ንዑ ጉድ ስምዑ መንግስትና ብኣምላክ ዝተቀብአ ዩ ከይትትንክፍዎ( መግለጺ ወንጌላውያን)፥ደቀይ ንወዲ ኣከለጉዛይ እንተተመርዕየን ኤህ ክብለን የ( ዘርእሰናይ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 97

  • @gm5215
    @gm5215 3 วันที่ผ่านมา +9

    እዞም ህዝቢ ይጽለሉ አለዉ ንአብ ፎርኖ ሰብ ዝጠብስ እኩይ ሰብ ብዝጊሄር ተሐርዩ ክትብለና ጠላም አማኒ የ ባሃሊ

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 3 วันที่ผ่านมา +9

    ዘርእሰናይ ደቐይ ኣበደን ደቒ ኣከለጉዛይ ኣይምርዓዋን እሉ ኣብየት ውድሰብ ክሓምቕ እንከሎ

  • @hailefessahaie6195
    @hailefessahaie6195 3 วันที่ผ่านมา +8

    መጽሓፍ ሮሜ ንዝመርሓካ እግዚኣብሄር ዝፈርህ ትእዛዝ እግዚኣብሄር ዝስርሕ ንዑኡ ስምዓዮ ተኣዘዞ እዩ ዝብል ንጽል ኣቢልካ ትርጉም ኣይውሰድን እዩ:: ከምኡ እንተኾይኑ ኩሎም ነገስታት ከምኒ ፈርኦን ለኒን ናይ ሰይጣን ስራሕ ዝገብሩ ዝነብሩ ብእግዚኣብሄር እዮም ተመሪጾም ከይትብሎና::እግዚኣብሄር ሰይጣውንቲ ኣይመርጽን እዩ::እግዚኣብሄር ከምኒ ሙሴ :ዳዊት እዩ ዝመርጽ:: እግዚኣብሄር ዝመረጾም ክትእዘዝ ኣሎካ :: ዘይ ተጻ ሕፍ ኣይተንብቡ::

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 3 วันที่ผ่านมา +8

    😂😂😂እዋይ ጉድ ዘርኢ መርገም ለኽባጥ ሓሳዊ።ክሳብ ክንድዚ ድዩ ሓሲሩ እዚ ወዲ።በል ኣን ኻ ወዲ ሰራየ እየ ደቐይ ምስ ደስ ዝበሎም ከምራዓዉ እየ ክሰርሕ።ኣከለጉዛይ ዓዲ ጀጋኑ እዩ ለኽባጥ ሓሳዊ

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 3 วันที่ผ่านมา +4

    እዋይ እዋይ እዛ ሃገር ገለ እዩ ወሪድዋ ወንጌላውያን, ስነ ቀንጠባውያን...።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 วันที่ผ่านมา +1

    አቱም ሰባት እዚ አብ ኤረትራ ዘሎ መንግስቲ ብ አምላኽ እተመርጸ ሰለዝኮነ ድሕረ ሕጅ ከይትቋወሙ ዳሕራይ ከይትምቱ ተጠንቀቁ❤❤❤

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 3 วันที่ผ่านมา +1

    ንኩሉ አምላክ ልቦና ይሃበና

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 วันที่ผ่านมา

    ሰለምንታይ በራዩ ንደርጊ አምላኽ መርጽዎ እልና ምግደል ዘይ ገደፍናዮ መሻሙሽ❤❤❤

  • @merry7267
    @merry7267 3 วันที่ผ่านมา +3

    Selam yemane 💙💙💙💙💪💪💪💪

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 3 วันที่ผ่านมา

    ዩሙን ከም ወትሩ ጽቡቕ መደብ 🥰💙

  • @haneber7369
    @haneber7369 3 วันที่ผ่านมา +2

    💙🗼ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት🗼💙

  • @AwetKahsu-ry8xs
    @AwetKahsu-ry8xs 3 วันที่ผ่านมา

    Thanks 👍👍👍👍👍

  • @gm5215
    @gm5215 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዘር ርካሽ ሕሱር

  • @user-tj6zs7gt1z
    @user-tj6zs7gt1z 2 วันที่ผ่านมา

    ሳብ....ክራ....ሽር ምግባር ግን ኣይግድን ሕልና ይሃልወና
    .......ክሉ ግዜ ግብር ምባል ኣይንጸበ...........

