Ho my great God he gave to theTigraians all the holy spirit land I am amused by the fact we have it all may God bless you all my Heavenly father God protect the people of Tigrai from evil amen
Amen egzabiher imesgen nai abune gebre menfes qudus bereket rediet Ms Christian ikun l love you orthodox church ethiopian beautiful blessing thanks for bro 😍🤲💒🕊
በረከት ናይ ኣቦና ኣብነ ገብረ ናዝራዊ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን
ኣሜንንንንንን
በረከቶም ናይ አቦና ገብረ ናዝራዊ ይሕደረና ኣሜን አሜን አሜን
Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር በረኸት ኣቡነ ገብረ ናዝራዊ ይኽፈለና ።
እፍፍፍፍፍ ክንደይ ደስስስ ይብል በስመኣብ የመስገን ኣምላኬ. እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብያተክርስትያንና ይጠብቐልና . ኣንሕና እውን ከይድና በረኸት ንክንካፈም መድሃኒኣለም ይፍቀደልና ኣሜን
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንን ቃለ ሂወት የሰመዓልና ክቡራት ኣሕዋት ተባረኩ የቀንየለና ኩሉ ታሪክን ገዳማታት ትግራይ ክሳብ ዋልድባ እናከድኩም ከምዙይ ጌርኩም ኣቅርቡለናደ
ናይኣቦና ገብረ ናዝራዊ በረከቶምን ረዲኤቶምን ምሰ ኩልና ደቂ ክርሰትያን ይኩን
Nmintay gn shmka Ali gerkayo
ትግራይ ዓደይ ቅድስቲ ሀገር ዓዲ ቁዱስ ያሬድ
Mese Herogot ብትክክል
@@heavenasefa3815 nezi men deybwo felem tfelto do tkon tamr u
Kidest hager ethiopia yaredm ethiopiawi nw atisasatu yetekedese bottana haymanot zer yelewum ጸሎታ ለማርያም ወስለታ ለሀገሪትነ ኢትዮጵያ ይቀባ እማ ተወልዳ።
Ho my great God he gave to theTigraians all the holy spirit land I am amused by the fact we have it all may God bless you all my Heavenly father God protect the people of Tigrai from evil amen
በረከት ናይ አቦና ፃድቁ ናዝራዊ ይሕደረና ኣሜን
በረከት ናይ ኣቦና ገብረ ናዝራዊ ኣይ ፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
historical tigray I love you my tigray ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጾሎቶምን በረኸቶምን ረዲአቶምን ናይ ኣቡነ ገብረ ናዝራዊ ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን
ድምፂ ወያነ ንፉዓት ከይኣድነቅኩኩም ኣይሓልፍን ፅፉፋት ኣቀራርባ።ትግራይ ፈትሹልና ጀጋኑና
ቕድሚ ዓለም ብፅሑፍ ብራናታት ምስናድ ዝጀመሩ ቀዳሞት ወለድና!! ክብሪ ንዖዖም
በረክቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በረከቶም ናይ ኣቦና ፃዲቅ ገብረ ናዝራዊ ምስ ኩሉና ይኩን ለዘላኣለም ኣሜን!
