Hi Hi Hi Hi 8Hi Hi Hi Hi 8there there was was not 8to to 8to to to 88you want you want you want 8you want you want 8you want you want 8you want you want you want 8you want you want 88you want you want you want you want 8you want you want you want you want you want 8you want you want 878787878you want you want you want 878you want you want you want you want you want 88you want you want you want you want
You all probably dont give a damn but does any of you know a way to get back into an Instagram account? I was stupid forgot my login password. I appreciate any tips you can offer me
Great to see the GREAT Tigrayan Lif'atey Tesfa. We are proud of you. Thanks for your service brother. Please publish the knowledge you have so that all Tegaru will be able to know their history.
ልፍዓተይ ጅግና፣ we as Tigreans moulded of one, we could have different opinions and some of the things said might not be from tegaru, regardless be who you are and push forward. We love you keep educating exposing those dream evil of our people.
ኣድነቕቲ ልፍዓተይ ተስፋ ዝኾንኩም ላይክ ርገጹኒ
He disappear from face book after he completes this interview.
Hi Hi Hi Hi 8Hi Hi Hi Hi 8there there was was not 8to to 8to to to 88you want you want you want 8you want you want 8you want you want 8you want you want you want 8you want you want 88you want you want you want you want 8you want you want you want you want you want 8you want you want 878787878you want you want you want 878you want you want you want you want you want 88you want you want you want you want
@@atakltiasmelash338 8year I 8was UK 8UK UK UK UK 8UK 8the the
👍👍👍👍
እስኪ ከምዚ ከማይ ንዓመታት ገፁ ንምርኣይ ዝተሃንጠኩም ተመስገን ሪኤዮ ገፁ ኣነስ ዓብዪ ስብኣይ ይመስለኒ ኔሩ ።
ትፈልጡ ዶ ግን ተጋሩ ሓሳዳት ምኳና ኦሮሞን ኣምሓሩን ኣሕሊፎም ዘይሃብዎስ እቶም ናተይ ኢሉ ወግሐ ፀብሐ ዝጣበቀሎም ተጋሩ ኣሕሊፎም ንፀላኢ ከቃልዕዎ ከለው የናዱዱካ
ኣኘ❤❤❤
ብሓቂ ብጣዕሚ ይገርም እዩ።ሰብ ሙሉእ አይኮነን። ክጋገ ይኽእል እዩ።ግን ክእረም እዩ ዘለዎ።ብጣዕሚ እየ ዝከታተሎ ዝፅሕፎ ታሪኽ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠካ።
እንድዕላ ዲኦም ዝያዳይ በረከት ዝበሃል ረሳሕ ኣድጊ ከም ናይ ቅድሚ ሕጂ ደምስሳ ኮሜንተይ ድሁል ኣስተውዕል ዘረባ ኣይትክእል እንታይ ይሕተት እንታይ ይግደፍ በቃ ሃጠውጠው
btaemi anadidemuni
ንኣሮሞ እዩ ኣመሲጊኑ ኣሕሊፎም ዘይሃብዎ ኣምሓሩ ዳኣ ስለዘይፈለጥዎ እንበር መጀመርታ ኣሕሊፎም ምሃብዎ
ጅግና ኢኻ #ልፍዓተይ Proud of you❤❤እስኪ ትፈትውዎ😘😘😘በልዎ
ጅግና ኢኻ 😘😘😘😘😍😍😍
You all probably dont give a damn but does any of you know a way to get back into an Instagram account?
I was stupid forgot my login password. I appreciate any tips you can offer me
በረኸት በጃኻ ዝሕተት ሕቶ ፍለጥ ሎሚ ትግርኛ ዘይሰምዕ ኣምሓራይ ይኩን ዋላ ኦሮሞ ኣይክህሉን እዩ ስለዚ ብዛዕባ ሚስጥራዊ ጉዳይ ኣምሓራን ጎንደርን እንታይ ኣሕተተካ ንነብሱ ባ ሕለየሉ ልፍዓተይ ኣጆካ ጅግና ብሱል ትግራዋይ ነብስካ ሓሉ
negade endyu
Zu bereket zblwo Complicity alewo bhaqi kkewn zeyk'el seb nonsense
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣለኪ ከምኡ ክገብር ኣይነበሮን
ገና ቆልዓ እካ ንትግራይና በዓል ተስፋ ሓያል ፖለትከኛ እካ ጎብዝ
ልፍዓተይ ተስፋ ጅጋና ትግራዊይ አዩ ገና መንእስይ አንድካ ዋውውው ትግራይናስ ባዓልቲ ተስፋ አያ ኣይኪ ዓደይ ስናይ ቅንያት 11 ለካቲት ይኮንልኩም ደቂ ትግራይ ማእረይ ♥♥♥♥
አመን
እዋይ በረከት ቤት ፍርዲ ዝፀዋዓካዮ መሲልካስ ሓበሬታ መን ይህበካ ኢልካ ትጥይቅ እንተ ልፍዓተይ ግን ንቁሕ ንፉዕ👏👏👏👏👌👌👌👍👍👍
ልፍዓተይ በሊሕ መንእሰይ ኣግዲዶም ናብ ምድያ ኣቕሪቦምኻ ዞም ሓሳዳት ዘይሹምካ እንዳሃቡ ብዝኾነ ተጠንቀቅ ንድሕንነትካ ዝሓወይ ክንዳኻ የለን
ዋውውውው እዚ ሰብ እዚ ግን ክፍለጥ ኮነ ክጋዋሕ ኣይነበሮን ። ብዝኮነ ኣብዚ ውሽጢ ክልተ ሰለስተ ዓማውቲ ዓብዪ ግደ እዩ ተፃዊቱ
ክፈለጥ አይነበሮን ተጋግኩም
ልፍዓት ጅግና
ብፍላይ ነዞም ማሕበረ ቁርሱሳ እትገብሮ ዘለኻ ከይድንቅኩ አይሓልፍን
ልፍዓተይ ተስፋ መድሓኒት ናይ እዞም ኣእዱግ ኢካ ..ቀፅሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
ኩልና ተጋሩ ክንድ ናይ ልፍዓተይ ተስፋ ርብዕ እንተንሰርሕ ትግራይ ናይ ዓለምና ዓይኒ ሳሓብት ምኮነት ነራ
ልፍዓተይ ጅግና አብዚ ፌስቡክ ኝኝ ዝብሉ ክንዲ ሕፃብካ አይመፅን አይኻ ናይና!!
