Petros solomon&Sbhat efrem ascended to power because Esyas Aferwerki let them. they were zero in education and experience so the day a hardship hit them they failed to save themselves. If they were good leaders and smart the first thing they should acted was save themselves. An ordinary village man who organizes WeFeRa, Cats, ants, mouses, dogs, insects and snakes much smarter than petros solomon and sbhat efrem.
Dr. Amanuel, hats up for the distinguished extraordinary contribution from struggle as fighter in field to date in analytical perspective in political development sociial professional sphere. But with all due respect, there is deep seated tendecy to see the terminator dictator's positive side despite the fact that he is hopelessly and irevesably incompetent by all measures and standards
ጉዳይ ናይ ኢትዮጵያ ኣየእትወናን ምባልካ ካብ ክውንነት ርሒቕካ ከምዘለኻ ይሕብር። henok where the hell do you get your guests? Please invite realistic guests who are not detached from reality.
Thank you very much, doctor, completely agree with you🙏
Thank you Dr Amanuel for briefly explanation of Eritrean documentary history.
Dr. Amaniel - thank you so much for reminding us the heroism and sacrifice paid for this nation. I learned a lot. Thank you
ክቡር ዶክተር አማኑኤል የቀንየልና ሰለቲ ንጹር ታሪኻዊ ትንታነታትካን ሐበሬታን
የቀንየልና አማንኤለል
ዶክተር ኣማንኤ ናይ ብሓቂ ንዝሓላፍ ታሪክ ኣብ ኣቀራርባካ ኣዚዮ ስሓቢ ብፍላይ ንማእከልነት ብርጌድና ብጻይ ብሪራይ ብምዝካርካ ካል ኣይ ናይ ዱሩዕ እታ ተጣላቂና ትብል ተቆንጭላ ትቀርብ ብምግላጽካ ናይ ብሃቂ ንጹር መብርሂ thanks
ጽቡቅ ኣስተምህሮ ኣምስዩ ምዚ ኩነታት ዝከይድ ውፉይ ገለ ግበሩ
Thanks dr amanuel, mircha election ab Eritrea kikayed enklo niaka president Eritrea kimerits eye
My brother was in Asab with Osman, he told me the hole story about GINBAR ASAB
ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን 👈🏽
ክክክክክክክ ፈሊጥካያ።እዘን ሸፋቱ ኩሉ ዝፈልጣ እዩ ዝመስለን
Dr Amanuel - Kabti Senef AteHasaSba WuTsa'E' Wyane weyane AytebZh Ms Men'EseYaT KeyebaEseKa. ZbeDeLkumo Y'A'kLekuM.
ብጣዕሚ ዶክተር ሓው ኣማንአል
ናትካ እትህቦ ኦስቶምህሮ ከም መግቢ ዘይሙኖ እዩ።
እሞ ከም ሎበዋ ከይተሓለልካ ታሪ ብጉቡእ ንኸሰድ ለበዋይ ከቕርብ አፍቅድለይ።
تفسير جميل جدا تشكر عليه
ወዲ ሰለሙን ምስ ተሞክሮኡ ብኢሰያስ ትም ኢሉ ክእሰር ምኽኣሉ ልምሰት ኮይኑ ይስምዓኒ። ክንደይ ተሞክሮ ናይ ስለያን ምጽናት ጸላእቱን ዝነብሮ ሰብ ብሓደ ዘይጠቅም ሰብ ክዳጐን ብሓቂ ዘሕዝንን ዘገርምንዩ።
Petros solomon&Sbhat efrem ascended to power because Esyas Aferwerki let them. they were zero in education and experience so the day a hardship hit them they failed to save themselves. If they were good leaders and smart the first thing they should acted was save themselves. An ordinary village man who organizes WeFeRa, Cats, ants, mouses, dogs, insects and snakes much smarter than petros solomon and sbhat efrem.
