Shiden Solomon - Aynomey | ዓይኖመይ - New Eritrean Music 2017 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 1K

  • @melakemehari5244
    @melakemehari5244 4 ปีที่แล้ว +43

    ን ሽደን ዝፈቱ like ሃቡኒ ሽደን ዛፈቱዋ ደሪፋይ አሕ ዓይኖሞይ

  • @brhanetamene4721
    @brhanetamene4721 7 ปีที่แล้ว +29

    ካብቲ ደራፋይ ንላዕሊ እዞም ሪኢቶ ወሃብቲ ኣቅሲኖሙኒ፡፡ ፀርፊ የለ አደይ ማርታ የለ፡፡ Respect!!!

  • @sempom4882
    @sempom4882 7 ปีที่แล้ว +95

    ኣብ ስነጥበብ አርትራና ብሩህ መጻኢ ዘለዎ መንአሰይ።
    ምሳይ ዝሰማማዕ like የድየኒ።

    • @ariammesfunmesfun4589
      @ariammesfunmesfun4589 2 ปีที่แล้ว

      Nay bhakii des zabal demxii

    • @robelbrhane2042
      @robelbrhane2042 ปีที่แล้ว

      Qaaaaaaaaa❤aa

    • @robelbrhane2042
      @robelbrhane2042 ปีที่แล้ว

      ​@@ariammesfunmesfun4589a❤❤❤a

    • @robelbrhane2042
      @robelbrhane2042 ปีที่แล้ว

      ​@@ariammesfunmesfun4589aa😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@robelbrhane2042😢

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +517

    ሹዱ ኮሪዒዳ በዓል ውሑሉል ግጥሚ ጽብቅቲ ደርፊ ሽዱየይ ምስ ጡዑም ድምጽካ ኣጆካ በርትዕ፡ ኣብ ስነ ጥበብ ካብ ትጅምር ፉሉይ ስራሓት ዝረኣኩልካ ንፉዑ ኣጆካ ንሕና ከኣ ንሃቦ በሉ እቲ ሞራልና ካብዚ ዝበለጸ ሒዙልና ክመጽእ።

    • @meronchegora1292
      @meronchegora1292 7 ปีที่แล้ว +2

      Tesfie Habteab ..tesfia habibi ab youtube geza tekarika aleka mesleni zeytqdemi wediki

    • @wedieri9331
      @wedieri9331 7 ปีที่แล้ว

      Tesfie Habteab tesfit hasawi

    • @ፍቕሪዩአምነተይ
      @ፍቕሪዩአምነተይ 7 ปีที่แล้ว

      shedu shikor enqa bselam mesaka ata berhan gexu

    • @erapentertement1043
      @erapentertement1043 7 ปีที่แล้ว +1

      Tesfie Habteab hasawi zeytestewal gda

    • @wedieri9331
      @wedieri9331 7 ปีที่แล้ว

      Tesfie Habteab Anta hasawi

  • @eritreatv9126
    @eritreatv9126 7 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውውውውው ሽደን አንኳዕ፡ድሓን መጻካ ሶ ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ አዩ ኣጆካ በለ አቲ like comment ኣቦቱኡ ኣሎ

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 7 ปีที่แล้ว +192

    ሽደን ኣንበሳ ብሉጽ ስራሕ ካባካ ንጽበዮ ዩ፡ብፍላይ ግጥሚ ኣድኒቐካ፡ኣጆካ ቀጽሎ ወገነይ ናይ ጽባሕ ኮኾብ ኢካ።ሞራል ንሃቦ ኣሕዋት ንፉዕ መንእሰይ ዩ

    • @Merana10632
      @Merana10632 7 ปีที่แล้ว +3

      ነሽነሽ ተስፈኣለም habibi nmntay gin bsmka zeytitkem kef mandu waeee

    • @samsomasmerom6005
      @samsomasmerom6005 7 ปีที่แล้ว +1

      Neshnesh tsfalem ich vermisse dich und bin sehr gespannt auf die nächsten Tage

    • @Ibrahim-gp5wj
      @Ibrahim-gp5wj 7 ปีที่แล้ว

      tslam habibi wde eru

    • @kokobemenges8647
      @kokobemenges8647 5 ปีที่แล้ว

      samsom asmerom u

  • @abrahamadhanom7117
    @abrahamadhanom7117 4 ปีที่แล้ว +8

    እዛ ደርፊ ከትውጽእ ከላ 2017 ጽቡቅ ተዘክሮ ኣለኒ ክፈትዋ ምዓት የ ምልስ ኢለ ይዝክረላ ኣለኹ ስጋብ ሕጂ ምምናዋ ሲኢነያ stil now 2020

  • @arong20
    @arong20 7 ปีที่แล้ว +11

    እዋይ ድምፂ ኩሉ ግጥሚ ዜማ እንታይ ክዎፆ ብሓቂ ፈተያ ቀፅሎ ህያብ ኣብ ስደት ዝቕመጣ ሓበሻውያን ደቂ ኣንስትዮ ትኹነለይ ዝበልካያ" ብሓቂ ኣድኒቐካ Love you Eritrean Music'
    ካብ #Ethiopia እየ

  • @ናፍቖትሕሱም
    @ናፍቖትሕሱም 7 ปีที่แล้ว +16

    Well come ሽዱ ሓውና ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ውሑልል ግጥሚ ምስ ህርመት ኣጆካ ቀጽሎ ዳሃይካ ኣይትሓባእ ኣንታ ጅግና ።

  • @johanarefayne4335
    @johanarefayne4335 7 ปีที่แล้ว +1

    ሹድ ብጣዓሚ ቆንጆ ግጥሚ ምሰ ዜማ ኩሉ ነገሩ ደሰ ዝብል በረትዕ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀቃ የሃንሰ አረፋይኔ እየ ከብ ትግራይ

  • @kibreababraham8879
    @kibreababraham8879 7 ปีที่แล้ว +4

    ሽደን ትስፉው መንእሰይ እጆካ አስከ ደርፍታትካ ማራ ዩ ደስ ዝብለኒ!!

