LYE.tv - Shiden Solomon - Yiqreta Nebsey | ይቕረታ ነብሰይ - New Eritrean Music 2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • Subscribe now: goo.gl/tovwfd
    LYE.tv stands for Love You Erena. The first Eritrean online TV.
    Bringing to you Eritrean Documentary, Movies, Comedy, Music Video, Entertainment in High Definition. Enjoy it! New Eritrean Music 2017.
    Find us on Facebook : / lye.tv
    © Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @yohannessium755
    @yohannessium755 7 ปีที่แล้ว +346

    ሽደን ዓርከይ ደርፍካ ምስ ሰማክዋ ንኦምረይ ተኪፋትን ምኪናቱ ደቂ ሰባት ንነብስና ከይተረዳና ብዙሑ ኢና ንብድላ ናይ ባሃቅ ጽቡቅ ስርሓ ቀጽሎ ። በርትዕ ኣጆካ

    • @godisgoodallthetime.326
      @godisgoodallthetime.326 7 ปีที่แล้ว +6

      Yohannes Sium wala endatredeana keman nibidila ena mikinyatu kab nebesey n hawey aboy adey zbil ateababiya eyu yebina😏😏

    • @zterke
      @zterke 7 ปีที่แล้ว +1

      +Wegahta Habte .. Indeed

    • @danealhakin2994
      @danealhakin2994 7 ปีที่แล้ว +4

      Yohannes Sium

    • @saliemtesfaabegziabiher7313
      @saliemtesfaabegziabiher7313 7 ปีที่แล้ว +2

      Yohannes Sium nay bhaqi bro

    • @tesfitgebreziher5502
      @tesfitgebreziher5502 7 ปีที่แล้ว

      ንኒ ኢያ ናተይ ማማ' የ o

  • @user-fh5gp3in5q
    @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +667

    ለካ ጨካን ምካን ኩሉ ዩ ዝክእሎ ፍሉይ ዓይነት ግጥሚ ሪእና ፡ጽቡቅ ደርፊ ብሓቂ ንፉዕ ዝዓርከይ ኣጆካ ቀጽሎ

    • @rahwitlove5386
      @rahwitlove5386 7 ปีที่แล้ว +1

      ነሽነሽ ተስፈኣለም way fb abikali nasik zaybali yali😞

    • @gulefeqar9965
      @gulefeqar9965 7 ปีที่แล้ว +3

      ነሽነሽ ተስፈኣለም natey ke semiekaya dika

    • @biniamyemanehadish4432
      @biniamyemanehadish4432 7 ปีที่แล้ว +2

      ብቐደሙ ተዋሳይ ዩ ዝብራሃኒ ata nay comment konkum ember terifkum sirah gele yeblkumin dyu

    • @redaezekarias6652
      @redaezekarias6652 7 ปีที่แล้ว

      xubuq Sarah u

    • @gulefeqar9965
      @gulefeqar9965 7 ปีที่แล้ว

      Biniam yemane niaka ke srah aymlketekan

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 7 ปีที่แล้ว +92

    """"""#ይቕሬታ #ነብሰይ"""""
    ይቕሬታ ነብሰይ በዲለኪየ ኣነ
    ንሳ ዝበዳሊተይ ኣባኺ ጅግና ኾይነ
    እንታይ'ሞ
    ኽገብር ረኺብካ ምስኣን ከቢዱኒ
    ሳዕሪ ምትራፍኪ ግን ነብሰይ ኣደንጊጽክኒ
    ጥዑም ኣላሚዳ ምስ ገደፈትኒ ፍቕረይ
    ብዘይ ኣበሳኺ ነዓኺ ጌረኪ ግዳይ
    ኣብዘይ ግብኣኪ ....
    ኣብ ናይ ተስፋ ቖረጽ ቦታ
    ሸሚመኪ ኸሪመ ነብሰይ ብሓቂ ይቕሬታ
    ይቕሬታ ነብሰይ...
    ወጺዔኪየ ኮይነልኪ ሕማቕ ዋና
    ይቕሬታ ነብሰይ....
    ብገዛእ ነብሰይ ቀይረኪ ጓና
    ይቕሬታ ነብሰይ....
    ምስ ኩሉ ዓቕምኺ ሓቢኤኪ ኣብ ጸልማት
    ፍሽኽ ስኢንክዮ ነብሰይ...
    ኩላ እናሰሓቐት
    ፈትየ ግን ኣይኮንኩን ዝኹሉ ዝገብሮ
    ዝኽርታት ኣለኒ ዘይቋጻጸሮ
    ሓያል'ዩ ፍቕሪ ድላዩ ዝገብር
    ምበር ልዕሊ ነብስኻ እንታይ ኔሩ ዝኸብር
    ድርብ
    """""""""""""""""""""""""
    ብገለ ከም ገለ እንተ ተመልሰት ኢለ
    ኣነ ኸማዕድዋ ዕምበባ ሓዚለ
    ቅበጸኒ ዝበል ሰዲዳ ደብዳበ
    ኣነ እንከይደለኹ ወዲኣቶ ትፍርዲ
    ኣንታ ኣብ ፍቕሪ ኸ ኣሎ ድዩ
    ነዓይ ይጥዓመኒ ዝብል ሕጊ
    ከምዚ ተኾይኑ ልቢ ተፈቃሪ
    እንኳዕ ንሳ ኣይኮንኩ
    እንኳዕ ኣነ ኾንኩ ኣፍቃሪ
    ለካ ጨካን ሙኻንሲ ክሉ'ዩ ዝኽእሎ
    ደሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ

  • @user-id4oc6iv4m
    @user-id4oc6iv4m 3 ปีที่แล้ว +12

    ይቕሬታ ነብሰይ
    ናይ ብሓቂ ብሱል ስራሕ
    ምኽንያቱ ወዲ ሰብ ንነብሱ ይቕሬታ ዘይሓተተ
    ንኻልእ ይቕረ ክብል በፍጹም ኣይከኣልንዩ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy5573 7 ปีที่แล้ว +101

    ሽደን ኣጆካ ኣታ ወዲ ቆጾሎ
    ወላ ኣነ ይቅረታ ይሓታ ኣላኩ
    ካብቶም ክድነቁ ዝግቦም ስነጥበባውያን ኢካ so forsa

  • @tedrosyohannes5371
    @tedrosyohannes5371 7 ปีที่แล้ว +6

    ብገለ ከም ገለ ተተመልሰት አለ
    ኣነ ከማዕድዋ ዕምበባ ሓዚለ
    ቅበጸኒ ዝብል ሰዲዳ ደብዳበ
    ኣነ ከይደለኹ ወዲኣቶ'ቲ ፍርዲ
    ኣታ ፍቕሪ ከኣ ኣሎ ድዩ ነዓይ ይጥዓመኒ ዝብል ሕጊ
    ኣታ ፍቕሪ ከኣ ኣሎ ድዩ በይነይ ይጥዓመኒ ዝብል ሕጊ።
    ከምዚ ተኾይኑ ልቢ ተፈቃሪ
    እንቛዕ ንሳ ኣይኮንኩ እንቛዕ ኣነ ኮንኩ
    ኣፍቃሪ ኣፍቃሪ ኣፍቃሪ
    ለካ ጨካን ሙኻን'ሲ ኩሉ'ዩ ዝኽእሎ (2)
    ደሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ።
    ዋውውውውውው ኣቤት ግጥሚ ምስ ቅላጸ ። ልቢ ሰማዒ ዘረስርስ ሽደን ከም ስምካ።
    ካባኻ ብዙሕ ስራሕ ክንጽበ ኢና ብሓቂ ዓጊበልካ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣርባዕተ ነጥቢ

  • @meronmieri3179
    @meronmieri3179 7 ปีที่แล้ว +228

    ያ ጀምዓ ንሕና ከኣ ንሓግዞ ላይክ ንግበረሉ
    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ሽደን ኣጆካ ቀጽሎ

  • @maekeleandom9892
    @maekeleandom9892 6 ปีที่แล้ว +6

    "ይቅሬታ ነብሰይ ምስ ኩሉ ዓቅምኪ ሓቢአኪ፡ ሽደን መኽሰብ ዓለም ደርፍታትካ ኩሉ መግቢ ኣእምሮ እዩ ኣጆክ ዕንቡብ

  • @brialemberih5895
    @brialemberih5895 7 ปีที่แล้ว +10

    ካብ ሚሒር ምፍታው ንፈለማይ ግዜ ኮመመንት ይጽሕፍ ኣለኩ ።ዘይትምኖ ""ይቅሬታ ነብሰይ*** ብጣዕሚ ጥዕምቲ ። i'm proud of you

    • @iminlove6516
      @iminlove6516 7 ปีที่แล้ว +2

      ብርኽቲ በርሁ
      Nefelema tibli da AB comoment endki tewili
      were gezaki keykewn

    • @brialemberih5895
      @brialemberih5895 7 ปีที่แล้ว +1

      ተኽለ ፍቅር ኣንታ ስዲ ወርድኒ

  • @melishteklu483
    @melishteklu483 7 ปีที่แล้ว +3

    ኦኦኦ መዳርግቲ ኣልቦ Shiden ሓወይ።
    ኣዝዩ ደስ በሃሊ የእምሮ ዘረስርስ ምቁር ቃና ውሕሉል ድምጺ ፡ ምስቲ ስጡምን ውሁድን ግጥምን ዜማን።
    ኣብ ሂወት ደቂ ሰባት ዝያዳ ትርአ ብምኻና ፍሉይ ሰሓብነትን ተጠላብነትን ኣሕዲራ።
    ወገነይ ቀጽሎ ፍሉይ ኢካ።
    ለከ ጨካን ምኻን ሲ ኩሉ'ዩ ዝኽእሎ
    ደሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ
    4 ነጥቢ ወዲኣ ኣላ በዚኣ።