💖💖💖💖💖❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪👌👌👌
#ተጋሩሩሩሩ ንሓግዞ እዚ ተስፋና ሓገዝ የድልዮሎ💖💖💖💖
ዋውውው ኣነስ ስብ ኣይመስለኒ ነበረ ሸባሕ እዩ ዝመስለኒ ነበረ ጀግና ወዲ ትግራይ እሰይይይ ንዓኻ ብምርኣየ ብጣዕሚ ደስ ኣልኒ
ክክክክክክክክክ
ኮኮክክኮ
ሸባሕ ኪርኪርርር.. ዋላ ኣነ ካልኣይ ጌች ይመስለኒ ነይሩ በቲኣ ሪእኻ በቲኣ ኻልእ ክክክክክክክ
ሽባሕ ታይማለት እዩ
@@ashenafibeyenegebregzi781 ሸባሕ ማለት ሰይጣን እዩ ይመስለኒ ምኽንያቱ እዞም ዝሰርሐሎም ዓረብ ዘፍርሕ ምስሊ እንተሪኦም እውይ ከፍርሕ ሸባሕ ይብሉ ዝኮነ ነገር ታሕሸም እንተይሉ እውን ሸባሕ ይብሉ ስለዚ ሰይጣን ማለት እዩ
ወዓካፃ ትፈትዉ ላይክ ❤❤❤👍👍👍
በረከት ለቁማፅ ሕቶታትካ አሰተካካል ጫምላቅ አደጊይ ልፋዓተይ ግን አጆካ ጀግና ኢካ ብሓቂይ ዕደመ እና ጥዕና የሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
በረከት ኣብዚኣ ዘይትወሓጥ ሰሪሕካ ምክንያቱ ናብ ሚድያ ክተቅርቦ ደስ ኣይብልን ምስቲ ኩነታትት ናይታ ሃገርና ስለዚ ንካልኦት ከላይ ክተቅርቦም እንተደኣ ሓሲብካ ሃሊካ ተዘይ ቀርቡ ደስ ምበለኒ
ትክክል ወይ ገፆም ከየርኤካ ክከውን ነይርዎ
ዋዉዉዉዉ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ጀግና ወዲ ትግራይ !!!
ብጣዕሚ እዩ ንፉዕ 👏👏👏ምስ ጌግኡ ኣታሓታትታ ግን ዜሮ
Wow ልፍዓተይ ተስፋ ኣታ ጅግና ኣታ ሓቦኛ ኣታ ናይቶ ም ጀጋኑ ጅግና በቃ ኣታ ወዲ ቱ #ንጉስ ትግራዋይ ኣታ ወዲታ ዋዕሮ ትግራወይቲ ሰብኣይ እካ ኮ ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ ንበረልና ድንግል ማርያም ትሓልውኻ 🤲🤲🤲 ኣጆኻ ብዙሓት ስዓብቲ ኣለናልካ ኢና ቀጽል ጥራይ
#ሃየ ደቂ ትግራይ እቲ ትክክለኛ አካውንቱ ሼር ሼር ናገበርና ናብ ኩሉ ትግራዋይ ክነባፅሖ ኣለና ኩሉ ትግራዋይ ታሪኩን ሰቡን ዘይሰቡን ክፈልጥ ኣለዎ :
እንተ በረከት ግን.......... ንጥክምካ ክትብል ናብ ዓይኒ ፀ ላእን fetawn ኣውጺካዮ ድሕንነቱ ከ ሓስብካሉ ዲኻ ¿¿¿¿¿¿¿¿¿¿ ብስሩ ባ በርከት ከመይ ከመይ ዩ ቲ መደብካ ሓደ ሰብ ዓዲምካ ኣብ ካሚራ ኣምጺካ ኮፍ ተበልካዮ ሲ ንሕና ህዝቢ ብከመይ ክንርደኦ ንክእል? ንኣብነት ሓደ ሰብ እተድኣ ምስ ህዝቢ ክተላልዮ ደሊካ........
