"የጣዕሰኒ'ሎ ኣብዛ ዓለም ምፍጣር" Whats the message of Wedi Tukul new song?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 172

  • @FaNusNetWork
    @FaNusNetWork  2 วันที่ผ่านมา +16

    Wedi Tukul new song : th-cam.com/video/YhgpsL3XOks/w-d-xo.htmlsi=YvzckhNz_h3JrYhQ

    • @LamdaAlpha65
      @LamdaAlpha65 วันที่ผ่านมา +1

      እዚ መልቀስ ናይ ድንጉያት ዝተበራበሩ ነገር እዩ።
      ኣብዚ እዋን እዚ ህዝብና ናብ ስደት ፋሕ ኢሉ፡ እቲ ወለዶ ገድሊ ጸኒቱን ተጸንቂቑን፡ ሞራል ህዝቢ ባይታ ወዲቑ፡ ርክብና ምስ ራሻ ይኹን ቻይና ኣብ ምፍሻሉ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ባርዕ ኣብ ዝተወሉ እዮም ዝደርፍዎ ዘለዉ። ብሓቂ ሕማቕ ኩነታት፡ ነዚ ድየ ተቓሉሰ ዝብል ጣዕሳን መልቀስን ዘድልዮ።
      እቲ ዝዓበየ ሓደጋ ኸኣ፡ ኢሳያስ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሕውሰሉ ምቹእ እዋን ከም ዝበጽሐ ኣረጋጊጹ ኣሎ። ስለዚ ሕጂ ናይ ምሕዋስን እዋን እዩ። ኩሎም ሕግደፍ ነዚ ምሕዋስ ንምትግባር ይዳለዉን ሕጉሳትን ኣለዉ። ስለዚ ሊንጎን ወዲ ትኹሉን ኩሉ ዝተቓለሱሉ ስለዝፈሸለን ኣብ መደምደምታ ናብ ኢትዮጵያ ንምለስ ስለዘለና፡ ከልቅሱን ዘይምፍጣር ምሓሸና ክብሉ ግድን እዩ። እታ ዓሰብ' ዩ ዶብና እትብል ስእሊ የእትዮማ ዘለዉ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን!

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 2 วันที่ผ่านมา +11

    ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ እቲ ሓቂ ንሱ ኢዩ። ተጋዳላይ ምእንቲ ህዝቡ ተሰዊኡን ሰንኪሉ ናጽነት ከምጽእ ዝበቕዐ፡ ድሕሪ ናጽነት'ውን ፍትሕንመሰልን ህዝቡ ንክረጋገጽ ከም መትከል ዕላማ ቃልሱ ስለዝነበረ፡ በዚ ክዉን ህልዊ ኩነታት ዘይሓምም የለን ብዘይካ'ቶም ብረብሓ ዝተኣሳሰሩ ውሑዳት ከዳዓት።
    ብኣቀራርባኻ ኣዚየ የመስግነካ።

  • @gezenatips
    @gezenatips วันที่ผ่านมา +1

    ኑጽር መልእኽቲ ከምኡዉን ትንታነ💙💙 💙ይቀኒልና ።

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 2 วันที่ผ่านมา +9

    ወዲ ትኹል ትንክፍ ኣቢልካዮ ጥራሕ ኣይትሕለፍ። ኣጸቢቕካን ኣድሚቕካን ኣግህዶ!

    • @tesfamariamtewoldeberhan4731
      @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 วันที่ผ่านมา

      Kedae kurkur isayas hqi tezareb kedae mkuanu xbuq gerka glexo rshunat mayhabar ymekrutelam ntelam yekbr snkul snkul ywaquu bdnkul telam wata yu wedi tkul😂😮😅😂😮😅😂😢😅😂😢😮😅😂😢😮😅

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 2 วันที่ผ่านมา +8

    ህዝብና ይነብዕ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ከኣ የጣቕዕ ከይንሰማማዕ ንሓድሕድና እንበላላዕ ኮይንና።ጀጋኑና ታሪኽኩም ማንም ኣይፍሕቆን እዩ ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ግን ንምርሓዮ ሃገርና ካብቲ ልሙስ ስርዓት ዜጋታትና ክነብዑ ሃገርና ክትፈርስ ደጊምና ኣይንተዓገስ ሕጂ ንበገስ።

  • @loveghe
    @loveghe 2 วันที่ผ่านมา +5

    ዩኤል ደጋጊመ ሰሚአያ፣ ብትኽክል ኢኻ ቶርጉምካያ ንዓይዊን ኮማኡ ኢዩ ተሰሚዓኒ።

  • @Hlina848
    @Hlina848 2 วันที่ผ่านมา +4

    ዩኤል ሓውና ጽቡቕ ኢኻ ገልጽካዮ ዘለኻ ግን ንዓይ ዝገርመኒ ስለምንታይ እዩ ወሰን ወሰን ደርፊ ንሕና ኤርትራውያን እኮ ብጋህዲ ኢና ንጠፍእ ዘሎና ኣበይ ነርኩም ዝብሎም ሰብ ዝህሉ ደሎ ኣይመስለንን ግን ጎቦጎቦ ደርፊ ኣይኮነን ዘድልየና ኣግህዶም ይምጹኡና። ነዚ ዘሎ ኩነታት ኤርትራውያን ጽቡቕ ኣሎ ዝብል ተጋዳላይ እንተሃልዩ ዕላማ ምግዳሉ ዘይፈልጥ ጥራሕ ኢዩ። ፍትሒ እንተሎም መርሓባ ጎቦጎቦ ግን ዋጋ የብሉን።💙💙💙💙💙

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 2 วันที่ผ่านมา +7

    እወ ንለባም ኣምተሉ እዩ እዚ ዝሰርሕዎ፡ ዩኤል ኣነ'ውን ምሳኻ ይሰማማዕ፡ ዘየጣዕስ'ዶ ኾይኑ፡ ሰላም!!!