  • @user-xn8zj3dy5c
    @user-xn8zj3dy5c 7 ปีที่แล้ว +29

    ጽብቅቲ ሃዋው እያ ምዚ ዞሎ ኩነታት ብሮ መጻኢ ዘላካ ሰብ ኢካ

  • @user-qh8wo6ge2t
    @user-qh8wo6ge2t 7 ปีที่แล้ว +2

    Wow wow really i love it this song ..
    ለካ ጨካን ሙኻንሲ ኩሉዩ ዝኽእሎ
    ድሓን ግን ነብሰይ ፅባሕ ጡዑም ኣሎ
    ደስ ደስ ደስ ኒኢደ ምፅጋብ ሲኡነካ
    ኣምበሳ ጥንቂ ኢልካ ኣስተውዕለሎም ስራሕትካ
    ....blesss u

  • @user-pc2ps3kk4b
    @user-pc2ps3kk4b 7 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ከም አጀማምራካ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ አጆኩም ነተንጨካናት ጠለምቲ ግዜ ክግልበጠን እዩ ዓሽ ብራቮ ኢለካ አለኩ ሰብአይ።

  • @temsgentewolde6868
    @temsgentewolde6868 7 ปีที่แล้ว +10

    Shiden kem shimka Shiden eka meglaxie yeblayen beka serhaka kesmie betahwak kexbayaka eye ajoka Bertie 🎤🎤🎤💪💪💪👏👏👏👉👉👉🎼🎼🎼👑👑👑👑👑

  • @abitii
    @abitii 7 ปีที่แล้ว +5

    ዋውው ማራ ደስ በሓሊት ደርፊ ኣጆካ በርትዕ።
    ለካ ጨካን ሙካን ኩሉ ኢዩ ዝክእሎ
    ደሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ
    ዋውውውውውውውውውውውው

  • @soloasida4202
    @soloasida4202 7 ปีที่แล้ว +5

    ጎበዝ!!"ንጥበብ ዝተፈጥረ ሰብ ፍሉጥ ኢዩ።ንስኻ ዉን ካብቶም ንዕኡ ዝተፈርሩ ሓደ ኢኻ'ሞ ኣበርቲዕካ ዕየ።

  • @hailzgihabtemariam479
    @hailzgihabtemariam479 7 ปีที่แล้ว +14

    ይቕሬታ ነብሰይ፡
    ንነብሱ ይቕሬታ ዝሓትት ሰብ ኢዩ ሕጉስን ምዉቕን ሂወት ከሕልፍ ዝኽእል፡ ናይ ብሓቂ ኣርእስቲ ግጥሚ ኣጆኻ ቀጽሎ...

  • @johntesfazgi4744
    @johntesfazgi4744 7 ปีที่แล้ว +12

    ሽደን ሓወይ ደርፊ ማለት ትርጉም ዘለዎ ከማን ኣጆኻ ቀጽሎ 100% ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ጥራይ ድረፈልና እዞም ሓሚመ ጸሚመ ብፍቅርኺ ዝብሉ ትርጉም የብሎምን ኣጆኻ............. going

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 7 ปีที่แล้ว +90

    ብዘይቀልዓለም ብልጽቲ ስራሕ ኢያ።
    ኣእዛን ትድብስ ካብ ዝዓነወ ህርመት ምሒቓ ተውጽእ
    ውሃ ዘበለት እታ ከም ልበይ ደርፊ ። በቃ በርትዕ ደጊም መሰስ ኢልካ ኢኻ ሽደን።

    • @gangster_isaias_afewrki1082
      @gangster_isaias_afewrki1082 7 ปีที่แล้ว +2

      Bereket Weldu

    • @wediyemane
      @wediyemane 7 ปีที่แล้ว +3

      nic

    • @yemane7405
      @yemane7405 7 ปีที่แล้ว +5

      Bereket Weldu yes xbuq aleka barie shambqawi barkawi

    • @gzie9273
      @gzie9273 6 ปีที่แล้ว

      Bereket Weldu ብዘይቀላዓለም እንታይ ማለት እዩ ኣብርህ

    • @bereketweldu2870
      @bereketweldu2870 6 ปีที่แล้ว

      ከምትምኒተይእንተዝኾነለይ ኣይትገርህ ልበይ ~
      ንስለ ምባል ዘይኮነ ማለት ኢዩ።

  • @yonasweldesilase89
    @yonasweldesilase89 7 ปีที่แล้ว +8

    Shidu yahoo gele aynet derfi arikani nay hmamey 👌✌️👍🏻👍🏻👌👌

  • @robelokubay6346
    @robelokubay6346 7 ปีที่แล้ว +14

    ለከ ጨካን ሙካን'ሲ ኩሉዩ ዝክእሎ።
    ድሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ።
    ናይ ብሓቂ ዝተፈልየ ግጥሚ ሪኢና ሽደን ሽኮር