1 ስሙ.
2 ድሕረ ባይተኡ
3 ኣታዓባብዩኡ
4 ዘለዎ ኩነታት /ስርሑ /ናብርኡ/ዘለዎ ሓዱሽ ነገር
5 ብከመይ ከ ናብቲ ዘለዎ ነገር ክኸውን ኪእሉ
6 ንመፃኢ ከ ታይ ዓይነት ሓሳብ ኣለዎ ገይርካ ኣቅርበልና ህዝቢ ዝመሃረሉ ነገራት ስለ ዝኽእል
ኣብ ትግራይ ሰፊሕ ቦታ ሒዝካ ከለኻስ ሸልል ኣይትበሎ ማለተይ ቀልጢፍካ ርኢሲ ርኢሲ ኣይትጠይቅ nska ስለ ትፈልጦ ንሕና ንሕና ውን ንፈልጦ ማለት ኣይኮነን ስለዚ ሓደራ ሓደራ ስነ ስርዓት ገይርካ ኣቅርበልና...............
ልፍዓተይ ተስፋ ጅግና ንምግላፅ ቃላት ይሓፅረና 💪💪💯💯 ይቅርታ ቤኪ ግን ኣተሓታታታ ዜሮ
ብጣሚ ብሱል ወዲ ኢዩ ሕወሓት ግን ሐሳውን ኣለቅላቅን እበር ጠንካራ ሰብ ንህዝቡ ዝጠቅም ኣይትፈቱን ልፍዓተይ ተስፋ
ጅግና ኢካ ብሓቂ ቀፅለሉ ካብ ሐዚ ንድሓር እውን ንሂወትካ ጥንቅቅ በል ሓሳደት ኣይሰኣኑን እዮም
ልፍዓተይ ምኽንያታዊ ኢኻ ብፍላይ ብሽም ሃይማኖት ዝነግዱ መሕበረ ቁድሳን ስርሖም ግን ፖለቲካ ናይ ምንሊክ ባንዴራ ሒዞም ዝዘሩ እትገብሮ ጎስጓስ ከየድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን በርትዕ ናይ ኩላትና እጃም እዩ ድማ ንዓይ ድማ #ሳብስክራይብ ፅፍዕ ኣቢልኩም ሕለፉ ❤💛
ማሕበር ቅድሳን እንታይ ገሮምኩም ሓሰውቲ አትድረፉ ሰለ ዝብሉ ድዩ እበሼ ካሊእስ ወላሓንቲዋ ሰብ ሰለ እምነትን ሰለ ሃጎርን ክፍልጥ ይእዮም ዝገብርዎ ዘለዉ እበር ካብ ሂይማንትስ ክልል ክትመርፁ ማለት ድዩ ንርኢ እስኪ ክልል መንግሰተ ሰማያት ተውሪስኩምስ
MG Tube እሞ ተቃዉምኡ ምስ ማሕበረ ቅዱሳን እንተኮይኑ ንምንታይ
ን ቅዱሳን ኣማልክቲ የቃልል
1 ፃዲቅ ኣቦና ኣቡነ ተክለሃይማኖት
2 ቅድስት ኣርሴማ
3 ናይ ኣግኣዝተ ስላሴን ስእሊ ኣድህኖ
4 ናይ ቅዱስ ሚካኤል ስእሊ ኣድህኖ
ወዘተ
እዚኣቶም ከ ማሕበረ ቅዱሳን ስለዝኮኑ ድዮም?
@@MMM-fj8ud ናይ ማሕበር ቅዱሳን ስራሕ ኣይፈለጥካዮን ዘለካ እንበር ከምኡ ኣይምበልካን
ራህዋ ብደምቢ ገረ ይፈልጦ ሊኢሀደግ ሰለ ዝቃወምወም ድዩ እሰይ ደግ አረጉ ንሳቶም ካብ ዝመፁ እዝቢ ትግራይ ዘይካ ጭፈራን ጋላን ካለይ ዘይብሉ ኮኑ አለ ሰለ ሃይማኖተይ ብሻለኦም እየ ፈለጠ ብዘረአኝነት ደመ ተመሪዘ ነረ ትግራይ ተተብሃለ ለበይ ብአፈይ ክትወፅእ ቅርብ ይተርፋ ነሩ ሰለዚ ለፍዓትውን ቅዱሳና እናቃለለ ዝውዕል እየ እና መጨብጨብቲ አንኹን
@@MMM-fj8ud ሃላይ
ልፍዓተይ ተስፋ ብርሀነ ብጣዕሚ የክብረካ የመስግነካ ተባረክ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
ንልፍዓተይ ቃለምሕትት ዝገብረሉ ዘሎ ትግረዋይ ከይኮነስ ዝመስል ኣምሓራይ እዩ ዝመስል ብጣዕሚ ሓዚነልካ በረከት ንስካስ ንትግራይ እንታይ ገርካላ ክትብል እስኪ ክንዲ ርብዒ ልፍዓተይ ተስፋ ስራሕ ካሊእ ኮነ ኢልካ ኢካ ጎል ክተቁፅረሉ ደሊካ እንበር ፅቡቅ ዝሰረሖ ክተባራታትዕ ደሊካ ኣይኮንካን ሓንቲ ነፀላ ዘማ ለቂቆም ኢልካ ኢድካ ፀላዕላዕ ክሳብ ዝብለካ ኢካ ተንጨብጭብ ንዕዘብ ኣብ ልፍዓተይ ከ ወይከ ብሓጽቺሩ ሉኡክ ኢካ