  • @hagosaeyob2361
    @hagosaeyob2361 3 วันที่ผ่านมา

    Thank you

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 3 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍👍

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 3 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selambahta145
    @selambahta145 2 วันที่ผ่านมา

    💚💙💚💙💚💙💚💙💙💙💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 3 วันที่ผ่านมา

    Welcome Yemane information media

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings3234 2 วันที่ผ่านมา

    ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ንኣመንቲ ወንገላዊያን ኣይውክለናንን እዩ !

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 3 วันที่ผ่านมา

    💙💚💙

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 3 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ንኹሉ ሰብ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 3 วันที่ผ่านมา

    sélam yemane hewey selamitaka yitiaem yekenyelna naykulu tigebirelina bitaeimi nemesigineka

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 3 วันที่ผ่านมา

    Hade asha ! Seb koyne ayfelitin ane kha kitihired dekey nideki kemeriwen iye! Ane wedi mendefera seraye iye ! Hade himak kemaka ayrehekhun himak senef ! 🎉

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 3 วันที่ผ่านมา +2

    Wengelawyan ane iyesus iye ilom zimetsu indiyom! Kab kedem iwin nay deleyti fitihi koynom ayfeltun iyom! Kabom nitsibeyo yelen!🎉

    • @MichaelMesfin-op9ms
      @MichaelMesfin-op9ms 3 วันที่ผ่านมา

      Kubur haw hasot gedifka haqi tezareb Jesus ena zbele aeysemakan, dahar dma gele wengelawyan nmengsti sle zdegefu nkulu wengelawyan aeywklun eyom, nska ke ayenay dfae afriska eka

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 3 วันที่ผ่านมา

    Selam yemun selti xefuf haberetaka endamesgenku ajoka kexelo hji hgdef ajendatate enda derbeyet ketedanagerenan gizena kentefe eyu delyeta selezi kulatena nestwel💙💙💙

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 3 วันที่ผ่านมา

    Barayus nsom kimetu ebud kelbi dima kitsenh eyom yhishena ziblu eyom maere kindey kirdeom

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዓመጸኛ "ጎይና "ሰጊግካ :ኣምጸኛ ወድሃገር ንም ምትካእ ዝተቓለሰ "ዝተሰወአ " ዜጋ ኣይንበረን 😪😪

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 3 วันที่ผ่านมา +1

    Ah tay anet seb eu ez senef

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 3 วันที่ผ่านมา

    የማነ ለባም ሰብ፣ ብወገነይ ኣይተቐበልኩዎን
    በዓል ኣወል ስዒድን፣ ወዲ ጣባን፣ ካልኦትን

  • @ffanuscom2699
    @ffanuscom2699 3 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵💚💚💙💙💚💚🩵🩵💕💞💕💞🌹💕💕💞🌹💕💕💞🩵💚💙

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 3 วันที่ผ่านมา

    ዘርኢ ክርዳድ ባሕባሕ በላዕ ድጉሑ ህግደፍ ዘዝበልዎ ጽልኢ ክነዝሓሎም ስለ ዝምዉልዎ ግድን እዩ ክብል
    ህዝብና ግን ኣፍታሓላ ኣይንዕድግን እዩ ዝብሎ ወይልኦም ካብኡ ዝተወልዱ

  • @AziebH
    @AziebH 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሎምስ ንበይኑ ኢዩ።

  • @siymongebrebrhan276
    @siymongebrebrhan276 3 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @mebrehalal7695
    @mebrehalal7695 3 วันที่ผ่านมา

    የማነ፣ እዚ መግለጺ እዚ ናይ ወንጌላውያን ኢለ ክቕበሎ የሸግረኒ ኢዩ። ምኽንያቱ፣ ኩለን ሕብረት ናይ ወንጌላውያን እቲ ዘለዉኦ ኣህጉር ይገልጹ ኢዮም። ናይ ዚኦም ግን ኣብ ወጻኢ ዘሎና ጥራሕ እዩ ኢሉ እቲ መግለጺ። ስለ ዝዀነ፣ እዚ ብህግደፍ ዝተመስርሐ ኢዩ ኢለ ኢየ ዝኣምን።

  • @sunrisembenterpriseandcons2438
    @sunrisembenterpriseandcons2438 2 วันที่ผ่านมา

    Ata,kemaki adenagri yellon , atine hamukushti

  • @okubaygebresyesus227
    @okubaygebresyesus227 3 วันที่ผ่านมา

    ኢዋይ ዩሙን ኢዚኦም ጸሊዮም ዘብጽሕዎ የለን ግደፎም ጥራይ ሩኩሳት ኢዮን

  • @MichaeleGhebrehiwot
    @MichaeleGhebrehiwot 3 วันที่ผ่านมา

    Emo N Haileslassie n Mengistu Hailemariamin da nimintay yon yiqalesiwom nerom “ Siltan nay amlak” tekoynu?

