ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣምላኽ ምሕረቱ ያኣዝዘልካ ኩቡር ሓው ኣጆኻ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ሓውኻ ኢየ ካብ ኤርትራ
ሱቅ በል ቆማል ዓጋመ። ዓጋመ ወዲ ነቃዕ ርእሲ ኤርትራዊ ተመሲልካ ሰብ ምድንጋር ካብ ትጅምርዎ ግዜ በሊዕኩም ኢኹም ቆማላት እዚ ሓሳድ ዓጋመ ሓውኻ ድማ ዋላ ናይ ኢዱ'ዩ ረኺቡ ረሳሕ ዓጋመ።
@@piratebc-ge1iq ጊስ ጋዕጋዕ እንታይ ጌርካ ንሱ ምሕረት ይኣዝዘልካ ኢልዎ እምበር እንታይ ኢልዎ ሓሳዳት እዚ እዝግኣብሄር እዉን ሓቁ እዩ ዕልምልም ከብለኩም ዉይ ከመይ ዝበልኩም ህዝቢ ኢኩም ፎእ
@@piratebc-ge1iq ኣታ ረሳሕ አንታይ ገርካ አምላክ ንቶም ንሰብ ሕማቅ ዝምነዩ ናብ ባኣሎም መልሰሎም ሕርርርርርርርር በል አንበር ብሓይሊ አግዛኣብሄር ክድሕን አዩ ጉንፍ
@@sooqusabya9200 እዚ ቆማል ሓውኻ ኣብ መዓልቲ 10 ሰብ ክርሽን ከሎ ግን ብጩቅ ኢልኩም ኣይትፈልጡን ኔርኩም ርጉማት ዓሌት። ዓጋመ ትብሃል ፍላይ ናንታ ህበይ ዝኾንኩም ዓሌትሲ ከመይ ጉልሓይ ትኾስትርኩም።
@@sooqusabya9200 agame selam zeytihubna entay ekum eritrawyan yehwatna eyom enabelkum teserhu zelkum. be hanti leyti serikumna kitikedu emo yelen misakum hadnet (kidu nab abi ahmed haki felti Ethiopian ekum tigray aytiblu ethiopiayan ena blu
አይዞህ ጀግናችን ለሁሉም ግዜየ አለ አብይ ማለት ጠላት ህዝብ ትግራይ ነው ። ልብ በሉ ተጋሩ
ኣሕሕሕሕሕሕ መሽረፈት ዕድመኻዳኣም የሕፅሮ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓላለይ
AMEN AMEN AMEN
Amen Amen Amen
ብጣዕሚ ደስዝብልዩ ብሽም ቀዛሕታን ብሹም ህዝቢ ትግራይን ከመስግን ይደሊ ሓውና ጅግና ሓውና ኩማንደር ኣስገለ ውን ምሕረት የውርደልካ
ኣጆካ ጅግናና ናትካ ጉድኣት ናይ ኩሉ ትግራዋይ ጉድኣት'ዩ ኣይክንድቅስን ካኣ ትግራይን ተጋሩን ንዘላልም ይንበሩ
አንታይ አዩ ረኺብዋ ኣይተረዳኣንን ?
Mulue mihret yewrdelka 🇪🇷
ኣየካ ገና ናብ ስራሕካ ክትምለስ ኢካ ትግራይካ ተገልግል ምስ ህዝብካ ጀግናና
ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ሓው ተስፈ ዘይምቁራጽ ኣብ ጎንኻ ኣለና!!!ኤሪ√√√√
ምሕረት የውርደልካ ጅግናና ኣጆኻ ህዝቢካ ኣብ ጎንኻ ኣሎ እዩ
ምሕረት የዉርደልካ ኩቡር ወላዲ ጀግና
ተመስገን ፈጣረ አሕዋተይ የቀንየልና ጅጋኑ እዛ ሕወና ጀግና አብ ጎን ከነካዉ አለና አብይ አሕመድ ፈጣረ ናይ ስራሕ ይሃባ
ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ንሰሜን ተጋሩ የሕዋትካ ኣካልካ ስጋኻ ሂወትካ ፣ብባዕልኻ ንባዕልኻ ዝካኣለካ ምግባርካ እቲ ዘሐጉስ ኮይኑ ሰሜን ተጋሩ እዉን ከሙኡ ልዑል ምስጋና ይግበኣኩም።ኮማንደር ኣስገለ ኣጆኻ ኣሎና ገባሪ ሕማቕካ ኣብዪ ኣሕመድ ኢዱ ክረክብ እዩ። ህዝበይ ትግራዋይ ከም ሰብ ሰብ ኮይንኻ ምስቲ ኩሉ ፀገምካ ሰብኣዊ እምነትካ ምስጋና ካብ ፈጣሪ እዩ'ሞ ኣጆኺ ዓደይ ማዓረይ ብሓደ ንቡሩኽ ሰሜን ሓዉካ ደዉ ቀፅለሉ ካልኦት ዝበሉ ይበሉ ንስኻ ንቕድሚት
I'm Eritrean senafe great brother Tv kelhta ::
ፍጣሪ ምሕረት ይሃብካ ጅግና።
ኣቱም ጀጋኑ ደቅቶም ጀግናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቤኪ እውን ተባረክ