    • @robelkiros793
      @robelkiros793 6 ปีที่แล้ว +1

      I miss you shideney hani

  • @tometeame4652
    @tometeame4652 7 ปีที่แล้ว +13

    Wawww Shidu aslawi✅✅✅ tebaetay derfi mach weiter!!!

  • @kahasesolomon7534
    @kahasesolomon7534 7 ปีที่แล้ว +1

    ሽድን ናይ ብሓቂ፡ ስሕል ጎሮሮ
    ላዛ ግጥምካን ድምጽካን ደስ ዝብል። ለከ ኤረትራናስ ኣሎውዋ ወረስቲ ድምጻውያን ናይ ኣያታቶም
    ዝወስዱ ቀጽሎ ጅግና!!!!!

  • @wazuyearadalij3504
    @wazuyearadalij3504 7 ปีที่แล้ว +2

    Kemzi tekoynu lebi tefekari koe nsa aykonku koe ane konku afkari(2) leke chekan mukan si kulu u zekelo dehan gen nebsey xbah tum alo(2)""""" 👏👏👏👏👏 betam yameral job shadu 💖💖💖

  • @tesfitmesho9931
    @tesfitmesho9931 7 ปีที่แล้ว +10

    waww shiden hawey yekrta nebsey behaki belxti serah kexlo... meharit eya....

  • @eriboy4612
    @eriboy4612 7 ปีที่แล้ว +13

    nay bhaki xbuk srah tmsgen xffti srah go ahead deki eri

  • @miraklkudus3765
    @miraklkudus3765 7 ปีที่แล้ว +14

    I am from ethiopia bet i love u eri song and eri pepel leka chkan meka se kulu eye zekelo dehan bel nebesey sebah sebuk alo love u morrrr 💗💋💘

  • @danielesak4928
    @danielesak4928 7 ปีที่แล้ว +9

    wawwwwwww Shudu the great very nice song I really appreciate you very well....... you're going to be a big artist so please be countinu. ..........

  • @fkri.eyezadli5744
    @fkri.eyezadli5744 7 ปีที่แล้ว +17

    wawwwwwwww gele aynet music badlki nebsey nay bahki hije dowot kbla eye nie habiabi kexlo kea

  • @asmarashikor9315
    @asmarashikor9315 7 ปีที่แล้ว +20

    this is the best i felt smthing oh great song love it and great voice as well i can't wait more plz 143

    • @gzie9273
      @gzie9273 6 ปีที่แล้ว

      ASMARA SHIKOR ለከ ጨካን ሞኻን ኩሉ እዩ ዝኽእሎ ።ሽዱ ሰብኣይ ኣጆኻ
      ሰግሞለይብ ግን

  • @efremtadese550
    @efremtadese550 7 ปีที่แล้ว +2

    ሺዱ ኡፍፍ ብጣዕሚ ኣነ ምግናን ወላ ሓንቲ ኣይክእሎን የ ዚዓብሰለይ ውን የብሉን ግን ሲ ባእ ፈትየካ ኣድኒቀካ

  • @eritreathelandoflove6494
    @eritreathelandoflove6494 7 ปีที่แล้ว +8

    wow wow wow really
    I love it this song
    btami raska ztnkf derfi shidu meksebey ketslo ♥

  • @user-xq7gn2ti2k
    @user-xq7gn2ti2k 7 ปีที่แล้ว +3

    ሽደን ሓያል ሰብ ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኮነት ሙዚክ ኣጆካ በርትዕ ብሩህ መጻኢ ይመነየልካ ንፉዕ

  • @bereketokbazghi1735
    @bereketokbazghi1735 7 ปีที่แล้ว +9

    Nice job junge zeig allen dass du alles kannst i can only saying praud of you

  • @kahsayyemane1838
    @kahsayyemane1838 7 ปีที่แล้ว

    ሽደን ጎብለል ናይ ብሓቂ ይቅሬታ ነብሰይ ዓሕ ለካ ነብስካ ውን ባዕልካ ትብድላ ኢካ ግን ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ መወዳእታ ለከ ጨካን ምካንሲ ኩሉ ዩ ዝክሎ ዳሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ ።

  • @habentekia2662
    @habentekia2662 หลายเดือนก่อน

    ነዛ ናይ ደጀን ደርፊ ኩሉ ግዜ የ ዝሰማዓ ክሳብ ሎሚ ግን ኣውጼዮ ኣይፈልጥኔ ኣብ ዛ ደርፊ ዘለኒ ሓቀኛ ስሚዒታተይ ብጽሕፈት ንክገልጾ ደጀን ናይ ባሓቂ ረኪብኒ ናይ ልበይ❤😂

  • @dpregege3159
    @dpregege3159 7 ปีที่แล้ว +16

    Hayal u fkri dlayu zgebr
    Ember lieli nebska entay neyru zkebr
    Good job bro!

