ሰብ ኢሎሞ - ትጽቢትን ክውንነትን Seb Elomo - By Memhr Teame Arefayne Eritrean Comedy 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 332

  • @bestronganytime7814
    @bestronganytime7814 ปีที่แล้ว +55

    ኩሉኹም ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ኣብዚኣ ዘለኹም'ሲ ናይ ብልቡኩም ድኹም ትጽሕፍዎ ዘለኹም አዚ ኮመንት , ንምንታይ ሓቂ ነይንዛረብ 95% ኣብዛ ፊልም ዘሎ ዘረባ ሓሶት ኢዩ, ጌጋ ክገብር ከሎ ሰብ ጌጋ ምባል ሃገርካ ምጽላኣ ኣይኮነን, መውኣልና ፌክ ኮንይና ኣይንንበር ሃላኽ ደኣ ይብሃል አዚ. ወድሓንኩም ደቂ ኤረይ.

    • @binishkor483
      @binishkor483 ปีที่แล้ว +5

      Bravo 👏 ኣብቲ ሰብ ዝጋገይሉ ተጋኪኻ ምባል ሰብ የፈትዎ እዝጊ ውን ይፍትዎ። ፖሎቲካ ቀይሮማ ድራማ

    • @heruyefkir9003
      @heruyefkir9003 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👍

    • @delayselam5278
      @delayselam5278 ปีที่แล้ว +6

      Ezgi azarebeka, entay emo abzi comment gega ente elka nay tgrayka gber eyom zbluka. Ab Ertra tray eyu gega mbal zeyfked. Zehzn eyu.

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 ปีที่แล้ว

      ​@@delayselam5278tigrawot dea iwe nay tigraykum giberu.

    • @henoklibsu4841
      @henoklibsu4841 ปีที่แล้ว +1

      Xbuq agelalxa hasabka fetiyo 👍👍👍

  • @homesweethome8716
    @homesweethome8716 ปีที่แล้ว +19

    ብጣዕሚ ተሕዝን ፊልም!! ኣነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እየ ዘለኩ 8 ዓመተይ ነገር ግን ከምዚ ዝብልዎ ዘለዉ ምንም ኣይረኣኩን። ነቶም ትግራዋይ ኢካ ትብሉኒ ኤርትራዊ እየ። ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ከኣ ንርእዮ ነስተማቅሮ ኣለና!! ኣብ ዓድና ዝሰኣናዮ ሰላምን ዕረፍትን ኣብ ኢትዮጵያ ረኪብናዮ ኣለና።
    ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ እዩ እዚ። ሕጂ ከኣ ምስ ወያነ ምስ ወዳእኩም ምስ ፌደራል ክትጅምሩ ኢኩም ክክክክክ

    • @lulululu2675
      @lulululu2675 ปีที่แล้ว +3

      ይገርም ኢዩ ኣብ ዓድና ናጽነት ዘይረከብናዪ አብኣ ኬድና ከም ድላይና ስለ ዝኮነና ርእሶም የሕሚምዎም መጋነንቲ ሐቂ ዘዝተዛረበ ትግራዋይ ክትበሉ ግዜ ሐሊፍኩም

    • @haragualertra6764
      @haragualertra6764 ปีที่แล้ว

      Kemuu iyom zmeslu zelewu ykdenena Yu zebl 😌

    • @salon3641
      @salon3641 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhki ane m 5 amet teqemite banki tzarebu sdrana 5000 ina nhbekum endablkum aseratikumom si nay Ethiopia bank Ethiopia teshgirna aynfelten hasot kulu gize

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 ปีที่แล้ว +7

    ሰብ ብሰብ ክምካሕ ፈጣሪ ዘይፈትዎ ተግባር እዩ ። ቁሩብ ኣታ ደራሲ ናይዛ ድራማ ኣምላክ ይርኤኒ ኣሎ ከማን ኣይትብልን። ዛ ሂወትና ዝሓዝናላ ነገር ስለዘየለ ኣይንመካሕ ደኣ።

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
    @ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ ปีที่แล้ว +22

    ክክክክክክክ ናይ ብሓቂ ከም ኤርትራ ኣብዝኮነ ይኹን ሃገር የለን ዶ ኢልኩም ክክክክክክክ ድኽነት ሓውኻ ምቅታል ልቺ ዘይብሉ ማይ ዘይብሉ ሃገር ኢያ ኤርትራ ስለ'ዚስ ከም ኤርትራ ኣብዝኮነ ሃገር መከራን ሕሰምን የለን ክክክክክክክክክክክ ተደንግጹ ስነጥበባውያን እንተኮንኩም ግን ንህዝቢ አቲ ዘሎ ሓቂ ዘይትነግርዎ ለኻብጥ ፈተውቲ ድግታቶር 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @MielatMussie
    @MielatMussie 5 หลายเดือนก่อน +1