ናይ አቦና በረከት ምስ ኹልና ይኹን አሜን
Amen
Amen Amen Amen kal hiwot yasemalen
ትግራይ ዐድና ምቦቅል ናይ ታሪክ , ናይ ጅጋኑ በአኺ ኾሪዕና:: ፀልእትኺ ዐይናቶም ይጥፋእ::
ትግራይ ዓደይ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ታሪኻዊ ቦታታት እዮም እሞ ኣፀቢቅኹም ኣላልይዎም እዞም ገዳማት ትግራይና ገና ዝተጀመረ ታሪኽ እምበር ዝተዛዘመ ታሪኽ የብላን ትግራይ ዓደይ
እግዚአብሄር ይመሰገን በረክቶም ምሰ ኩላትና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️⛪️⛪️💒💒🕊🕊🕊🕊🕊🌾🌾🌾🙏🙏🙏
ጀጋኑ ባህልኹም አፋልጡ 👍❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይት የሰመዐልና በረከቶም ይሕደረኒ
በረከቶም ይሕደረና ናይ አቦና ናዝራዊ
እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰገን ናይ አቦና ገብረ ናዝራዊ በረክቶም አይፈለየና አሜን 🤲🤲🤲🙏
ና አቦና አባ ገብረ ናዝራዊ ረዲኤት ይሕደረና
ናይ ኣቡነ ናዝራዊ በረከቶም ይሕደረና
ድወት ብልቢ ነመስግን
ትግራይ ብዝሐት ገዳማትን ቅድስ ቦታታትን ብእግዛቢሄር በረከት ከም ዘለዋ ከተፈልጡ ንጽበ ካልአይ ድማ ከተቅርቡ ከለኩም መሳጢ ክከውን አለዎ አቀራርባኩም አጆኩም ጎቡዙ
በረከት ናይ ኣቦና ገብረ ናዝራዊ ምሳና ይኩን
ብጣዕሚ ደስስ እናበለኒ ዩ ከምዝይ ዓይነት ምቅራብ ምጅማርኩም በእውነት ካብ ልቢ እዩ ደስስ ኢሉኒ ብዙሓት ገዳማት ብዙይ መልክዕ ከም ልተቅርቡልና ብተስፋ ንፅበ
ብናይ ካልኦት ሚድያታት ብዙሓት ገዳማትን ታሪክን ኣምሂሮምና እዮም ንስካትኩም ውን ምጅማርኩም ካብ ልቢ እና ነመስግን ናይ ቅዱሳን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
በሉ ኩላ ትግራይ ፈትሽዋ ገዳማትና ታሪክ ኣቦታትና ቅዱሳን ውን ኣፍሉጡና
ስላሴ ጨለቆት
ናብ ግጅት እውን ገዳም ኢየሱስ ዝብሃል ካብ ከውሒ ዝተፈልፈለ ኣሎ እዩ
በረኸቶም ረዲኦቶም ምስ ኩላትና ይኩን
(፫)
Amen egzabiher imesgen nai abune gebre menfes qudus bereket rediet Ms Christian ikun l love you orthodox church ethiopian beautiful blessing thanks for bro 😍🤲💒🕊
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክንደይ ቅዱስ ቦታ ኮ እዩ እኒአና አረ ላዘርኩም ቅረፁልና አርእዩና
ካብ ስደት ተመሊስና ፀበሉ ንኻፈል የብቀዐና ኣሜን🙏❤❤❤❤❤❤❤
Houlom Christian yemidesetebet new egzabare yemesegen 🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬
ድምጺ ወያነ ቀፅልሉ ብጣሚ ደስ ዝብል ነገር ኢኩም ተመሓላልፉ
ኣብ ትግራይና ንሳልሳይ ግዜ ብገመድ ገይርካ ዝድየብ ገዳም ይርኢ ኣሎኩ ተመስገን ኣምላከይ✝️🤲❤
ናይ አቦና አቡነ ናዝራዊ በረከት ይደረና አማላጅነቶም አይፈለየና
ካብዛ ትግራይ ትባሃል ብምፍጣረይ እግዛብሄር የመስግነካ
ናይ እዞም ገዳማት በረከት ረድኤት ኣይፈለየና።
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ በረከቱ ይስሓበና አሜን፫
ኣሜን በረከት ኣቢታትና የካፍለና ኣምላክ ይመስገን ነዚ ዘስምዐናን ዘርኣየናን ⛪
እወ ታሪካዊ ቦታ እዩ መይ ዮርዳኖስ አለዎ ሕርሲ ኢንቢ እንተይሉ ማይ ዮርዳኖስ ማይ መስቀል ፈውሲ እዩ ዶጉተር አይፍለጥን ከምኡውን አውነ ሊቀጳጳነ አውነ ኢሳያስ ዘሀገረ ትግራይ ትውልዲ ቦቶም እያ በረከቶም ይሕደረና አሜን።
በረከት ናይ ኣቡነ ናዝራዊ በረከቶምን ፀለቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን(3)
Besmeab weweld wemenfes qudus ahdu amlak Amen Amen Amen::
ትግራይ ክንደይ ኢያ ሓቑፋ!!
