ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ኪዳነ & ገብርሂወት ተስፋ መጻኢት ኤርትራ።
I am impressed the way you explained EPDP and its alliance with other Eritrean and non Eritrean organizations.
ንቁሓት መንእሰያት ጽቡቕ ምርጫ ወሲድኩም፡ ሕጂ መተካእታ ረኪብናጡሮታና ክንስተማቕር ኣቕሲንኩምናተባረኩ እዞም ደቀይ።ኣጆኩም በርትዑ ዝቃለስ ይዕወት!
ኪዳነን ገብርሂወትን ብሓቂ ለባማትን ምስተውዓልትን ደቅና: ምስ ነኣያታትኩምን ኣቦታትኩምን ተኸባቢርኩም ንውድቀት እዚ ሑሱም ጸላኢና ውልቀ-መላኺ እሰያስ ኣፍወርቂ ሓቢርኩም ትሰርሑ ብምህላውኩም ሃገርና ተስፋ ኣለዋ: እጆኹም እምላኽ ይሕጉዝኩም : ከማኹም ድማ ይብዙሕልና:🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ክቡራት ኣሕዋት ገብሪሂወት መለስ &ኪዳነ በርሀ።💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ዝድነቅ ሓሳብ ብስለት ዘለዎ መልእኽቲ እግዚኣበሄር ይባርኩም
ብጣዕሚ ዝድነቁ መንእሰያት ታብ ኤርትራ ዝርእይኽዎም እዙኦም እዮም ምስቱይ ንእስነቶምን ኣትኩርኦምን ልብንኦምን ብጥራሽ ኻምዚኣም ኣየጋጠሙንን ዘየስማማዕሉ ሓሳብ እንተሃልወኒ እቲ ትኩረቶም ዝንኣድ እዩ።ኣምላኽ ዓወት ይሃብኹም በቱይ ሓቅይነትኹምን ካምቶም ኻልኦት ንእስነት ካየጥቅዕኹም ትኩራት ጀጋኑ በላሕትን ሙሉእ ምስትውዓል ነዙይ ብምስምዓይ ብጣዕሚ ኣሕጉሽኩሙኒ። ቀጽልዎ ብሩኻት ኣምላኽ ድማ ምስ ቅኑዓት እዩ ኣይዞኹም በርትዑ። ልበይ ተንኽፍኹምኒ ብሩኻት ንኡሳት ኣሕዋተይ።🙏🏻💖✝️⛱️👍🏼💪🏽⛱️👍🏼💪🏽⛱️👍🏼💪🏽⛱️
ንጹር መርገጺ ናይ E.P..D.P ኣብ ኣገባብ ቃልሲ ሕጅን ቅድምን ፍልልይ ኣለዎ።ከመይሲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ዝብል ክኸውን ከሎ ብኣንጻሩ ሕጂ ካኣ ህዝብን እዋንን ዝጠልቦ ኩሉ ዓይነት ኣገባብ ቃልሲ ክጥቀም ዘፍቅድ ሕጊ ኣብ ኣለዎ።
ናይ ብሓቂ ዕውታት መንእሰያት,
አዞም ቆልዑ ናይ ባሐቂ ድዩም ብሰላማዊ ፈታሐ ከመጹኡ ይሐሰብ ዘገርም አዩ
ገብረሂወት እወ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ እዩ ናዕቢ ገሩ ክቅይሮ ንቃለስ ዘይትብል፡ እሱ እዩ ትርጉም ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ። ሕጂ ብረት ዓጢቅና ተር ኸም ዓተር ገጠራትን ከተማታትን ካብ ህግድፍ ሓራ ክንገብር ፍጹም መትከልና ኣይኮነን እዩ እቲ መልሲ፡ሕምስምስ
