""ድንግል ጓል ንሓዳር ኣይትኸዉንን"ድንግል ጓል ተፍረሓኒ እያ"ሰሓቢ ናይ ጎደና ሕቶኣብ ከተማ ዉቕሮ funny street interview shewit ent.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • ምሉእ ሰላም ንትግራይን ፈተውታን ይኹን ፡ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ኮይንኩም ትከታተሉና ዘለኹም ፍትዋት ተመልከትና #shewitentertainment ዝ/ዩ መዘናጋዕትን መስሓቕትን ቪድዮታት ናባኹም ከቕርብ እዩ። ንክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም ዘለኩም ርኢቶ ኣብ comment ፅሓፉልና።
    Subscribe,like our comment
    If u have any comment u can contact via 0939535888 cell phone we r ready to communiate with all of u
    thanks for ur commented our channel Shewit entertainment
    ካልኦት ዝለቐቕናዮም ቪድዮታት ኣብ ቻነልና ይርከቡ፡፡
    ኣብ ቻነለይ ዝርከቡ ቪድዮታት ንምዝኽኻር ዝኣክል
    1. ሃንደበት ቖንጆ ወዲ ተዝስዕመኪ ታይ ምበልኪ %%%%%%ደስ ምበለኒ&&&& ናይ ጎደና ሕቶታት ዉቕሮ
    2. ""ድንግል ጓል ንሓዳር ኣይትኸዉንን"ድንግል ጓል ተፍረሓኒ እያ"ሰሓቢ ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ከተማ ዉቕሮ
    3. ጓል ንምንታይ እያ ፍርቂ ከንፈራ ትነክስ @@ክትደሊ ተላ@@@ ወዲ እንተፀጊቡ መምለሲ የብሉን &&ዝገርም ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ከተማ መቐለ
    4. ስብኣይን ሰበይትን sex ክገብሩ እንተደልዮም ብምንታይ ይዘራረቡ""መረደድኢ ቋንቋ ኣለዎም"" ዝገርም ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ከተማ መቐለ
    5. ናይ ኣፍሪካ መራሒ መን እዩ """ቴድሮስ ኣድሓኖም""ዘፅለአካ ፀርፊ እንታይ እዩ==በላዒ ኣምበጣ%%

ความคิดเห็น • 79

  • @shewitmultimedia
    @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว +7

    ክቡራት ተመልከትና ዝ/ዩ ናይ ጎደና ሕቶታትን መዘናጋዕቲ ቪድዮታትን ናባካትኩም ክነቕርብ ኢና subscribe ብምግባር ካልኦት ዝዘርጋሕናዮም ቪድዮታት ተኸታተሉ

  • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
    @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ปีที่แล้ว +8

    ኣነስ ድንግል ወዲ እየ ልምነይ ምእንቲ በተክሊል ምእንቲ ንምርዖ❤❤❤❤❤

  • @saharasharkmohamad3785
    @saharasharkmohamad3785 ปีที่แล้ว +1

    ዉቅሮ ዓደይ ተናፋቅት እግዚኣብሔር ኣበይ ብሰላም መሬት ዓደይ ኣርግፀኒ ❤😘👏

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 ปีที่แล้ว

    ውቆሮ ዓደይ ተናፋቂት ብሰላም የርግፀና ደቅኪ ናይ ይቅሪታ ተፃራሪአ ቂምታ እዩ ካብ ይቅር ዘይብል ልቢ ይሰውረና አብሓዳርውን ሓዳአካል ስለዝኳኑ እሙናት ተኳይኖም ክልትኤም ፅኑዓት እዩምንሓዳሮም።

  • @merry3322
    @merry3322 ปีที่แล้ว +3

    ዉቅሮ ዓደይ ተናፋቂት 💛❤️🥰

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እዩ ግን ዘሐዝን ልስሙ ኣብ ወቅሮ ተወሊድና ዓቢና ጉድ ባሕሪ ታሪክ ናይ ከባቢና ግን ወላ ሓንቲ ኣይንፈልጥን ብዝኮነ ቀጽለሉ ፅቡቅ እዩ more ግን ኣብ ታሪክ ንጠፉ

  • @ImranKhan-ir3tl
    @ImranKhan-ir3tl ปีที่แล้ว

    ኣነ ድንግል እየ ድንግል ወዲ እየ ዝምርዖ ❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 11 หลายเดือนก่อน