  • @erihagereyheyabseweatna8208
    @erihagereyheyabseweatna8208 2 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላምን ጥዕናን ንኣኻ ዩኤል ሓውና። እታ ትርጉም ከምቲ ንኣኻ ብዝተረደኣካ ንኣይዉን ተረዲኣትኒ። ከም ደርፊ ደሪፉዋ እዩ። እንተኾነ ግና ኣይ ንሳቶም እንድዮም ኣብላዕሊ ዘለዉ? (ኮነሬል ወድ ትኹል)። እቶም ኣብዚ ጊዘ እዚ ኣብ ላዕሊ ተዓኻኺቦም ዘለዉ ሰበ ስልጣናት ንኣይ ከም ዝርድኣኒ ደቒ አንድ እናታችን ኢትዮጵያ መትከልን እምነትን ዘለዎም ኮይኖም እዮም ዝርድኦም ዘለኹ። ዉሽጣዊ ኣጀንድኦም ዝነበረ በብግዚኡ እዳተግበሩ እዮም ዘለዉ። እንተዘኪርካዮ፣ ኣይ ብኣል ዘማች፣ ፍሒራ ኣይኮኑን ድዮም ን አብይ አህመድ ዝደረፉሉ? እታ ኩነታት ደቅ ስዉዓት ክስዉኡ፣ ደቒ ስንኩላን ክስንክሉ፣ ደቒ መረሕቲ ሕብእቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ከምቲ ኣቦታቶም ንስድራና ዘጥፍኡዎም ደቆምዉን ንኣና ክረግጹ ከም ኣመሎም እንዳለሳለሱ መንገዲ መጽረጊ (ንደላይ ፍትሒ) መደናጎዪ ዝደረፋ ኮይና ተሰሚኣትኒ። እምበር ንሃገረ ስዉዓት ኤርትራ ድኣ ቁልቁል ኣፋ ደፊኦማ እዮም። እታ ደርፍ ግና ብግዳማዊ ትርጉማ ዝወጻ የለን (ከብድኻ ትበልኣካ)።

  • @arestocr747
    @arestocr747 2 วันที่ผ่านมา

    ሪአያ መፂአ ሎሚ እዉን ፀገሙ ናብ ትግራይ የፀገዖ ኣሎ እዚ ገምጃዕ,We need peace with all!

  • @Berisham9595
    @Berisham9595 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ገርካ ረአያ ዩኤል ኣነስ ብካሊእ ኢየ ተረዲአያ

  • @123abc758
    @123abc758 2 วันที่ผ่านมา +5

    Sorry ዮኤል
    አብ ቃልሲ ጣዕሳ የለን እንታይ ድኣ ክድዓት።
    ወዲ ትኹልን፥ ሊንጎን 33 ዓመት ሳዕሲዖም ንህዝቢ ኤርትራ እናደናገሩ ዓገብ ንዝብለ ዘናእሱ ዝነበሩ ልሚ እንታይ የዓብስ ምምጽዳቅ ሐንቲ ክብላ ዝደሊ ዘአመነኩም ህዝቢ ኪሒድኩም ንሐደ ሰብ ከተድሕኑ
    ነቶም ምእንቲ ህዝቢ ዝወደቁ አሕዋትና ከም መሸቀጢ ተጠቒኩም አነዊርኩሞም ሕጂ ኣብ አፈደገ መቃብር እንታይ የዓብስ

  • @seghiddebessay285
    @seghiddebessay285 2 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ዮኤል ጠፊካ 'ዶ ኔር ወይሲ ሲኢነካኔ . እዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ ኢያ አነ እውን ከምኡ ተረዲኤ ጽቡቅ ምሸት
    ጦዕሳ ዋጎ የብሉን

  • @Gira1995
    @Gira1995 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቛዕ ምሳና እተጸንበረ, ደንጒኻ ምጽንባር ሓይሽ ካብ ዘይምጽንባር። welcome back 💪🏾

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ วันที่ผ่านมา +1

    ኢዚኣ ዲኣ ኣብአከላ ንይግደፍ የጣዕሰኒ ምሳኹም ዝተጋደልኩዎ ኢዩ ዝብሎም ዘሎ ሒጂስ ዝበራሃሉ ይመስል ወዲ ቱኹል ይመላአሉ ኢዚአ ደሪፍካ ንኤርትራ ምኻድ የላን ምቅናይ ጥራይ ዩኤላ

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 2 วันที่ผ่านมา +4

    Yes 😢I am agree with u

  • @samyohannes8371
    @samyohannes8371 2 วันที่ผ่านมา +3

    First, this song is over 10 years old. It was released in 2013 or 2014 in his Gizie album. Back then, when I listened to the lyrics, they were bad and embarrassing (one of them was I remember when my mom gave birth to me). That was when I concluded Eritrean art just died especially when it had Wedi Tikul and Lingo names on it. I threw it away never to listen to it again

  • @eritreanvisionforpeaceands5653
    @eritreanvisionforpeaceands5653 2 วันที่ผ่านมา +3

    ዩኤል ናይ ብሓቂ 100 ካብ 100 እዚ ናይጣዕሳ ደርፊ እዩ ብልክዕ ከኣ ገሊጽካዮ። ልቦና እንተገይሮምሲ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ።

  • @peacefreedom7262
    @peacefreedom7262 วันที่ผ่านมา

    bro you’ve described it perfectly well done!

  • @selambahta145
    @selambahta145 2 วันที่ผ่านมา +2

    ንቅድም ተቃዊሞም ዝበልካዮ ተቃዊሞም ኣይፈልጡን ኢዮም ብኻልኦም ኢዮም ተኣሲሮም ወላ ሕተት ከም ከላኣይ 30 ዓመት ኣይተረደኦምን ምለትካ ድዩ እዚኦም ምሰቲ ሸፍታ ሰርዓት ኮይኖም ንሰውኣትን ንህዝቢ ዝጠለሙ ኢዮም።

    • @yosiefmichael7148
      @yosiefmichael7148 2 วันที่ผ่านมา

      Suq Elki Yikewn Elki Aytzarebi. Ab Lbi Seb Zelo Bzeyka Egziabher Ente Zeykoynu Zfelto Yelen. Slezi Ms Hgdef Koynom Ayfeltun Eyom, Neger Gna Deqom Kebiyu Kblu Temesasilom Kikedu Gdn Eyu. Nski Ab Eritrea Keleki Kemti Mengsti Zblon Ziazezon Ember Bdletki Aykonkn Tkedi Nerki. Slezi Ab Dege Sefirka Neti Ab Hager Zelo Hanti Kgebr Zeykiel Hzbn Wulqe Sebatn Zey Muwnjal.