    Makina shabia 😂😂😂😂😂😂😂

  • @lemilemi2452
    @lemilemi2452 ปีที่แล้ว +9

    ሓሸውቲ ኣብ ኤርትራ ሰላም ኣለዩ እታ ሃገር ሰላም እተትህሉ ህዝባ ፋሕ ኣይምበልኩምን ሃገር እንዳማትኩም ካብ ምንሻው ሃገርኩም ሰላም ግበሩ

    • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
      @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ ปีที่แล้ว

      ሰላም ዳ በዚሑ እካ። ብለይቲ ሰብ ከም ድላዩ እዩ ድዛወር። ሰብ አዱ ገዲፈ ድስደድ ዘሎ እኮ ስራሕ ስለ ዘየለ እዩ እምበር ካልእ ወዋላሐንቲ ምክንያት የብሉን።

  • @tsarkangaltigray8237
    @tsarkangaltigray8237 ปีที่แล้ว +8

    ኣነስ ክፈትወክም ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ገረበትና🥰🥰🥰🥰🥰

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 ปีที่แล้ว

      ኤህ ፃርቃን ዕብዲት ለሓስሓስ ክትብሊ ግዜኺ ቀቲልኪ😂😂

  • @adulis73
    @adulis73 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ደሓን’ዶ ደኣ: ሕማቕ ናይ ጎረቤት ምግዋሕ።
    ብውሓለኹም።

  • @dawitkifle9183
    @dawitkifle9183 ปีที่แล้ว +15

    እንዳ ህግደፍ ምስ ብልጽግና ኣይተቃደናን ዝዓይነቱ መልእኽቲ ምዃና ድዩ ቀደሙስ ሰብ ከተለክሙ ኢኹም ወዳኢትኩም ትምጻእ መንእሰይ ኤርትራ ዘርሞ ዘርሞ ጌርኩሞ

    • @Elen5264
      @Elen5264 ปีที่แล้ว +2

      Dawit hewey felitkayom aleka .eziom xlei eyom zgusgusu zelewu eritreawin nkhu.

    • @gualbahtahagos7001
      @gualbahtahagos7001 ปีที่แล้ว +1

      Dawit hawey terediuna ko ziom kkkkkk zikulu tedemrenal fkr yashenfal tebahilus blash aye hgdefawian

  • @rshu7891
    @rshu7891 ปีที่แล้ว +10

    ኣብዛ መደብ እዚኣ ሓሶት እዩ ዳርጋ ፍርቂ ስለዚ ሓቂ ንፍቶ😢😢

  • @binishkor483
    @binishkor483 ปีที่แล้ว +30

    ኩሉ ከማኹም ደንቆሮ'ዩ ዝመስልኩ ክንድቲ ንፍትውኩም ከይንጽልኣኩም። ሓቅነት ዝልዎ ሓብሬታ ኣሕልፉ ውይ ከንዕጽዋ ኢና ንዛ ቻነል ።

    • @samru2018
      @samru2018 ปีที่แล้ว +4

      😂😂😂

    • @eseyaswerede6052
      @eseyaswerede6052 ปีที่แล้ว +4

      Kkkkkk

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 ปีที่แล้ว

      Ab guday Tigray atekur ab nay Tegaru chanel ired .

    • @roberobe2954
      @roberobe2954 ปีที่แล้ว

      Mejmrta entay yebil alo aresti felxo denkro

    • @meazahabte5639
      @meazahabte5639 ปีที่แล้ว +4

      Eway temesgen zrdae seb bmrkabey smewom hgdef asewuti

  • @lunatesfit
    @lunatesfit ปีที่แล้ว +22

    መብዛሕቱ ዝበልካዮ ሓቂ እኳ እንተ ኾነ ኣብ ባንኪ ገንዘብ ኣየእትዉን እዮም ትብል ዘረባ ካብ ሓቂ ዝረሓቀት እያ። ክሰርሕ ንዝደሊ ከኣ ብዙሕ ባይታታት እዩ ዘሎ።

    • @atakltihagos-cw8xb
      @atakltihagos-cw8xb ปีที่แล้ว +1

      Ane wn abta baki tegagu eu

    • @ygttv557
      @ygttv557 ปีที่แล้ว +1

      Sekitom eyom eziom bzaeba ab wishti Eritrea zelowu keyserhu bzaeba ab sidet zelewu.