  • @erionestate8256
    @erionestate8256 7 ปีที่แล้ว +75

    ሙሉእ ግጥሚ ናይዛ ደርፊ (ዓይኖመይ የ)
    1,ዓይኖመይ የ እዚ ድዩ ናብራኺ እቲ ድሓንየ ትብልዮ
    ዓይኖመየ የ እዚ ድዩ ስደት ነዚ ኺ ክብሪ ዘልክዮ
    ግድን ኮይኑኒ ምስ ሳዓብክዎ ናብራኺ
    ሕሰምኪ በሪ ሁለይ ከመይ ምባርኪ ዓእይኖመይ
    2,
    ኖኖኖ ዓይኖመይ እዚ ሲ ናዓኺ እዋይ
    ኖኖ ኣይፋሉን ዓይኖመይ እዚስ ናዓኺ
    3,
    ሑሱም ቓንዛኺ ዊሕጥኪ ከም ደም ግርጻን
    ድሓኒየ ተብልክኒ ንኸይዳሃል
    ኣጆኺ ድሓእን ንስኺ ኮ ኔርኪዮ
    ኣነ ዝገርመኒ ከመይ ኢልኪኺ ኺኢልኪዮ
    4,
    ሞ ኻ ኣ ስደት እዚ ደንዳኒ እንዳ ደንደኖ ዓይኖም ነዚ ናብራኺ
    እሞ ኽ ኣ ስደት እዚ ፈታኒ እንዳ ፈታተኖ ዓይኖመይ ንስምዒትኪ
    ከይበርታዓኪ ምጻማም ከይ የ ጋጋየኪ እዚ ሙዕቡል ዓለም
    ሰጊርኪዮ ዓይኖመይ በዘይ ቀልዓለም
    5,
    ከይስዳዓኪ ምቾት እዚ ደላይ ሚላ
    ንጸጋም ገዲፍኪ ናይ ንእስነት ጎደና
    እታ ንጽህቲ ልበኺ ዓይኖንመይ እታ ዝፈልጣ
    ከም ኣ ኢላ ጸኒሓ ገለ ኸይለወጣ
    6,
    ፈጣሪ ሰማይ ሰድትና ኣሕጽሮ እምበር
    ዓይኖም ከምዚ ልካ ብራ ዝካል ኣይኮነን
    ዓይኖመየ ዓይንመየ ፈጣሪ ሰማይ ምሕረቱ ኣውርዶ እምበር
    ዓይኖመየ ዓይንመየ ከምዚ ልካ ናብራ ዝልመድ ኣይኮነን
    ድርብ( ስምራ )
    7,
    ዎ ዓኣይኖመይ የ ኣቲ ዓይኒ ገዛና
    ከመይ እልኪ ኺኢልክዮ ንስደት ዓዲ ጋና
    ዎ ዓይኖመየ ኣቲ ሃብታም ልቦና
    ከመይልኪ ለሚድኪዮ ንናብራ ዓዲ ጋና
    8,
    ዓቒሊ ዶ መሪጽኪ ተጻዊርካ ምንባር
    ባህሪ ዑጉሳት ተኻቢርካ ምኻል
    ዓቕሊ ዶ መሪጽኪ ተጸሚምካ ምንባር
    ባህሪ ለባማት ተኻቢርካ ምኻል (2) ካልኣይ ትድገም ቑጽሪ 7ን8ን)
    9,
    ዓኣይኖመ የ(2) ኣቲ ዓይኒ ገዛና
    ከመይ እልኪ ኺኢልክዮ ንስደት ዓዲ ጋና
    ዓይኖመ የ(2) ኣቲ ሃብታም ልቦና
    ከመይልኪ ለሚድኪዮ ንናብራ ዓዲ ጋና
    ምስልኺ ግን ኣይ ከምቀደሙን ኣይ ከምቀደሙን ተለዊጡ
    ሑሱም ስደት ኣይገድፈን ስብራቱ
    ኣይገድፈን ስብራቱ>>>>>>>>>>>>> Thank
    ዝኾነ ጌጋ ምስ ዝህሉ ብመሰረት ቑጽሪ ሓብሩኒ።

    • @bobmarley-fp8mp
      @bobmarley-fp8mp 7 ปีที่แล้ว +1

      ERI ONE STATE 4,5 mesta clip aykedan eyen mekeneyatu meste endaseteyet ametsu getemi gen kalee kem zemesleni hawawisewen alo

    • @merhawitewelde6148
      @merhawitewelde6148 7 ปีที่แล้ว +4

      Misghina Gezai eti meste zsetiwo zelewu neti Nay nesnet godena nxegam gedifki zbl u zwkl habtey natey

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy5573 7 ปีที่แล้ว +18

    ሹዱ መታዓቢቲ ይብል ዜማ ከሙኡ ውን ኪሊብ ኣጆካ እስካ ካባኣካ ብዝሕ ኢና ንጽበ ኣቱም ሰማዕቲ ካኣ ሃየ እስከ ነተባባዓዮ ምትብዓ ኢዩ ንስነ ጥበባባዊ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ዝውጽሖ።

  • @samsonbe4funti30
    @samsonbe4funti30 7 ปีที่แล้ว +37

    ሕሱም ቃንዛኺ ዊሒጥኪ፡
    ከም ደም ግርጻን
    ደሓንየ! ተበልክኒ ንኸይድሃል
    Amazing goney

    • @asmaitkefle7643
      @asmaitkefle7643 5 ปีที่แล้ว

      Sndro nshgrna nska tray eka trdeklna bka

  • @ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ
    @ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ 7 ปีที่แล้ว +81