  • @nakfakarura5670
    @nakfakarura5670 2 วันที่ผ่านมา +2

    Let's hope so.
    I guess better late than never !!

  • @ግርማይወዲጽሃይቱ
    @ግርማይወዲጽሃይቱ 2 วันที่ผ่านมา +7

    ጽቡቅ ትዕዝብቲ 'ዩ ። ልዕሊ ኩሉ ግን ነታ ደርፊ ብመደብ ሰሪዕካ ምምጻእካን ፡ ብሓፈሻ ድማ ተጋደልቲ ኣብ ውሽጦም ዘሎ ገሃጽሃጽ ዝብል ጓሂ ብጽቡቅ ተንቲንካዮ ኣለኻ ። ወዮ ድኣ ካብ ብዓል ጣፍ ብዓል ኣፍ ከም ዝብሃል ተጋደልቲ ነዚ ዘሎ ጨፍላቒ ምሕደራ ከም ዘምጽእዎ ይዝረብ ኮይኑ እንበር ፡ ልዕሊ ተጋዳላይ ራህዋ ህዝቡን ምዕባለ ሃገሩን ዝተመነየን ብግብሪ ዝዓየየን ከቶ የለን ። ጥልመት ኢሳያስን ውሑዳት መሻርኽቱን ግን ስቃይን ጓህን ተጋደልቲ ምዃኒም ክንርዳእ ይግባእ ።

  • @robeltesema4265
    @robeltesema4265 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ካብዚ ፍልይ ዝበለ ተረዲአ። ምናልባት ንወያነ ዝምልከት ከይከውን። ሓወይ ዝበልክዎ ንዝበሎ ብሓንሳብ ተጋዲሎም ነጻነት ስለ ዘምጽኡ።

  • @ThomasTkabo
    @ThomasTkabo 2 วันที่ผ่านมา +4

    fanus Entay ydref alo eu zibhal * zemen kiliwet eu ajoka *

    • @TsehayGhebremiceal
      @TsehayGhebremiceal 2 วันที่ผ่านมา +1

      ጎይታ ይበሉ ተባረኩ። 🙏🏾💕

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 2 วันที่ผ่านมา +3

    Intay diyu Zezaribena zelu( Koyinu kem Adamu) Nay bihaki Gerimuna Alo Zigerim iyu

  • @Meng430
    @Meng430 2 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ ጅግነታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ነዚ ወሊዱ ክትርኢ ዘሐፍርዩ፡ መዋእሎም ንሃገሮም ክብሉ ኩሉ መስዋእቲ ዝከፈሉ፡ ብገዛእ የሕዋቶም ተጠሊሞም ኣብ ከምዚ ወዲቆም ክትርኢ ዘሕዝንዩ።

  • @thomasabraha3274
    @thomasabraha3274 2 วันที่ผ่านมา +1

    It is good to come to a good conscious😢 though it is late.ርሑቅሲ ርሑቅ ኢዩ ርሑቕ ከም ቀደሙ
    ሓወይ ዝበልክዎ ኮይኑ ከም ኣዳሙ
    የጣዕሰኒ ኣሎ ወዲ ሰብ ምእማነይ፡
    ሰብ ኣይኮነን ግጉይ፡ ንዓይ ዝበደለ፡
    ተንኮል ኣመል፡ኮይንዎ እንታ Good job!

  • @h.hailemichael9027
    @h.hailemichael9027 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    100% ብልኽዕ ገሊጽካዮ

  • @teklusolomonyosab9250
    @teklusolomonyosab9250 2 วันที่ผ่านมา +3

    ንሊንጎ ኣምጻእዮ ነዚ ደብተራ ህግደፍ

  • @bashayyehdego9074
    @bashayyehdego9074 2 วันที่ผ่านมา

    Wedi Tukul hasawi eu. Kanza hzibi Eritrea yeblun. Ab kunat Tigray z metu yehwatna b sdet z metu yehwatna ab eritrea z metu yehwatna megletsi yeblun

  • @Alexand188
    @Alexand188 2 วันที่ผ่านมา

    ለውጢ ካብ ውሸጢ ክመጽእ ኣሎዎ እንብሎ ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ❤

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 2 วันที่ผ่านมา

    ከም ወትሮ ሰለም ዩኤል ሐወይ አማን በአማን ናይ ምሰትምሳል እያ ብሐቂ አሰተንቲኑም ብርግጹ እቲ ሐቂ ይፈልጥዎ እዩም ግን ትብዓት የለን ከሰቱ ከይብለኔ እንዳበሉ እዩም ብዙኩነ ንኩሉ ንከጥዕሜ ኤና ንብል ዘለና ተባረኩ። 🙏🏾💕

  • @sultanibrahim2179
    @sultanibrahim2179 2 วันที่ผ่านมา +1

    ወልሐቲ ዘራክብ የብሉን። ንማሐበራዊ ሂወት ትገልጽ።

  • @kbromgebrehiwot3305
    @kbromgebrehiwot3305 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይ ቲግ ብጾቱን ህዝቡን ዝናፈቀ ኮፍኑ ይስምዓኒ

  • @akineb3527
    @akineb3527 2 วันที่ผ่านมา +4

    Shenka deks wedi Malelit amselu nzeyfelteka
    Wedi Tkul & Lingo Orginal,s ER

  • @habeshapage755
    @habeshapage755 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ane mejemerta ms semaekwa i told my family i wish wedi tkul edme hibwo eza derfi bkemzi eye derifeyo kblena adna selam ms kone

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 2 วันที่ผ่านมา +2

    ዩኤላ ኣይገርመካን ዳርጋ ቀዳማይ እየ ሪኤያ፡ ሪ ኢቶይ ውን ኣቀሚጠላ ኣለኹ፡ ሕጂ ሕጂ ውን ደጊመ ክርእያ ጸኒሐ፡ ንስኻ ከኣ ሕጂ ደጊምካ ተምጽኣ ኣለኻ። ብዝኾነ ኣነ ኣብታ "ኣደይ ቀደም ክትወልደኒ ክዝክሮ ሎሚ" ትብል ክፋል ናይታ ግጥሚ ከም ሪኢቶይ ሂበ ኣለኹ። ብዝኾነ ጽቡቕ ኢኻ ተንቲንካያ የቀንየልና።