እይ ስድራይ ኩሪዕየ ብኣኹም።
ኩቡር ሓው ሰልጠነ: ነቲ እትግብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ጻዕሪ ዝለዓለ ክብርን ምስጋናን እኹንካ:: ብምቕጻል ከም መድያ መጠን ብዝይንሓፍነት ነቲ ኣብ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ እተቕርቦ ሃናጽን እዋናዊን ሕቶታት እብ ቦትኡ ኮይኑ: ነዘን ውድባት ዘሳትፍ ኮንፈረስ ኣድሊኻ ሓስበን እብ ቅድሚ ህዝቢ ክህባን ብህዝቢ ዝቐርበለን ሕቶ ክምልሳን እንተትገብርን ፕሮጅክት ብምሓዝን ከም ወትሩ ኣወንታዊ ግደ እንተትጻውት ጽቡቕ ኔሩ:: እዚ ክብል ከለኹ ግዜን ገንዘብን ከምዝሓትት እንዳፈለጥኩ ምዃነይ ክግልጸልካ እፈቱ::
ዝኸበርካ ሰልጠነ ኣብ ውድባትና ብፍላይ ኣብ (E.P.D.P መንእሰያት የለውን ዝብሉ ከም ዘለዉ ርዱእ ኮይኑ እቲ ግምታት ግና ጉጉይ ኢዩከምዞም ኣሕዋት ናብ ሚዲያ ክቀርቡ ዕድል ስለዘይረኸቡ እዮም።ስለዚ ንስኻ ነዚ ጀሚርካዮ ዘለኻ ክትቅጽሎ ይላበዎካ።
thank you very much brothers
🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ሰልጠነ አሰኪ ንሰኩም አንታይ ገርኩም ሰበ ከኒቅሕ አሊካ ሕቶቶም አሰከ ሰብ አብ ውሸጥ ዓድ ዘለዉ
👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
Dekikom hazu ewae
ብኣኹም ኮሪዕና!ኣጆኹም ተካእትና: ካብ ዝጽበየኩም ንላዕሊ ኢኹም።
ኒፉአት በሃኪ ኣጀኩም
አንበር ከ ቢዘይ ኣቢይ ሰብ ናበይ ፊሂት ኪትብል ጽቡክ አዩ ኣበይቲ ዘይ ይሳተፍዎ ካልሲ ኣይ ኮነን ማለት አዩ አዚ ጊን ቢ ህ ግ ድ ፍ ዚጉስጎስ አዩ ኣስተዉኡሉሉ
The kids are crying
ትርር፡ዝብለ መርገጽ የብልኩምን።
ዛራ ሰብኣዊ ኣቕሚ ከየጥረካ ጎንጻዊ ቃልሲ ኣብዘይ ካኣለሉ ጊዜ ንዩስምዑላ ጎንጺ ምባል ብዙሕ ትርጉም የብሉን። ኣነውን ክምቲ እትብሎ እየ ዝኣምን፡ በዓል ዛራ ኣብ ፓል ቶክ ዝፈልጠካ ይመስለኒ፡ ሜዳ ወሪድካ ዶኮን ትከውን ወይስ ኣብ ስደት ኮንካ ንመን ክተጠብስ ኢካ ትብል ዘለካ ንምካኑ ውድብ ዶ ይህልወካ ይከውን?ህግድፍ ብዘተ ብስላማዊ ምንገዲስለ ዘይኣምን ጎንጺ ከድሊ እዩ፡ ዓይነቱ ግን ክፈላለ ይክእል።ኣብ ሜዳ ዘውረዱውን ኣለዉ ኣንጻሮም ኣይኮናን መርገጽናውን ህግድፍን ንምውዳቕ ብኩሉ ዓይነት እዩ ዝብልክንዳኻ ዘይኣክላስ ብኣካ ይዋዓለ Mr Zara brother stop the old way a blaming game.And use your real name why need to hide..