ትግራይ ሃብታም
Good historical
ኣንታ እዛ ትግራይናስ ቅድስቲ ሃገር እያ ምስ ኣምላክ ዓብይ ቃልኪዳን ኣለዋ ። በጃኩም ክልል ከይትቡሉዋ ? ትግራይ ዓባይ ሃገር እያ ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐና እግዚአብሔር ይመስገን
ዓለም ወረቀትን ጽሕፈትን ከይፈለጠት ጥበብ ብራና መሰረት እምነት ዝሃበ አምላኽ ይመስገን ! ሰላም ንዞባና ነትም ሓዊ ዝሳውሩ ድማ ይገስጸልና
በሉ ናዝሐለፈስ ሐሊፉ እዩ ዓድናን ባህልናንጠትግራይና ንቅድሚት እስራኤል ንኽትኮን ንፅበ አለና
ግን ሓደ ጥያቄ ኣሎኒ ንምንታይ ኢኹም ናብ ገዳም ኣብትኣትውሉ ግዜ ጫማኹም ኣብታሕቲ ኣውጺእኹም ዘይትድይቡ... እዚኣ ክትማሓየሽ ኣለዋ ምስ ይቅሬታ
Aswa Aswal
Tikikl
lik nesh
ትኽክል ዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና እቲ ኩቡር ሃይሞታንን ቅድስት ቤቴክርስትያና ኮሙ ኣይትምህረናን እሞ ንታኣረም ዳኣ
ልክእ፣ልክእ
BEREKETKUM YTREFE NANA ABKULU ALEM ZELENA TEBETINA TSELOTKUM BEREKETKUM YSEBSBENA AMEN
ኣስይይይይ እግዝኣብሔር ይምስግን በረኽቶምን ጾሎቶምን ናይ ኣቡነ ገብረ ናዝራዊ ጽድቅ ምስ ኩላትና ሓንቲ ማዓልቲ ይርእየና ይኹን እዛ ኣምላኽ
ናይ ቅዱሳን አቦታትና ፀሎት በረከት ረድኤት አይፈለየና🙏💗
Esey des kibillllll bereketom ni kulatenu yikunelinu. Amennn
ezgabiher amlakna ayfeleyekum.btami kulu gizie ketsilulu.bereketun redietin nay kudusan ayfeleyena amen amen amen!!!!!!
Abyet izikulu kidsina izie kulu gedamat tehabiu kinebier niezemanat kindey tihamku ikum hizbie tigray bhaki meret tigray habtam menfes kudus zimelo adie iyu begakum kemzie jemirkumuwo zelekum kesiluwo bhaki tehagise kem kirstiyan Eretrawit👍
እልልልልልል ትግራይ ዓደይ ሰስንለይ ኣሜን(3)
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋት
Egziabhuer yemesgen Abtochy be selotachu Asbune . Egziabhuer edmy ketena yestachu .ye Abuna Nazerawi redete bereketachew yedereben Amen amen amen kil hiwot yasemalen.
miss u tigray adey
አሜን አሜን አሜን በረከቶም ኣይፈለይና አሜን፫
Amen amen amen 💕💕💕🙏🙏🙏
wow konjo Adey
ትግራይ ዓደይ ፀውዕኒ
You are really Amaze church
ድንቅ እዩ እግዚአብሄር
Assey Anes Enqae Orthodox Konku Temesgen Amelak Aboy📿📿📿
Amen ናብ ደጁ የብቀዐና ጎይታ ናይ አቦነ በረከት
ምሳናይኩን +🤲🥰
Thanks DW you showed us the historical church of Tigray 📖
ሰላምኻ ይበዘሐልና ክብር ሓውና ፆሎቶም በረከቶም ምስ ህዝብ ክርስትያን ይኹን ኣሜን
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የጻድቁ አቡነ ናዝራዊ በረከት ይደርብን
ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ነመስግነኩም ኩሉ ገዳማትና ከተላልዩና ተስፋ ንገብር
ዝገርም እግዚአብሄር ይመስገን
በረከታቸው ይደርብን አሚን አሚን አሚን
Tigray adey tsionawit
Became dese yelale .why they don't make steres, much better that's my opinions. Egziabhuer yebarkote Abatachen.