ትክክል ጎነይ ካብ ቂም ተላዒሉ ዝሓቶ ዘሎ እዩ ዝመስል
ገበነኛ ገይሩ እዩ ዘቅመጦ ዝመስል። ቢኪ ድዮም ዝብልዎ ተዓዚቦዮ
ኣነ ከማን ገሩሙኒ ኣተሓትትኡስ ቂም ዘለዎ እዩ ክምኡ ዓይነት ሕቶ ክሓቶ ኣይነበሮን ደንቆሮ ዝኮነ ጋዜጠኛ
Aymeslenin anewn
በረከት አዲስ እዩ ኔሩ ሕጂ መቀለ መጺኡ ትግርኛ ዝላመድ ዘሎ
ወልካም ልፍዓተይ ተስፋ መድሓንት ቁርጥማት ንዓዲ ሰለሰተን ማሕበር ቁርስሳትን
ልፍዓት ናይና ኣንደኛ ኣጀካ ናይና 💖💪 ኣድነቅቲ ልፍዓተይ ብ Like ስዓሙኒ እማሽተይ ዋ💋
ብርሃነ ጂግና ብጣዓሚ እና ንፈትወካ ብሓደ ሓደ ዘይረብሁ ተስፋ ኣይትቁረፅ በረኸት ኣይተሓጎስኩልካን ንትግራይ ክንዲ ርብዑ ኣይገበርካላን ሕቶኻ ኩሎም ናይ ናይ ሓደ ትግረዋይ ዘይኮነስ ናይ ሓሳዳት ፀላእቲ ትግራይ እዮም ዝመስሉ
ትፈልጡ ዲኩም ከም ልፍዓተይ ተስፋ ኣኽቲቪቲስ ትግራይ ኸምዘየለ ክንደይ ከምዘንቃሕኻና ንመናእሰይ ተጋሩ ኣነ ማራ እየ ዘድንቆ ማራ እዩ ቆቋዕ ኣንበሳ ናይና ጎብዘልና ዓርስኻ ሓሉ ኽንደይ ፀላእቲ እዮም ዘለውኻ መንእሰይ ኢካ ኽዓ ኣሰይይይ ትግራይ ዓደይ ታዓዲሉልኺ ❤💛💪 ማራራራራ እየ ዝፈትወኻ ኣነ ብዲሕሪ ሓየሎም ኣርኣያ ንስኻ ኢኻ ናተይ ጅግናናና ተጋሩ ፀገም ኣለና በጃኹም ዋላ መንግስቲ ንሓግዞ ኸምዚ ዓይነት ቆቋሕ ኣይግነን በዚ ሕጂ ሳዓት ፕእ መስተውዓሊ ኻብቶም ናይቀደም ኣቦታትና ይመስል ናይ ባዕልኻ ሚድያ ተትኸፍት ልፍዓተይ ጅግናና መግለፂ የብለይን በቃ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ ጊን plz ተጠንቀቅ ተጋጊኻ ኽትረአ ኣይነበረኻን
ልፍዓተይ ኣነስ ገፅካ ከይረአኩካ እየ ዝፈትወካ ነይረ ኣጆካ ኣታ ጅግና ተጋሩ ሲ ንሱ ከከንዳና ይቃለስ ንሕና ሃለውለው ንብል በተለይ ነዞም ማሕበር ቁሩሱሳን ትገብሮ ዘለካ ከመስግነካ ይደሊ ከማካ ዝበሉ ብሃይማኖቶም ብዓዶም ዘይዳራደሩ የብዝሐልና ኣምላክ ኣሜን
ኣይትቀየም እቶም ውሑዳትን ሕማቃትን እዮም ዘቀየምኳ :: ቡዙሓት ደገፍትን ሰዓብትን ኣለናልካ እንዶ::
ብጣዕሚ ጀግና ኢካ ወናም ትግራዋይ i proud of you😍
ጎበዝ ቀፅለሉ ጅግና ወዲ ህዝቢ
ልፋዓተይ ብጣዕሚ እየ ኩርዕ ብኣካ እቲ ዝገርም ግን አነ ተራ ከም ሓደ ስቪል ኣይመስለንን ኔሩ:: ካብ መራሕቲ ህወሓት ሓደ እዩ ኢለ እየ ዝኣምን ኔረ::
*ከምዚ ኸማይ ዓዱ(ትግራይ) ኣትዩ ናብ 6831 ክልእኽ ህንጥው ዝበለ ይህሊ ዶ ይኸውን?*
ብጣዕሚ እንበር
በረከት ተጋጊካ ናብ ሚድያ ክተዉፀኦ አይነበረካን ካዓ አታሓታትታካ ምንም አይተረደአንን ግን ንስካ ምንም አይትፈልጥን ዜሮ ኢካ ብርየዋይ ብጣዕሚ መስተዉዐሊ ለባም መንእሰይ ትግራይ ብዝኮነ ብርየ ንሂወትካ ተጠንቀቅ ብዙሓት ሓሳዳት አለው ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
መንእሰይ ዲኻ ምንዳድ ግደፍ ጎበዝ ኢኻ
ጅግና እዩ!