ዓኽ መሕዘኑ እዩ ግን አጆኻ ህዝቢትግራይ አብ ጎንኻ አለና
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።¶ዳግማይ ትንሳኤ ✝️እንቋዕ ን ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሓና ኣሜን ፫። ፣፣፣¶ሃዋርያ ቶማስ ¶ኢድ ሃዋርያ ቶማስ ክሳብ ሎሚ ኣብ ገዳም ህንዲ ትርከብ ★✝️✝️✝️✝️ቅዱስ ቶማስ ካብ ሰዱቃውያን ወገን ትንሳኤ የለን ኢሎም ካብ ዝኣምኑ ስለ ዝነበረ ፣ ትንሳኤ ጎይታና ስለዘይኣመነ ኣይተፀርፈን ኣየሳደድዎን ኣይዘለፍዎን ። ኣንፃር ተጋሩ ሽዋውያን ብዕሱቡነት ዝሕግዙ ባንዳታት ኣብ ቤ/ክ ትግራይ ኣዘጋጅዮም ንመነኮሳት ተጋሩ የሳድዱ ይፀርፉ ንትግራይ ቤ/ክንን ህዝባን ይስልሉ ንትግራይ ኦርቶዶክስ እዚ ኹሉ በደል ዘብፁሑላ ዘለው ዕሱባትን ሽዋውያን ብድምር እዩ ። ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ጥራሕ እምበር ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ጥርጥር የብሉን ከም ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ ። 💐ሎሚ ዳግማይ ትንሳኤ ተባሂላ ትፅዋዕ (ዮሓ 20፥24-30) እዚ ታሪኹ ምስ ቶማስ ሓዋርያ ዝተተሓሓዘ እዩ። ከምቲ ኣብ ዕለተ ሰሉስ ንሃዋርያት ዝተገልፀ ኮይኑቶማስ ኣብታ ቀዳመይቲ ሰንበት ትንሳኤ ጎይታ ንሃዋርያት ክግለፅ እንተሎ ስለ ዘይነበረ ንትንሳኤ ጎይታ ብምስማዕ ጥራይ ዘይኮነስ ዝረኣዮ ምእንቲ ክምስክር ደልዩ "ከይረኣኹ ኣይኣምንን" ብምባሉ ጎይታ ናይ ልቡ ፈሊጡ ኣብ ሰሙኑ ዳግማይ ንሱ ኣብ ዝተረኸበሉ ተገልፀሎም ። እሞ ንቶማስ ሓዋርያ "ኣፃብትዕኻ ናብዚ ኣምፅእ ነእዳወይ ርአ ኢድካ ናብዚ ኣምፅእ እሞ ናብ ጎነይ ኣእትዋ ኣማኒ እምበር ዘይኣማኒ ኣይትኹን " በሎ። ቅዱስ ተማስ ካብ ሰዱቓውያን ወገን እዩ ትንሳኤ የለን ሰብ እንተሞይቱ ከም እንስሳ በስቢሱ ዝተርፍ ድሕሪ ሞት ሂወት ትንሳኤ የለን ካብ ዝብሉ ሰዱቃውያን ስለ ዝነበረ እዩ ትንስኤ ጎይታና ከይረኣኹ ኣይኣምንን ዝበለ ። ንሱ እውን ከምኡ ገበረ ኣእዳዉ ግና እሳተ መለኮት ስለዝተንከፎ ቆሪየን ተሪፈን ፣ ፃዕዳ ድማ ኮና ጎይታ ግና ምሒርዎ እዩ ። ኢድ ሓዋርያ ቶማስ ክሳብ ሎሚ ኣብ ህንዲ ገዳሙ ትርከብ ፓትርያሪክ እንትምረፅ ኢዱ ትጥቁም በረኸት እዩ ። ቶማስ ድማ መሊሱ "ጎይታይን ኣምላኸይን "ኢሉ በቲ ሓደ ኣምላኽነቱ በቲ ካልእ ድማ ማሓሪነቱን ጎይታነቱን መስከረ። ስለዚ እዚኣ መዓልቲ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዳግማይ ትንሳኤኡ ምስጢር ንሓዋርያት ዝገለፀላን ስለዝኾነት ዳግማይ ትንሳኤ ተባሂላ ትፍለጥ።17/8/2012 | ሎማዓንቲ ሰንበት ዕለት ፲፯/17 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ።ሰናይ ማዓልቲ ብሩኽ ሰንበት ርሑስ ኣውደ ዓመት☦️✝️☦️✝️ንዓለም ኩሉ ምሕረት የውርደልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
አሜን አሜን
Amen kalhiwet yesmalna 🙏🏽🙏🏽
ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ
አጆካ ሐወይ ምሕረት ካብ እግዛቢሄር እይሞ ምሕረቱ የውርደልካ ይቀጥጠልካ ፈጣሪ ይምሐርካ
Yeknyelna deki halal meret brukuat zerei zerekum ybarek💪😘
Hawey amlak mulue mhret ygberelka🇪🇷