  • @robelmichael673
    @robelmichael673 7 ปีที่แล้ว +26

    eza wedi keleab teweldemedhn ttem kef aleka ezy arkey bejaka kemzom gefel mefel gerom axmimomna zelewu mls mls kab mbal whudatn teumatn hizka temelesena

  • @dawithagos9466
    @dawithagos9466 7 ปีที่แล้ว

    ሽደን ከም ሽሙ ኢለ ስቅ ምባል መሓሸኒ የግዳስ ክዛረብ ስለ ዘለኒ ኣድናቆተይ በየን በየን ከም ዝጅምሮ ጠፌኡኒ so great! keep it up.

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 2 ปีที่แล้ว

    2016/17 ናይ መወዳእታ ጥዑም ደርፍታት ዝፈረየሉ እዋን ። ንእስነት ካብኡ ዝጀመርና ጽንዓት ይሃበና 🙏🏿😓

  • @samiagazihabeshawieritrawi7552
    @samiagazihabeshawieritrawi7552 7 ปีที่แล้ว +70

    ኣታ እዚ ወዲ አብ ሱዳን ምሳይ ተኣሲሩ ነሩ አብ ኣል ሁዳ ዝባሃል ቦታ መታእስርቲ ንፉዕ ደራፊ ነረ እዋው ተዓዊትለይ nic song bro 😂👍❤️🎵🎶

    • @isayasmengstu1178
      @isayasmengstu1178 7 ปีที่แล้ว

      nice song shiden wedi kexelo

    • @erimeley3211
      @erimeley3211 7 ปีที่แล้ว

      Eritrean kia bejeka teasirna teharimna kefina ketblu teum keywexakum ketmetu ekum

    • @getuberaki1780
      @getuberaki1780 6 ปีที่แล้ว

      Sami agazi Habeshawi eritrawi

  • @sgan6539
    @sgan6539 7 ปีที่แล้ว +9

    ohhh kemzi aynet hasab ayteraeyen, nnebsna ykre zeybelna nmen knbl,,

  • @filawilifeisagame7716
    @filawilifeisagame7716 5 ปีที่แล้ว

    ያ ሲረሰይ ትሙት ኣብዚ ኣሎ አቲ ናይ ብሓቒ ትግርጝ ደርፊ መስ ዘይ ረባሺ ዘማ keep up it bro I,m proud of you

  • @meronmieri3179
    @meronmieri3179 7 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ሽደን ካብ ኩሉ ግጥሚ ባዕልካ ብምካንካ ደስ ይብለካ
    ኣጆካ ቀጽሎ

  • @gerrymebrahtu3872
    @gerrymebrahtu3872 7 ปีที่แล้ว +3

    wunderbar wirklich, ich finde das music ganz toll, so du läufst weiter wünsche dir gut liebst haben ✅✅🎤🎤😍🌍

  • @gebarnetsereab5807
    @gebarnetsereab5807 7 ปีที่แล้ว +9

    bitami zinead sirah shidu hawey👍👍 kitisemiao biqilutuf ab libika ziatu kabiti gitimueun...eti zemueun...kabiti zemueun dima eti qana gororon....bikulu tehawawisu zinead sirah eyu....so keep it?👈👈👈👈

  • @semeremahari8770
    @semeremahari8770 7 ปีที่แล้ว

    ሽደን ሃውና ናይ ብሃቂ ይቅረታ ነብሰይ። ምክንያት ገዲፋትኒ/ገዲፍኒ ኢልና ንነብስና ብሃቂ ኢና ንብድል ፡ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @user-gj4tk3sg1t
    @user-gj4tk3sg1t 7 ปีที่แล้ว +1

    ያሆ እወታ ይቅሬታ ነብሰይ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ኣታ ኣንበሳ በል እስከ ቀጽለ

  • @afkaritayrekebkun1574
    @afkaritayrekebkun1574 7 ปีที่แล้ว +19

    habesha didit kidmi mitsrafkum eske degagimkum astemakrwa

  • @rosabelnetwork7796
    @rosabelnetwork7796 7 ปีที่แล้ว +3

    እንጀራ አዝጊ ብላዕ!!! በቓ ድሕሪ ነዊሕ አዋን ሽውሃት ጥበበይ ዓጊቡ! ዜማ ንበይኑ ካብ ዝሰምዕ ዘመናት ኮይኑ! will wait you more!