ብጣዕሚ ደስዝብል መንእሰይ ትግራይ ብርሃነ ኩሉ ትገብሮ ንትግራይ ብጣዕሚ ነመስግነካ ብሬ ካኣ የቀንየልና ስለዘርኣካና
Great to see the GREAT Tigrayan Lif'atey Tesfa. We are proud of you. Thanks for your service brother. Please publish the knowledge you have so that all Tegaru will be able to know their history.
Eway kithamku nemntay abi live akirbkayo ezi balhe wedi eu wela Etiy Tigringa u keman kenxer das yeblka kabezom kulom tegaru zesamakuo actvis
ጅግና ትግራዋይ ኮርዕናልካ ቀፅለሉ
ገና ቆልዓ እካ ንትግራይና በዓል ተስፋ ሓያል ፖለትከኛ እካ ጎብዝ;;
ክፈለጥ አይነበሮን ተጋግኩም
ልፍዓት ጅግና ጅጋና ትግራዊይ አዩ ቀፅሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
::
ልፍዓተይ ተስፋ ናይ ጀጋኑ ጀግና ኢካ ቀፅለሉ፡፡
ጎበዝ አጆኻ ብሓደ ሓደ ሕማቃት ሰባት አይትናደድ ቀፅለሉ።
ብሓቂ በሊሕ፣መስተውዓሊ፣ሙሁር፣ለባም፣ደራሲ፣ታሪኻዊ…………ኢኻ።ቀፅለሉ።
በረከት ተጋጊካ ልፍዓተይ ናብ ሚድያ ክቀርብ ኣይነበሮን ከም ጌታቸው ኣሰፋ ዘይንፈልጦ ከምኡ ክከውን ኔርዎ ብዝኮነ ልፍዓተይ ጅግና ቆራፅ ትግራዋይ ኢካ እሞ በዞም ሓደ ክልተ ዘቀየሙካ ክትድሃል ካብ መትከልካ ነቅነቅ ክትብል የብልካን ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና ተጋሩ ካኣ ንሕበር ንስመር ንክምዚኦም ዝበሉ ከም ልፍዓተይ ሞራል ኣብ ክንድምሃም ስእልታቶም ገለ ክናቃልዕ ፍፁም ጌጋ ዓገብ ኦሮም ተማሂርላ ወላሓንቲ ኣይገበረላን ንትግራይ ብዓቅሙ ወገኑ ንከይጭፍጨፍ ብዙሕ ጥንቃቀ ገለ ንክገብሩ ብዙሕ ሓበሬታ ሂብና እሳቶም ኦሮሞ ስእሉ ኣያቃልሕዎን ኣንሕና ደቂ ዓዱ ማሓዙቱን ፈተውቱን ክምኡ ክገብሩ ኣዝዩ የሕርቀካ ንንባዕልና ኣይንናቆት ሕጂ ንሓብረሉን ንሰመረሉን ግዜ እዩ ኣይንትሃመል ዳኣ ብፍላይ ልፍዓተይ ኣብ ማሕበር ቅርሱሳን ትሰርሖ ዘለካ ፅቡቅ ጌርካ ካብ ትግራይና ከምዝወፁ ጌርካ ስራሕ ኣብ ጎንካ ኣለና
ልፍዓተይ ተስፋ(ብርሃነ ገ/ወርግስ)ኣብቀዛሕታ ፕሮግራም ስለዛእኹኻ ደስ ኢሉኒ ዕድመ ጥዕና ሰላምን ሓሳባትኻ ፈጣሪ የሳኸዐልኻ በርትዕ ቓፅል
ልፋተይ ክፈትዎ ♥️♥️♥️♥️ ኣጣብሱንይ እንዶ እዝይ ጀግና🤣🤣🤣
ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
Wowwww enkae nlfat nmray abtshna
ብጣዕሚ ትገርም ኢካ ልፍዓተይ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ በእውነት አይዞካ አብ ጎንካ ጠጠው ክንብል ኢና
ጀግና ናይ ብሓቂ ችግር ናይትና ህዝቢ እዝይ እዩ ችግሩ ንዝሰርሕ ስብ ጠመተ ዝይህብ ምኻኑ እዩ ዘሕዝነካ ከምዝኦም ዝበሉ በላሕቲ መናእሰይ ንቅድሚት ክዕብዩ አለዎም ብሃሊት እዩ ብወገነይ
ጀግና ብሓቂ ❤️❤️❤️
ቤረክት ግን ሕቶካ ጠገለ የብሉን እዝ ሰብ እዝይ ገና አብ ቃልስ እዩ ዘሎ
ንምታይ እካ ሓበረታ ካበይ ተምፅኦ እልካ ትሓቶ
ቁልዓ ነገር እካ
ትኽክል
ይገርም ኮኦዩ
ገሪሙና ኮ እሞ ንሱ ከ ዋዛ ዶ
Hrud Rjrj መብረቅ ለይቲ እኮ እዩ
ግን ንልፍዓተይ ተስፋ ንሓግዞ ትግራይ ክትዓብይ
ልፍዓተይ ጅግና፣ we as Tigreans moulded of one, we could have different opinions and some of the things said might not be from tegaru, regardless be who you are and push forward. We love you keep educating exposing those dream evil of our people.