ናይ አቦና ገብረ ናዝራዊ ፆሎቶም በረከቶም አብ ኩላህና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን ቀፀልሉ ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚአብሔር ይባርኩም ናብ ገዳማት ክትከዱ ከሎም ከማኩም ተልከኑ መዝሙር ግበርዎ ሓደ ሓደ ብደርፊ ዝገበሩ ስለ ዘለዉ እየ ይቅርታ
amen amen amen
bereketomn xeletomn
ayifeleyena
አነስ እዙ ርስትት ገዳማት መዓዝጰኮን ከሪኦ ይኮን ከይደ ትግራወይቲ ኮይነ እዙ ኩሉ ምህላው ዘይፈለጥ ነይረ
አሜን አሜን አሜንንን
Amen (3) Egziybhar Yemesgen kale hiwet yasemalna !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኦቶምን ኣይፈለየና
Bereketom redeatom nay abune aba gebre nazrawi ms kulatna hzbe Christian ykun amen amen amen
ብጣዕሚ ጽቡቅ ነመሰግነኩም ኩሉ ገዳማትና ከተላልዩና ተሰፍ ንገብር
Amen Amen Amen Bereketom Yhderena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አይ ዝኩሉ ታርክ ተሽኪምኪ ዶ ንድሕሪትሪ ምተመለስኪ ትግራይ ዓደይ😓
መዋለድቲ ቀደመት መዛርብቲ ደሕረወት ዶ በለት ማማዋይ ሱልጡናት ዝነበርና ህዝቢ ዘይስለጠኑ ክንስልጥን ጸሓይ ዓሪቡና። እሞካዓስ ምስጋና ዘይብሎም ሕብርተስብ ኢትዮጵያ ኤህ መርሕትና ናይ ኢዱኩም አይትሳኣኑ 😓ክሻብ ሕዚ ጽርግያ ዘይብሉ እዚ ስመስል መስሕብ ቱርዝም😈
Btkkl ms Tarikna teafinna
kkkk ንሶም ክበስሉ ንሕና ተቃፂልና
@@malmal4693 ምሕራር ጥራሕ ተቃጺልና እንበር😢
አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen bereketun rediatun NY abona gebr nazraw ayfeleyna
ገዳም ኣቡነ ገብረ ናዝራዊ; ሀሪኩዋ ዓዲ ኣቦይ ኣደይ ዩ !!
Amen Amen Amen
Kedmi kulu demtsi weyane betaemi ketdeneku yigebekum , bemiketsal ezi n kemu ziamselu abeyti tarikaten tebeabaten tekedihu zeywedae hafti enkelona bezi negobneti bemeray terah buzuh haftey kirekeb yikel eyu nezi hizna dekatat kenbehalen himak hiwot keneneberen kolena betaemi Eu zehzin bizikoni hiji ewun aymeseyen kentkemelun kenekebon kinkorelun yigebeana behalit eye tigrayna kedsti medri yekeniyelna ♥️😍
በረከታቸው ይደርብን
በረኸት ናይ ጻድቕ ገብረ ናዝራዊ ይኽፈለና።ኣበይ ቦታ ብልክዕ እባ ሓቡሩና በጃኹም።ብኸመይ ከም ዝኽየድ ካበይ ናበይ ከም ትጉዓዝ የቀንየለይ!
Thank you for your information; I learned history that I didn't anything about it.
Amen Amen Amen barkatom yakafilana
አስይ ትግራይ ዓደይ ቅድስት ነመስግን ድምፂ ወያነ
Egziabher yistilin,
Gin chamakum ab tahiti giberiwa ena entekilikum netsela giberu
🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲😭😭❤❤
Breket nay kulom gedamat mss kulatna hzbekrstyan ukum Amen (3)
ትግራይ አድስልጣነ
Amien Amien Amien qale hiweat yesmalna egziabhier amlak xegui ybzahalkum