  • @sd-qm1kw
    @sd-qm1kw 7 ปีที่แล้ว +1

    ሹዶን ጅግና ዘገርም ግጥሚ ኣታ ኣሎድዩ ከ ንኣይ ይጣሚን በሉስከ ተስፋ ንሃቦ ነዚ ጀግና ሃውና

  • @hevenhadish7220
    @hevenhadish7220 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ርትዓዊት ደርፊ ትዋሓጥ 'ያ
    እንደገና ቅልቅል በለና በቲ ዓውታ ድምጽኻ ክንሰምዖ ህርፋን ኣለና ።

  • @user-bibi97
    @user-bibi97 7 ปีที่แล้ว +4

    Nay bhaki gele aynet Sirah Shidu hawey..... gele aynet gtmi nd God bless you fish anbesa

  • @msgnaabraham3743
    @msgnaabraham3743 7 ปีที่แล้ว +4

    yiqreta nebsey fiqrey za bedelitey abaki jigna koyne nay bihaqi derfi eya entes bfqri entes bikali tebedilnas nab nebsina mibdal nigoyi I love this song

  • @eritreasebey6779
    @eritreasebey6779 5 ปีที่แล้ว +1

    Wer mag die Musik ? 🦁🦁🎻 16,02, 2019 🦁🦁🎻 Ich bin im Zug ., da höre ich die Musik 😍😍😍😍

    • @mahmudahmed9589
      @mahmudahmed9589 5 ปีที่แล้ว

      Ich höre auch shidan shoker, aber zuhause

  • @timomessa7743
    @timomessa7743 7 ปีที่แล้ว

    ለካ ጨካን ሙኳን'ሲ ኩሉ'ዩ ዝክእሎ
    ደሓን ግን ነብሰይ ጽባሕ ጥዑም ኣሎ
    ብራቮ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣብ ቀጻሊ ብዙሕ'ዩ ትጽቢትና ትስፉው መንእሰይ

  • @ichvermissemeinebestefreun9680
    @ichvermissemeinebestefreun9680 7 ปีที่แล้ว +8

    entay emo kbleka azmerino shkor ❤❤

    • @areegh14
      @areegh14 6 ปีที่แล้ว

      ich vermisse meine beste Freunde 💖💖💝💘💗💖💕💔💓💟

  • @afkaritayrekebkun1574
    @afkaritayrekebkun1574 7 ปีที่แล้ว +20

    gele aynet bro meharit eya nzirdeo love it

  • @tekiegoitom5787
    @tekiegoitom5787 7 ปีที่แล้ว

    ይቕሬታ ነብሰይ ናይ ብሓቂ ኣባኪ ጅግና ኮይነ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ኣጆኻ ቀጽሎ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ ኣብዝቕጽል ኣይትጥፈኣና ኢኻ ሽደን ሓቢቢ

  • @birhinbenno5166
    @birhinbenno5166 ปีที่แล้ว

    Shiden selemun malet na ay abi memhir iyu 2017 ninebsika win balika kemtibidila axebiqu negiruni kisab lomi derfitatka kem class kedamay 2.3 kifli ile iye dahasbo nibereley shidu ayney lave you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🤞❤️❤️🥰💪💪🦁🦁

  • @merhawitewelde6148
    @merhawitewelde6148 7 ปีที่แล้ว +7

    Shidu arkey ajoka bertie kabaka ezi tray aykonen zxbe

  • @mulueamare5495
    @mulueamare5495 7 ปีที่แล้ว +14

    ሻዱ ናይ በሓቂ ኣብ ውሽጥኻ ጥበብ ኣሎ በጃኻ ኣይተኹለፈና ኢኻ ቀጽሎ

  • @fenkiljougar6052
    @fenkiljougar6052 6 ปีที่แล้ว

    ሽደን እምበር ሽደን ብሓቂ ኣብዝተጎዳእኩሉ ብፍቅሪዝተሰዓርኩሉ የ ሰሚዐያ ሞ ፈቲያ አጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ንዓይ መጸናኒዒተይ ገይረያለኹ!!!!