    • @rahwakibreab2114
      @rahwakibreab2114 ปีที่แล้ว

      Abzias hakika ny Sarah Baytan ny genzebka ab banki mikimatin gn aygidin kem libka enber nexaa eyu sry

  • @merhawiberhane8854
    @merhawiberhane8854 ปีที่แล้ว +24

    ብሓቂ ተሕዝኑ ኢኹም ኣብ ኤርትራ ቦታ ምስ ሰኣኑ ዶ ኣይኮኑን ናብ ኢትዮጵያ ከይዶም።ኣብ ኢትዮጵያ ባንክ ኣይፍቀዶምንዩ ምባልሲ ምስ ጽላለ ዶ ኣየቑጽርንዩ።እስከ ክሓተኩም ኣብ ኤርትራ Simcard ከተውጽእ ዘይፍቀደላ ሃገር ዶ ኣይኮነትን።ንስኹም ናይ ብሓቂ ነብስኹም ፈትሹ።ኣብ ዓድኹም ዘሎ ጸገማት ከኣ ተዛረቡ።ህዝቢ ኤርትራ መዓልታዊ ናብ ስደት የምርሕ ኣሎ ዝከኣለኩም ግበሩ እንተ ዘየለ ሱቕ ጥዑም ስለዝኾነ ካልእኩም ግበሩ።ህዝብና መሪርዎዩ ዘሎ።ትማሊ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ትብሉ ነርኩም ሎሚ ደኣ እንታይ ተረኺቡ ምንሻው ጀሚርኩም።ተሕዝኑ ኢኹም ኩሉ ግዜ ንጽልእን ኲናትን ዝዕድም ምበር ንፍቕርን ሰላም ክትሰብኩ ዘይተዓደልኩም ፍጡራት።

  • @ኤርትራ-ጀ2ጀ
    @ኤርትራ-ጀ2ጀ ปีที่แล้ว +7

    ምግናን ምዃኑ እዩ

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 ปีที่แล้ว +4

    Kulu beja Eritrea Adena sedet hemaem rese koynena alo 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

    • @abeltessfamariam4468
      @abeltessfamariam4468 ปีที่แล้ว +2

      Zeytikeyid emo men do hizuka eyu

    • @robelhaileab3706
      @robelhaileab3706 ปีที่แล้ว

      @@abeltessfamariam4468 Entye yemlktka zehzenen zaye hazenen ketwsnlye delka Abe hewitye

    • @abeltessfamariam4468
      @abeltessfamariam4468 ปีที่แล้ว

      @@robelhaileab3706 adika mikad eyu mimirar tirgum yebilun

    • @robelhaileab3706
      @robelhaileab3706 ปีที่แล้ว

      @@abeltessfamariam4468 bro werQet emo habini kale yetrfe motherye eko meraku

    • @abeltessfamariam4468
      @abeltessfamariam4468 ปีที่แล้ว

      @@robelhaileab3706 wereket egziabher kesalitelka eyu ajoka wereketka kithiz tesfa yigebir beja eritrea kitibil koleka gina abzi xelikayo minbar silezemisil eritrea nimikad embasy kedka adey kimiles belom

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +11

    ክሳብ መዓስ ኢና ግን ኣብ ሓሶት ክነብር። ስሚ ህዝባ ኮይና ዘላ ሃገር ሲ ከም ዓድና የለን ክትብሉ።ለኻብጥ።ኩሉ ነብስኹም ሓሶት።ከምዚ ልኽብጥና ተቀጺልኩም ተቀባልነትኩም ከንቆልቁል ኢዩ።