ልፈዓተይ ተስፋ ጅግና ትግራዋይ ኣጀኻ ናይና💞💞💞🌼፣ናይቶም ሓሰውትን ግን ግዜ ከውድቆም እዩ ፣
ልፍዓተይ ጅግና ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን
ልፍዓተይ ተስፋ(ብሬ)ጅግና ኢካ ኣጆካ😍😍😘
ልፍዓተይ አታ ጅግና ከመይ ዲኻ መቅስን አጆኻ ቀፅለሉ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ገብዝ ትግራዋይ
በረከት! ብስሩ ውን ምሽጥር መን የቅብለካ ነይሩ ኢልካ ክትሓትት ኣይግብኣካን, ግን እቱይ ኢንፎርሜሽን ኣበይ ትረክቦ ክትብሎ ነይሩካ:: ካልኣይ ልፍዓተይ ይሕሱ እዩ ዝብሃል ክትብል ኣይነበረካ ግን ልፍዓተይ ጌጋ ሓሳብ ሓቤሬታ ንህዝቢ የሰራጩ እዩ እዮም ዝብሉካ እዙይ ብከመይ ትገልፆ ክትብል ነይሩካ::
ይገረም እየ ደንቆሮ ጋዜጠኛ
ይላመድ እዩ ዘሎ ጋዜጠኛ
ልፍዓተይ ጅግና ትግራዋይ ኢካ ካባካ ቡዙሕ ኢና ንፅበ ምክንያቱም ተገብሮ ዘለካ ዜይተሓለለ ፃዕሪ ቀሊል ስለ ዜይኮነ
ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ወለይ በቃ ልፍዓተይ ተስፋ እድሕር ናብ ሚድያ ወፀ ጌታቸዉ አሰፋም በረከት መሰስ አብለልና ሕርር ይበሉ ፀላእቲ ተጋሩ ንመደብ ቀዛሕታ እትከታተሉን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ፈተዉቲ ተጋሩ እንካዕ ንመበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ አብፀሐኩም አብፀሐና ሩሑስ ቅነ ባዓል 11 ለካቲት
ኣሜን(3)👏👏👏
@@samrawit7393 አሜን ማዓረይ
ዋይ ብሃም
በረከት ንባዕልካ ሓሳዊ ኢካ ብሬ ኣንበሳ
ልፍዓተይ ተስፋ መምህርና እዩ ።ክብሪ ይግበኦ ።ሰብ ኾይኑ ስሕተት ዘይብሉ ሙሉእ ሰብ የለን።ልፍዓተይ ተስፈ በዚ መሰረት ናይ ጅግና ጅግና እዩ ። ኽብሪ ኣለኒ።
ቅድሜካ ማዓረይ ብጣዕሚ ሓዚኑ ብህዝቢ ትግራይ ነጠፍቲ ምሕበራዊ ሚድያ
Wow,many likes to him for his wonderful contribution ,keep it up tesfesh
ልፍዓተይ ዋውውው ከመይ ድዩ ከሕጉሰካ ንሕና ኩሉ ክንከውን ንክእል ኢና በለ ደብሪፅ ናይ በሓቂ በኡነት ብጣዕሚ ክድነቅ ዝግብኦ ሰብ ግን ሓወይ ናተይ ኣትቀየም መቸስ ዘጋጠሙካ ነገራት ክህልው ይክእሉ እዮም ግን ብይቅርታ ሕለፎም ዝሓወይ
I will support u till de end.mahibere kirsusan Kem tewegidelina am sure.