    I am from etiopio .but i love u ertiran music ..shidu. i love u'r voice wow amezing
    ሺድ መክሰብ ጥዕምቲ ድርፊ ምስ ጡዑም ድምጺ ❤ሰጉመልና
    Like u shidu ኣምበሳ
    ❤ ዓይኖመይ❤ ♥
    ዓቅሊ‘ዶ መሪጽኪ ተጻዊርካ ምንባር
    ባህሪ ዕጉሳት ዝሃበካ ምክኣል
    ዓቕሊ‘ዶ መሪጽኪ ተፀሚምካ ምንባር
    ባህሪ ለባማት ዝሃበካ ምክኣል
    ያሆ ሺዱ ኣገናዕ ሓላል ስደት ድኣ ክንደይከ ዘየክእል 💝💝

    • @mogosasmerom2661
      @mogosasmerom2661 7 ปีที่แล้ว

      ETA ztamet kfal nayta rekibkaya habibi naa kxhfa hasibe nere

    • @mogosasmerom2661
      @mogosasmerom2661 7 ปีที่แล้ว +1

      ETA ztamet kfal nayta rekibkaya habibi naa kxhfa hasibe nere

    • @iamme9032
      @iamme9032 7 ปีที่แล้ว +2

      Meley ደበስ‘ዩ ምፍልላይና Hasawi

    • @kiddio7279
      @kiddio7279 7 ปีที่แล้ว +1

      ITS FUCKING AUTOTUNE IF U CANT HEAR IT

    • @yemane7405
      @yemane7405 7 ปีที่แล้ว

      marti meley Gisss

  • @ብዝሓለፈየመስግነካብዝመጽ
    @ብዝሓለፈየመስግነካብዝመጽ 7 ปีที่แล้ว

    እዚ ዳኣ ስደት ዘይኮነ ከርተት እንዳኣሉ ንነብር ዘለና
    ኣሜን ሽደን ሓወይ እዝግኣቢሄር ብሰላም ከርተትና ኣሕጺሩ ብሰላም ሃገርና ንምለሰሉ እዋን የምጸልና
    ናይብሓቂ ከኣ ደስ ትብል ደርፊ ቀጽሎ ካኣ ይብለካ ሽደን ሓወይ
    እምበር ምስልና ኣይኮነን ቅርጽና ክልውጠና ኢዩ እዚ ግዜ

  • @mogosaregay
    @mogosaregay ปีที่แล้ว +3

    ሸደን ናተይ እንታይ ኢል ከገልጽካ እሞ ኩሉ እዩ ናትካ
    ግጥሚ 100
    ዜማ 100
    ድምጺ 100
    ክሊብ 100
    ኣልኹሙ ዶ ከምዚ ናተይ ብሃንቆውታ ትጽበይዎ ንሸደን ኣቦ ጥበበ እሰኪ ሕፍሰ ዝበል ላይክ ንሸደን ሓወይይይ

    • @HLRM15
      @HLRM15 ปีที่แล้ว

      🥰

  • @b.a1302
    @b.a1302 7 ปีที่แล้ว

    ሽዱ ማለት ወርቂ ሰንሰለት ናይ ብሓቂ ዘይ ሃስስ ወሪቂ ኣካ ኣቤት ድምጺ ስሑል ይብል ግጥሚ ፡በል ኣጆካ በርትዕ ኣይትሕመቅ ኣጆካ ፡ እስከ ነዚኦም ንፉዓት ነተባብዓዮም ምትብባዕ ትኩን ዓቁምና

  • @habenhabeshawit3777
    @habenhabeshawit3777 7 ปีที่แล้ว +22

    ሕሱም ቃንዛኺ ዊሒጥኪ
    ከም ደም ግርጻን
    ድሓን'የ ተበልክኒ ንኸይድሃል
    ኣጆኺ ድሓን ንስኺ ካ ኔርክዮ
    ኣነ ዝገርመኒ! ከመይ'ልኪ ኪኢልክዮ
    Hertka touching zgebr poem

  • @sherifosherifo2385
    @sherifosherifo2385 7 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ሽደን ኣብዚ ንኡስ ዕድመካ ከምዚ ዓይነት ሓያል ግጥሚ እሞከኣ ኣዋናዊ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ንዜማ ዝገበረልካ ከኣ ከየመስገንክዎ ክሕልፍ ኣይደልን ኣጆኩም ቀጽልዎ ካባኩም ቡዙሕ ክንጽበ ኢና

  • @mossietewe5760
    @mossietewe5760 7 ปีที่แล้ว +27

    ንስካ ብዓይኖምይ: ንሕና ካኣ ብደርፍታትካ ተገሪምና: ሽደን ጭራ ዘይቡሉ ኣንበሳ።

    • @eritreamusic3045
      @eritreamusic3045 6 ปีที่แล้ว

      Mossie Tewe ክክክክክ ሳኣሃቅ ቀቲልካኒ

    • @semirmussa9345
      @semirmussa9345 5 ปีที่แล้ว

      Nfua ajoka xbuke. Serahhh

  • @hazomotv1561
    @hazomotv1561 6 ปีที่แล้ว

    I have listened to this song 100 times but i still love it
    ሰላምን ጥዕናን ንምነየልካ ንፉዕ ስነጥባባዊ ሽደን ሓውና
    Greeting from Eritrea African Heaven ምስ መሳርሕተይ

  • @stareyob3338
    @stareyob3338 7 ปีที่แล้ว +24

    Waw shiden konjo betam yamral I am from Ethiopia but I like Eritrean music and Eritrean people ❤