Ewiy atum Jeganu Tegaru Eti niwegwnkum zelokum haliyotBiteami kudus kinie ykene AnabisKab Libi eye zediniqekum👏💪Kab Germany 🇪🇷
Merci
ኪድ ቆማል ዓጋመ ዓቅሚ ተሃልዩካ ነዚ ገበነኛ ዓጋመ ሓውኻ ሓግዞ ኣይኮነን ቆማል ዓጋመ ወዲ ነቃዕ እግሪ ከንስኻ ኤርትራዊ ተመሲልካ ሓሶት ኣይትንዛሕ ረሳሕ ወዲ ፉንፉን ዓሌት
@@piratebc-ge1iq እሞ ኸማካ ድቃላ ዘይኮነ ወዲ ዓጣሪት
@@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ ደቃሉ ድኣ ባዕልኹም ኣለኽሞ ደቂዛ ኣዲኦም እምበር ኣቦኦም ዘይፈልጡ ዓሌት እንስሳ።
ኣይዞካ ጅግና ሓውና
ጅግና ኣቦና ጥና ይሃብካ ዳሓን nay መሽረፍት ግዝየ ጥራይ yhabna
አጆኩም አብ ጎድንኩም አለና
ኣጆካ ተስፋ ኣይትቁረፅ ፈጣሪ መሊኡ ይምሓርካ መሽረፈት ግን ናይኢዱካ ኣይትስኣን ንትግራይ በዚ ኣይተድክማን ዱከም ኢልካ እንደዉም ሓደ ኣካል ክንከዉን ጌርካናደ
I love Kezahta I am proud of you always bring the best
ኣይዞኳ ጅግና ፈጣሪካን ህዝብካን ኣብ ጎንካ እዩ
አምላክ ምህረት የውርደልካ ሓወይ አጀኻ ክታሓው ኢካ ። መሽረፈት ግን ጋሕ በል ወዲ ርግምቲ👌👌👌👌
መሽረፈት ይገልብጥካ ኣንታ መናፍቅ ኣጭበርባሪ ጥርንቧ ኢሰያስ ክትስሕና ኢኻ ወዲ ሃዳሚ ደርጊ ደም ሰዓረ ገዛኢ ኮንቱ ኣይቀርን ✊✊✊✊✊
ኣጀኻ ዘሓወይ ትሓዊ ኢኻ እቲ ርሑሩሕ ህዝብኻ ኣሎ ኣብጎንኻ
ነንሕድሕድና ከምዚአ ኢልና ንስመር
አቱም ሰባት ኤርትራ ፈታውትና ኮይኖም አይፈልጡን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢልኩም ፀውዕዎም😢 ትግራይ ንብ ምድረበዳ ዝበረሰን ብሰንኪ ጠባናት ኤርትራውያን እዮም።ፈላሊኩም ፀውዕዎም
መሽረፈት ናይ ኢድካ ትረክበሉ ሰዓት ርሑቅ ኣይክከውንን
Beki ኣብዩ ሰብ👏👏keep moving bro👏👏
በጃኩም ሓገዝ ኣይትበልዎ ደመዎዙ ዩ ደሙ ከፊሉ ዘምፀኦ ኣክክክክክክ
Betami betami
well done Beki & your team.
You dedd great job bro Hana from Canada
Wawaw
ይሕዋት እንድዮም ስጋ ተወደቀት ሐመድ ሕዛ ትትስእ እኮ እዩ thanks bro
ልዋሃቢ ይሃቦ ፈጣሪ
egezabher meska ykna
ኣብይ ንቡዙሓት ተጋሩ ሕጂ እውን የሳቅዮም ኣሎ ግን ቡዙሕ ዋጋ ከምዝከፊል ንማንም ዝተሰወረ ኣይከውንን ንሕና ተጋሩ ኩሉ ብሕጊ ክውዳእ ስለ ዝደለና እንበር ቀታሊ ሳዓረን ገዛእን ብመን ከምዝኮነ ግልፂ እና ኮነ እዩ ህዝቢ ኤሪትራ ናይዚ ሰብ እዚ ሂወት ብምስንካሉ ተሰሚዒኩም ዝገበሪኩሙሉ ሓገዝ ነመስገን ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ እዩ መን ሓው ተጋሩ ምኳኑ ኣብዛ ሕማቅ ግዜ ታዓዚብና ኣለና ሸዓብያን ወያነን ዘባላሸውዎ ሕውነትና ሕጂ ግን ማእገር ትግራዋይ መን ምኳኑ ዝተዓዘብና ግዜ እዩ ሙሩፅ ዓሪኪ ንምሪካብ ሕማቅ ግዜ ተፀበ እዩ ስለዚ መን ሓው ምኳኑ ካብዚ ንላዕሊ መምሃሪ የለን የሕዋት ኣንቱም ፈስ ቡክ ኣቲኩም ትፃረፉ ትውዕሉ ናይቶም ዝፈለዩና ሰባት ሰለባ ዝኮንኩም ናብ ልብኩም ተመለሱ።
I appreciate what you really are doing however you should have left some space between you other people and the commander or wear face masks. Disinfecting your had is useless being that close within small area. We want our people to be healthy.
