ሃንደበት ቖንጆ ወዲ ተዝስዕመኪ ታይ ምበልኪ %% ደስ ምበለኒ &&&& ናይ ጎደና ሕቶታት ዉቕሮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 33

  • @shewitmultimedia
    @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว +3

    ምሉእ ሰላም ንትግራይን ፈተውታን ይኹን ፡ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ኮይንኩም ትከታተሉና ዘለኹም ፍትዋት ተመልከትና #shewitentertainment ዝ/ዩ መዘናጋዕትን መስሓቕትን ቪድዮታት ናባኹም ከቕርብ እዩ። ንክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም ዘለኩም ርኢቶ ኣብ comment ፅሓፉልና።
    Subscribe,like our comment
    If u have any comment u can contact via 0939535888 cell phone we r ready to communiate with all of u
    thanks for ur commented our channel Shewit entertainment
    ካልኦት ዝለቐቕናዮም ቪድዮታት ኣብ ቻነልና ይርከቡ፡፡
    1. ሃንደበት ቖንጆ ወዲ ተዝስዕመኪ ታይ ምበልኪ %%%%%%ደስ ምበለኒ&&&& ናይ ጎደና ሕቶታት ዉቕሮ
    2. ""ድንግል ጓል ንሓዳር ኣይትኸዉንን"ድንግል ጓል ተፍረሓኒ እያ"ሰሓቢ ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ከተማ ዉቕሮ
    3. ጓል ንምንታይ እያ ፍርቂ ከንፈራ ትነክስ @@ክትደሊ ተላ@@@ ወዲ እንተፀጊቡ መምለሲ የብሉን &&ዝገርም ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ከተማ መቐለ
    4. ስብኣይን ሰበይትን sex ክገብሩ እንተደልዮም ብምንታይ ይዘራረቡ""መረደድኢ ቋንቋ ኣለዎም"" ዝገርም ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ከተማ መቐለ
    5. ናይ ኣፍሪካ መራሒ መን እዩ """ቴድሮስ ኣድሓኖም""ዘፅለአካ ፀርፊ እንታይ እዩ==በላዒ ኣምበጣ%%
    6. ኣብ ቻነለይ comment ዝፅሓፍኩምለይ ኩሉኹም ስም ዝርዝርኩም ከንብበልኩም እየ ተኸታተሉኒ ስምኩም ዘይፀዋዕኩኹም ኣብ comment ግደፉለይ ዘለኩም ሓሳብ ግደፉልና

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ዋኝኝኝ ድስ መበለንያ አነስ ኪፀፍዖ ነይረ ህውከት ቅንጅናኡ ንዋዕሉ ይጥቀሞ ጎበዝ ባዓልት ፀልም ኪዳን

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ውቅሮ ዓደይ እቱ ቅዳሴ ዶ ጭርቆስ ቤተክርስቲያን ድዩ አየ ናፍቀት 😢 ደሞ ደስ ክብላ ኩሉ ጊዜ ሳሓቅ ይክነልና❤❤❤

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د ปีที่แล้ว

    ሸዊት ንፉዕ ቀፅለሉ

  • @ssll7812
    @ssll7812 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ ዝሓወይ ደሰ ዝብሉ ሕቶታት

  • @lidyaGg-z5s
    @lidyaGg-z5s ปีที่แล้ว

    ኖኖ ሓደ ጊዜ ኣይኮነን ፍቅሪ ካም ሰብካ አዩ ❤❤

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 ปีที่แล้ว

    ቀፅሉ ኩሉ ግዚ ኣቅርበልና ኣይ ዓደይ 😢

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ ปีที่แล้ว

    ማዓረይ መልሲ ዉን መልሰልና ኢካ ዘወርወር ናበልካ ናብ ዓዲ መስቀል ኣከባቢታት ሕተተልና ቀፅለሉ ወዲ ዉቅሮይ❤

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว

    ወዲ ውቅሮ ገብዝ አጀኪ ነታባበዐዮ ድቂ አለኩም ዶ 😍😍

  • @birhanuvanderriet9920
    @birhanuvanderriet9920 ปีที่แล้ว

    Wow! Wikro is Beautful!!! Thanks for being creative with your questions 😂😂😂Keep it up!

  • @kfjcjcjcjcjc1890
    @kfjcjcjcjcjc1890 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ ዝሓወይ ሰላም ንትግራይና❤❤

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

    ውቅሮ ዓደይ 😢💓

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว

      ንርኢቶኺ ብጣዕሚ የመስግን ደሓር ድማ ብዙሕ ስራሕቲ ክንሰርሐልኩም ኢና ስለዚ ተመልከቲ ምእንታን ክህልዉና እንተንኣሰ ን10 መሓዙትኪ ሓብርልና ስራሕትና የቐንየልና

  • @tesfu-12
    @tesfu-12 ปีที่แล้ว

    ❤🎉❤🎉

  • @weynigaltigray1998
    @weynigaltigray1998 ปีที่แล้ว

    ዉቅሮ ዓደይ 🥹🥹

  • @mimomm9582
    @mimomm9582 ปีที่แล้ว

    ዋ ናቆልዓ ከመይ ኢሉ ይበዝሕ ዓፅሙ ካብ ናይ ዓብይይ😮😏

  • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ

    ዋይ ካልሲ ገረ ኣይ ፈልጥን ኣቃራፅ መልሲ😂😂😂😂

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 7 หลายเดือนก่อน

    ክአም ዝመስለኒ ሰብ ክውለድ ከሎ 300 ኣዕጽምቲ ኣለዎ ድሒሮም ዝዓብዩ ካብዚኣቶም ኣይሰኣኑን። ። በጽሒ ምስ ኮነ 206 ይውንን ሰብ

  • @tedysbahtu2415
    @tedysbahtu2415 ปีที่แล้ว

    Ajoka gobuz ezi kab bahalna wetsaa hutotat gn aythtetom eka eshi

  • @elsatkleytuber2720
    @elsatkleytuber2720 ปีที่แล้ว

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @mhretabmelake7927
    @mhretabmelake7927 ปีที่แล้ว +1

    Way tegaru denbawot timhrt yeblkumin zero ekum

    • @Syntifik100
      @Syntifik100 ปีที่แล้ว +1

      Mahayim nai Sawa university graduate arawit

  • @سلامهسلامه-ط5ذ
    @سلامهسلامه-ط5ذ 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😊😂😂😂

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 ปีที่แล้ว

    💛💛💛💛💛💛💛😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❣️❣️❣️❣️❣️❣️

  • @ትግሪኛትግሪኛ-ሰ1ፈ
    @ትግሪኛትግሪኛ-ሰ1ፈ ปีที่แล้ว

  • @omhbhh4656
    @omhbhh4656 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @mehret2145
    @mehret2145 ปีที่แล้ว

    😂😂😂🤣🥰🥰😍🏖🏖🏖

  • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ

    😂😂😂

  • @sadsashacg6910
    @sadsashacg6910 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @your2323
    @your2323 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