  • @user-pc3zj1sx8e
    @user-pc3zj1sx8e 7 ปีที่แล้ว +2

    ኣበይ ታሓቢኡ ዝነበረት ውልዶ ድምጻዊ ደኣ ዩ እዚ ጥበብ ተውህቦ ዩ ሞ ስርሓሉ ንሕና ከኣ like ጌርና ነስትዮ ሞ ንሱ ከኣ ክዕንብበልና🌱🌱🌱🌱🌹🌹🌹🌹👌👌👌👌

  • @gangster_isaias_afewrki1082
    @gangster_isaias_afewrki1082 7 ปีที่แล้ว +7

    za wedi hayal iya selah enda belet so very nce your best

  • @user-xm1cj4zq5g
    @user-xm1cj4zq5g 7 ปีที่แล้ว +26

    ሽደን አጆካ ንዓለም ሰብአይ ኮንካ ዉጽአያ ከምቶም ባሊቃ ማሊቃ ስነ ጥበባዊያን ሓሰዉቲ አብ ባይታ ዘየለ ዝደርፉ አይትኩን ። አብ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ጸገም ግለጾ መታን ታሪክ ክኮነልና።

  • @selammebrahtu286
    @selammebrahtu286 4 ปีที่แล้ว

    Shiden hawuna nay bahakiy eka Ane Ethiopiawit //Tigraiwety//eye gn Ab Lbey❤dekiy #eritrea #eyom

  • @habtomweldegebriel583
    @habtomweldegebriel583 7 ปีที่แล้ว

    Ata wedi kemey eka tirekbeni zeleka bhaki yqreta nbesey abaki jigna koyne uffff really thanks Shiden rekibka misan keybidni

  • @ichvermissemeinebestefreun9680
    @ichvermissemeinebestefreun9680 7 ปีที่แล้ว +14

    Yake tebatay kexlo ajoka aytetfena habibi natey shkor ich liebe dich ❤❤❤

  • @nazrawipetros1697
    @nazrawipetros1697 7 ปีที่แล้ว +5

    bahaki timtin tefetawitn derfi tsbuk srah keed it up ambesayeeee

    • @slowgm8070
      @slowgm8070 6 ปีที่แล้ว +1

      Nay bihaki ni nebsu ykire zibl yelen megemerta ninebsika ente ykireta behalay Konka eka niseb ekireta tihatit thanks

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 2 ปีที่แล้ว

    22 .7. 2022 🎶ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ
    ኣለኩ🌹ክመንዋ ዘይከኣልኩ ደርፊ😭

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 7 ปีที่แล้ว +2

    ንናፍቆ ጥበብ ብብቅዓት ዝሃብካና ሓወይ ናተይ ስጋ ጥበብ ክብሪ ይሃብካ። ክልተ ስራሕ ሰሚዐልካ ምልኣት ጥበብ ዘለዎ music Takk.

  • @amangoitom3001
    @amangoitom3001 7 ปีที่แล้ว +5

    waww gerat work nay bhaki temti derfi shidu bro keep it going

  • @meriharadajile2545
    @meriharadajile2545 7 ปีที่แล้ว +5

    Shideney teamr derfi qetsilo habibi aythmeq

    • @sk-fd5di
      @sk-fd5di 7 ปีที่แล้ว +3

      shadu nay bhaki qexlo ❤❤❤

  • @selamtukabo4833
    @selamtukabo4833 7 ปีที่แล้ว +1

    ata fiqri ke alo dyu nay ytameni😭😭😭nice music💓💓💓

  • @rezenegebre6779
    @rezenegebre6779 3 หลายเดือนก่อน

    መዝከርታ አያ አዛ ደርፊ ካብ ልበይ ኣፍቀርያ አፍቃሪ ❤️

  • @yakiem9116
    @yakiem9116 7 ปีที่แล้ว +4

    ንፉዕ ናይበሓቂ ቀጽሎ ካብዚ ንላዕሊ በርትዕ✔✔

  • @user-zm6vw7oq5f
    @user-zm6vw7oq5f 7 ปีที่แล้ว +8

    ኣታ ኣብ ፍቅሪ ከ ኣሎ ድዩ
    ንዓይ ይጣዓመን ዝብል ሒጊ #3:9
    Nice Jop

  • @abrahamafewerki5064
    @abrahamafewerki5064 7 ปีที่แล้ว

    shedu hawey shekorr ajoka kexelo amlak yehageska brother G.B.U

  • @elyanagere2246
    @elyanagere2246 7 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይ ሽዱ ጅግና
    በዓል ዝና
    ኣጆኻ እስከ ደጋግመና
    ጽቡቕ ጌርና ከነስተማቕሮ ዋሃ ዘበለ ቃና
    ሓያል ግጥሚ ዝሓቖፈ መደፋነቒ ዜማ
    ብረር ተበራበር ጅግና!!!!!

  • @amanuelgarza3692
    @amanuelgarza3692 7 ปีที่แล้ว +4

    Brilliant. I have not heard a lot of Eritrean music with introspection with own self.
    Much as it is liberating, our struggle with our own self is overlooked.
    Thanks for bring out attention to this.