Enkae ndagmay tnsaeie bselam abtshekum tegaru tsruyat nkomander ka mulue tena yhabelna fetari💛💛💛❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እግዚአብሔር ይምሓርካ ኣዘካ ሐሽካ ናብ ስራሕካ ትምለስ እካ
ኣጆኻ ጅግናና ህዝብኻ ኣብ ጎንኻ እዩ
አጆካ/ኹም አይተበሉ ።ከብ አዚኖ ደቂ አዚኖ ዘባለሽዉዎ ቃልን ካብ ሽንትን ረኻቁ ።አዚኖ አእዱግ ጣልያን ናብ ደንብያኽን ወይከኧ ስርአት ግበራ ።ህወሐት ሰብ ገይራትክንስ ትጀሐራ። አዚኖ አስመረኖ አዚኖ አዚኖ ።አዚኖ=አድጊ ጣልያን ከምኡ እናበለ እዩ ዝጽወኦም።
Fetari kulu alem mhretu yewrdelka...
ኣጆካ ጆግና💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣምላክ ምሕረቱ የውርድ ኩቡር ኣቦና
Ajoka kolu yehalf eyou. Enka aymotka. Zebah be egreka teteow ketbel eka. Egzabher deseano yelen. Jeganu yehewatna kolu hagez zegebere egzabher yemlalkum. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤🌹
አጀካ አኽኽኽኽኽኽኽ 👍💪❤️💛💛💚👌
Egezabehier msaka ykun ❤❤❤💐💐💐🙏🙏🙏
Kezahta media sile eti tgebriwo habereta msgana ygbaakum. Ruhus Beal ygberelkum. N comander Asgele Mhiret yewridelka. Ane gin ezom kab Tigray wetsae ab nay mengsti srah zelewu Tegaru kabzi tmhrti wesidom nab Tigray entezmilesu mhashe ybil.
Nzahagezkum genzebkum ybarek nhawena ka mulue mhret ygberelka,fetari
በጃኹም ስልኪ ቁፅሪ ፅሓልፉልና
እግዚአብሔር ጠቅሊሉ ይምሓርካ ንወሃብቲ ድማ ብዝወፀ ይተከአልኩም ብጣዕሚ የሕዝን
Beki Abesa may God bless you
💛❤️💚👍👍👍
Jeganu
👍
ክብረት ይሃብኩም
Ahhh ajoka eske bel
ተራርቃችሁ መቀመጡን እባካችሁ አትርሱ ።በተለይ ከውጭ ቫይረሱን ይዘን ልንመጣ ስለምንችል ከቻልን ማስክ በማረግ ወይም ተራርቀን በመቀመጥ ብንጠነቀቅ እላለሁ በተለይ ለሱ በዚ ሰአት ብዙ ሰው ሊጠይቀው ሲመጣ አይቻለሁ አንዳችሁም ጥንቃቄ አድርጋቹ አላየሁም ።የምታደርጉትን እያደረጋችሁ ያላችሁትን ነገር ሳላመሰግን ወይም ሳልደሰት ቀርቼ አይደለም ። ደቅ አደይ ንበሩለይ የቅንየለይ
ንመን ኢኪ ዝኩሉ መሊአክቲ ኣምሓራይ ኣሎ ድዩ ኣብዙይ
Meheret yesededreka zehawey
Bravo Bereket
Meharti yewaredleki zehawey fetar yeahegazeki maerey
👌👌👌👌👌👌
ኣጁካ ዝሓወይ
Will done bro thanks god.
Well done beki 👍🏼👍🏼🇻🇳
Good job guys
Ajoka
Ajka zhawey
Good job
Mehert yewrd zahawye
♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍🙏🙏🙏
Meshreft Nay Edeka ab semay ktrekba eka ATA resah
ምህረት የውርድ ነገር ግን ኤርትራውያን ላይ የሰራሳችሁት ተንኮል አይረሳም
ከምኣ ጌርና እጃምና ተሰሪሕና እቲ ፈታኒ ግዘ ክንወጾ ኢና
E r yhabkum abzihu mlua mhret ygberelu
Ha hawni agka
Nhzbi eitopian nhzbi eritran eyu amesginu kezahta hasawi togar agame netopiawuyan zeyekiberkas niaena deki hagerka akibr kidm ok eritrawuyan gorebetika enber yhwatka aykonan nzhamemka GBU
E/r msaka ykun ..bk ewn tsbuk tegbar ketslelu
Ajoka hawna amlak yehgzka
Eti journalist wey amhargna wey Tigrinya entezzareb xbuk nieru. E.g “tenager” Ab Tigrinya trgumu beynu eyu.