  • @በለስ-ጨ1ጐ
    @በለስ-ጨ1ጐ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንዓይ እውን ከምኣ እያ ተረዲኣትኒ

  • @sabafessahaye9106
    @sabafessahaye9106 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እምበኣር ፋኑስ

  • @jamieshifaadem6815
    @jamieshifaadem6815 2 วันที่ผ่านมา +2

    كل له أسباب والمسببات والمسبب
    يامعشر الجن والإنس إنستطعتم أن تنفذوا من أقطار السماوات
    والأرض فأنفذوا ، لا تنفذون إلا بسلطان
    والمصير أسوء
    The CREATOR ALLAH made causes and effects to influences each other and creates creatures to be monotheistic believers

  • @abrhamtadese1220
    @abrhamtadese1220 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ከኣ ከይተዛረብካ እንታይ ከምዝተረደኣካ ተረዲእኒ

  • @abrhamtadese1220
    @abrhamtadese1220 2 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ሓቄና ትርጉማ ድማ ስእልኻ ምስቶም ተቅርቦም ዘለኻ ኣሳእል ጀጋኑ ምስ ተጠቅዐ ክርደኣካ ዩ ሰሚዕካኒ ዶ ጉዑላይ

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ትንተና እዩ

  • @Wedi_kahsay
    @Wedi_kahsay 2 วันที่ผ่านมา +3

    አነውን ጥዕኑኡ ቸንቶ ዶ የላን እያ እታ ሐቃ ዝዛረብ ዘሎ ኢለ ብልበይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @okubamikaelhabtom304
    @okubamikaelhabtom304 2 วันที่ผ่านมา +2

    Ezi derfii keyteasere kelo kiwetsi alewo

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097 2 วันที่ผ่านมา

    Yoel I agree with you brother, I have the same feeling like you. You know what you're very wise individual.

  • @amanibrahim3541
    @amanibrahim3541 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ዙም ናይ ቀድም ሰባት ቡዙሕ ጋሂ አልና ወዲ ቱኹል ዝብል ሐቂ እዩ ፋናስእይ

  • @GLiLo-m5c
    @GLiLo-m5c 2 วันที่ผ่านมา

    First I understood it that way as well, but after I listen to it again and again, looking at the video clip (saying tigray tisier 2times) and taking his narrative in to consideration, I think was fingerpointing at the movements of BIRGED NIHAMEDU and the power behind it.
    Never the less “eta niesinetu zisewala Eritrea miftarka testlie koyna kemzela enque teredeo”
    Wedi tikul kem kulu hizbi eritrea tsamue ayreayen

  • @yeg_show
    @yeg_show 2 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ጽቡቕ ኣቀራርባ Fanus Network (ዩኤል ሓውና)።
    ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ ኢየ።
    ኣነ እውን ኣቐዲመ ሰሚዓያ ነይረ። ኣቐዲሞም ዝጀመርዋ ምቅዋም'ሲ ሕጂ ክምልእዋ ኢዮም ግዲ አለ ብውሽተይ።
    ብዝኾነ ኣምላኽ ግዜ ይመልሰልና እምበር ደይ ነቶም ሃገር ዘምጽኡ ኢዩ ካባና ንላዕሊ ከፊእዋም ዘሎ ውሑዳት በላዕቲ ሰብ ሰበስልጣንን ኣዳኸርቶምን ገዲፍካ ።
    ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ።

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 2 วันที่ผ่านมา +4

    ጌጋ ወዲ ትኹል ይኹን ሊንጎ ዝነበርዋ ዝተኻየደ ተቃውሞ 1993 : ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ኣይነበሮን ናይ ደሞዝ ሕቶ እዩ ኔሩ።

  • @ibrahimsiraj9906
    @ibrahimsiraj9906 วันที่ผ่านมา

    lingon Wedi tukuln haqom eyom hezby zekedom Aymeselomen 1993

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ed shabia arekibato , wedi tukul , when our people are suffering for the last 33 years this man was singing with hgdf, I guess it took him 33 years to understand isaise hand, it’s sad , funus netword one particular photo on video clip is the man holding , Eritrea mensey zeynberla hager that was big point and message to this song

  • @JonasGhebrejesus
    @JonasGhebrejesus 2 วันที่ผ่านมา

    Kabzi halewlew nlingo zeythato

  • @fkreykahsay5665
    @fkreykahsay5665 วันที่ผ่านมา

    Yes ❤.ktebabao eu zgbo kab mxrafn mqlaln wexina bteami tsbuq aleka kbur haw.

  • @Habesha-1942
    @Habesha-1942 วันที่ผ่านมา

    Yoela..100% ን ህግደፍ እዩ derifwa..ምክንያቱ ሓወይ bediluni እዩ ዝብል...

  • @negabelay5195
    @negabelay5195 2 วันที่ผ่านมา

    His message is simple, Arm struggle we fight with my sisters and brothers for 30 years with over 65 thousand who gave their life for freedom nothing change except passing on from dictatorship to dictatorship.
    I think he noticed it when he needed the most when he was ill, when Eritrean diaspora helped him financially with his medical expenses not from the dictatorship of Eritrean government not a penny, he don’t deserve this.

  • @berakitekle1859
    @berakitekle1859 2 วันที่ผ่านมา

    ንትግርኛ ተዛራቢ ትንተና ዘድልዮ ኣይኮነን ሊንጎን ወዲ ትኹልን ቃንዘኦም እዮም ገሊጾም ልክዕ ኣለካ

  • @eritrea91foundation61
    @eritrea91foundation61 2 วันที่ผ่านมา

    They are responsible for the distraction my life and I don't want to hear anything from them.