Young, but boring. The bottomline is that no matter what age you need to have a lear vision to safe your people. Non-violence with hgdef is nonsense
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ኪዳነ & ገብርሂወት ተስፋ መጻኢት ኤርትራ።
I am impressed the way you explained EPDP and its alliance with other Eritrean and non Eritrean organizations.
ንቁሓት መንእሰያት ጽቡቕ ምርጫ ወሲድኩም፡ ሕጂ መተካእታ ረኪብና
ጡሮታና ክንስተማቕር ኣቕሲንኩምና
ተባረኩ እዞም ደቀይ።
ኣጆኩም በርትዑ ዝቃለስ ይዕወት!
ኪዳነን ገብርሂወትን ብሓቂ ለባማትን ምስተውዓልትን ደቅና: ምስ ነኣያታትኩምን ኣቦታትኩምን ተኸባቢርኩም ንውድቀት እዚ ሑሱም ጸላኢና ውልቀ-መላኺ እሰያስ ኣፍወርቂ ሓቢርኩም ትሰርሑ ብምህላውኩም ሃገርና ተስፋ ኣለዋ: እጆኹም እምላኽ ይሕጉዝኩም : ከማኹም ድማ ይብዙሕልና:🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ክቡራት ኣሕዋት ገብሪሂወት መለስ &ኪዳነ በርሀ።💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ዝድነቅ ሓሳብ ብስለት ዘለዎ መልእኽቲ እግዚኣበሄር ይባርኩም
ብጣዕሚ ዝድነቁ መንእሰያት ታብ ኤርትራ ዝርእይኽዎም እዙኦም እዮም ምስቱይ ንእስነቶምን ኣትኩርኦምን ልብንኦምን ብጥራሽ ኻምዚኣም ኣየጋጠሙንን ዘየስማማዕሉ ሓሳብ እንተሃልወኒ እቲ ትኩረቶም ዝንኣድ እዩ።ኣምላኽ ዓወት ይሃብኹም በቱይ ሓቅይነትኹምን ካምቶም ኻልኦት ንእስነት ካየጥቅዕኹም ትኩራት ጀጋኑ በላሕትን ሙሉእ ምስትውዓል ነዙይ ብምስምዓይ ብጣዕሚ ኣሕጉሽኩሙኒ። ቀጽልዎ ብሩኻት ኣምላኽ ድማ ምስ ቅኑዓት እዩ ኣይዞኹም በርትዑ። ልበይ ተንኽፍኹምኒ ብሩኻት ንኡሳት ኣሕዋተይ።🙏🏻💖✝️⛱️👍🏼💪🏽⛱️👍🏼💪🏽⛱️👍🏼💪🏽⛱️
ንጹር መርገጺ ናይ E.P..D.P ኣብ ኣገባብ ቃልሲ ሕጅን ቅድምን ፍልልይ ኣለዎ።
ከመይሲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ዝብል ክኸውን ከሎ ብኣንጻሩ ሕጂ ካኣ ህዝብን እዋንን ዝጠልቦ ኩሉ ዓይነት ኣገባብ ቃልሲ ክጥቀም ዘፍቅድ ሕጊ ኣብ ኣለዎ።
ናይ ብሓቂ ዕውታት መንእሰያት,
አዞም ቆልዑ ናይ ባሐቂ ድዩም ብሰላማዊ ፈታሐ ከመጹኡ ይሐሰብ ዘገርም አዩ
ገብረሂወት እወ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ እዩ ናዕቢ ገሩ ክቅይሮ ንቃለስ ዘይትብል፡ እሱ እዩ ትርጉም ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ። ሕጂ ብረት ዓጢቅና ተር ኸም ዓተር ገጠራትን ከተማታትን ካብ ህግድፍ ሓራ ክንገብር ፍጹም መትከልና ኣይኮነን እዩ እቲ መልሲ፡ሕምስምስ