Etc moral eu abeye meraya tkonu net menesey. Yekenikum! Aytesanu! Eti genzeb ewen aynasen abebetkum zelkum eikum.
መሰረታዊ ጌጋ ኣብ ምክልካል ኮሮና ቫይረስ ኣለኩም። ኣፍካ ብዘይምሽፋን ኢድካ ምሕጻብ ትርጉም የብሉን። ተዓዛቢኹም ብዙሕ ከምዃኑ መጠን ኣብነታዉያን ክትኮኑ ኣለኩም። ካብ ኣፍኩም ዝወጽእ ይበጺሕ ካብ ኣብ ኢድኩም፡ዝጸንሕ ቪይረስ ስለዚ ኣፍኩም እንተትሽፍኑ ምሕሸ። ብርግጽ ንርታ ማይክሮፎን ኩላትኩም ስለትሑዙዋ ኢድኩም ምሕጻብ ጽቡቕ ኢዩ።
Ayokum nayna
Ajeka kumader asgele wedka dma amlak edmen tenan yhabo
Woww good job
ኣንታ ኣስተኻኺልካ ፃሓፍ
Fetari mulue mhret yewrdelka
Amlak mulue mhret ygberelka
Betaemi tsebuk ezi jegena kali eyu zegebuo eski edemen tenan yehabekum yehaben ajioka
Entay da takbkum tekdu 1.5 Metro zytrhhku ezgyo balu Fetar yhalwn embr
**Abeyt halyot ekau eske Tgreway gerka feterkani temesgenka amlak*
Ata Comander hawey mejmerta mulue meherat kawerdaleka menuyotey eu ,gen hje wune bejakume Ethiopia teble kale kabe afekuemune lebekumune arehekuwo entaye gebertie eyome Ethiopia kabzie nelalie entaye eyome kefadekum
ኣዮኻ ዝሓወይ ቱ ለዋህ ህዝቢ ኣብ ጎንኻ እዩ
Korona nementay eu terhakikum koff theyteblu kethemumwo deyu
ኣምላኽ ምሕረቱ ያኣዝዘልካ ኩቡር ሓው ኣጆኻ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ሓውኻ ኢየ ካብ ኤርትራ
ሱቅ በል ቆማል ዓጋመ። ዓጋመ ወዲ ነቃዕ ርእሲ ኤርትራዊ ተመሲልካ ሰብ ምድንጋር ካብ ትጅምርዎ ግዜ በሊዕኩም ኢኹም ቆማላት እዚ ሓሳድ ዓጋመ ሓውኻ ድማ ዋላ ናይ ኢዱ'ዩ ረኺቡ ረሳሕ ዓጋመ።
@@piratebc-ge1iq ጊስ ጋዕጋዕ እንታይ ጌርካ ንሱ ምሕረት ይኣዝዘልካ ኢልዎ እምበር እንታይ ኢልዎ ሓሳዳት እዚ እዝግኣብሄር እዉን ሓቁ እዩ ዕልምልም ከብለኩም ዉይ ከመይ ዝበልኩም ህዝቢ ኢኩም ፎእ
@@piratebc-ge1iq ኣታ ረሳሕ አንታይ ገርካ አምላክ ንቶም ንሰብ ሕማቅ ዝምነዩ ናብ ባኣሎም መልሰሎም ሕርርርርርርርር በል አንበር ብሓይሊ አግዛኣብሄር ክድሕን አዩ ጉንፍ
@@sooqusabya9200 እዚ ቆማል ሓውኻ ኣብ መዓልቲ 10 ሰብ ክርሽን ከሎ ግን ብጩቅ ኢልኩም ኣይትፈልጡን ኔርኩም ርጉማት ዓሌት። ዓጋመ ትብሃል ፍላይ ናንታ ህበይ ዝኾንኩም ዓሌትሲ ከመይ ጉልሓይ ትኾስትርኩም።
@@sooqusabya9200 agame selam zeytihubna entay ekum eritrawyan yehwatna eyom enabelkum teserhu zelkum. be hanti leyti serikumna kitikedu emo yelen misakum hadnet (kidu nab abi ahmed haki felti Ethiopian ekum tigray aytiblu ethiopiayan ena blu
አይዞህ ጀግናችን ለሁሉም ግዜየ አለ አብይ ማለት ጠላት ህዝብ ትግራይ ነው ። ልብ በሉ ተጋሩ
ኣሕሕሕሕሕሕ መሽረፈት ዕድመኻዳኣም የሕፅሮ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓላለይ
AMEN AMEN AMEN
Amen Amen Amen
ብጣዕሚ ደስዝብልዩ ብሽም ቀዛሕታን ብሹም ህዝቢ ትግራይን ከመስግን ይደሊ ሓውና ጅግና ሓውና ኩማንደር ኣስገለ ውን ምሕረት የውርደልካ
ኣጆካ ጅግናና ናትካ ጉድኣት ናይ ኩሉ ትግራዋይ ጉድኣት'ዩ ኣይክንድቅስን ካኣ ትግራይን ተጋሩን ንዘላልም ይንበሩ
አንታይ አዩ ረኺብዋ ኣይተረዳኣንን ?