  • @Gezawutna
    @Gezawutna วันที่ผ่านมา +1

    Please fanus hawey kemzi gerka kitintino aytexebekun nere nmntay dyu bwushti geromo eti mntay abey alewu wey abey alo wedi tkul wey kea abta gudgad ekum delikumo nbaelom higdef ab kereba eyom zelewu bejakum kemti tebegiswo zelo wedi tkul kali wun ab kindi nxbe aytebrhulom buruh eyu neti zridio

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 2 วันที่ผ่านมา +3

    ንናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ፡ ክትህይስ ወይ ክትመዝን ፡ ብቅዓትን ሞራልን የብልካን ።

    • @GLiLo-m5c
      @GLiLo-m5c 2 วันที่ผ่านมา

      Sekit

  • @berhaneweldeselassie5281
    @berhaneweldeselassie5281 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኦኦ ቀዳሞት ደልይቲ ፍትሒ ዶ በልካ፡ፍትሒ ፍትሒያ፡አንታይ ደኣ ኮይኖም ንዕስራ ዓመታት ኣጽቒጦም፡ነይሮም፡ህ ግ ድ ፍ ኣብ 93 ኣይነበረን፡ተቓውሞኦም፡ናይ ደሞዝን ንዕኡ ስመሳሰል ጉዳይ ተዘይኮይኑ ፍጹም ምስ ፍትሒ ዘተኣሳስር ኣይነበሮ፡ደሓር ከ ኣ፡ሊንጎ ባዕሉ ነጊሩናዩ፡ነቲ ዝኽብሮ መርሒኡ፡ናብ ውሑስ ቦታ ዝብሎ ከም ዝወሰዶ፡ስልዚ ንዓይ፡ከምታ ባዕልኻ ዝመሰልካያ'ያ።

  • @ibrahimali6657
    @ibrahimali6657 2 วันที่ผ่านมา +3

    መግዛእቲ ይሓይሽ ካብ ህግደፍ መንደፍ ✌️

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 2 วันที่ผ่านมา

      Wedi wedo geba wey tgraway eka malet eyu wey wethader dergi eyu aboka 😂😂😂😂

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet 2 วันที่ผ่านมา

    እቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ምስልታት ከ ኣብ ምንታይ ኣእቲካዮ😢።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา +1

    ልቢ እንተለዎ ፡ ብሓቂ ኣብ ዓለም ምፍጣሩ ከጣዕሶን ንዓለም ይቕሬታ ክሓቲትን ይግባእ። ንምንታይሲ ፡ መዋእሉ ኣገልጋሊ ኣዝማሪ ዋጣ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ እዩ የሕሊፍዎ። ነቲ "ተጋደለሉ እየ" ዝብሎ "ኣል-ሳውራ" በቲ ሒዝዎ ዝመጸ መርዛም ፍረን ኣብ ኤርትራ ዘስዓቦ ቃንዛን ስቅያትን ጥራይ ዝፍረድ።

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ዩኤል ብልኪዕ አለካ ካብ ናትካ ዝፉለ ሐሳብን ሪኢቶ የብለይን ::ብርቶይ ወዲ ትኩልን ልጎን አቀድሙ ማሰርቲ አጋጥሚዉም ባዕሎም ክነግሩ መልክዕ አለዎ እበር ብሰቅ ኢሎም ተአሲሮም ክኒብል አንክልን /60 አላታ❤❤

  • @esiabu8665
    @esiabu8665 2 วันที่ผ่านมา

    Some people say because they just want to say and few people say because they have thoughts or ideas to say. Please find out which one can fit you.

  • @jamieshifaadem6815
    @jamieshifaadem6815 2 วันที่ผ่านมา +1

    The creator made causes and effects to influences each other and creates creatures

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 2 วันที่ผ่านมา +3

    Yes !!!! I have the same understanding, and I think song has hidden message !!!! Nice work !!!!

  • @SelamawitFessehaysion
    @SelamawitFessehaysion วันที่ผ่านมา

    Yoeö ❤❤❤

  • @liznegu8047
    @liznegu8047 2 วันที่ผ่านมา

    Mannnnn..: Are you trying to convince us by saying this and that about Wedi Tekul??? Hmmm, If someone said it I may have believed it, but from you guys I don’t think so. You’re trying to label him, so you can have more views from your supporters and make money out of it. Leave us alone. Just go to your brotherly Woyane channel and discuss things not with 🇪🇷. Long live Wedi Tekul, because we know you well. Eritrea prevail!✌🏼❤️to 🇪🇷

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 2 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you 🙏🏾 FaNus Network!!!!! Intelligent analysis , very wise just like Alchemy !!!! This is kind of information I like to listen!!!!! Keep up the good work based on fact.

  • @a.h6525
    @a.h6525 2 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ዝበልካዮ ኩሉ ከም ዘለዎ ኮይኑ ኣብቲ ኣብ ክሊብ ዘሎ ጽሑፉ ውን እዛ ደርፊ ህልው ኩነታት ተጋደልትን ህዝቢ ኤርትራን ንምግላጽ እዩ። ንኣብነት ሓደ ካብቲ ኣብታ ክሊብ ዘሎ ጽሑፉ "ኤርትራ መንእሰይ ዘይትርእየላ ሃገር" ይብል እዚ ከኣ ሕልፉ ዘይኮነስ ህልው ኩነታት ዝገልጽ እዩ።
    ብዝኮነ ዩኤል ብጣዕሚ ነመስግነካ ስለቲ ቐጻሊ እትገብሮ ኣስተምህሮ።

  • @lemlemgebresuss7408
    @lemlemgebresuss7408 2 วันที่ผ่านมา

    For them it’s heartbreaking 💔 but for Berged Nehamedu 💙💙💙 blue revolution this is your efforts to let them spit their results

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሕራይ ርድኢት ሓወይ

  • @TiblesHewiki
    @TiblesHewiki 2 วันที่ผ่านมา +4

    ብሐቂ ፈረጸማና ካብ ባርነት ናብ ዝኸፍኤ ሽፍትነት

    • @eriblood803
      @eriblood803 2 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂 kondaf agame