    1.ናይ ልቢ ድንግልና እምበር ናይ ስጋ ድግልና ትርጉም የብሉን። 2.ለስላሳ ካብ አልኮል ነፃ እዩ።3.አነ አብታ ፈጣሪ ዝፈጠረኒ ዘመን እየ ዝመርፅ። ምክንያቱ ሰብ ሓደ ግዜ እምበር ክልተ ግዜ አይፍጠርን 4.ጉድ ባሕሪ ውቅሮ ዓደይ ትርጉምኪ አይፈልጦን? 5.ንይቅርታ ቂም እዩ ተፃራሪአ።ተታጋጊየ አርመኒ ሸዊት ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  11 หลายเดือนก่อน

      ብትኽክል ጓልዓደይ መዓረይ ሰላምኪ ይብዛሕ

  • @lidyaGg-z5s
    @lidyaGg-z5s ปีที่แล้ว

    ድንግል ይኹን ኣይኹን ኣምነት አዩ ወሳኒ ❤❤

  • @netanetwelde4038
    @netanetwelde4038 ปีที่แล้ว

    ግን አጓለት ለሙስ ልሓደርከ ይሙቺየ ድየን ክክክክክ በተለይ ሓደሓደ ዓይኒ አዉጠ እየን

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ ปีที่แล้ว +2

    አብ ገገዝኡ ዝተፈላለየ ድልየታት ኣሎ😂
    ድንግል አይፈቱን ዝብል ንመጀመርያ ሰምዐ😂

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ ปีที่แล้ว +1

    wayow ድንግልናና ክንፀልእ ትገይሩና ኣለኹም ዋእ😥😔😋😷ቅደምስ ድንግል እንድሕር ዘይኮነት ብነጋኡ እያ ካብ ዓድ ሰብኣያ ትባረር ናይ ለም ትውልድ ፎእ😷😷

  • @tittit4121
    @tittit4121 ปีที่แล้ว +1

    እብ ሓዳር ታእማንቲ ጓል እነስተይቲ እያ100%

  • @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
    @ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ปีที่แล้ว +2

    ድንግል ያ ተፍረሐኒ እያ ኤህ ኣይ ትኽረት ኣታዮ ታይ ኢና ንብሎ😢

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว +1

    መርግም ያ እቲ መነፀር አየርኦን ዘሎ ዓይኑ😂😂

  • @solamsalma7429
    @solamsalma7429 ปีที่แล้ว +1

    ውቅሮ ዓደይ ተናፋቂት😘

  • @selamawit6916
    @selamawit6916 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕ ድንግልናይ ይምልሰለይ ዶ ይከውን😅😃😁ብዝኮነ ግን ድንግልና ኣገዳሲ ኣይኮነን ኣብ ሓዳር ለ ደቂ ኣነስትዮ እየን ፁኑዓት ብወገነይ❤🙏

    • @حنينمحمود-ع7ك4ث
      @حنينمحمود-ع7ك4ث 8 หลายเดือนก่อน

      😢😢ahhhhhhhhhhhhhh😭😭🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 ปีที่แล้ว

    እዞም ረኺብካዮ ዘሎኻ ሰባት፡ ካብ ናይ ሰብ ኣነባብራ ወጻኢ ኢዩ ዝነብሩ፡ ምኽንያቱ ትርጉም ናይ ድንግልና ዘይርድኦም፡ ዝኾነ ኣፍልጦ ዘይብሎም ጽጉማት ኢዮም። ብጣዕሚ ዘሕዝኑ ኢዮም፡ ኣበይ ኢኻ ከ ረኺብካዮም ወደይ

  • @tittit4121
    @tittit4121 ปีที่แล้ว

    ንሓዳር ውን ድንግል እና ድልግልን እዮም ዝስማዕሙዑ ብቻስ ኽልቲኦም ማዕረ ኽኮኑ እሎዎም::

  • @ImranKhan-ir3tl
    @ImranKhan-ir3tl ปีที่แล้ว

    ኣነ እውን ድንግል ወዲ እየ ዝደሊ😢😅

  • @lidyaGg-z5s
    @lidyaGg-z5s ปีที่แล้ว

    ውቅሮ የ ተናፋቂት ዓደይ ❤❤❤

  • @hewangrma6836
    @hewangrma6836 ปีที่แล้ว +2

    ዛ ጋል ግን ሃምኣ የበለትይ 😆😆😆

  • @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
    @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ ปีที่แล้ว +1