  • @euminatalya4031
    @euminatalya4031 7 ปีที่แล้ว

    ብሃቂ ዉፃእ ማዓት ዉዲ ጋሽ ሽኮር ኣብ ሄልን ሽዉ ኩሉ ስምዐዬ ማራ ኣደንጊፅካኒ በርትዕ ዓይኖመይ ዓይኒ ዓድና እድመን ትእናን ይሃብካ እሞ ብዙህ ክንረኤልካ ኢና ዓወት ክኣ ይምነይልካ from ehiopia tgraiy zalanbes

  • @frexama8816
    @frexama8816 7 ปีที่แล้ว +5

    Ybel u tiamrr music shideney ajoka kexlo tiamti zeytmno derfii 100% smurey wn kexlo ziema ybel u kulu kexlwoo 100%

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ተቐጺልካዮ ጽቡቕ መጻኢ ኣለካ ምኽንያቱ ተን ተውጽኣን ደርፍታት ጽቡቕ ግጥሚ ጥዑም ድምጺ ፍልይ ዝበለ ኣቀራርባ ኣለካ ስለዚ ኣጆኻ በርትዕ

  • @abitii
    @abitii 7 ปีที่แล้ว +10

    በቃ ዝኮነ ክፅህፍ ኣይክልን ኢየ ኣብዚኣ ስራህካ በቃ like like like ጥራይ 100000000 ግዜ ☀️☀️☀️☀️☀️

    • @osmanhasan9400
      @osmanhasan9400 7 ปีที่แล้ว

      abel haqi habib ana 100 100♡

  • @gziehayal7495
    @gziehayal7495 7 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ሰማይ ምሕረቱ የውርዶ እምበር
    ከምዚ ኢልካ ናብራስ ዝከኣል ኣይኮነን
    ግጥሚ ሞይታትካ
    እሞ ድማ እቲ ደርፊ ትሕዝቶ እንተ ሃልይዎ ንምንታይ ኢኹም ክዳን ቀያይርኩም ክትዘሉ ጥራይ ትረኣዩ። እዋይ ደርፊ ዘይፈልጥስ ከምዚ ምንእኣስ እኳ ይመስሎ። ሰኣን ሓቂ ምዝራብ እንዲና ሰባት ኣጆኹም ኣና በልና ነጥፍእ ዘለና። ርኸብዋ በሉ ደርፊ ዓድና ድሕሪት ተሪፉ። ዘሕዝን እዩ

    • @toronto314
      @toronto314 5 หลายเดือนก่อน

      ግጥሞ ደኣ እንታይ ክወጾ

  • @NaherSunshineEritrea
    @NaherSunshineEritrea 7 ปีที่แล้ว +6

    Shidu shikor ata ezi eten kadamot derfka key semakiwen ayfeltn hji kea salseyty amxilaley eske ahwat like comment share link nhgzo nic music shdenen continue bro100%

  • @teklomhaile6871
    @teklomhaile6871 7 ปีที่แล้ว +1

    ሽዱ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ ተስፋ ዘሎካ መንሰይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ ካባካ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ሽደነይ 💪💪👏👏👏❤

  • @ንጣብዝኽሪዘበን
    @ንጣብዝኽሪዘበን 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሕ ዓኖምይ ከምይ አልኪ ኪአልኪ ዮ" ንስደት ዓድጋና ንብሃሪ ስደት እቲ ብዓል ሃብታም ልቦና ዶ አልካያ ናይ በሓቃ ንግዜ ትምሰል ደርፊ ኣጀኻ ቀጽሎ።

  • @wedihazomo7253
    @wedihazomo7253 7 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ድስ ትብል ኣዚያ ትስሕብ
    ሓያል ገታማይ ኣጆኻ በል በርትዕ
    So 99% ሂበካ ኣለኹ።

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +17

    እቲ ሃረር ክብሎ ዝከረምኩ በዓል ረዚን ጥበብ!!! ሽደን! ሽደን ከም ሽሙ!! እስኪ ዕበየልና! ውሕሉል ጥበብ ዝሓለፎ ስራሕ!!!

  • @hawisereki8302
    @hawisereki8302 7 ปีที่แล้ว

    ወይለከ ናይ ሓበሻ ነገር ስደት መጺካ ደኣ ኣብ ቪላ ኣብ ኦፊስ ድዮም ከትዉካ ደሊካ 15 ዓመት ተቀሚጥና ከማን ኮሙ ኣይረከብናን ግዳ ተስፋ ኣለካ ጹብቅ ስራሕ ዓይኖመይ

  • @ዓለምብትግርኛ-ኀ6ኸ
    @ዓለምብትግርኛ-ኀ6ኸ 7 ปีที่แล้ว +10

    እንቃዕ ደሓን መጻኻ ሸዱ ነብሲ፡ ጥዕምቲ ደርፊ'ያ ምስ ከናሪ ድምጺ ከምዚ ጌርካ ደኣ ጆባእ በለና ከይ ደንጎኻ ይሕዋት ከኣ ላይክ ጌርና ነታባባዓዮ ነዚ ንኡሰይ ናይ ሎሚ ዕንባባ ናይ ጽባሕ ፍረ ክኾነልና ምእንቲ

  • @ዮኒሰብዝዘርኦኢዩዝዓጽድጽ
    @ዮኒሰብዝዘርኦኢዩዝዓጽድጽ 7 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክ ኣታ እንበር ዓይኖም ስም ናይብሓቂ መሪጽካላ ዓይና ክንደይ ይገጅፍ'ዩ ። ብጣሚ ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽሎ ብሩከይ።

  • @ribitv7679
    @ribitv7679 7 ปีที่แล้ว +36

    ሽደነይ ናተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣይትጥፍኣና ስከ እቲ ምትብባዕ ከኣ ናባና ግደፎ 7th Comment በጥ Tesfie wedi Habteab$ነሽነሽ ተስፋኣለም ቀዲመኩም