  • @natplayz5759
    @natplayz5759 7 ปีที่แล้ว +4

    To be honest you are great person I love you 😍 shiden

  • @habenabrahammassawino4886
    @habenabrahammassawino4886 6 ปีที่แล้ว

    wawwww ykireta nebsey nay behaki shideney tiemti derfi ninebsu ykireta zeybil seb nikalie seb kbil aykielin u nay behaki hiluf hiwetka tezekakir meharit niccc #like

  • @fsahatsionwelday9752
    @fsahatsionwelday9752 7 ปีที่แล้ว +2

    Amazing song, naybhaki blxti srah serihka shidu hawey.

  • @mussiemhretab6873
    @mussiemhretab6873 7 ปีที่แล้ว +6

    Absolutely amazing u are star of the year god job, continue!!!

    • @sidonafithi6390
      @sidonafithi6390 7 ปีที่แล้ว +2

      btaemi des zebill srah ajoka zihawey

  • @user-kl5sn6up4d
    @user-kl5sn6up4d 7 ปีที่แล้ว +6

    እቶም dislike ጌርኩምሉ ዘለኹም ሲ አታይ ኢዩ ተጋጊዩ። 100% nice song ሽደን ቀጽሎ፨ አቲ ኣርሓ ዝከውንሲ ብተይ ከሎ ኣይተፋንን......

  • @eritreasenafehakir8369
    @eritreasenafehakir8369 5 ปีที่แล้ว +2

    I hear that music still now in 2019

  • @semerealem8963
    @semerealem8963 7 ปีที่แล้ว

    ሺደን ዋው ኣበይ ነርካ ክሳብ ሕጂ ቡዙሓት ደርፊ ክዝርጉሑ ንርኢ ኢና እሞ ግን ኣይከማካን ፉሉይ ዩ ናትካ ቡሉጽ ስራሓት ዩ ተርእዮ ዘለካ #ኣይግረምኩም# ትብል ከማን ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀያ so keep it up ኣብ like kea aynewhdelu yehwat

  • @mereroanbori4710
    @mereroanbori4710 7 ปีที่แล้ว +2

    OMG the great poets Very very 👍🏿 Shidu Kem simu Kexilo ✌🏻️

  • @filimonmussie7572
    @filimonmussie7572 7 ปีที่แล้ว +3

    I watched many times but can't to stop listening really good

  • @senedmezengie7279
    @senedmezengie7279 ปีที่แล้ว

    Eza Derfi kabti Mejimerya hiji memelisa mesitateni Woww yebl Getmen✍️ Ziman Shidu hawey Nay behaqi yeqrita Nebsey🙏🌍🏃‍♂️

  • @hagersolomunhagersolomun8388
    @hagersolomunhagersolomun8388 2 ปีที่แล้ว

    ሽደነይ ጅግና ጅግና ኢለካ ኣለኩ በቃ

  • @erilifemusic4420
    @erilifemusic4420 7 ปีที่แล้ว +3

    des tibl derfi vioce waw tamir go head bro ❤❤❤

  • @ftawitsnetbebfetawisnetbeb6292
    @ftawitsnetbebfetawisnetbeb6292 7 ปีที่แล้ว +6

    shudu hawey nays muzic keslo nay bhaki

  • @keletehishal7883
    @keletehishal7883 7 ปีที่แล้ว +1

    one of the best talent singer keep going we waiting a lot 🎙🎙🎶🎶🎤

  • @user-vv5ef2yi6m
    @user-vv5ef2yi6m 7 ปีที่แล้ว +2

    wwwwwwwwwwwwww shiden arkey nay bihaki yikreta betami bes tebil
    Musik jeka ketilo ade kabtom hubbat kebekibiti

  • @LOVE-yw3tv
    @LOVE-yw3tv 7 ปีที่แล้ว +12

    ኡይ ኡይ ኡይ ኡይ በቃ ኣብ ምንታይ እየ ክኣቱ ኣነ በዛ ደርፊ ተጸሊለ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ሽደን ከም ስምካ፡(ለካ ጨካን ሙኻን'ሲ ኩሉ ዩ ዝኽእሎ።) ናተይ ሂወት ያ እዚኣ ኣደታትና ኣዋልድ ከሎይነን እምበር ኣሕ

  • @frexama8816
    @frexama8816 7 ปีที่แล้ว +3

    Shideney bravooo ajoka kexlooo 100%

  • @simontekle4444
    @simontekle4444 5 ปีที่แล้ว

    shiden the gread man fantastic music so enty kubelka meslka kabzom nay hugy generation zelwu menseyat rae zelka nufu dumxawe day forsa turay zeymhmak kexlo ezy arkey

  • @fnanfnan9803
    @fnanfnan9803 ปีที่แล้ว

    ኣነስ 5 ዓመት ሰሚዒያ ብፍላይ ለካ ጨካን ሙካን ሲኩ ኢዩ ዝክእሎ .ይቅረታ ነብሰይ