  • @AronGezai
    @AronGezai 3 วันที่ผ่านมา

    Zeri senay polotica yserh aleku iyu eko zbil zelo

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 3 วันที่ผ่านมา

    ዘር ኢ መርገም መርገም ስንቁ ምስ ንሰይቲ ቀሺ ሓዉ ክዝሙ ዘይሓፍር ነውራም ሰብ ተዛሪቡ ኢልና ኣይንገደሰሉ ካብ ሰብ ንታሕቲ ኢዩ እዚ ውጅቡር

  • @MichaeleGhebrehiwot
    @MichaeleGhebrehiwot 3 วันที่ผ่านมา

    Zerisenay Donqoro eka! Nihina’wun ayniqibelekan : kibret kab nebsika miftaw ya tijimirrr: nisika gin kibret yebilkan::

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 3 วันที่ผ่านมา

    Zerei ekey amselu nmen keashuw eyu ezi ketafi

  • @MebrhitGebreyesus
    @MebrhitGebreyesus 3 วันที่ผ่านมา

    እዊይ ዚሰብኣይ ሓሚሙ ደኣ ከይከዊን ሕማቅ ዘረባ ኒመዋእል ዩ

  • @SgHu-y8t
    @SgHu-y8t 3 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ በተ ክርስቲያን ካብ ትስራሕ ሰለስተ ዓመት ኣሕሊፋ እያ እቲ ቁጽሪ ናይ ህዝቢ አርትራ ኣብ ካምባላ ኣሎ ኣይተጋገኻን

  • @ArontedAki-v5v
    @ArontedAki-v5v 3 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂 way Gud, egzabiher meretsewo nezi serat saytawenti l. Entay eyom zebeluzelewu. Amlak bealueski yefaredom medhanialem bealu.

  • @Liberal12
    @Liberal12 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝኮነ ኣንጻር ህግደፍ ዝመጽአ ምንቅስቃስ ይድግፎ ኢየ ኢልካ ሕለፎ

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 3 วันที่ผ่านมา

    ንዲክተተር ዘሞጉስ ኃይማኖት ዘይኮነስ ናይ ሰይጣናዊ እምልኾ'ዩ

  • @user-tj6zs7gt1z
    @user-tj6zs7gt1z 3 วันที่ผ่านมา

    ወሪድዎ አምልኽ ናይ ተሰነ ጠንቛላይ ኣለዎ..........

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 3 วันที่ผ่านมา

    besimiaem eizigiyo meherena kirisitos nihede ganin dem setu zeyitegib mis aemilak kitewadadiriwo rieisukum aeyiserihin eiyu sokay nay hizibina kinawah tigebiro aelekum mesita hizibina yiwiredikum biaemilak

  • @frefre2238
    @frefre2238 2 วันที่ผ่านมา

    MENAFIQAN ...KO TEBAHILOM KDEMU

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 3 วันที่ผ่านมา

    ከላእ ይሙን ከኣ ንባዕሉ ተረግሙ እንዱ ወጽዩ በቡኡ ናብ ሰይቲ ሓዉ ምስ ኣተወ እዚ ከኣ ሰብ ኮይኑስ በካ ርሕቅልና ጽይቅ

  • @teklezgitesfatsion256
    @teklezgitesfatsion256 3 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ሓውና ኮነ ኢሎም ኣጀንዳ ኣብ ዘቐበሉና
    ኮለል ምባል ክሳብ ማዓስ !!! ኩሉ ፈጠራ እዩ
    ግንድማ ይሰርሓሎም ኣሎ። ከም ዜና ኣይተቕርቦ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 วันที่ผ่านมา

    Hager zeybilkum tirefu yebilkumn dea hager ember siltan kab amlakdo belkum silemintay dea hakike zeytizarebu dea ezom kulom teasirom zelewu wengeliawiyan bifilay kea pentekostal kitsiliyu equa zeytefekdelom kulusab zihidenu ayitizarebulomin anta kindey tihisiwu. Hasewti wengelawiyan ane equa satnaelawiyan eye ziblom mikniatu tikmegnatat wengelawiyan.

  • @sunrisembenterpriseandcons2438
    @sunrisembenterpriseandcons2438 2 วันที่ผ่านมา

    Ata terati Hasawi 100% sheyani derho yekenyelna .