  • @samredei4701
    @samredei4701 ปีที่แล้ว +26

    እንባኣር ኣብ ዓድናስ ፊዕ ፊዕ ዝብል መንእሰይ ኣሎ ዩ ኣይ ንስኹም ናይ ካድረታት ፊልም በቃ ።

    • @bggebreyesus6179
      @bggebreyesus6179 ปีที่แล้ว

      ትም በል አበይ እልካዩ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ሙሽዶ? "ናሕኑ ኤርትሪዪን ዓረብን ዓረብኛን ኢና!" እዞም ዓረብ ሱዳን ሓቆም እባ እዮም ክፈትዉና!
      ሓቂ ዘይትዛረቡ ንምንታይ ትፈርሁ? ኣብ እስላማዊት ሱዳን እዚ ኩሉ ግፍዕን ሽግርን ዘጋጥሞም ዘለዉ ክርስትያን ኤርትራውያን ደቂ ከበሳ እዮም። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ናይ ሱዳን ገንዘቦም ንብረቶም ወርቆም ሞባይሎም ዝውረስ ኩሎም ግዳያት ክርስትያናዊ ብሄረ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም። ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንሰሙናት ምስ ተኣስሩ ምስ ናይ ነዊሕ ዓመታት ሱዳናውያን እሱራት ስለ ዝእሰሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ፡ እቶም ብሄረ ትግርኛ ኤርትራውያን ኩሉ ግፍዒ የጋጥሞም ፡ እዚ ማለት ኣብ ቤትማእሰርት ጾታዊ ዓመጽን ወሲባዊ ግህሰትን ይፍጸሞም ኣሎ። እቶም ገዛ ገዛ እንዳኸዱ ዝሕብሩ ዘለዉ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘለዎም ቀደም ንሱዳን ዝመጹ ተወልጀ እዮም። ገሊኦም ኣሰጋገርቲ ዝነበሩ መገዲ ሊብያ ተዓጽዩ እዚ ስራሕ ድለላ ደቂሰብ እተዓጽዎም እዮም። mmm

  • @simonluul3417
    @simonluul3417 ปีที่แล้ว +2

    ዓጃዋት ዘየለ ኣብ ባይታ ዘየለ።

  • @elizabetharaya5876
    @elizabetharaya5876 ปีที่แล้ว +2

    Enda doboch beza movie ezia kulu seb Tekeymulkum. Meknyatu kitnebrun nktmasaselun ktblu kab haki zergake message tetahalalfu alkum. Ksab hije xibuk nerkum. Eti zekefea natka axebika eti zehashe ketekfie Aygden.

    • @ወዲሃገር
      @ወዲሃገር ปีที่แล้ว +1

      ትክክል ! ንስለ ሓቂ ስርሑ

  • @elizabetharaya5876
    @elizabetharaya5876 ปีที่แล้ว +6

    Deboch hawey, abzias tegagika, kem Eritrawyan keman zehgs yelen ezi kulu hamimu go found me zewxie delo dea men yehekmo alo. Mengstis eba hager bezey hospitalatn hakaymn atrifuwa. Mekua hakikum frhi kea aloendo.

  • @hagosfitwi3744
    @hagosfitwi3744 ปีที่แล้ว +1

    Eway eritrea hagray xeada bajka behwala menbari embari kali yelani ahhhhhhhagray

  • @johanngo
    @johanngo ปีที่แล้ว +36

    ንምንታይ ኣብ ኤርትራ ስራሕ ዘይትፈጥሩ🎉

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra ปีที่แล้ว +1

    ❤👍👍👍👍👍🇪🇷

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ እንዳ ዶቦጪ ሹኮርናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሐላለት
    🇪🇷🇪🇷👍👍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷

  • @ምሕረትንጉሰጓል
    @ምሕረትንጉሰጓል ปีที่แล้ว +26

    Mom መብራተይ my love❤🥰🥰

    • @dejenhadgu6663
      @dejenhadgu6663 ปีที่แล้ว +1

      Tegaru welado deqalu beqa ab gezana metskin

    • @semharegebrselasiaie9058
      @semharegebrselasiaie9058 ปีที่แล้ว +2

      ማኣ የብልኪ

    • @skeegezabanda7510
      @skeegezabanda7510 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂 Wedi mebrat

    • @ስዋኣረቂ
      @ስዋኣረቂ ปีที่แล้ว

      @@dejenhadgu6663 ኣንታ ክንደይ ትሓምቕ, ፈቲኻ ጸሊእካ ጎረቤትና እዮም :: ጸርፊ ናይ ሕማቓት እዩ::

    • @EASTAFRICAARISTS
      @EASTAFRICAARISTS ปีที่แล้ว +1

      @ጓል ሽረ ሓላል፡ ዝሓፍተይ ነዞም ዝጻረፉ ኣይትሓዝሎም ኩሉ ነገር ምስ፡ፖለቲካ ኢዮም ዘተሓሕዝዎ። ንስኺ ግን 🥰 they don't what they are doing

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ሐባል በልያ ከይትቅድመኪ ዶ ኮይኑ ሐቀይ አብ ዓድናስ ሰብ እንታይ መሰል ኣለዎ ኢዩ 😂😂

  • @BMFT14
    @BMFT14 ปีที่แล้ว +1

    Derasi gn hade resah eka Memhr kea tbehal nskas

  • @sanaitairo8565
    @sanaitairo8565 ปีที่แล้ว +1

    Kemza enterelkom e jerakom keytaswo haftmkom duko. Enda 😅😅😅😅😅😅 hadwti

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 ปีที่แล้ว +2

    Admen tanan yhabkum deki eri 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️

  • @merihmedia.
    @merihmedia. ปีที่แล้ว +6

    📌ብትፈትውዋ ወላዲትኩም ብትፈትውዎም መሓዝትኩም 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄 ተሓባበሩኒ ብሩካት ኣሕዋተይ please❣🙏🙏🙏...