አግናዕ ልፍዓተይ ተስፋ ወዲ ዓባይ ካሕሳ ፃዕዳ ንብረልና ክበረልና ጅግና
ኣታ ጅግና ልፍዓተይ ተስፋ ንስካ ቀዳማይ ኣክትቪስት ትግራዋይ እለ ዝሓስበካ ንስካን መሓርን ናይትግራይ ጅጋኑ እለ ዝኣምን ነዓኩም ሕዝና ምንም ኣይንክውንን ተጋሩ ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ማዓረይ ንትግራይ ንኣክትቪስት ጅጋኑ ተጋሩ ሓልወልና ኣሜን3
ብጣዕሚ ንፋዕ ብሬ
ቀፅለሉ
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ጀግናና
ልፍዓተይ ጀግና ኣድናቂትካ እየ ኣፈይ ከፊተ እየ ተከታቲለካ wow እንተ በረከት ትባሃል ቆልዓ ግን ወይ ትሓቶም ሕቶታት ጠገለ ኣይብሎም ጥዕና ዘለካ እውን ኣይመስለንን ሓደ ነገር ክተበራታታዓዮ እዩ ዘለካ እምበር ኣነ እውን ይቃወመካ እየ ነይረ ትብል ጉድ ዓይኒ ዝኮነ ኮይኑ ልፍዓተይ ሓደ ነገር ተኮይኑ እስካ ኢካ ተጠያቂ መልክዑ ክረአ ኣይነበሮን ንባዕሉን ንቤተሰቡን ድሕንነት ፅቡቅ ኣይኮነን
ልፍዓተይ ሓቀኛ ሰብ ብሱል ሰብ አጀኾ።ብፍላይ ማህበረ ቅዱሳን ንኦርታዳክስ ተዋህዶን ንትግራይ ህዝብን ዝገበርዎ ፍሉይ በደልን ዝገብርዎ ዘለው ስውር መጥቃዕቲ ምግላፅካን ፊት ንፊት ምቅላስካ ዝገርም እዩ።አብ ጎንኻ አለና
በረከት ሓወይ ሎሚ ብጣዓሚ ሓዝነልካ ዘለክይ ንብርሃነ ናብ ሓደጋ ይእትካዮ እካ እለ ዘኣምን ንምንታይ ክምዝ ገርካ ተጨንቆ ብጣዓሚ ሓዝነ
ብሬ ብዙሕ ስራሕቲ ኢካ ሰሪህካ ንህዝብካን ዓድካን ንክትቅፅለሉ ከኣ ይላቦ
He seems kind and honest!!! 👍👍🇪🇹
bitaemi menesey eka gin dima etu gizeka etu tesfaka ab kumneger miqanu bitaemi tidinek eka hezi win bertie 💕💕💕
ልፍዓተይ ተሰፋ እወ ልፍአትካ ተስፋአለዎእዩ ልፍዓትካ ፈልፍዓትጥራህ ኮይኑ አይተረፈን አማኢትአሽሃት ተጋሩ አፍርዩ አስሊፉ እጢቁ ወዲቡ በዛእባ ታሪኾምን ሃይማኖቶምን ልኡል አፍልጦክህልዎም ገይሩ እዩ
እንኻዕ ድማደስበለካ።ኩርአት ተጋሩን ትግራይን ኢኻ
ፀረባንዳታት ፀረኸዳአት ፀረ ትምክህቲ ፀረቀናአት ኢኻ
ንበረልና ክበረልና
ፅቡቅ ገይርካ አቅርበና! አቡኡ እናሃለኻ ጌች አቅርበና!
ክክክክክክክክክክክ .... ንነብሱ እንተፀሊኡዋማ የቅርቦ ካብ ትግራይ ክስጎግ እንተደልዩ ።💛❤️💛💛❤️💛✊✊✊✊✊✊
ጌታቸው ኣሰፋ ኣብ ቀዛሕታ ክቐርበልኩም ትደልዩ ንበረከት ብlike ንግለፀሉ።ኣነ ገፅ ጌታቸው ከይረኣኹ ዓለም ከይሓልፋ ፈርሓለኹ እንተነኣሰ ዋላ ድምፁ
wa?
ቅቅቅቅቅ
ብዛዕባ ልፍዓተይ ተስፋ መብዛሕትኡ እቲ ኮሜት ክሪኦ ከለኹ አብዚ ሕዚ እዋን ክጋዋሕ አይነበሮን ዝብል እዩ ዘሎ ሕዚ እንታይ ከይመፅእ ኢልኩም ኢኹም ከም ናተይ ሪኢቶ እንኳዕ ተጋወሐ በሃሊ እየ 👉እንተ ልፍዓተይ ተስፋ እቲ ትገብሮ ዝነበርካ ሓለዋ ንደቂ ዓድኻ ብጣዕሚ ዘሕብን እዩ ሕዚ እዉን አይትፈለየና thank you ❤❤❤❤ ሰናይ ቅንያት ለካቲት ➊➊💪💪💪
ልፊዓተይ ግና ህፃን እካ
ልፍዓተይ ❤
ልፍዓተይ ተፋስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ትግራዋይይይ
The star activist in Tigray!
በርከት ሓወይ ሕንቲ ደስ ዘይበለትኒ ኣላ ንሓወይ ጅግና ኣክትቪስት ብርሃነ ንምንታይ ኣብ ቲቪ ተቅርቦ ምስት ናይ ሃገርና ፅገም ፖሊትካ እንድሃለዎ ክተቅርቦ ኣይነበረካን ሕንቲ ክብለክ ዝደል ኣብ ምድያ ክተቅርቦም ሓስብካ እንተሃልካ ካኣልኦት መልክዖም ዘይፍለጡ ኣብ ምድያ ክትቅርቦም ይብልካን በረክት ሓወይ ሰለምንታይ ርስክ ኣለዎም ብርሃነ ሓውይ ጅግና አክትቪስት እካ ንስካ ናይ ትግራይ ጅግና እካ ትግራይ ዓደይ ልምልምለይ ክም ብርሃነ ጅጋኑ ሰለ ዘለዉክ ወላ ሓንቲ ኣይትኮንን እክ
ናይ ትግራይ ሚድያ ምስ ናይ ኣምሃራ ሚድያ ሓዊስካ ኣብ ኩሉ ክንዲ ልፍዓተይ ዝመጽእ የለን ግን ግን ናይ ስብ ክፋእ መወዳእታ ኣይብሉን
ኣንታ ጅግና ከማኻ ዝበለ መስተውዓሊ ትግራዋይ እዩ ዝድሊ በተለይ እቶም ማሕበር ሩኩሳን ብቛንቛ ትግርኛ ከይንጽሊ ቤተክርስትያና ቀኝ ግዝኣት እዮም ሒዞማ ። ብዝኾነ ካብ ሕጂ ንድሕሪት ኣይኾነሎምን ።
በተለይ ትግርኛ አይኮነን
ልፍዓተይ ተስፋ፡ ምስ ዕድሚኡ ንኡስ ምስ ሙኻኑ፡ ኣንደበተ ሩቱዕዩ። ምስ ታሪኽን መምህርነትን ከምኡውን ጽሑፋቱ ባታዕሚ ለባም ሰብዩ
ጅግና ኢኻ ብሓቂ
ብጣዕሚ ጅግና እዩ አማን በአማን ሐቀኝ ትግራዋይ እዩ አበሳ ትግራዋይ እዩ
❤️❤️❤️😍😍ጅግናየ
በረከት ክበዝሕ ሕማቅ ሰብ ኢካ ምክንያቱ እዚ ባዓል ሙልእ ተስፋ ሰብ ናብ ሚድያ ክተቅርብስ እንታይ ከም ዝመፆ ዘይምሕሳብካ እዩ።
That's why I was thinking .
