, and the greatest leadership tigray defense forces, and We love you so much!!!"
    Our unity stronger than ever!!
    Tigray stronger than ever !!
    Our principles to existence and road to our victory!!!
    Tigray strong!!!

  • @lemlemgirmazgi3872
    @lemlemgirmazgi3872 3 ปีที่แล้ว +4

    Ayokum Ahwat ( Did Great Job )
    I proud of you

  • @user-qy6wk1kj9f
    @user-qy6wk1kj9f 3 ปีที่แล้ว +4

    ተጋሩ እና ኣለልዮ ስረና ♥♥ ።

  • @semayeyuderetey3616
    @semayeyuderetey3616 3 ปีที่แล้ว +3

    Thanks more Good 🙏🙏🙏🙏☝️

  • @user-my7nw8mf7c
    @user-my7nw8mf7c 3 ปีที่แล้ว +2

    ህዝብይ ጀግና
    ጀጋኑና 💪

  • @wedizatabisrat9497
    @wedizatabisrat9497 3 ปีที่แล้ว +5

    ሓየት ትግራዋይ ዓወት ድራሩ።

  • @tigray4858
    @tigray4858 3 ปีที่แล้ว +1

    I LOVE 💗 YOUR music play also you guys doing great job 👏👍

  • @dengleyadegoytay1994
    @dengleyadegoytay1994 3 ปีที่แล้ว +1

    I love you Tigray 👍👍👍👍❤❤❤

  • @jibrilmohamed8382
    @jibrilmohamed8382 3 ปีที่แล้ว +1

    Supper heros Tigreans...

  • @yoditasgedom5009
    @yoditasgedom5009 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank.you Asna 🙏

  • @eritreahagereyadekunina9521
    @eritreahagereyadekunina9521 3 ปีที่แล้ว +3

    Tegaru jeganu enqa des belekum belenanin💪👊🇻🇳💯❤

  • @zeynebmd1065
    @zeynebmd1065 3 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮራት❤️💛❤️💛

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 3 ปีที่แล้ว +3

    💛❤️💛 I love my people my Tigray glory to god

  • @seyoumalemseged8182
    @seyoumalemseged8182 3 ปีที่แล้ว

    What a moment I never seen a great victory like this
    I am proud of tigray people

  • @QweQwe-td3xx
    @QweQwe-td3xx 3 ปีที่แล้ว +3

    እስይይይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልኩም💛❤💞😘

  • @meskeremsiteba4007
    @meskeremsiteba4007 3 ปีที่แล้ว +4

    ሓደራ ተጋሩ ካብ ኢቶጵያ ኩሎም ወታደራት ኣርዮም ከም ዘውፅእዎም ድሕሪ ሐዚ ግፂ ዋላትውረር ንኢቶጵያ ወጊኑ ዝዋጋእ ትግራዋይ ከይህሉ ሓደራ ምስ ሱዳንኳ ሓፍትና እያ ዋኢ።

  • @roza7068
    @roza7068 3 ปีที่แล้ว +4

    ሕሉፈይ ወዲ ትግራይ ፍቅር❤💪💪💪
    ተዝከውን ነይሩ መኪሮም ቅድመኻ ኣበይ ከምዘለው ዳሃይ ይሃቡኻ መንግስቱ ሃይለማርያም ዝባዌ ባጫ ምሳኻ 😂

  • @alemdesta6690
    @alemdesta6690 3 ปีที่แล้ว +4

    ትገራይ ኩቡር መነነት 💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪

  • @user-yu8bh8db4g
    @user-yu8bh8db4g 3 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ተጋሩ እንኮእ ሓጎሰኩም🎂🍾🎊🎉🎈

  • @wediakele3130
    @wediakele3130 3 ปีที่แล้ว +15

    Love from Akele GUZAY!

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว +8

    Awet ni Haylitat miklikal Tigray, Tigray teawita.

  • @loveismyway4710
    @loveismyway4710 3 ปีที่แล้ว +2

    Eway ane Seseseseyyy Tegaru ajokum Awet reana

  • @amanuelreda859
    @amanuelreda859 3 ปีที่แล้ว +3

    After seeing Monjorno, Debretsion and many other leaders and TDF members are in good shape, I am beaming in joy!

  • @danielabrahacr7171
    @danielabrahacr7171 3 ปีที่แล้ว +2

    Asena ናይ ብሓቂ ኣሰና:!