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew13 ปีที่แล้ว

    Sab elomo the show the best number one ilove it

  • @elizabethelilta2663
    @elizabethelilta2663 ปีที่แล้ว +11

    ኣየ እዛ ኣዲስ ኣበባዚኣ ስነጥበባውያንን ኣዲስን መቸም ለብዘበን ጉድዩ እንድዒ መዋዳእትኡ ኣዲስ ተኮነ ንዋናታታኳ ተፍርሕ ተባእስ ኣላ እስከ መወዳእትኡ የጸብቆ ጥራይ

  • @Men1109
    @Men1109 ปีที่แล้ว +2

    Halewlow konu sirahkum

  • @ኮማንደርሮቦርቲ
    @ኮማንደርሮቦርቲ ปีที่แล้ว +6

    ኩራ ጀሚራ

  • @እግዛብሔርመልካምነው
    @እግዛብሔርመልካምነው ปีที่แล้ว

    ብርዕ ሕጽናት በጣሚ ጸቡቅ እዩ ደቀይ ፍትዮሞ ብቀሊል ካ የርዶም ኣሎ ሰለዚ ከትግዝዋ የተባባኩም ንዚኣ ዝማሓዝካ ተባርክ

  • @ayaaya-if4bm
    @ayaaya-if4bm ปีที่แล้ว +3

    እንዳ ዶቦጭ እንታይ ደአ ካብ አስመራ ናብ አዲስ አበባ ጦብልቕ

  • @yonasfrezghi3418
    @yonasfrezghi3418 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ኣብ ባንክ ገንዘብካ ከተቀምጦ ትብልስ ካብ ሓቂ ዝራሓቀት እያ ከተሃኑኑ ክትብሉ ዘየለ ኣይትዛረቡ ህዝቢ ይዕዘብዩ ዘሎ እቲ ካልእ ጽቡቅ ኣሎካ

  • @merhawitwrldegebreal
    @merhawitwrldegebreal ปีที่แล้ว

    ሓሰወቲ 😂😂😂😂😂

  • @Fkrey10
    @Fkrey10 ปีที่แล้ว +1

    Feras adi hzkum s😅😅😅😅

  • @Embeyto_Fredrikstad3340
    @Embeyto_Fredrikstad3340 ปีที่แล้ว +1

    Hagerawi TifAt mis teAweje zibereru eyom, aytilagexu😂

  • @mhretsilekidane9469
    @mhretsilekidane9469 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkk enda Democh ftwat edmen tienan yhabkum ❤❤❤❤nkuluna bexihkumuna 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @tesfommahari2541
    @tesfommahari2541 ปีที่แล้ว +3

    Enko bselam mexakum ❤❤❤❤

  • @tomasmiki9479
    @tomasmiki9479 ปีที่แล้ว

    Ya jemea eti haqi aytxliewo melue leyti do a ykonun kestyon kexlelun zehadru zelwu eti zelo gega kea arm armwom xerfin zelfan 📦 gedfu ❤❤❤❤

  • @ተሓላቒንሃገሩ
    @ተሓላቒንሃገሩ ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ስራሕ ግን ፋኑስ ገዛን ኣቦይ ዓንዳይን ናፊቕናዮም ኣምጽዎም እባ ❤❤❤