    ዓምባስ ወዲ እየ ድንግል ጓል ዘይፈቱ👌😁

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራተይ

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ውቅሮ ክንደይ እየን ባጂጂ ሕተተልና ዋጋ

  • @meriLoveLove
    @meriLoveLove ปีที่แล้ว

    ውቅሮ ምቅርቲ❤❤❤❤

  • @user-Meri3ji2ir9g
    @user-Meri3ji2ir9g ปีที่แล้ว

    ናይ ዛጋል ኣስሕቃትኒ ከምኣ ያ😂😂

  • @efsf9587
    @efsf9587 ปีที่แล้ว

    ውቕሮዋይ ተናፊቂት❤ ግን ዝቃለ መሕተት ግን ናይ ቅድሚ ኩናት ይመሰለኒ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว +1

      እወ እብ ኮረና ግዜ እዩ ግና ሰዓት ስለዘይሓልፎ ኢና ለቒቕናልኩም ኣሕዋት

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ ปีที่แล้ว +1

    ትግርኛ ግን ኣብ ራያ ሞይታ እያ ትብሉ አማርኛ ንፅሕፍ ተለና ደቂ ራያ ኣማሓሩን ትብሉና ኣለኹም ተጋሩ በተለይ ኣብ ስደት ማለት እዩ ግን ኣብ ውቅሮ ኣብ መቀለ እያ ሞይታ ዘላ ኣማርኛ ፣እንግሊዝኛ እና ትግርኛ ሕውስውስ ኣብሎሞ😂

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ውቆሮ ሽኩራት ብቃ ደቂ ውቅሮ ኢና ንምረዐወ አለክንዶ ደቂ ውቅሮ😍😍😂

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 7 หลายเดือนก่อน

    ሓንት ግዘ🎉ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ጀማሪት እየዋ❤🎉

  • @ህልናጓልተዋህዶ
    @ህልናጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว

    ሙቁራተይ❤

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ ปีที่แล้ว +1

    ውቅሮዋኒ ተናፋቒት❤

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 ปีที่แล้ว

    ካማአ የበለትይ ይመችኪ ግን😂😂😂😂

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว +1

      ሓፍተይ እዛ ቪድዮ ብሽምኪ ናብ ኣዕርኽትኺ ለኣኽልና sibscribe ምእንታን ክገብርዎ ኣይሐይሽን ዶ??

  • @ሳምሪጓልትግረይ
    @ሳምሪጓልትግረይ ปีที่แล้ว

    ውቅሮ ❤❤❤❤❤❤

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ይቅሬታ ተፃራሪ ምብዳል በደል እዩ።

  • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ

    ዋይ ድግልያ😂😂😂😂😂😂

  • @tittit4121
    @tittit4121 ปีที่แล้ว

    ሓቁ እዩ እነ ውን እብቲ ዝሓለፈ ዘመን ተዝፍጥር ምመረፁኩ ኔር መን ከም ቀደም ስብ መን ከም ቀደም ግዜ

  • @FtyygTttt
    @FtyygTttt ปีที่แล้ว

    🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🤣🤣🤣🤣🤣

  • @suosuowe6666
    @suosuowe6666 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤️😍❤️❤️

  • @hadasgebremkial9635
    @hadasgebremkial9635 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤

  • @ሰላምተሰፋይ
    @ሰላምተሰፋይ ปีที่แล้ว

    Dingili yebelesi❤

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 ปีที่แล้ว

    ውቅሮ ዋኒ😢

  • @Amuጓልክልተኣውላዕሎ
    @Amuጓልክልተኣውላዕሎ 8 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hewangrma6836
    @hewangrma6836 ปีที่แล้ว +1

    💜💜💜😆

  • @ጋልትግራይ-ቨ8ዀ
    @ጋልትግራይ-ቨ8ዀ ปีที่แล้ว

    😂

  • @ኣቢ-ዩቲብ
    @ኣቢ-ዩቲብ ปีที่แล้ว

    😂❤❤😂❤😅😅

  • @salamah0119
    @salamah0119 ปีที่แล้ว

    ♥️♥️♥️💋🙏😊

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂😂

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mehret2145
    @mehret2145 ปีที่แล้ว

    🤣🤣😅😂😂

  • @مربممريم-ج2ب
    @مربممريم-ج2ب ปีที่แล้ว

    ናት ይቅርታ አንፃር ቅምታ እምብታ

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ ปีที่แล้ว

    ናይ ይቅርታ ተፃራሪ ቂምታ

  • @Natanemyoutub
    @Natanemyoutub ปีที่แล้ว +1

    ውቅሮ ዓደይ ተናፋቂት🥰❤💛

  • @ልፀገምፀዋርእየሂዋን
    @ልፀገምፀዋርእየሂዋን ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ራየተይቲ
    @ራየተይቲ ปีที่แล้ว

    😂😂😂