Mulue mihret yewrdelka 🇪🇷
ኣየካ ገና ናብ ስራሕካ ክትምለስ ኢካ ትግራይካ ተገልግል ምስ ህዝብካ ጀግናና
ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ሓው
ተስፈ ዘይምቁራጽ ኣብ ጎንኻ ኣለና!!!
ኤሪ√√√√
ምሕረት የውርደልካ ጅግናና ኣጆኻ ህዝቢካ ኣብ ጎንኻ ኣሎ እዩ
ምሕረት የዉርደልካ ኩቡር ወላዲ ጀግና
ተመስገን ፈጣረ አሕዋተይ የቀንየልና ጅጋኑ እዛ ሕወና ጀግና አብ ጎን ከነካዉ አለና አብይ አሕመድ ፈጣረ ናይ ስራሕ ይሃባ
ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ንሰሜን ተጋሩ የሕዋትካ ኣካልካ ስጋኻ ሂወትካ ፣ብባዕልኻ ንባዕልኻ ዝካኣለካ ምግባርካ እቲ ዘሐጉስ ኮይኑ ሰሜን ተጋሩ እዉን ከሙኡ ልዑል ምስጋና ይግበኣኩም።ኮማንደር ኣስገለ ኣጆኻ ኣሎና ገባሪ ሕማቕካ ኣብዪ ኣሕመድ ኢዱ ክረክብ እዩ።
ህዝበይ ትግራዋይ ከም ሰብ ሰብ ኮይንኻ ምስቲ ኩሉ ፀገምካ ሰብኣዊ እምነትካ ምስጋና ካብ ፈጣሪ እዩ'ሞ ኣጆኺ ዓደይ ማዓረይ ብሓደ ንቡሩኽ ሰሜን ሓዉካ ደዉ ቀፅለሉ ካልኦት ዝበሉ ይበሉ ንስኻ ንቕድሚት
I'm Eritrean senafe great brother Tv kelhta ::
ፍጣሪ ምሕረት ይሃብካ ጅግና።
ኣቱም ጀጋኑ ደቅቶም ጀግናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቤኪ እውን ተባረክ
ዓኽ መሕዘኑ እዩ ግን አጆኻ ህዝቢትግራይ አብ ጎንኻ አለና
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
¶ዳግማይ ትንሳኤ ✝️
እንቋዕ ን ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሓና ኣሜን ፫። ፣፣፣
¶ሃዋርያ ቶማስ
¶ኢድ ሃዋርያ ቶማስ ክሳብ
ሎሚ ኣብ ገዳም ህንዲ ትርከብ
★✝️✝️✝️✝️
ቅዱስ ቶማስ ካብ ሰዱቃውያን ወገን ትንሳኤ የለን ኢሎም ካብ ዝኣምኑ ስለ ዝነበረ ፣ ትንሳኤ ጎይታና ስለዘይኣመነ ኣይተፀርፈን ኣየሳደድዎን ኣይዘለፍዎን ።
ኣንፃር ተጋሩ ሽዋውያን ብዕሱቡነት ዝሕግዙ ባንዳታት ኣብ ቤ/ክ ትግራይ ኣዘጋጅዮም ንመነኮሳት ተጋሩ የሳድዱ ይፀርፉ ንትግራይ ቤ/ክንን ህዝባን ይስልሉ ንትግራይ ኦርቶዶክስ እዚ ኹሉ በደል ዘብፁሑላ ዘለው ዕሱባትን ሽዋውያን ብድምር እዩ ። ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ጥራሕ እምበር ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ጥርጥር የብሉን ከም ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ ።
💐ሎሚ ዳግማይ ትንሳኤ ተባሂላ ትፅዋዕ (ዮሓ 20፥24-30) እዚ ታሪኹ ምስ ቶማስ ሓዋርያ ዝተተሓሓዘ እዩ። ከምቲ ኣብ ዕለተ ሰሉስ ንሃዋርያት ዝተገልፀ ኮይኑ
ቶማስ ኣብታ ቀዳመይቲ ሰንበት ትንሳኤ ጎይታ ንሃዋርያት ክግለፅ እንተሎ ስለ ዘይነበረ ንትንሳኤ ጎይታ ብምስማዕ ጥራይ ዘይኮነስ ዝረኣዮ ምእንቲ ክምስክር ደልዩ "ከይረኣኹ ኣይኣምንን" ብምባሉ ጎይታ ናይ ልቡ ፈሊጡ ኣብ ሰሙኑ ዳግማይ ንሱ ኣብ ዝተረኸበሉ ተገልፀሎም ።
እሞ ንቶማስ ሓዋርያ "ኣፃብትዕኻ ናብዚ ኣምፅእ ነእዳወይ ርአ ኢድካ ናብዚ ኣምፅእ እሞ ናብ ጎነይ ኣእትዋ ኣማኒ እምበር ዘይኣማኒ ኣይትኹን " በሎ።
ቅዱስ ተማስ ካብ ሰዱቓውያን ወገን እዩ ትንሳኤ የለን ሰብ እንተሞይቱ ከም እንስሳ በስቢሱ ዝተርፍ ድሕሪ ሞት ሂወት ትንሳኤ የለን ካብ ዝብሉ ሰዱቃውያን ስለ ዝነበረ እዩ ትንስኤ ጎይታና ከይረኣኹ ኣይኣምንን ዝበለ ።