  • @ወዲሃገር
    @ወዲሃገር ปีที่แล้ว +6

    ንምንታይ እዮ እዚ ኩሉ ፕሮፖጋንዳ ተደልዩ እዞም መንእሰያት ኣብ ኢትዬጵያ ዘለው የሕዎትና እኮ ኤርትራ እሾክ ( ሲኦል ) ምስኮነቶም እዬም ናብ ስደት ወጺኦም , ስለዚ ብዛዕብኦም ከም ዘይረብሑ ጌርካ ኣብዚ ቪድዬ ምስራሕ ዘይሓላፍነታውን ካብ ሓቂ ዝርሓቀን እዩ።
    ካልእ ድማ ኤርትራ ከም ገነት ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ድማ ከም ሲኦል ጌርካ ምቅራብ , እዚ ድማ ኣዝዩ ዝተጋነነ ኮይኑ ነቲ ህዝብና ብስእነት መሰረታዊ ሕክምና ናብዘን ጎረባብቲ ሃገራት ከይዱ ንዝረክቦ ዘሎ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ምክሓድ እዩ ።
    ስለዚ please እዞም ደረስትን ተዎሳእቲን ከምኡውን ወነንቲ እዚ ቻነል ኣገልገልቲ ናይዚ ከያዲ ስርዓት ኣይትኮኑ ምስ ህዝቢ ደው በሉ እንተ ኪኢልኩም ድማ ስለ እቲ ተወጺዑ ዘሎ ህዝብና ስርሑ።
    Please dislike the channel and unsubscribe to show your support to the people of Eritrean and the truth.

  • @millionrezene
    @millionrezene ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkk asewti ikum

  • @fetawihaki3672
    @fetawihaki3672 ปีที่แล้ว +2

    Big #Respect memhir #Teame Arefaine Burkuta kab ertra athize kisab lomi eye zrieya ab hiwetey zeyrisea Abay Film eya.

  • @issackteweldebrhan7544
    @issackteweldebrhan7544 ปีที่แล้ว

    ኣይግረምኩም!እቲ ድራሲ ልዕሊ ቑሞቱ ስልጣን ሂቦሞ'ለው።

  • @woldugebrehans9195
    @woldugebrehans9195 ปีที่แล้ว

    ኣማውልኩም ኣይተባርሩ ደየለ ኣይተምጽኡ ካድር ህግደፍ ኣይትኹኑ

  • @eritreaadey4672
    @eritreaadey4672 ปีที่แล้ว +2

    Eway eza eritrawyeni endabelka Azefzefe

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 ปีที่แล้ว +3

    ፕሮግራምኩም ጽቡቅ ነሩ ግን አመና አብዚሕክሞ ምንአአስ ንዕቀት አትሒትካ ምርአይ ኮይኑ እሞ ካብዚስ እንታይ ክንመሃር ንኽእል?ጸርፊ!በጃኹም ከመይ ገርካ ተፉቂርካ ፍልልይካ ገዲፍካምንባር ፊልም እንተትሰርሑ መንእሰይ ምተማህረ ነሩ!!!

  • @jimmylife1680
    @jimmylife1680 ปีที่แล้ว +1

    Eway mashallah kefatwaka

  • @hagushgaltigrinya7068
    @hagushgaltigrinya7068 ปีที่แล้ว +3

    well come ❤♥️🙏

  • @ta2pac448
    @ta2pac448 ปีที่แล้ว

    😂😂😂 nisu Da kab adena hiznayo zimexana u hadish aykonen aytewajaberuna

  • @yorsalemtesfay626
    @yorsalemtesfay626 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤ good job

  • @zenatesfay4979
    @zenatesfay4979 ปีที่แล้ว +3

    Nay Banki Tegagikum

  • @FanaMasho-zw1hm
    @FanaMasho-zw1hm ปีที่แล้ว +2

    "ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝሙት ሕዛእቲ" ኣየ ንስኹም😮

  • @michaelberhane
    @michaelberhane ปีที่แล้ว +1

    Reshat😭😭😭😭 Rip

  • @sdethsum7093
    @sdethsum7093 ปีที่แล้ว +1

    Mom mebrat I miss you 😘

  • @ArongedionAron
    @ArongedionAron ปีที่แล้ว

    😂❤❤❤

  • @eskendertesfaye3914
    @eskendertesfaye3914 ปีที่แล้ว +5

    Frist of all you should work on your own country. And Ethiopia is a large country with a lot of opportunity of work.

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 ปีที่แล้ว

      ካብመዓስ ደኣ ኢትዮጲያዊት ኮንካ ትግራዎት ኢና ዶ ትብሉ ኣይነበርኩምን ሕጂ ብ ኢትዮጲያ ትሕለቅ ዘለኻ።

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 ปีที่แล้ว +14

    Memhir teamesgen Arefaine, I have great respect for you and “Seb Elomo Actresses”, most of your work is educational, but in today’s episode, why are portraying Eritrean women as if they’re unloving? In fact Eritrean women are strong, they stand up for their country, they’re loving wives, they’re loving and dedicated mothers. I understand it’s comedy but we need to now words have power 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍👍💪🏾🌺🌺🌺🙏🙏🙏

    • @abrahamg7402
      @abrahamg7402 ปีที่แล้ว +1

      ገሪሙኒ ጽግዕ ጽግዕ ደቂ ኣንስትዩ ኤርትራ የሕሲሩስ

  • @teflostsegay3688
    @teflostsegay3688 ปีที่แล้ว

    Mekina Shaebiya 😂😂..