    • @meharirezene6349
      @meharirezene6349 7 ปีที่แล้ว +2

      ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ 0

    • @ribitv7679
      @ribitv7679 7 ปีที่แล้ว

      Mehari Rezene ኢሂ፡ክብረተይ

    • @heroking4254
      @heroking4254 7 ปีที่แล้ว

      ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ a pq

    • @ብዝሓለፈየመስግነካብዝተረ
      @ብዝሓለፈየመስግነካብዝተረ 7 ปีที่แล้ว

      Mehari Rezene ድሁል

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@heroking4254😢

  • @simonhadish2197
    @simonhadish2197 7 ปีที่แล้ว

    Kab nenhehed zey balalex whdet waww
    Shedeen bezuh tesfa alona
    Thankisssssss

  • @lidumekseb5335
    @lidumekseb5335 7 ปีที่แล้ว +22

    Aseyyyyy aseyyy ata fewusi libi mexikaley do shideneyyyyy gele aynet music 😘😘😘😘😘❤

    • @arhiloabadi2073
      @arhiloabadi2073 7 ปีที่แล้ว

      lidu mekseb naybhaki deki nayhimamey

    • @lidumekseb5335
      @lidumekseb5335 7 ปีที่แล้ว

      Della Clark thanks 😘😙😘😍😍

    • @medatekie5556
      @medatekie5556 7 ปีที่แล้ว

      lidu mekseb werenia

  • @furutunaselemuna8165
    @furutunaselemuna8165 7 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy shiden hawey enqa bselam✋ mexaka nay behaki lbika❤ ttnkf derfi ya tesfi zeleka seb eika ab Sarahka ksanet yimineyelka thanks my bro💗💗💗👍👍👍👍👍

  • @ኣይትገራህልበይ-ኰ5ጀ
    @ኣይትገራህልበይ-ኰ5ጀ 7 ปีที่แล้ว +7

    Really you have bright future. You do it, I can't explain it No word Bro. Keep it up

  • @mulubrhankidane8199
    @mulubrhankidane8199 7 ปีที่แล้ว +2

    ኣብዚ ኔሄልካ ውሑል ግጥሚ ምስ ሙዚቃ ክትሰምዖ ዝግደደካ ቀጸሎ ዘዓርከይ 100 /100

  • @mbtrta1605
    @mbtrta1605 7 ปีที่แล้ว +9

    ድምፅካ ብተፈጥራዊ ውህብቶ ዝተዓጀበ ብሙካኑ ሳሓባይነት ኣለዎ። ብፍላይ ትሕዝቶ እዛ ደርፍካ ኣብ ስደት ዘሎ ሂወት ብግልፂ ሰሪሕኩማ ኢኩም. .. ግና ገንዘብ ስደዱ ምባል እንተዘቛርፁ ( ካብ ከመይ ኪእልክዮ ስደት )ምባል ክንደይ ግርም ነበረ ።
    ጎበዝ ቀፅለሉ ! ነታ ጓል ድማ ኣድንቀለይ ።

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 7 ปีที่แล้ว

    ሽደን ብቀዳምነት እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ
    ኣብትገብሮ ስራሓት ግጥምኻ ጻዕርኻ
    ፈጣሪ ይታሓወሶ ኣጆዃ በርትዕ ጹቡቅ
    ዝናኣድ ስራሓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ዝያዳ ሎሚ ንጽባሕ ክትብርኸልናስ ጻዕሪኻ
    ኣሕይል ስነ ጥበብ ደረት ስለ ዘይ ብላ
    በርትዕ ጽብቅቲ ደርፊ

  • @abelsamrawi
    @abelsamrawi 7 ปีที่แล้ว +33

    ዓዮኖም ማለት ብ ግእዝ ክቱርጎም ኮሎስድትኛ ማለት ዩ ብርቮ ዓርኩ ኣቃሊዕካና

    • @tesman5836
      @tesman5836 6 ปีที่แล้ว

      Yewardka abenay mexshaf rekibkayo

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 5 ปีที่แล้ว

      በርኔንተ ሰርጌንተ ዓርከይ ክክክክክ

  • @temesgenbeyene7125
    @temesgenbeyene7125 7 ปีที่แล้ว +2

    ሽደን ሓቢቢ ገለ ዓይነት ስራሕ ክረተይ ቐጽሎ አምላክ ምሳካ ይኩን

  • @Mister-Christer
    @Mister-Christer 7 ปีที่แล้ว +4

    God bless all Eritrean, I love you guys :)
    Kyrie Eleison

  • @maekeleandom9892
    @maekeleandom9892 7 ปีที่แล้ว +1

    ሽዱ ጎብለል ጽቡቅ ግጥሚ ከምኡ ከኣ ክሊፕ ማለት እዩ ብሉጽ ስራሕ ኢና ንጽበ ካባካ ኣጆኻ በርትዕ ንሕና ከኣ ተስፋ ምሃብ ድሕር ኣይንብልን ኢና ኣጆኩም ደኣ።

  • @GojeM-w4x
    @GojeM-w4x 7 ปีที่แล้ว +11

    ጽቡቅ ስራሕ ንፉዕ ኣይትሕመቅ

  • @teklesenbetzayney7800
    @teklesenbetzayney7800 7 ปีที่แล้ว

    መቕሰነይይይ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ጽቡቕ ስራሕ ዝጉሓፍ ዘይብላ ብርዕኻ ይሰስን ሽደነይ

  • @bini.wedieri6785
    @bini.wedieri6785 7 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓኪ ሽደን ወድዲ ብሩህ ኢዩ ቅድመካ ኢንትዒ ካልኦት አንበር ኣነስ ኣመስመርካ ይቲካኒ ኣብሽር ሓቢቢ