  • @YemaneZeray-zi9kp
    @YemaneZeray-zi9kp 2 วันที่ผ่านมา +1

    ፈለማ እቱ ናይ ፣ ልኡልን ኹሉ ኣብ ኢዱ ንዝኾነ ፣ ናይ መድሕነ ዓለም ፣ ልባዊ ሰላምታይ ይብፃሕካ ፣ ሰላም ናዓኻ ይኹን ፣ ሰላም ከመይ ኣለኻ ፣ ሓወይ ፣ ደጊመ ሓወይ ክብለካ ፣ ንምንታይሲ ፣ ኣምሲለ ዘይኮንኩስ ፣ ካብ ልበይ ስለ ዝኾነ ። እዝ ፅሑፈይ ዝፅሕፎ ዘለኹ ፣ በት ስኻ እትዛረቦ ዘለኻ ቛንቛ እዩ ፣ ንምባል ደልየ እየ ። ። ። ሽመይ ድማ የማነ ዘርኣይ እብሃል ፣ ትግራዋይ እየ ። ትግራዋይ እየ ክብለካ እንተለኹ ድማ ፣ ቱታ ቱታ እናበልኩ ንፈኸራ ዘይኮነስ ፣ አነን ንስኻን በሓንቲ ልሳን ቛንቛ ፣ እንዛረብ ፣ እንተኣታቶ ፉጥራት ሰብ ኽቡራት ኢና ። ። ። ዝኾነ ኾይኑ ፣ ናብት ዋና ነጥቢ ክኣቱ እንከለኹ ፣ ብስነ ጥበብ ሞያ ብሉፅ ዝኾነ ፣ ኣብ ውሽጥና ከም ውሽጥና ከምዘሎ ኾይኑ ፣ ብዛዕባ ውሩይ ስነ ጥበበኛ ፣ ወዲ ትኹል"ንድዩ ፣ እዛ ናይ ወዲ ትኹል እዚኣ ደርፊ ድማ ፣ ንኤርትራ ህዝቢ ጥራሕ እንተዘይኮነት ፣ ብፍላይ ብፍላይ ድማ ፣ ንሕሊና እትነብር ፣ ሰብኣዊነት ፣ ኣብልዕሌኻ እንድሕር ኣሎ ፣ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ንወድ ሰብ ኹሉ ፣ እትኣሊ ደርፊ ምዃና እየ ዝኣምነላ ። ንምንታይ እንቴልካኒ ፣ ብዝሕጂ ጄኔሬሽን ፣ ሰብ ኮይኑ ተፈጢሩስ ፣ እቱ ናይ በረኻ ኣራዊት ፣ ዝሕረየሉን ፣ ዝምረፀሉን ፣ ኮይኑ ፣ ኣብዝ ዕድመይ"ዚ ፣ ስለ ዝረኸብኩዎ ። ። ። ካብዚ ብዝተረፈ ፣ ሰሰናዩ ናዓኻ ይኹን ። ኣሜን ።

    • @wxKGebrehiwet
      @wxKGebrehiwet 2 วันที่ผ่านมา

      ኣንታ ደንቆሮ ኣብቲ ክሊብ ዘሎ ምስልታት ሪኢካዮ ዶ?

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ናይ ወድትኹል ደርፊ, መትሓዚ ተሳኢንዋ, ቐደም ኣብ ግዜ ደርግን ሃይለስላሴን ከማን, ኤርትራውያን ደረፍቲ ገዛእቲ ከይፈልጥዎም ኢሎም, ብጓል ኣምሲሎም ወዘተ ሕቡእ ትርጉም ዘለዎ ይደርፉ ነሮም, ግን ክሳዕ ክንድዚ ኣሸጋሪ ኣይነበረን ንኽትፈልጦ, ንምሳሌ , ናይ ተበርህ, ትገዛና ዓብህድሞ ናይ ተወልደ ረዳ ሽገይ ሃቡኒ ወዘተ, እዛ ደርፊ ግን ዋላ እቲ ካመራ ኣይርዳኣካ ሓንሳብ ኣፉ ጥራይ የምጽኦ, እንታይ እዩ ትርጉሙ እንድዒ ጽቡቕ ኣፍ ኣለኒ ድዩ ዝብለና ነሩ? ኣብ ግዜ ግሉጽነት ክሳብ ክንድዚ ትርጉሙ ንኽትፈልጦ ዘሸግር ደርፍስ. (ናይ ፈራሓት ገሮማ ኢልኻ ጥራይ ኢኻ ትድምድሞ )🤔

  • @mulubrhangerber1133
    @mulubrhangerber1133 2 วันที่ผ่านมา +1

    Tagtmi tsbkti eya wed tukul stbuk geru idereefan

  • @SamiraSame-pc5uw
    @SamiraSame-pc5uw 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተዘራ ስለ ነይ ህወሓት ኤርትራውያን ደጋፊ

  • @abedombezabh3311
    @abedombezabh3311 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    B kemti terediuka zelo teredini alo,
    GOBOZ TESHAMO nhigdef nmitfa

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ደርጊ ዐልዒልካ ሕጂ ክዛረቡ ሓሳዳት ከምዚኦም ዝረግም ፍጥረት የለን አመንዝራ ሻዕብያ ግፍዕኛታት
    ደርጊ ቡሩኽ እዩ

  • @destameseledesta7148
    @destameseledesta7148 2 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ን ወዲ ትኩል
    thanks for share

  • @embayeandom7880
    @embayeandom7880 2 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ውን ምሳኻ ኣልኹ፡ ከምዛ ናትካ ኢየ ሓሲበ። ቅድሚ ሕጂ'ውን "ግዜ" ዘርእስታ ተመሳሳሊት ደርፊ፡ ሕጂ ኣብ ዩቱብ ዝሰኣንኩዋ ስራሕ ኣፍሪዩ ነይሩ።

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 2 วันที่ผ่านมา +1

    Miftarna ayetaisenan Eyu Wedi Tikul Gin Beti Nihzi Zikehado Eey Zitelemo Ataisiwo Yikewin Ezi Ka Miftaru Zeykone Kexilio Zelewo Nihzbi Yikreta Elu Ab Goni Hizbu Kikewin Yigibio Aghidu zeykawem Wey Zeydigif Mengomengo Kahdamat Eyom Kiltiom

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 2 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ትኹል ኮነ ሊንጎ ፡ ጸገም ናይ ህዝቦምን ሀገሮምን ፡ በቲ ሓያል ሞዮኦም ክገልጹ ይኽእሉ ኢዮም ።
    ግን አንጻር ሀገርን ህዝብን ፡ አንጻር ቃልስን ታሪኽን ፡ አንጻር ስውኡን ባንዴራን ግን ዘበት ።
    ስለዚ እዞም አርካናት ፡ ነቲ ሀገራዊ ኩርዓት ፡ ነቲ ይቃወም ኢየ ዝብል መማህራን ። ነቲ ዑሱብ ካኣ ቃንዛ ኢዮም ።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 2 วันที่ผ่านมา