@@bynamtensae1165 ብዘይ ፍልጠት ኢካ ጺሕፍካያ ዘለኻ አዛ ጽሕፈትካ ወዲ ሰሌን ስብሓትን ትምህርቲ የብሎምን ኢልካ ክትዛረብ ከለኻስ ቅሩብ ኣፍልጦ ሓጺራትካ ኣላ
Dr. Amanuel, hats up for the distinguished extraordinary contribution from struggle as fighter in field to date in analytical perspective in political development sociial professional sphere. But with all due respect, there is deep seated tendecy to see the terminator dictator's positive side despite the fact that he is hopelessly and irevesably incompetent by all measures and standards
Music to long make it short
ዘስግኦ እንተዝነብር እንታይ ዘጸቢ ኔሩዎ ክሳዕ ዒራዒሮ ዝውትፎ፧ ዘረባ ምጥዓም እንተትገድፉዎ ምሓሸ ዶክተር፡ ኩሎም ከም ኣባጊዕ ተኾብኲቦም ዝኣተው ኣርካናትና ክብሃሉ ከለውስ ናይ ብሓቂ የሕምም፡ ቢተወደድ ድማ ቅድሚኦም 10 ዓመት ተኣሲሩ ፣ ዒም ኢሎም ዘይሓተቱሉስ ኣርካናትና ክብሃሉ፧ ኣዝዩ የቐንዙን የስደምምን።
ዝከበርኩም ኤርሳት ናይ ፍትሒ:ናይ ማዓርነት:ናይ ሰላም:ዘይዉዳእ ስደት ኤርትራዉያን ዘብቅዓሉ:ማሕበራዊ ናብራ ስደት ኤርትራዉያን:ብዛዕባ ፖረዝደንታዊ ምርጫ ኤርትራ:ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ ዝትግበረሉ ጽቡቅ መደባትኩም ብዘይምቁራጽ ብሙሉእ ናጽነትን ሓርነትን ቀጽልዋ። ንተብዓት እምበር ንፈርሓት ኣይትስዓቡ።
Still you protected the shfta Party. ኣብ ምርድዳእ ዝኣምን መሪሕነት እንተ ዝነብር ድኣ፡ ስለምንታይ ነዞም ኩሎም ምሁራትን ዝተፈልየ ሓሳብ ዘምጽኡን ግዳይ ቅንጸላን ማእሰርትን ኮይኖም።
ከምቲ ጸጽቡቑ ተዘንትዉዎ ነቲ እከይ ተግባራት እውን ክትዛረብሉ ፈትኑ። ታሪኽ ኣወንታ ጥራሕ ኮይኑ ክጽሓፍ ታሪኽ ኣይከውንን እዩ።
Serawitna ሰራዊትና serawitna nay men serawi ሰራአኢት ኢሳያስ ዘይብለ ደረቱ ነፊሁ ሰራዊትና ዝብል ዘሎ ሰርዊት አሪትራ ካብ ዶክተር ጀሚርካ ጀንራላት ኮረበላ መራህቲ ብርገድ በጦለኒ ህይሊ መስርአ ኩላ ሃዲማ ሃንበርገራ ኢያ ትበልአ ዘላ ሰራዊትና ሰራዊትና አታ ቅድሚ ህጂ ዝበላ ይደግማ ኣሎ
Dr. Amanuel.
The Dekemhare operation was not like what you say.