  • @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ
    @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ 7 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ሽደን ጅግና ኣጆኻ እስከ ቀፅለሉ ውሕሉል ግጥሚ ምስ ፅቡቅ ድምፂ

  • @tewahdo874.
    @tewahdo874. 7 ปีที่แล้ว +320

    ኣነ ኩሉ ግዜ ነዞም like ሃቡኒ ዝብሉ ጸላእዮም እየኔረ ሕጂ ግን ሓደ ዓርከይ
    ኣሎ 50 like ረኪበ ክጥዕም እንዳበለ ኣሕሲርኒ ::
    ሓሲበ ትም ኢልና ካብ ንጻረፍ ቅድም ዜይንጥዕም ካብ ምባል እነኩ መጽየ
    እስከ ኣሕፍስ ኣቢልኩም like ሃቡኒ ፍትዋት
    እቶም ዘይጠዓምኩማ ከኣ ምስ ጠዓምክዋ
    መቀረቱ ክነግረኩም እየ ኣብ መስመር ጽንሑ . Sorry ግን መቀረት ክፈልጥ ስለ ዝደለኩ ጥራይ እየ ብካልእ ኣይትረድእዎ ደቂ ዓበይቲ

    • @alexandergiorgo3452
      @alexandergiorgo3452 7 ปีที่แล้ว +7

      mehari Gombolo ጽብቅቲ ሜላ ኣለማምና እያ ሓደ ግዜ ተጠቂመላ ኔረ እየ

    • @mosobgash9276
      @mosobgash9276 7 ปีที่แล้ว +2

      mehari Gombolo hahahhh Mhrie wedi ashikana ko

    • @idrisomer9065
      @idrisomer9065 7 ปีที่แล้ว +2

      Shiden solomon ata ambesa 1000 🎶🎶🎶🎶🎷🎧

    • @tewahdo874.
      @tewahdo874. 7 ปีที่แล้ว +2

      Haileab Mengs ክክክክክክ ፈትናስከ

    • @tewahdo874.
      @tewahdo874. 7 ปีที่แล้ว +3

      Alexander Giorgo እሞ ከምዛ ናተይ ከሲብካላዶ ክክክክ

  • @meronmieri3179
    @meronmieri3179 7 ปีที่แล้ว

    ያጀምዓ ነተባብዓዮ እስከ ነዚ ውልዶ መንእሰይ
    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሽደን ኣጆካ በርትዕ

  • @eseyashayie8020
    @eseyashayie8020 7 ปีที่แล้ว +3

    ሹዱ ወገነይ ጡዕም ድምጺ ምስ ኪሊፕ ከም ኩሉ ጊዜካ ፡

  • @searefitiwi6342
    @searefitiwi6342 7 ปีที่แล้ว

    ሽደን ብራቦ!ደርፍኻ ዘበለ ማራ ኢዩ ዝስሕበኒ ናይ በሓቂ ኣብዚ ኣሎ ስነ ጥበብ ማለት ምስ ዉሕሉል ግጥሚን: ኣተኣላልያን:በቃ ከምቲ ዘይለ ኣጆኻ ዚያድ በርቲዕ GBU

  • @samizeydesta7465
    @samizeydesta7465 7 ปีที่แล้ว +23

    Shiden wedi gash nay hmamey asliiiiiiik

  • @melatmegabi8102
    @melatmegabi8102 ปีที่แล้ว +1

    ሽደነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ

  • @binigmichael2117
    @binigmichael2117 7 ปีที่แล้ว +3

    As Eritrean im proud of this music, you did it! Its like well coordinated with impressing video clip keep it men, hope see you soon with better products...thanks!

  • @asmelashlukas7787
    @asmelashlukas7787 7 ปีที่แล้ว +2

    ባሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ !!!!!!!

  • @samielfn2640
    @samielfn2640 7 ปีที่แล้ว +3

    shden kab kale seb gtmi qeytqbel nay seb entekoynu nay rebha koynu keyterf tetenqeq
    natka zwetso yeblun 👌👌👌

  • @shikorina6165
    @shikorina6165 6 ปีที่แล้ว +1

    Shidu shikor lebam! your little sister is very lucky to have a brother like you! You’re amazing & very talented! I love your voice❤️😘😘😘😘😘😘👍🏾👍🏾👍🏾

  • @fishbarentu7370
    @fishbarentu7370 7 ปีที่แล้ว +3

    Shiden Nice song tebatay gitmi & semere zema kaw kaw forsa forsa endymo deki gash

  • @lionebro5544
    @lionebro5544 7 ปีที่แล้ว

    ሽዱ ጅግና ናይ በሓቂ ስርሓት እንታይ ክወጾ ኣጆካ ቀጽሎ ኣታ ወዲ ንስካ .ሲ እንካዕ ትወለድካ ወዲ ጋሽ ጻዕዳ

  • @ፍርቱናዕባይጨርቆስ
    @ፍርቱናዕባይጨርቆስ 7 ปีที่แล้ว +4

    ሹዱ ልዩ በጣም ኣሪፍ ዘፈን ደሞ ስወድህ

  • @merryhaile5915
    @merryhaile5915 7 ปีที่แล้ว

    ዋዉ ብልጽቲ ደርፊ ሽደነይ ኣጆካ ቀጽሎ በዓል፡ብሉጽ ግጥሚ፡ምስ ዜማ ምስ ግጥሚ 100%

  • @ዮናስዮናስ-ሠ3ዐ
    @ዮናስዮናስ-ሠ3ዐ 5 ปีที่แล้ว +5

    ኪሳብ ሂጂ ኢየ ዝሰምኣ ዘለኩ
    1.12.2019

  • @Sunlover__1997
    @Sunlover__1997 5 ปีที่แล้ว +18

    9.8. 2023 🎶ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ ❤😓

  • @zerisenayhaylemikael7291
    @zerisenayhaylemikael7291 7 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሰልየ፡ኣቤት ወ ከማካ ስ ፡ኣሽሓት ይፈጠሩ ናይ ብሓቂ ኣጆካ ኣኩሪዕካና