ንሱ እውን ከምኡ ገበረ ኣእዳዉ ግና እሳተ መለኮት ስለዝተንከፎ ቆሪየን ተሪፈን ፣ ፃዕዳ ድማ ኮና ጎይታ ግና ምሒርዎ እዩ ። ኢድ ሓዋርያ ቶማስ ክሳብ ሎሚ ኣብ ህንዲ ገዳሙ ትርከብ ፓትርያሪክ እንትምረፅ ኢዱ ትጥቁም በረኸት እዩ ። ቶማስ ድማ መሊሱ "ጎይታይን ኣምላኸይን "ኢሉ በቲ ሓደ ኣምላኽነቱ በቲ ካልእ ድማ ማሓሪነቱን ጎይታነቱን መስከረ።
ስለዚ እዚኣ መዓልቲ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዳግማይ ትንሳኤኡ ምስጢር ንሓዋርያት ዝገለፀላን ስለዝኾነት ዳግማይ ትንሳኤ ተባሂላ ትፍለጥ።
17/8/2012 |
ሎማዓንቲ ሰንበት ዕለት ፲፯/17 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ።
ሰናይ ማዓልቲ ብሩኽ ሰንበት ርሑስ ኣውደ ዓመት☦️✝️☦️✝️
ንዓለም ኩሉ ምሕረት የውርደልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
አሜን አሜን
Amen kalhiwet yesmalna 🙏🏽🙏🏽
ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ
አጆካ ሐወይ ምሕረት ካብ እግዛቢሄር እይሞ ምሕረቱ የውርደልካ ይቀጥጠልካ ፈጣሪ ይምሐርካ
Yeknyelna deki halal meret brukuat zerei zerekum ybarek💪😘
Hawey amlak mulue mhret ygberelka🇪🇷
Ewiy atum Jeganu Tegaru
Eti niwegwnkum zelokum haliyot
Biteami kudus kinie ykene Anabis
Kab Libi eye zediniqekum👏💪
Kab Germany 🇪🇷
Merci
ኪድ ቆማል ዓጋመ ዓቅሚ ተሃልዩካ ነዚ ገበነኛ ዓጋመ ሓውኻ ሓግዞ ኣይኮነን ቆማል ዓጋመ ወዲ ነቃዕ እግሪ ከንስኻ ኤርትራዊ ተመሲልካ ሓሶት ኣይትንዛሕ ረሳሕ ወዲ ፉንፉን ዓሌት
@@piratebc-ge1iq እሞ ኸማካ ድቃላ ዘይኮነ ወዲ ዓጣሪት
@@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ ደቃሉ ድኣ ባዕልኹም ኣለኽሞ ደቂዛ ኣዲኦም እምበር ኣቦኦም ዘይፈልጡ ዓሌት እንስሳ።
ኣይዞካ ጅግና ሓውና
ጅግና ኣቦና ጥና ይሃብካ ዳሓን nay መሽረፍት ግዝየ ጥራይ yhabna
አጆኩም አብ ጎድንኩም አለና
ኣጆካ ተስፋ ኣይትቁረፅ ፈጣሪ መሊኡ ይምሓርካ መሽረፈት ግን ናይኢዱካ ኣይትስኣን ንትግራይ በዚ ኣይተድክማን ዱከም ኢልካ እንደዉም ሓደ ኣካል ክንከዉን ጌርካናደ
I love Kezahta I am proud of you always bring the best
ኣይዞኳ ጅግና ፈጣሪካን ህዝብካን ኣብ ጎንካ እዩ
አምላክ ምህረት የውርደልካ ሓወይ አጀኻ ክታሓው ኢካ ። መሽረፈት ግን ጋሕ በል ወዲ ርግምቲ👌👌👌👌
መሽረፈት ይገልብጥካ ኣንታ መናፍቅ ኣጭበርባሪ ጥርንቧ ኢሰያስ ክትስሕና ኢኻ ወዲ ሃዳሚ ደርጊ ደም ሰዓረ ገዛኢ ኮንቱ ኣይቀርን ✊✊✊✊✊
ኣጀኻ ዘሓወይ ትሓዊ ኢኻ እቲ ርሑሩሕ ህዝብኻ ኣሎ ኣብጎንኻ
ነንሕድሕድና ከምዚአ ኢልና ንስመር
አቱም ሰባት ኤርትራ ፈታውትና ኮይኖም አይፈልጡን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢልኩም ፀውዕዎም😢 ትግራይ ንብ ምድረበዳ ዝበረሰን ብሰንኪ ጠባናት ኤርትራውያን እዮም።ፈላሊኩም ፀውዕዎም
መሽረፈት ናይ ኢድካ ትረክበሉ ሰዓት ርሑቅ ኣይክከውንን
Beki ኣብዩ ሰብ👏👏keep moving bro👏👏
በጃኩም ሓገዝ ኣይትበልዎ ደመዎዙ ዩ ደሙ ከፊሉ ዘምፀኦ ኣክክክክክክ
Betami betami
well done Beki & your team.