  • @solomongebremariam1783
    @solomongebremariam1783 ปีที่แล้ว +1

    እታ ንስካቱም እለና ዱኩም ትብሉ ኤርትራዊ እኮ ካብ ዝሞተ ንላዕልይ ካብ ዘሎ ንታህትይ ኢኩም ብሃደ ስብ ትዝወር ህዝቢ ስላም አለና ትብሉ አይትሃፋሩን አፍረካዊ ስሜን ኮርያ ሙካንክም አይርደኩምን መህፈርቲ

  • @ilhamikrammojim5689
    @ilhamikrammojim5689 ปีที่แล้ว +4

    Ewayyy eza Film be hankwta eya zexebeya i Love you deki eri

  • @AziebMehari-ir3fw
    @AziebMehari-ir3fw ปีที่แล้ว

    ዓገብ ኣጋኒንኩሞ ዘየለ ነገር ኣይተልዕሉ

  • @tseghehabtemicael1245
    @tseghehabtemicael1245 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷❤️🙏

  • @Haben_gym
    @Haben_gym ปีที่แล้ว +1

    Politika iya iza filem

  • @Lifeshort-f8y
    @Lifeshort-f8y ปีที่แล้ว +1

    Hasewti eleyom aleku

  • @natnaelnega1169
    @natnaelnega1169 ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደ ጥረ ሓቂ ኣሎ ገዛ ክትግዕዝ ከለካ ዘሎ ሽግር ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እልፊ ናይ ጫት ዓዋሉ መጽዮም ንሕና ኢና ነውርዶ እዚ ንብረት ይብሉካ ወላ ኡኩላት ሰባት ከለካ በቃ ዓቅልካ የጽቡብሉልካ ንፖሊስ ወላ ክትነግር እንተ በልካ ወረቀት ናይ ስራሕ እዩ ዝበልዎ የርኡይካ ኣማራጺ ምስ ሰኣንካ ሕራይ ትብሎም ኣብ ገንዘብ ምስ በጽሑ ክሳብ10.000 ይብሉካ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ እንተ ኮይነን ይድንድንወን እዮም ከምዚታት ቅጭ ዘምጽእ ኣብ ኣዲስ መሊኡ ዩ ደቂ ኣዲስ እንተ ሃሊኩም ካብ ዘጋጥመኩም እስከ ኣካፉሉና

    • @galasmera6624
      @galasmera6624 ปีที่แล้ว +1

      አነ ከማን ሰሚዔ እዚ ነምቅያር ገዛ ብታሚ ይገርም ኢዮ ቀደም አዲስ አበባ ከምዚ አነበረን።

    • @selamtesfai5645
      @selamtesfai5645 ปีที่แล้ว

      ya ane keman,awu,keliku komu ayeflitn iye nerei hanti mahazay gn komu,ila ketlil,simya btami bzuhi genzeb yom zehatu

    • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
      @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ ปีที่แล้ว

      እግዝአብሄር አምላክ መዋጽእቲ ይፍጠረልኩም🙏🙏🙏

    • @AYLG46
      @AYLG46 ปีที่แล้ว +1

      Ewe ygerm eyu bnabra kbdet lbu tefiewo alo nsom kea tewesaki gdn eka zbeluka tgebre merirna alo seb adiss

    • @biemnethidru5182
      @biemnethidru5182 ปีที่แล้ว

      ጽብቅ ኣለኺ

  • @yuel8254
    @yuel8254 ปีที่แล้ว

    🙏🏾🇪🇷♥️🙏🏾🇪🇷♥️🙏🏾🇪🇷♥️

  • @weinidesta4221
    @weinidesta4221 ปีที่แล้ว

    😂😂😂❤❤

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +3

    አነኾ ኖርማል familliy መሲልኹም ኢኹም ትሰምዑኒ ሰወዳችሁ🥰

  • @AkleAdeyadiJeganu
    @AkleAdeyadiJeganu ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @ZemuyBerhane
    @ZemuyBerhane ปีที่แล้ว

    ❤ab amarica keyda ala wintu shikor telephone xihafiley ena flying in to me

  • @kbromtasfaykbromtasfay8318
    @kbromtasfaykbromtasfay8318 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nebiyabraham6944
    @nebiyabraham6944 ปีที่แล้ว

    Hasewiti elekum aleku

  • @slnhmb6191
    @slnhmb6191 ปีที่แล้ว +2

    Welcome ❤❤❤❤!