  • @samuelelias7743
    @samuelelias7743 3 วันที่ผ่านมา

    እዞም ወንጌላውያን መግለጽጺ ኢልካ ኣቅሪብካዮም ዘለካ ንጹር ኣይክነን። ኣስማቶምን ምስሎን ክገልጹ ግዴታ ኣለዎም ኤንተዞይኮይኑ ዉጹእ ጸለመዩ ዝከውን ዘሎሞ ነቲ ስርዓት ትፈልጦ እንዲካ?

  • @user-tj6zs7gt1z
    @user-tj6zs7gt1z 2 วันที่ผ่านมา

    ነጽር ስፍሕ ጸላኢኻን ፈታዊኻን እልል ሰብ ክማኻ ፍጥር ኣብ ፎርኖ ዝጠብሲ ምስ ፍጥር ክልተ ዓለም ክተወዳድሮ ክልተ ይኣክ......
    ..
    ....

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብየት መግለጺ እንታይ ዝበለ ብዕሊግና እዩ እሰያስ እዝሄር እዩ መራሒ ገርዎ ይቢሉና ኣለዉ
    እዛ ናይ ዓንደ ጸልማትን ጉጅለ ግን ናብ ሻዕብያ ጥራይ ኣሊግቢና ክንሓሊፎ የቢልናን የማነ ፖለትካ ኤርትራ ተንኮልን በለጽን እዩ መለለዩ ንዝመጽእ ቡኹሉ እንዳ ፈሊጥናን እንዳስተውዓልናን ንቓለስ

  • @berear1919
    @berear1919 3 วันที่ผ่านมา

    Zehzen eyu wengelawiyan Naywtsaie Nekhulu wengelawi aykelun eyom eziom adikum khenkum zeytselyulu dea hademti.

  • @steamrolled4608
    @steamrolled4608 3 วันที่ผ่านมา +1

    Anta entay mergem eyu neruna. Emo sik elna kinchifchef malet dyu. Emo derg dea amlak siltan hibwo elna sik zeynibl zneberna.

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 3 วันที่ผ่านมา +1

    ziom ko hgdef malet eyiom tom seb hlna dea ab fthi ko dow elom alewu

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 3 วันที่ผ่านมา

    ባርያ ዝኾነ ን ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ ይታኣዘዝ እምበር ደቂ መለይሲ ኣይትኸዉንንእያ 🩵🩵🩵🩵

  • @SelamMebrahtu-v3v
    @SelamMebrahtu-v3v 3 วันที่ผ่านมา

    ፎእ ፔንጠ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 3 วันที่ผ่านมา

    aenita denikero zerieisenay kemizikemaka ziaemesele aeshea mis riaeyu eiyom aeshea hewuka einitemoyutuka darirga hedaru ziwetelika zibihel donikoro aesiha

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 3 วันที่ผ่านมา

    ሓው የማነ ፡ እቶም ወንገላውያን ዝበልካዮም ፡ኣነ ገበናውያን ኢለ ምጽዋዕክዎም ፡ሂልተር ከ ኣምላኽ ድዩ ባሪኽዎ ነይሩ? ኣሳድ ፋሚሊ ኸ ኣምላኽ ድዩ ባሪኽዎም?
    ኣምላኽ ዝባርኾም ዝባሃሉ ብህዝቢ ዝምረጹ ብህዝቢ ዝተሰማማዓሉ ሕጊ ብባይቶ ዝጸደቐ ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ እቲ ቃል ኣምላኽ ዘስምዕ።
    ብዛዕባ ዘርእሰናይ ዝበልካዮ ሕማቕ ሰብ ስለ ዝኾነ ሕማቕ ካብ ምዝራብ ኣይተቖጠበን፡ ግን ደቁ ንሱ ምስ ሞተ ስለ ዝምርዓው መርገሙ ኣይበጽሖምን እዩ።
    ሰላም ወ ሰላም።

  • @fthi3585
    @fthi3585 3 วันที่ผ่านมา

    ዘርእ መርገም ንስኻ እሾኽ መርገም ስለዝኾንኻ ኽምትምኒት ይሃብኻ

  • @fthi3585
    @fthi3585 3 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ወንጌላዊያን ዘይኾንስ ንኽብዶም ዝሐድሩ አጋንንቲ አገልግልቲ ድያብሎስ እሳያስ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን እዬም 😂😂😂😂😂😂😂