ታይነኻ ገይሩካ ዓፋፍ። ልጥየቕ ጥያቄ እዩ ጠይቑ
@@mahderalemayehu6796 ኣታ ስዲ ኣዶ ትግራይ ዘየዕበየቶ ቶኩላ ኣዶ ክትፀርፍ መን ስልጣን ሂብካ ሕልኩስ.....ክንድዚ ዝኣክል ከፃርን ክሓትትን መን ኮይኑ እዩ በረከት
@@wedimisgna9259 💛❤️💛❤️👌👌👌
@@wedimisgna9259 ችድ ልየኻ ፈስፋስ። ሰብ ኣይተምልኽ ምኽንያታዊ ኹን ጉኑፍ። ከማኻ ልበለ ዕስለ ኣታሓሳሰባ ለለዎም እዩ ልድሕሪት ኣቕሪዮሙና። ስለ ዙ ልፍዓተይ ትብሎ ትፈልጦ ነገር የብልኻይ ሸናዊ። መጀመርያ ጠይቕ። ብሰንኩ ኽንደይ ትግራዋይ ኸምተጋፈዐ ኣይትፈልጥይ። ፀማም ኢኻ
ቤኪ ጅግና ከመይ ዲካ ተሐጉሰኒ
Smart man keep going
ንተስፋጽየን ምዝካርካ ኻኣ
Thanks
ልፍዓተይ ዎዉ ወጣት እባ ኢኻ ኣነስ ዓብይ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ዎዉ ገና ብዙሕ ኢና ንፅበ በርትዕ ግን ሓደሓደ ነገራት ግን ብተመሳሳሊ ኣካውንትኻ ዝኾነ ዝተጋነነ ይልቀቅ እዩሞ አብዙይ በርቲዕኻ ስራሕ ብዝኾነ በሳል መስተውዐሊ ኢኻ
የቐንየልና በረከት። እዚ ዘቕረብካዮ ኣክቲቪስት ንፉዕ፣ ኣብ ሓቂ ዝተደረኸ ሓበሬታታት ምቕራብ፣ በሳል ትንታኔታት ኣብ ምሃብ ልዑል ተሳትፎ ነይርዎ። ንዓይ ወናም ትግራዋይ 'ዩ። ግን ክንድቲ ኣበርክትኡ ምስጋና ዘይረኸበሉ ግዱስ ትግራዋይ። እኳ ዳኣስ ዝተወሰኑ ኣክቲቪስትታት ንዑዑ ኣብ ምፅላም ትረኽቦም ሓዎም፣ ውላዶም ብፍላይ ድማ ትግራዋይ እናሃለወ። እዚ ክኾን የብሉን። ዝኾነ ትግራዋይ ከጥፍእ ይኽእል 'ዩ ግን ድማ ሕማቕ ክትምነየሉ፣ ቕትለት ክትምነየሉ የብልኻን። ነዚ ወዲ ግን ፎትኡ ለጢፎም ሕማቕ ዝምነይሉ ኣክቲቪስትታት ነይሮም። ንትግራዋይን ንትግራይን ዝሰርሕ ሰብ እዚ ትምኒት ምምናይ ሰይጣናዊ 'ዩ። ተጋሩ ኢሂን ምሂን ክንባሃሃል 'ዩ ዘለና። ክንትሓላለ 'ዩ ዘለና። እና ነበረታታዓዮ። ኣዮኻ ንበሎ።
ዋውውውውው ኣቲ ትግራይ ዐድይ ክንደይ ጀጋኑ ደቂ ኣለውኪ እሞዶሞ ገና ምናኣስይ ሰይስይ ልፍዐተይ ትስፋ ሽኮር ብሕልፊ ኣፍታ ናይ ሀይማኖት ዝሀብካያ ብጣዕሚ ፎቲካ ምክንያቱም ሙስሊም ኣህዋትና ክንፍላለ ስለዝይንክእል
ቡሱል ሰብ ❤️
Ajoka zhawey✊️✊️✊️✊️✊️✊️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