  • @ksaaksaa4547
    @ksaaksaa4547 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 ปีที่แล้ว +2

    ከም አርትራ ኸ በላዒት ደቃ ኣበይ ኣላ

  • @adey-blen-ayney
    @adey-blen-ayney ปีที่แล้ว

    ⭐⭐⭐⭐⭐

  • @keren7723
    @keren7723 ปีที่แล้ว

    😄 😄 😄 🤩 😄 😆

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 ปีที่แล้ว

    ጎሮቤታችን😂 ካብ ትጅመሩ ኣቲሒዘ እየ ዝከታተለኩም ክፈትወኩም ካኣ ማዓት እየ ቀፅልሉ♥️🤙👈😍

  • @freselam4230
    @freselam4230 ปีที่แล้ว +1

    Halew lew kkkkkk

  • @yuelteklu-ey6qp
    @yuelteklu-ey6qp ปีที่แล้ว

    Fthi n'adisawiyan

  • @avg4628
    @avg4628 ปีที่แล้ว +4

    አነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ግን ሕሾት ሓውስክምሉ ምክንያቱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ገንዘብ ከቀምጡ ኣይፍቀድን ዝብል ፍፁም ስሕተት በሰመኣም

  • @josefkidane1196
    @josefkidane1196 ปีที่แล้ว

    ካብ ደምበላስ ናብ dallas ካብ ዐደኮሎም ናብ stokolohm 😂

  • @sarateclab1936
    @sarateclab1936 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @NateyChanel
    @NateyChanel ปีที่แล้ว +1

    Eza mexhaf nay hxanat dea nay amazon link entelykum sdedulna

    • @MaraEntertainmentEritrea
      @MaraEntertainmentEritrea  ปีที่แล้ว +1

      Natey Tsubuk hansab endiyu , n wana nayta mexhaf kebtsahalka/ki eya

    • @angelateame2148
      @angelateame2148 ปีที่แล้ว +1

      @@MaraEntertainmentEritrea ካብ ብዛዕባ መጵሓፍ ትምልስ ናይቲ ዝበዝሐ comments መልስ ፍትሓዊ ኩን ፍትሒ ንገዛእ ርእስካ እዩ

  • @binibini2081
    @binibini2081 ปีที่แล้ว

    በስምኣብ እየ ኣታ ቁሩብ ፍርሃት እግዛቢሀር የብልክሙን ድዩ ክድዚ ሓሶት ትሕስዉ

  • @Sam-to7yd
    @Sam-to7yd ปีที่แล้ว +1

    Yorikabel ዮርካበል ናፍቀኪ

  • @amanuelbeyene1342
    @amanuelbeyene1342 ปีที่แล้ว

    ጆን ሜራ መቅስን ጠስሚ እንዳስተያ።

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪🇪🇷

  • @yafetoqbayyafetoqbay-vm9py
    @yafetoqbayyafetoqbay-vm9py ปีที่แล้ว

    Btaami thznu kulu abza vido zelo hasot ayu

  • @meronfishaye2003
    @meronfishaye2003 ปีที่แล้ว +3

    😂😂OMG ብዝዓባ ኢትዮጵያ ከምዚ ጀሚርኩም አየ ፍቅሪ😂😂

  • @selamselo7161
    @selamselo7161 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk 👌

  • @abelhabtemariam4589
    @abelhabtemariam4589 ปีที่แล้ว +1

    Habal belya keytkdmeki eu ezi natkums
    Were aythafrun dikum 😢

  • @semereandebrehan1836
    @semereandebrehan1836 ปีที่แล้ว

    Welcome deq eri thank you

  • @tesfuweldemichea6375
    @tesfuweldemichea6375 ปีที่แล้ว +6

    ጽብቅ ሰራሕ ደራሲ ከምዚ እንተ ተዳጋጊሙ ህዝቢ ለውጢ ከም ዘድልዩ ተረድእ እያ እዛ ፍልም ህዝቢ ኤርትራ ካብ ደቁ ለውጢ ሃንቀው እሉ ይጽበ ኣሎ ኤርትራ ካብ ዓለም እታ ዝዳሓረት ምኮና ኣርእይና ኣሎ ኣብዛ ፍልም

  • @kbromtasfaykbromtasfay8318
    @kbromtasfaykbromtasfay8318 ปีที่แล้ว

    ሓቂይ መሓቂይ መንኪና ሸዓብያ