Ewae Dr qurub eba hseb kulu ayneberkan eilomni tray eika tbl deleka
ኢብራሂም ዓፋ መዓስ ተሰዊኡ
ንቪላድሚር ፑቲን ክርኢ ከለኹ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣዩ ዘዘኻኽረኒ Petros Solomon is Eagle 🦅
ዶር አማኒኤል ; ትንታኔኻ ጽቡቕ ኮይኑ ተደጋግሞ ኮይንካ ።
ነታ ቀዳመይቲ ምንጪ ሓበሬታ ብመንገዲ ሳተላይትን መዓልታዊ ዝፍኖ ናይ ሓጺር ማዕበል ራድዮን ንኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ኮይና ዘላ ኤሪሳት ንምሕጋዝ ኣብ'ዚ ጥብቆ
erisat.org/donate/
ብምጥዋቅ ወርሓዊ ሓገዝ ብምብርካት ካብ'ዚ ዘላቶ ንላዕሊ ንኽትዓቢ እጃምኩም ከተበርክቱ ንጽውዕ። ንትገብሩልና ሓገዝ ኣቀዲምና ብልቢ ነመስግን።
ወዲ ሰሎሙን ሓያል ስለያዊ ትካል ይመርሕ ነይሩ ግን ቶንኮላት ናይ እሰያሰ ይፈልጥ ዶ አይነበረን? ኩሎም ዝጥቀሱ ዘለዉ ፍሹላት ንኤረትራ አብዚ ሕጂ ወዴቃቶ ዘላ ምኽንያት እዮም ።
G15🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆
ኔሩ ዘይኮነስ እሰያስ ኣሽኪዑኩም ሕጂ ግን እሶም እዮም ገበርትን ሐደግትን ዘለዉ ሂወት ግን ብኔሩኒ ዘይኮነትስ ብኣለኒ እያ ትምራሕ ዘላ 👈🏽
6
8
ZteRese'A' GigNa - RsiMdRi liberator FsaHa the forgotten Hero.
ብርሃነ ገረዝግሄር ኣብ ዓዲ በጊዖ እዩ ነይሩ።
ስለምንታይ ግን ናይ ቅድም ዛንታታት ኣልዒልና ወይ ድማ ንጉዕዞ ቃልስና ዘይጠቅም ንዝቲ ኣለና ፡ ኣብ ልዕሊ ስዉኣትና ልዑል ክብሪ ኣለና ግን ሕጂ እቲ ወሳኒ ግዜ በጺሕና ከለና ሓያላት ሰባት ህዝቢ ከንቅሑ ዝኽእሉ ዘይተቅርቡ ፡ ናይ ዉፉይን ተስፎም ኣዝዮም ጠቃሚ ኢለ ይሓስብ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽልዎ ይትስፎ
እንታይ ኣሎ መሲልካ ሕሉፍ ተመክሮኻ ንመጻኢ ኣዝዩ ጠቃሚ እዩ ካብቲ ጌጋ ትእረም ካብቲ ብሉጽ ስራሕ ከኣ ትመሃር ነብሲ ወከፍ ሃገር ካብ ሕሉፋ እያ ትመሃር
Emo bkemey deae felitka zeyneberka tzareb
ምቅንጃው ገድሊ ( a Romanatise Ghedli )
ta zi sebay chew zelowo .kibret ehabka kibur abo
ኣብ 2000 ዓም ካብ ዝተፈጸሙ ምስጢራዊ ምልጋስ
* እንዳ 72 ስለምንታይ ክትፈርስ ተጌሩ= ንወዲ መድህን በራድ ምክትታል ከቋርጽ
* እቶም ጨካናት የስግኡኒ ኢዮም ዝብሎም ደቂ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ብሽጣራ ካብ ሃገር ከምዝወጹ ተጌሩ= ክቕንጽልዎ ስለ ድሕር ዘይብሉ
* ኣምቼታት ካብ ሃገር ንምንታይ EXIT ተፈቂድሎም= ህዝቢ ከየንቅሑ።
እዚ ከም ዝተወደብና፡ ካብ ንፈልጦ ምስጢራት ኢዩ።