      ጽቡቅ ኣሎካ በዓል ሊንጎይኩኑ ወዲ ትኩል ንጻር ስዋኣት ኣይኮኑን ኣንጻር ህልዋኒዮም ስወኣት ደኣ ንነብሶምን ንስለ ህዝብን ሃገር ሓሊፎም እኳ ኢዮ ስለዚ ዘየለ ፍርሒ ኣብ ኣእምሮካኣይተስፍ ኣንጻር ስውእ ዝከውን ሰብ የሎን ስዉእ እንታይ ከይገብሮም ዳግማይ ተሲኡ ከይትክሰሎም ፈሪሕካ ጃጃዊ ናይ social media😢

  • @janbessa7051
    @janbessa7051 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ቆልማጽ መዳናገሪ! ኣበይ ኣላ ነቃዕ መስሎኺ እንዲ ኻ ኩሉ ግዜ ትደል!
    እቲ ሓቂ ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘለካ ዘይኮነ!
    ነዓካን ንከማዓን ዑሱባት ተበለጽቲ ኣድሓርሓርቲ ተምበርከኽትን እዩ ዝዝየም ዘሎ።
    ጓና ጓና ምኳኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ሓወይ ዝበልክዎ ምስ ጓና ኮይኑ ምስ ጓና መኪሩ ከጥፍኣንን ክሸጠንን እንከሎ እዩ ዘርምመንን ዘስደምመንን። ንስካን ኣታ ለሓሲ ልዛይ ምስ ጸላእትና ኮይንካ ንልዕሊ 8ዓመት ዝኾአውን ንጥፍኣት ኤርትራን ህዝባን ክትሕሱን ክፋእ ክትኣልም ተዓዝብናካ።
    ሓወይ ዘይኮነን ኣብ ልብያ ገንዘበይ ወሲዱ ዝቀጥቀጠንን ዝተጋሰሰንን
    ሓወይ ደይኮነን ኣብ ሲናይ ዝባን ኤርትራዊ ገሪፉ ኩሊት ኤርትራዊ ዝሸጠን
    ሓወይ ደይኮነን ነዛ ምስ ኣምላኽ ንከይራከብ ኣብ ቅድሚ ቤት ኣምላኽ ብካራን ብብላሕቲ ነገራትን ዝቀጥቀጠ
    ሓወይ ደይኮነን ምስ ጓና ኮይኑ ኣብ ባሕሪ ንክጥዕል ዝወጠነ። ሓወይ ደይኮነን ምስ ጸላእተይ ኮይኑ ኣብ ኢትዮጵያ ብግፍዕን ብባርባራዊ ጭካነን ኤርትራዊ ስለዝኮና ኣብ ዓለም ዘይተገብረ ዝገበረ።
    ሓወይ ደይኮነን ካብታ ንፈትዋ ዓድናን ምስ ንፈትዎ ህዝብናን መንግስትናን ንከይንነብር ዘየለ ሓሶትን ፕሮፖጋንዳ እንዳ ነዘሐ ህዝብና ኣይክመሃር ኣይብሰላም ክነብር ዝሰረሐ።
    ሓወይ ደይኮነን ንህዝበይ ንሰማእታተይ ንጀጋኑ ኣዴተይን ኣያታተይን ሸፋቱ ዝበለ። ሓወይ ደይኮነን ነታ ብገዛእ ቅልጽምና ኣብ ዘንጊ ሓቂ ዝሰቀልናያ ቀንዴል ሰንደቅ ዕላማና ዘቃጸለን ዘሕሰረን። ሓወይ ደይኮነን ንከይነብር ምስ ጓና ምዕራባውያን መኪሩ ምባር ዝከልኣኒ። ሓወይ እወ ሓወይ እቲ ዓሻ ሓወይ! ጓና እወ እዚ ጓና በዓል ኣነን ኣሕዋተይን ንክንጠፍእ ዕላማ ዓሻ ስለ ዝኾነ ሓወይ ግን መጋበሪያ ረብሓ ጓና ኮይኑ ዝሰረሐ።
    ሓወይ እዚ ዓሻ ነደይ ዘሕሰረ
    ንዓይ መዓንጣይ ዘሕረረ
    ንጓና ብድቅሱ ንሱ ንምጥፍአይ ዝተወርወረ
    ዓሻ ሓወይ ብጸላእቱ ዝዓሸወ
    ኣንጻር ሓው ምስ ጓና ዝዓለወ
    ዓሻ ጽቡቕ ኣሎ ገመድ ዓሻ ይሳቐ
    ነዓይ ከድብን ንተበላጺ ናድመቐ
    ሓወይ በዲልካኒ ምስ ጓና መኪርካ
    ኣነ እንድየ ሓውካ ፍጫሕ መንገልካ
    ገዛና ኣዕንካያ ህብካያ ንጓና ኣሕልፍካ
    ወይልካ ተበላጺ ብባእሲ ኣሕዋት ዘባጨኻ
    ጓናስ ጓና እዩ እንተበለኒ
    ናይ ሓወይ ዕሽነት ነዓይ ገሪምኒ
    ተባእ ዓለም ሞት እዛ ጥዕምቲ ትሕሸኒ

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዋይ ድንቁርና ኣብ ሃገርና ዝቅጥቁጡና ዘለዉ ከ ቅቡል ድዩ ኮይኑ ገጽካ ትርሓቅ

    • @janbessa7051
      @janbessa7051 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@fekarwedifekarat ደንቆሮ ደንቆሮ ኣይበልካ !
      ዕውር ልቢ! ድፉን ኣእምሮ!

  • @Mezenagii
    @Mezenagii 2 วันที่ผ่านมา

    They are too late 😭

  • @sesenefkri8277
    @sesenefkri8277 2 วันที่ผ่านมา

    Why on Earth would you reveal the truth and give the secret away. Do you work for the dictator?