  • @filimonmetantsbahkhayshkab371
    @filimonmetantsbahkhayshkab371 7 ปีที่แล้ว +3

    moka sdet ezi dendani! nic job Shdeney ja sdetna yehtsro ✍🏻🤝👈

  • @mosobgash9276
    @mosobgash9276 7 ปีที่แล้ว

    ሽዱ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ፡ምስናይ ውቁብ ግጥሚ ፡ኣጆኻ ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቕ።

  • @robelhaile4344
    @robelhaile4344 7 ปีที่แล้ว +36

    I am from Ethiopia i like Eritrean music nic music shidan

    • @ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
      @ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 7 ปีที่แล้ว +2

      Robel Haile, we love you too bro

    • @johanz490
      @johanz490 7 ปีที่แล้ว +1

      Nic pic Shidu Aslawi

    • @robelhaile4344
      @robelhaile4344 7 ปีที่แล้ว

      [Amine Security youtube] yqenylay yehwet sele eti like en commenten enber ane si chiuw zebaleku Eritreawi eye.

    • @xinatxegay1701
      @xinatxegay1701 7 ปีที่แล้ว

      kem cheww hkekk dea ...men blux seb eu eritreawi eluka ka kindzi tchiuwachewww.

    • @robelhaile4344
      @robelhaile4344 7 ปีที่แล้ว +1

      xinat xegay Eway ati sedi kemay afeki kalibe yeshinalu kefiti malehas neaki ember kam chawie yahikeke sedi .

  • @ኣዝማሪኖወዲጎዳይፍ-ፐ9ተ
    @ኣዝማሪኖወዲጎዳይፍ-ፐ9ተ 7 ปีที่แล้ว +4

    ሽደን ይዓክ ይበል ግጥሚ ምስ ዜማ ይሕዋት ኣነ ውን ግጥሚ ይገጥም የ ዝደሊ ክምዉሎ ይክእል የ Like Like ክኣ ንሽደንን ንዓይን ሓሓንቲ ጠዉቁልና

  • @yohannessium9948
    @yohannessium9948 7 ปีที่แล้ว

    ኣነ ዚገሪመን ሽደን ኢቶም ሙሩጻት ቃላት ቅድ ኩሪናዓ ዚባሃሉ ኣዚካ ኢካ ትመሪጽ ፍልትን ጥዕምትን ደሪፊ ኣጆካ ቀጽሎ በርትዕ ናይ ብሓቂ ጎበዚ ኢካ

  • @zemachabadi5439
    @zemachabadi5439 7 ปีที่แล้ว +5

    Shdu nay hmamey kemey dika tehguseni ata mkseniyey ajoka eske kexlo niceeeee vocie aleka

  • @tsegaynegassi572
    @tsegaynegassi572 7 ปีที่แล้ว

    ዓይኖሞ'የ ኣቲ ዓይኒ ገዛና
    ከመይ ኢልኪ ክኢልክዮ ናብራ ዓዲ ጓና።
    ሽደን ሽደን ልዕሊ ትጽቢተይ ዝነኣድ ስራሕ ከም ወትሩ።

  • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
    @azmiethiopiawetngnazmietih1374 7 ปีที่แล้ว +56

    ፍሉይ ክልፓ እዩ አርፍ ነው ተመችተኞል ጋይስ ላይክ እንዳትረሱ

    • @justdoit-xw5rn
      @justdoit-xw5rn 7 ปีที่แล้ว

      +Angelita Wood looking so exceedingly or outstandingly gorgeous while I am seeing on the Skype top so.... am eligible by u .Skype. Cedric. arncheroul.give me those original illustrate in order to know u then I will show you free 5 min more+++ than you are want to now.

    • @justdoit-xw5rn
      @justdoit-xw5rn 7 ปีที่แล้ว

      +Angelita Wood looking so exceedingly or outstandingly gorgeous while I am seeing on the Skype top so.... am eligible by u .Skype. Cedric. arncheroul.give me those original illustrate in order to know u then I will show you free 5 min more+++ than you are want to now.

    • @habeneritrewitwawwsebshiko418
      @habeneritrewitwawwsebshiko418 6 ปีที่แล้ว

      wawwwww kedameyti xihife please like adyni

    • @عاصمموسىصالح
      @عاصمموسىصالح 5 ปีที่แล้ว

      عسل

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@user-sz6cs1sl2g😢

  • @niemandlijmik9138
    @niemandlijmik9138 7 ปีที่แล้ว

    ሽደነይ ጅግና ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ምስ ጡዑም ጎሮሮ ፡ mach weiter bro

  • @merhawitesfagergsh3193
    @merhawitesfagergsh3193 7 ปีที่แล้ว +6

    ሹድ ኣንበሳ ኣጆካ ጽቡክ ሰራሕ

  • @ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ
    @ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ 7 ปีที่แล้ว

    ዓይኖመይ እወ ዓይኖመይ።
    ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ሽዱ
    ጅግና። ማኽ ቫይታ
    ቫይታ። እሽ ቫርተ ኣውፍ ዲሽ።

  • @nakfacr7503
    @nakfacr7503 7 ปีที่แล้ว +36

    Kemey dika Meksen Shden jgna like aske aynbkek moral n shden 👂

  • @gezenashow9884
    @gezenashow9884 หลายเดือนก่อน +1

    Woww am still listening 9/11/2024
    Fetewti shiden like giberu

  • @divora5839
    @divora5839 7 ปีที่แล้ว +4

    ኣይዞኻ በርትዕ ዓይኖመይ

  • @negasigebretnsae2095
    @negasigebretnsae2095 7 ปีที่แล้ว

    Ich bin von Schweiz gefällt mir deine music mache so weiter shiden du bist ein gute Mensch

  • @mihretabokubamicheal7156
    @mihretabokubamicheal7156 7 ปีที่แล้ว +3

    Mara eye zedneqeka shiden nay himamey gen kurub aytdenguyena kale entay kewoxo Clip and demxi ab betu eyu

  • @hopetom359
    @hopetom359 7 ปีที่แล้ว +2

    That's really amazing! You just expressed what in real life happenning is. Am so proud of you Shiden. Go ahead. You gonna come to the Top!