You dedd great job bro Hana from Canada
Wawaw
ይሕዋት እንድዮም ስጋ ተወደቀት ሐመድ ሕዛ ትትስእ እኮ እዩ thanks bro
ልዋሃቢ ይሃቦ ፈጣሪ
egezabher meska ykna
ኣብይ ንቡዙሓት ተጋሩ ሕጂ እውን የሳቅዮም ኣሎ ግን ቡዙሕ ዋጋ ከምዝከፊል ንማንም ዝተሰወረ ኣይከውንን ንሕና ተጋሩ ኩሉ ብሕጊ ክውዳእ ስለ ዝደለና እንበር ቀታሊ ሳዓረን ገዛእን ብመን ከምዝኮነ ግልፂ እና ኮነ እዩ ህዝቢ ኤሪትራ ናይዚ ሰብ እዚ ሂወት ብምስንካሉ ተሰሚዒኩም ዝገበሪኩሙሉ ሓገዝ ነመስገን ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ እዩ መን ሓው ተጋሩ ምኳኑ ኣብዛ ሕማቅ ግዜ ታዓዚብና ኣለና ሸዓብያን ወያነን ዘባላሸውዎ ሕውነትና ሕጂ ግን ማእገር ትግራዋይ መን ምኳኑ ዝተዓዘብና ግዜ እዩ ሙሩፅ ዓሪኪ ንምሪካብ ሕማቅ ግዜ ተፀበ እዩ ስለዚ መን ሓው ምኳኑ ካብዚ ንላዕሊ መምሃሪ የለን የሕዋት ኣንቱም ፈስ ቡክ ኣቲኩም ትፃረፉ ትውዕሉ ናይቶም ዝፈለዩና ሰባት ሰለባ ዝኮንኩም ናብ ልብኩም ተመለሱ።
I appreciate what you really are doing however you should have left some space between you other people and the commander or wear face masks. Disinfecting your had is useless being that close within small area. We want our people to be healthy.
Enkae ndagmay tnsaeie bselam abtshekum tegaru tsruyat nkomander ka mulue tena yhabelna fetari💛💛💛❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እግዚአብሔር ይምሓርካ ኣዘካ ሐሽካ ናብ ስራሕካ ትምለስ እካ
ኣጆኻ ጅግናና ህዝብኻ ኣብ ጎንኻ እዩ
አጆካ/ኹም አይተበሉ ።ከብ አዚኖ ደቂ አዚኖ ዘባለሽዉዎ ቃልን ካብ ሽንትን ረኻቁ ።አዚኖ አእዱግ ጣልያን ናብ ደንብያኽን ወይከኧ ስርአት ግበራ ።ህወሐት ሰብ ገይራትክንስ ትጀሐራ። አዚኖ አስመረኖ አዚኖ አዚኖ ።
አዚኖ=አድጊ ጣልያን ከምኡ እናበለ እዩ ዝጽወኦም።
Fetari kulu alem mhretu yewrdelka...
ኣጆካ ጆግና💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣምላክ ምሕረቱ የውርድ ኩቡር ኣቦና
Ajoka kolu yehalf eyou. Enka aymotka. Zebah be egreka teteow ketbel eka. Egzabher deseano yelen. Jeganu yehewatna kolu hagez zegebere egzabher yemlalkum. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤🌹
አጀካ አኽኽኽኽኽኽኽ 👍💪❤️💛💛💚👌
Egezabehier msaka ykun
❤❤❤💐💐💐🙏🙏🙏
Kezahta media sile eti tgebriwo habereta msgana ygbaakum.
Ruhus Beal ygberelkum.
N comander Asgele Mhiret yewridelka.
Ane gin ezom kab Tigray wetsae ab nay mengsti srah zelewu Tegaru kabzi tmhrti wesidom nab Tigray entezmilesu mhashe ybil.