  • @user-nv7jw3zv2h
    @user-nv7jw3zv2h 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Amanual

  • @wadiasmera3420
    @wadiasmera3420 3 ปีที่แล้ว +1

    Tigray🙏🇻🇳🦁🌾

  • @elsaelsa4777
    @elsaelsa4777 3 ปีที่แล้ว +1

    ele ele ele ele Anabes deki Tigray 😁🙏💖💖👏👏👏👏💤💤💤

  • @zd6493
    @zd6493 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑዋይ።

  • @lvoetgray3656
    @lvoetgray3656 3 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ኣቦይ ሓደራካ ሙሉእ ዓወት ግበረልና❤❤

  • @tadesetfesaheye5893
    @tadesetfesaheye5893 3 ปีที่แล้ว +3

    Gegan Weyen Goma egra Gegna dege gegan Deber Zemrhkum Awet beawet Kezazem mekan Terter Yebelen Tegrae teser 🙏🙏🥰🌳🌳💖💖👍

  • @lemlemwoldegerima4495
    @lemlemwoldegerima4495 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks God ❤️❤️💪💪💪

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว +1

    viva tigrai brothers

  • @asadimedia
    @asadimedia 3 ปีที่แล้ว +14

    አጀኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @thankyouforbeingvoiceforth5625
    @thankyouforbeingvoiceforth5625 3 ปีที่แล้ว +1

    Long life tigray

  • @user-gx6eo8xs7k
    @user-gx6eo8xs7k 3 ปีที่แล้ว +5

    👌👌👌❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪

  • @abubakerahmed8459
    @abubakerahmed8459 3 ปีที่แล้ว +1

    Tigrayian Stronger than ever

  • @etho644
    @etho644 3 ปีที่แล้ว +1

    ❤💛❤💛❤💛❤💛
    ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💯 mendna Tegaru Tegaru

  • @roseadem6059
    @roseadem6059 3 ปีที่แล้ว +1

    Tigray stand up next eritrean will stand up too!!!@just the matter of time only 💪👏🙌

  • @lilyc7858
    @lilyc7858 3 ปีที่แล้ว +2

    Deki Tigray anabse Jeganu amlak mesakum yuken 🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @primostgorge.6739
    @primostgorge.6739 3 ปีที่แล้ว +4

    God bless TDF 🚀🐅🦁💪🏾

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 3 ปีที่แล้ว +3

    BELOM BETNOM KEM DEKI ZAGRA KAB GONDER KISHAB ASMERA.✊✊✊✊

  • @kahasitgaltigray325
    @kahasitgaltigray325 3 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሓጎስ ይግበረልና ተጋሩዋይ

  • @user-qy6wk1kj9f
    @user-qy6wk1kj9f 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰና እምበር ኣሰና እካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @zenathabesha5649
    @zenathabesha5649 3 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትስዕር፡፡

  • @simretgebre9200
    @simretgebre9200 3 ปีที่แล้ว

    ገላፂ ሰእሊ ሐየታት ትግራይ !!!

  • @peace6184
    @peace6184 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Assena.

  • @rutafruh6588
    @rutafruh6588 3 ปีที่แล้ว +3

    Ata Zyatom menyom mene 👍👍👍👏👏👏

  • @laboratoryfggg5517
    @laboratoryfggg5517 3 ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ኣቦና amanial ኣሰና ሚድያ ሓወልቲ ኣብትግራይ ክስርሐሉ አለዎ ንታሪኽ

  • @ndgyd8797
    @ndgyd8797 3 ปีที่แล้ว +1

    የዕሽ ትግራይ ትስእር

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ተጋሩ

  • @zenathabesha5649
    @zenathabesha5649 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለይ ኣሰና

  • @ashenafizeleke9008
    @ashenafizeleke9008 3 ปีที่แล้ว +2

    Hero

  • @M2Meriem
    @M2Meriem 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks mybro

  • @Test-ro3ce
    @Test-ro3ce 3 ปีที่แล้ว +5

    Teawtu tgrayna akberti tarik hedri sweat abotatom jeganu hezbi hedhedom tumurat kem seti

  • @rezuwedihagereseb1283
    @rezuwedihagereseb1283 3 ปีที่แล้ว +1

    Hanti maleti ka nay Eritrea ala ab zhaxere gize 👈😍

  • @mimiabraha8518
    @mimiabraha8518 3 ปีที่แล้ว +2

    ❤💛✊