እይ ስድራይ ኩሪዕየ ብኣኹም።
ኩቡር ሓው ሰልጠነ: ነቲ እትግብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ጻዕሪ ዝለዓለ ክብርን ምስጋናን እኹንካ:: ብምቕጻል ከም መድያ መጠን ብዝይንሓፍነት ነቲ ኣብ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ እተቕርቦ ሃናጽን እዋናዊን ሕቶታት እብ ቦትኡ ኮይኑ: ነዘን ውድባት ዘሳትፍ ኮንፈረስ ኣድሊኻ ሓስበን እብ ቅድሚ ህዝቢ ክህባን ብህዝቢ ዝቐርበለን ሕቶ ክምልሳን እንተትገብርን ፕሮጅክት ብምሓዝን ከም ወትሩ ኣወንታዊ ግደ እንተትጻውት ጽቡቕ ኔሩ:: እዚ ክብል ከለኹ ግዜን ገንዘብን ከምዝሓትት እንዳፈለጥኩ ምዃነይ ክግልጸልካ እፈቱ::
ዝኸበርካ ሰልጠነ ኣብ ውድባትና ብፍላይ ኣብ (E.P.D.P መንእሰያት የለውን ዝብሉ ከም ዘለዉ ርዱእ ኮይኑ እቲ ግምታት ግና ጉጉይ ኢዩ
ከምዞም ኣሕዋት ናብ ሚዲያ ክቀርቡ ዕድል ስለዘይረኸቡ እዮም።
ስለዚ ንስኻ ነዚ ጀሚርካዮ ዘለኻ ክትቅጽሎ ይላበዎካ።
thank you very much brothers
🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ሰልጠነ አሰኪ ንሰኩም አንታይ ገርኩም ሰበ ከኒቅሕ አሊካ ሕቶቶም አሰከ ሰብ አብ ውሸጥ ዓድ ዘለዉ
👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
Dekikom hazu ewae
ብኣኹም ኮሪዕና!
ኣጆኹም ተካእትና: ካብ ዝጽበየኩም ንላዕሊ ኢኹም።
ኒፉአት በሃኪ ኣጀኩም
አንበር ከ ቢዘይ ኣቢይ ሰብ ናበይ ፊሂት ኪትብል ጽቡክ አዩ ኣበይቲ ዘይ ይሳተፍዎ ካልሲ ኣይ ኮነን ማለት አዩ አዚ ጊን ቢ ህ ግ ድ ፍ ዚጉስጎስ አዩ ኣስተዉኡሉሉ
The kids are crying
ትርር፡ዝብለ መርገጽ የብልኩምን።
ዛራ ሰብኣዊ ኣቕሚ ከየጥረካ ጎንጻዊ ቃልሲ ኣብዘይ ካኣለሉ ጊዜ ንዩስምዑላ ጎንጺ ምባል ብዙሕ ትርጉም የብሉን።
ኣነውን ክምቲ እትብሎ እየ ዝኣምን፡ በዓል ዛራ
ኣብ ፓል ቶክ ዝፈልጠካ ይመስለኒ፡ ሜዳ ወሪድካ ዶኮን ትከውን ወይስ ኣብ ስደት ኮንካ ንመን ክተጠብስ ኢካ ትብል ዘለካ ንምካኑ ውድብ ዶ ይህልወካ ይከውን?
ህግድፍ ብዘተ ብስላማዊ ምንገዲ
ስለ ዘይኣምን ጎንጺ ከድሊ እዩ፡ ዓይነቱ ግን ክፈላለ ይክእል።
ኣብ ሜዳ ዘውረዱውን ኣለዉ ኣንጻሮም ኣይኮናን መርገጽናውን ህግድፍን ንምውዳቕ ብኩሉ ዓይነት እዩ ዝብል
ክንዳኻ ዘይኣክላስ ብኣካ ይዋዓለ
Mr Zara brother stop the old way a blaming game.
And use your real name why need to hide..
Young, but boring. The bottomline is that no matter what age you need to have a lear vision to safe your people. Non-violence with hgdef is nonsense