  • @fetawiselam7688
    @fetawiselam7688 2 วันที่ผ่านมา

    ዘርኢ መርገም ጋሓፍ ከም ልብኻ ይግበረልካ ፈጣሪ😂

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 วันที่ผ่านมา

    ሂጂ ግሪም በለዎ ደኪ ኣከለጉዛይ ናይ ዘረኢ ሰናይ ኣለት ወይ በተሰብ ዚዋሰብ ቢሂጊ ኣከለጉዛይ ይዊገዝ ዋላ አታ መረት አንተ ኣሊዮም ወለዱ ኬአለዩ ኣለዎም

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 2 วันที่ผ่านมา

    ካድረታት እምኣር ኩሉ ምስጢሮም ክዛረቡልካ ኢኻ ትጽበ ኢኻ ጉዳም ኢኻ። ኣውራጃውነት ምጉስጓስ ትጸልእ እንተኮንካ ንሰልጠነ ግርማይ በውራጃ ንመንእሰያት ኣይተጋጊ ተኣረም ኢልካ ምዓዶ፡ እንተ ናይዛ ጉጅለ እታ ምስጢር ኣነ ዘይፈኖኹዋ ዝብል ቅንኣትዩ ዘዛርበካ ዘሎ እምበር ካብቶም ኣብታ ስእሊ ኣውጺኦሞም ዘሎዉ መን ምስ ተቓለስቲ ዝዳናገጽ ኣሎ ትብል፧

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 3 วันที่ผ่านมา

    ሐሰዊ ቲ ፈራሐት ለቕለቅቲ ምኽሪ ኢሳያስ ! ሃአ ህዝቢና ደንቆሮ ኢዩ ኢሎም ስለ ዝግሙቱ !ኢሳያስ ሐርኢ ።ረጅም ረጅም ቸንጅ

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 3 วันที่ผ่านมา

    ሰላም የማነ እዚ አቕሪብካዮ. ዘለኻ ብዛዕባ መስመር. 03 ኢልካ ዝገለጽካዮ. ፍጹም ጌጋዮ
    1- እቶም ነዚ ሓበሬታ ዘውጽኡ ብዛዕባ ዓድታቶም ይኹን ትውልዶም ዝገለጽዎ የለን ፣ ሰብ በብዝመሰሎ ከሽርፎ ናቱ ጉዳይ እዮ: ሙሉኡውን ዝሰማዕኻዮ አይመስለንን:
    2- አብ ኤርትራ ስርዓት ክግምጥሉ ዘይከአልዮ ኢልካ ምግላጽ እንታይ. ክትገብር ደአ ትቃለስ አለኻ:
    3-ምንጭን ጭብጥን ብኸመይ አብ ሚድያ ክገልጹልካ ትጽበ ? ነቲ መደብ ደጊምካ ብዝግባእ ስምዓዮሞ ዝተዓየረ ሓበሬታ ዘርግሕ።

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 3 วันที่ผ่านมา

    Pente wekilom hgdf teawitom yimeslom!kkkkkkk🎉

  • @michaeleskelaw9485
    @michaeleskelaw9485 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየ ተዋስኦ ኣጽናቲ ኢሰይያስ መዋእላ ሓሶትን ምድንጋርን፡ናይ ሓሶት ፓትርያርክ፡ ናይ ሓሶት መነኮሳት ብስም ገዳም ሕጂ ካኣ ብስም ወንጌላውያን፡እዛ ናይ ሕጂ መግለጺት ኣይመስለንን ካብ ደገ ዝርከቡ ወንጌላውያን ኩሉ ካብቲ ናይ ኢሰይያስ ወይጦ ቻርለ ወይ ህበይ ዝድረስ ናይ ሓሶት ድርሰት

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 3 วันที่ผ่านมา

    ገልጣም ብልሐስካ ትሐርእ አድጊ። ደቅኻ መሳኪን ኽሚዚ መንደፍ አቦ ዝደሊ ፍጥር የለን ።ጀጋኑ ደቂ አኮሎግዛይ ኸማኻ ባረዩዘይኮኑ ደሊኻ ትፈአ'ኻ አልምጽ አብ ስደትካ ኮንካ ።

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 2 วันที่ผ่านมา

    ገጽካ ትርሓቕ ድርባይ ድሑር ሙሽሙሽ እንታይ ዓይነት ርእስይ ዩ ዘለዎ እዝይ ኮነ ኢሉ በል ተባሂሉ ዝብል ዘሎ ኢዩ ጽባሕ ውን ኣይድግሞን ኢዩ ረሳሕ ጉሓፍ

  • @wedibasie3415
    @wedibasie3415 2 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙

  • @frefre2238
    @frefre2238 2 วันที่ผ่านมา

    MENAFIQAN ...KO TEBAHILOM KDEMU