ሕቶ ኢሰያስ ኣብ ግንባር ኣትዩባ ገለ ዝበሃል ኣሎ ሓንቲ ኢያ ንሳ ድማ ብግንባር ባረንቱ ኢዩ ካልእ ክኣቱ ኣይከኣለን ኣይኣምኖምን ኢዩ ድማ ኔሩ። በዓል ቻይና ብግንባር ዞባ ደቡብዊ ደንካልያ፡ ወዘተ ብግንባር ዛልምበሳ፡ ኮነ ዓዲ በጊዖ ዝነበሩ ገለ ካብ'ቶም ዝጻረርዎ ዝነበሩ ኢዮም። ብባረንቱ እዚ ሰበይታይ ፍሊጶስ ግን ስለዝኣምኖ ኢዩ ኣትዩ፡ እዚ ድማ ኲናት ምስ ሃድአ ኢዩ። እምበር ዝመርሖ ኲናት የለን። ኣብ ባረንቱ ቅድሚ ናጽነት ኣኪቡ ሰራዊት ብዘይ ስትራተጂያዊ ቦታ ብደባይ ኣቕቲልዎም ኢዩ።
ዓቅሚ መሊኡ ፣ ድልየት ግን የለን።
ምስ ሱዳን ክንሰሪሕ ዝብል ሰሚዐ ኣይፈልጥን። ምስ ትግራይ (ወያነ) ናይ ዝብሉ ዕላማ ግን ጥቅሚ ኤርትራ ቀዳምነት ዝገበረ ኣይኮነን ፣ እኳ ዳኣ ፣ ዓባይ ትግራይ ትብላዓያ ብዝብሉ ጸሚምና።
የቀንየልና ዶ. ምሕረተኣብ።
ምስ ሱዳን እንታይ ክትገብር? ፉል ዋላ በጣጥስ
ካብ ኣብ ኤርሳት ዝቐርቡ ንፈለማ ግዜ እዝነይ ቀው ኣቢለ ዝሰማዕክዎ ሓሶት ዘይብሉ ሓቀኛ ታሪኽ
ሕራይ ህግደፍ ይተኣለይ ትብሉና ኣለኹም፥ ህግደፍ እንተ ተኣልዩ፥ እቲ ናይ ሻዕቢያ ታሪኽ ኣበይ ንወንዝፎ!? ሻዕቢያ ድዩ ክግለፍ ትደልዩ ዘለኹም ዋላስ እቲ መሪሕነት!? እስኪ ሓስብኩም ኣነጽሩልና
ሻዕብያ ሸፋቱ ነንባዕላ ትባላዕ ዘይትልብም ሳሕላዊት ሽፍታ ክክክክክክክክክክክክክ
Gele yifenkilika ab sidet keynika si fenkil tibil aleka hasaeuti
Shaebia nbaelu zemtso meat meat mkanu emo emen kabu nashtu weledo lewti kemtsulka tetsbe
"ተጓሩ" ባሕሪ ናትና እዩ እንዳበሉ ተስቅጥ አሪሳት ሲ ብዛዕባ ባሕሪ ዝተገብረ መጽናዕቲ ኣሎ ኣብ መደብኩም ኣቕርብዎ ሪልካዮም ሲ ከቕርብዎ፧ ንርኢ።
ሲሞን ብቡኛ መንጋጋኻ ዶ ክንጠውየካ
ኣባጨጎራ ድኣ እንታይ ኢድ ኣለዎ ዩ ብ ቡኛ ክጠዊ ፧
ንስኻ እንታዋይ ኢኻ 'ባ ኣብ ክንዲ ኤሪሳት ይምልስ።
ጉዳይ ናይ ኢትዮጵያ ኣየእትወናን ምባልካ ካብ ክውንነት ርሒቕካ ከምዘለኻ ይሕብር። henok where the hell do you get your guests? Please invite realistic guests who are not detached from reality.
እዛ ነዛ ጉጅለ ስርዓት ኢልካ ምጽዋዕ ዓገብ ይብለካ ኣለኹ
Still this guy is continuing saying "woyane"
Anta entay emo trgum alewo Eritrea bzuh ktleko tkel neger alewa elka bwlke sebat tgzae zela hager
hatew qetew qedamay kurkur nay isayas zinebere kemey geru zesgo
ኣማኑኤል ሻኢበኛ
እቲ ዘሕዝን ግን እቲ ጎሓፍ ወዱ ሳምሶን ጸረሻዕብያ እናበለ ብዙሕ መንእሰይ ፕሮፓጋንዳ ሰሪሑሉ ዝተወሰና ተጋሩ ከዓ ተከቲልናዮ ነይርና ናማን መሲሉና ናይ በሓቂ ድሁል ሰብ መጨረሻኡ ምስ ቀታሊ ኣቦኡ ወጊኑ እዚኦም እዮም ኤርትራውያን
ሀየ ዶ ትብለና
What a nonsense is this guys talking about
ኣዋይ ምቅንጃው