  • @lewidaniel8484
    @lewidaniel8484 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ምዄነይ ብትብል ይኣርማ

  • @ImperoMediaNetwork
    @ImperoMediaNetwork 2 วันที่ผ่านมา

    ህዝብና ለባም ኣይመስለንን ... ንለባም ኣምተሉ ንዓሻ ደእጉሓሉ ከም ዝበሃል : እንታይ ምእማት ኣድልይዎ ... ? ዘይድርጉሓሉ !!! ሕብእብእ ደው ይበል !!

  • @senait9301
    @senait9301 วันที่ผ่านมา

    Ata youeal tibahal tewelije junta hafi kast inta temxiwo alekum is siki belu intay temxiow lewite alekum eyou agame guzay 😢😢

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 2 วันที่ผ่านมา +1

    ውስጠዘ ዘለዋ ደርፊ ንለባም ብግህዶ እትነግር😮

  • @InformationDailyBelly
    @InformationDailyBelly วันที่ผ่านมา

    መርሓባ ፋኑስ ብዛዕባ እታ ኤርትራ መንእሰይ ዘይትርየል እትብል ጽሕፍቲ ገለ ክትብል ተጸብየካ ነይረ እዚ ኮ ንጹር እዩ

  • @tigistiberhe4513
    @tigistiberhe4513 วันที่ผ่านมา

    Kab nay ysmani elka ttntn nmntay noom zeythatt

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 วันที่ผ่านมา

    Yoel hawna zbelexe n Lingo adimka imo zeythato kemey kemzhasebwo. Ab Amerika koynu tiweyway zereba b af wedi tukul intay amxeo. Dmxi hzbu zeykewn

  • @نورااحمد-ت2ث
    @نورااحمد-ت2ث 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭

  • @shipe6489
    @shipe6489 2 วันที่ผ่านมา +5

    ቀዳማይ ሓሶትካ ወዲ ትኹል ኮነ ሊንጎ ኣብ 1993 ዝተኣሰሩ ከምዚ ንስኻ ዝበልካዬ ፍትሒ ክደልዩ ኣይኮነን እኳድኣ ባዕሉ ሊንጎ እቲ ሽዑ ዝነበረ ዕግርግር ብገርሁ ከምዝረኣዬን ብገርሁ ከምዝተሓወሶን ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ጎኒ ፕረሲደንት ደዉ ከምዝበለን መኪና ኣምጺኡ ንፕረሲደንትን ጴጥሮስ ሰለሙንን ሸሪፎን ናብ ቦትኦም ከምዘብጽሖም እዩ ሓቢሩ ንስኻ ግን ኩሉ ጊዜ ነገራት ጠምዚዝካ ኢኻ ትዛረብ።ብዛዕባ እታ ነንሓድሓዳ ትባላዕ ዘላ ዉድብካ ህወሓት ዘይትዛረብ ብዛዕባ ኤርትራ ንዓና ንኤርትራውያን ግደፈልና።

  • @meharimusika
    @meharimusika วันที่ผ่านมา

    ሰላም ፋኑስ ፡ ኣነ ዝሕዝነኒ ተወሳኺ ናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ዝተደርፈት ታሪኻዊት ሓቀኛ ደርፊ ልብና ርዒዱ ትብል ናይ ማሓሪ ኣብ ጊዜ ሞቶም ልክዕ ዝተደርፈት ፡ ኣብ ኤሪ ፒኤም ምስ ኣተወት ካልእ ደይሰምዓ፡ ከምዚ ዘነቃቕሕ ክንደይ ተደሪፉ ግና ይዕበጥ ይርሳዕ።
    መደብካ መሳጢ እዩ ነመስግነካ

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 วันที่ผ่านมา

    ዩኤላ፣ " ጅብ ከሄደ ውሻ ጮሀ" ዝብል ምስላ ኣምሓራ ኣሎ። እዚ ናይ ሊንጎን ወዲ ትኹልን መልቀስ ናይ ድንጉያት ዝተበራበሩ ነገር እዩ።
    ኣብዚ እዋን እዚ ህዝብና ናብ ስደት ፋሕ ኢሉ፡ እቲ ወለዶ ገድሊ ጸኒቱን ተጸንቂቑን፡ ሞራል ህዝቢ ባይታ ወዲቑ፡ ርክብና ምስ ራሻ ይኹን ቻይና ኣብ ምፍሻሉ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ባርዕ ኣብ ዝተወሉ እዮም ዝደርፍዎ ዘለዉ። ብሓቂ ሕማቕ ኩነታት፡ ነዚ ድየ ተቓሉሰ ዝብል ጣዕሳን መልቀስን ዘድልዮ።
    እቲ ዝዓበየ ሓደጋ ኸኣ፡ ኢሳያስ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሕውሰሉ ምቹእ እዋን ከም ዝበጽሐ ኣረጋጊጹ ኣሎ። ስለዚ ሕጂ ናይ ምሕዋስን እዋን እዩ። ኩሎም ሕግደፍ ነዚ ምሕዋስ ንምትግባር ይዳለዉን ሕጉሳትን ኣለዉ። ስለዚ ሊንጎን ወዲ ትኹሉን ኩሉ ዝተቓለሱሉ ስለዝፈሸለን ኣብ መደምደምታ ናብ ኢትዮጵያ ንምለስ ስለዘለና፡ ከልቅሱን ዘይምፍጣር ምሓሸና ክብሉ ግድን እዩ። እታ ዓሰብ' ዩ ዶብና እትብል ስእሊ የእትዮማ ዘለዉ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን!

  • @Idferi525
    @Idferi525 2 วันที่ผ่านมา

    ምቅዋም ናይ ወዲ ትኹል ናይ ማዕርግ ምጉዳል ኢዩ። ንሱ ዝሓሰቦ ልዕሊኡ ንሶም ግን ኮሎኔል ጥራይ ተዋሂብዎ። እዚኣ ኢያ መእሰሪኡ።
    ርሑቕ ዝበሎ ናይ ኢትዮጵያ ኢዩ ኣብ፡ እቲ ሓወይ ዝበልናዮ ድማ ኢሰያስ ኢዩ። ኣሽሙር ኢያ ክደፍሩ ስለዘይክኣሉ ኢዮም።