  • @ማርታጋልመቐለ70አንድርታሃ
    @ማርታጋልመቐለ70አንድርታሃ 7 ปีที่แล้ว +25

    ማር ኣጀካ ብል ግን ኩሉ ሙዝቃካ ክበደይ አየ ዝብለዐኒ ግለ ነገር ኣለዉ

    • @desalesefu9096
      @desalesefu9096 6 ปีที่แล้ว

      AZE DERFI DAS KETBELEN MAT EUI SIDEN ASLI

  • @herlso6519
    @herlso6519 7 ปีที่แล้ว

    Btaemi Xbikti Derfi. Kabzi Telimatni Telimeya zbl yezana Anawixu Zelo Nay 2 Mealti Derfi Adhinkana. Thanks more and Go Ahead👉👉👉👉👉😍

  • @maezenhiwetchanel4565
    @maezenhiwetchanel4565 7 ปีที่แล้ว +3

    ኮንፊደንስ ሙሉእ ንሱ እንተልካ ከኣ ሽገር ይብልካን ዶች ወላ ክትደርፍ ትክል ኢካ ።ኣብ ቀጻሊ ዶች ክጽበየካ ኢየ።ናይስ ሶንግ ብሮ

  • @ኤርትራውያንእናጋልኤሪ
    @ኤርትራውያንእናጋልኤሪ 7 ปีที่แล้ว +1

    Wow 😳 shiedenawi aslawi kmy dika zemenawi thank you 😊 key amesgenkulqa ayhalefien ye keep it up yene tafach 😘👍👍👍🤞🤞😍😍pls like eba habuni 😜

    • @senaytgg7645
      @senaytgg7645 7 ปีที่แล้ว +1

      wawwwwww wedi gashe kamy dika wegeney ajoka 😘😘💋💋

  • @nazriettekie4151
    @nazriettekie4151 7 ปีที่แล้ว +4

    Nice job shiden bro and be continued

    • @yohanakflom7760
      @yohanakflom7760 7 ปีที่แล้ว

      nazriet tekie hafti awet selam dyu

    • @nazriettekie4151
      @nazriettekie4151 7 ปีที่แล้ว +2

      Yohana Kflom I'm fine bro or sis! say I'm proud of you and miss you to him if is he around u

  • @selamnega7326
    @selamnega7326 7 ปีที่แล้ว

    ስደን ሓወይ ናይ ባሓቂ ኑፉዕ ኢኻ ሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ተስፋ ጽባህ ምስ ሎሚ ካብ ኣድናቂኻ ክብረተይ ኣጆኻ ተጸበይቲ ቡዙሓት ኢና ሞ ኣጆኻ ንኳራራዕ

  • @user-km8hi7vk7c
    @user-km8hi7vk7c 7 ปีที่แล้ว +3

    Emmmm seyyy 👍🏻👍🏻👍🏻

  • @erisudanchannel2318
    @erisudanchannel2318 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ብልጽቲ ደርፊ ሽደን ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @mili3140
    @mili3140 7 ปีที่แล้ว +163

    Wawww yes kedameyti xihife like me please

    • @daniwedimaytemenay3374
      @daniwedimaytemenay3374 7 ปีที่แล้ว +1

      mili love you mam kale ke entay tdelyi

    • @ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ
      @ተዋህዶእምነተይ-ኘ9ዠ 7 ปีที่แล้ว +2

      mili love you mam ,yes ቀዳማይ like ሂበኪ ክክክክ ደስ ክብለኪ ሂበክ'ለኹ.

    • @habeshatiktokers4678
      @habeshatiktokers4678 7 ปีที่แล้ว +7

      mili love you mam ቁጽሪ ቴሌፊንኪ እንተ ሂብክኒ ብ ሰለስቲኤን ኣካውንተይ like ክብለልኪ እየ

    • @wedihaylat2217
      @wedihaylat2217 7 ปีที่แล้ว +1

      Gele aynet des zebl srah kexlo

    • @jaredkidane5247
      @jaredkidane5247 7 ปีที่แล้ว

      mili love you mam keytemarri like

  • @filmonapp6493
    @filmonapp6493 7 ปีที่แล้ว

    One step close to legend.keep going bro.who agree wiz me?

  • @robelboy9420
    @robelboy9420 7 ปีที่แล้ว +3

    Wwww Shidu Getmi and forma ab betue gen N'aynomey ktesraha nierka keep bro

  • @teddyteddy2203
    @teddyteddy2203 7 ปีที่แล้ว

    ሽዱ ጅግና ብጣዕሚ ደስ ተብል ደርፉ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ካብዚንላእሊ ክትሰርሕ ከኣ ንትስፎ::🎤💯💯✌️

  • @reggaemusicdave9645
    @reggaemusicdave9645 7 ปีที่แล้ว +3

    abzi aleka jigna kgermekum ane hada sne tbebawi kgelxo keleku ab gtmi zema eye zrie tm elka aykonen bebiedka so shiden kem shmka tebae eka kab arkka wedi keren

  • @iminlove6516
    @iminlove6516 7 ปีที่แล้ว +1

    Waaw you have amazion voice and wonderful poem. I am proud of you my bro. keep upp ur Great job